King of TIGGER TIGRIYANS TPLF ❤ King of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Inginers faster Heros fighters In the world Our beloved GENERALS CORINELS etc Long live State TIGRAY ❤❤❤❤
Jhon Medid General made a remarkable speech.He said among others *We want peace in Tigray and we will commit every thing possible to maintain peace but we will never give up our objectives and surrender for the sake peace and in the name of peace.In addition.he said we will never allow Tigray politicians to play havoc by the blood and soul of our maryrs*This is a wonderful and enthusiastic speech that emanates from a profound self confidence.
Igziyabiher Ybarikecocum General Medid, this is true. I hope all politicians understand and hear this speech well; first is the Tigrai people, and military force is for people, not politicians.❤
GI, John we appreciate what you say for people Tigray and the leaders definitely you are right we pay a lot now we need peace . Best Tigray for ever. Thank you so much 🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉😂🎉🎉🎉🎉🎉
Jone Madid i absolutely agree 💯! @ Israel @USA stand with Tigrai defense force.@ Netanyahu you need this East Africa Iran iran Iran let fight together give us Nuk! Bring Justice to our people.
ጅግና ሓውና ተወሊድካ ተጋዲልካ አጋዲልካ ተመሪሕካ መሪሕካ ተዋጊእኻ አዋጊእኻ ጅግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጢዒናን ነዓኻ ንበረልና
ወደር ዘይብሉ ጅግንነትን ብቅዓትን። እንኳዕ ናትና ኾነካ ጆን መዲድ ።
ክልተ ስለስተ ከም ጀ/ል ዮውሀንስ
እንተሀልዮም አብ ምድሪ ትግራይ
ህዝቢ ትግራይ ሓራ ክወፅእ ኢዩ!!!
ካደረ ጀነራል ምዃኑ ኣይትፈልጥይ።
እንታይ ስለዝበለ አብ ማይጨዉ ተሐቢኡ አጆኹም ስለዝበለ ህዝብን ሰራዊት ስለዘጥፍኡ ሰላም ኩናት ከይከፈትካ ምስትሰርሖ ንብረት ከይበረሰ ህዝቢ ካብገዝኡ ከይወፀ ሰላም እንተዝግበር እንበይ ህዝብን ሰራዊት መሰጥፋእካ ቁጠባ መሰዕነኻ እንታይ ትርጉም አለዎ።መራሕቲ ይሕቡኡ ይሀድሙ ነይሮም እዚ ባዕሎም ዝተዛረብዎ እዮም።
@@abrahamhayantu5910ወዲ መኻን ሓንጎል ትምሕባእ እቲ ድቓላ ኣቦኻ አውሪስኻ ዝኸደ ንዓኻ ይቀርበኻ. ስለ ጀነራላት ትግራይ ኣይኾነን ልሰርሕዋ ክትገብር እቲ ልፈፀምዎ ገድሊ ከማን ክተንብቦ ዓቅሚ ይውሕደኻ እዪ ወዲ ሽርጡጥ
Bhaki TDF 💪💪💊
አቱም ጀጋኑ ኩርዓት ትግራይን ተጋሩን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን የሀበልና አምላኽ
ቃላት የለኝም እንዳንተ ያለ ነው ትግራይ የሚያስፈልጋት 🙏🏽
ትክክል ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እምበር መዲድ! ንኹሎም ጥሕንሕን ዘበለ ምንም ዘይወፆ ፁርይ ዘረባ ትግራይ ትግራይ ዝጨኑ ፅዋ ! እታሓቂ እዚአ እያ !
ነዚአ ዘረባ ክሒዶም ዝነብሩ ዘለው ከምኒ ጀ/ል ፃድቃን ክሓፍሩ ይግበኦም!
ክብሪን ሞገስን ንዞም ጉርዲ ዘይለግቦም ጀጋኑና!
መዲድ ድማ ክቡር ኢኻ!
Thank you for your service ❤
ጆን መድድ ጅግና።ድሕሪ ሓያሎም ናኣካን ከማካን ዝበሉ ጅጋና ረክብና ኣለና።ትግራይ ናይ ፓሎትከኛታት እምበር ናይ ጅጋኑ መካን ኣይኮነትን።
ዋሕሰ ህዝብይ አለና አብ ጎንኽ ጀን ብቅዕ ዓይኒ ትግራይ
ብሱል መደረ👍 ኣገንዕ ጀጋኑና🙏
ህዝባዊ ጅግና ሓቂ ዘይሻገር መርአያ ብፆቱ ንህዝቡ ዝወገነ ጅግናና ጆን ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ንሳ እያ እታሓቂ
ዘልአለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና ጽንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢
ዓርከተይ ጅግና ብሓቂ ንጀነራልነት ዝበቅዕ ሰብኣይ 🦁👑
ጀነራላትና ንበሩልና ክበሩልና ፍትሓውያን ኢኹም እግዚአብሄር ምሳኹም ይኹን
ጅግና ንህዝቢ ደው ዝበለ መራሒ ስለዝኾንካ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ///
❤❤❤❤ትክክል ጀጋኑ ኣያና ንዓኹም ሒዝና ንሕበን ኣጀኹም❤❤❤❤❤❤❤
My hero thank you for your service.
Thank you for your service !!!
King of TIGGER TIGRIYANS TPLF ❤ King of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Inginers faster Heros fighters In the world Our beloved GENERALS CORINELS etc Long live State TIGRAY ❤❤❤❤
Waoo Thank you so much in the name of Tigray people ❤❤❤
ጀነራል ማለት ከምዚ ጅግና ጆን መዲድ ኢዩ።ንህዝቡ ዝኽሕስ ሂወቱ ዝኸፍል ኣንበሳ በዓል ጽኑዕ መትከል ወዲ ህዝቢ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንበር ጅግና ወዲ ህዝቢ ! ሰማእታትን ኣካል ጉዳኣትን ንዓኻትኩም እምበር ንፖለቲከኛ ዘሸከምዎ ሓደራ የለን !!!! ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና !!!!
ጅግናና ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ንኹሉኹም ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤
እውነት ብለሃል እንዳንተ አይነት መሪዎች ቢበዙልን ጥሩ ነበር አሁንም የህዝባችን አንድነት ሉዓላዊነት ይጠበቅ ትግራይ ሁሌም ታሸንፋለች ክብር ለተሰውት ወንድምና እህቶቻችን ይሁን.
ያዒስ ወደይ ተስፋ ህዝቢ ትግራይ እኳዕ ተፈጠርካ ዕልልልልልል በል ሀዚ ህዝቢ ትግራይ ኣዴታት ትግራይ ቃደሙውን ወለድቲ ጀጋኑ ኢክን እሞ ዕልልልል በላ ኣዴታትትት 🙏🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን የብዘሐልካ ፈጣሪ መዲድ ጅግና ❤️
ጅግናጀጋኑ/ስርሑንዘረቡኡን/ማዕረሰናይግዜንዕድሜንእምነየልካ።
ምስ ህወሓት ንቅድሚት
ትግራይ ትስዕር
ፈጣሪ ንሕወሓት ወሲዱ ይታዓረቀና።
😂😂😂😂😜
ቤተክርስትን ስርሐላ እሞ አምልካ ከምኡ እናበልና ኢና አብዚ በፂሕና።
ሕወሓት ክጠፍእ ጥራይ እዩ ዘለዎ
Huwuhat banda nayfernji eyu nhizbu zeybil wudub eyu
ጫፍ ብልሒ መልእኽቲ☝️
ክበረልና ጀነራል ጆን መዲድ🙏
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና!!
እግዚአብሄር እድመን ጥዕና ይሀብካ
ተስፈይ ዝለምለመሉ ማዓልቲ ትግራይ ሰብ ኣለዋ።ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስውኣትና
ተመስገን ዘብል ሓቀኛ ዘረባ ጆን መዲድ❤
ሰብዓይ ሰብኡት..ኣዶ ወሊዳ ትምኸን.. ጆን ኣቦ ሓቒ.. ጨደድ.. ❤❤❤❤
Jhon Medid General made a remarkable speech.He said among others *We want peace in Tigray and we will commit every thing possible to maintain peace but we will never give up our objectives and surrender for the sake peace and in the name of peace.In addition.he said we will never allow Tigray politicians to play havoc by the blood and soul of our maryrs*This is a wonderful and enthusiastic speech that emanates from a profound self confidence.
ተመስገን ፣ትግራዋይ ፣❤❤❤
ጅግና ኣያና ጆን መዲድ ኣበይ እሞ ኹሎም ከማኻ ተዝኾኑ❤❤❤❤ ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና😢😢
ጆን መዲድ ጀግና ወዲ ሕዝቢ ትግራይ ኢካ ኩሉኹም ጀነራላትን ስራዊት ትግራይ ክብሪ ንኣኻቱም ❤❤❤❤
ኣያና ጅግና ኢካ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Amazing speech. Very deep and heart breaking. Tesfa Tigray!
ዳግማይ አባይ ፀሐዬ
ዕረ ይጣዓሞም ፀላአትና ሕዚ ውን ወይከ ፈተኽ የለን❤❤❤❤
Jegana Wadyi Tigrai Kuberat Yehabelna Kuber hawena Maryam Teyone Tehalwkua 🙏🙏🙏
We shall never surrender!! Wow!!! Solid stand. Keep it up. Our ever heros
Jigna Tebae Tegadalay General Medid Jon 👍👍👌💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
ተስፋ አለና ጅግና ሓውና ህዝቢ ትግራይ ይስዕር ❤️💛🌺💪🌸🌺👏🌺💛
# ካልኣይ ሓየሎም፣ኣሉላ ባዕሉ መድሕን ህዝቢ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ከም አመራርሓ ሰራዊትን ትግራዋይን ዝምጥን ጥረ ሓሳብ ክብረት ይሃበልና #ተጋዳላይ መዲድ!
ብጣዕሚ ጽፉፍ መልእኽቲ ጀነራል መዲድ ክብረት ይሃበልና።
ኩሉ እቲ ድሌት ህዝቢ ከም ዝተዛረብካዮ እምነት ኣለኒ ኩሉ ግዜ ምሳኹም ኣለና ጠንኩሩ።
እምነትና አባኻትኩም ጀናራላትናዩ ፣ እድመን ጥዕናን ያሀብኩም።
ጅግና ማእገር ህዝቡ❤❤❤
Igziyabiher Ybarikecocum General Medid, this is true. I hope all politicians understand and hear this speech well; first is the Tigrai people, and military force is for people, not politicians.❤
ንዝኣቶ ንዞም ጠላማት እንርምጃ ወሲድኩም ገላገሉና ህዝቢ ትግራይ ንዓኹም እዩ ተስፋና ንዓኹም ክንሰምዕ ከለና ሰብ አለና ንብል
100%
ጀነራል ዮሃንስ ጅግና ሕድሪ ሰማእታት መኽበሪ በርትዕ ዝበልካዮ ኩሉ ሓቂ እዩ።
ደስ ዝብል ሓሳብ።
ጆን ጅግና ናይና በርትኡ ህዝቢ ምስ ሰራዊት እዩ
ንበረልና አታ ጅግና ንፁር ትልሙ
ኣንታ ጅግና ንበረልና፡ መርአይኻ ህዝቢ እዩ ኩሉ ክማሃረሉ ይግባእ።
ብሓቂ ጅግና ቀፅለሉ
ንበረልና ጂግና ወዲህዝቢ
እደመን ጥእናን ንሰራዊትናን ንጄናራትና 🙏🙏💪💪💪💪💪👏👏❤❤👍👍💪💪❤❤viva tdf❤❤❤❤
ጆን ጅግና ❤❤❤❤❤
ኣንታ ጅግና ኩሎም ጆኖራላትና ከምዝከማካ ዘዝኮንሉና❤
ጅግና ውድ ህዝቢ መኪተ ሕዝቢ ትግራይ ከይህንሽሽ ሀልውዎ። my hero joni
ንበረልና ጅግና ወዲ ህዝቢ💛❤️
ብሓቂ ጀግና ኢኻ ናይህዝቢ ዋሕስ ።
ጀነራል የውሃንስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድልታት ህዝብኩም ተረድእኩም ነዞም ጥቅመኛታት ፀግዖም ኣትሕዝኩም ተስፋ ይገብር ዝዉፁዕ ህዝቢ ክትክሕስዎ ሰላም ክወርዱሉ ስውኣትና ክከብሩ ጉድኣትና ክሓውዩ ከምኡልኩም ምስ ህዝብኩምን ሓቂን ውጉኑ
ጅግና ውድህዝብ ቀፅለሉ
ውድ ህዝብ 😂 ወይ ትግርኛ ወይ ድማ ሐደአፊቱ ናይቶም ጉፉፋት ቋንቋ ግበሮ
ክቡር ሓውና ጀነራል ጆን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ትግራይ አደይ በዞም ጀጋኑ ተሃበኒ!
ተስፋ ህዝቢ አቦትኡ አሎ!
አብ መኸተ ዘጥፍእዎ ከይአክልስ ንዳግማይ ህልቂት ይምነዩና አለዉ። ሀዳሽ አዲ፣ሀደሽቲ ፖለቲከኛታትን ፖለቲካዊ አንፈትን የድልየና እዩ!! ትግራይ ወስኒ!!!!!
አንበሳ ወዲ ህዝቢ ቀፅለሉ በርትዕ አብ ጎንካ አለና
What a healing speech!!❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ ጅግና ጀነራል መዲድ በርትዕ
God you healp you thanks very much 100
Long Live Tigray People & TDF Army!
Powerful message. Kudos to Gen. Medid!
ብሐቂ ጅግና ጀግና መግለፂ ዘይብልካ ሕጅውን ከማካ ዓይነት መራሕቲ አለውና ክወፁ አለወም ንሕዝቦም ካብምጭንናቅ ከውፅእዎ አለዎሞ
አታ ጅግና እድመ የሃብካ ሃደራ ህዝቢ ትግራይ አብ ኢድኩም እያ፣
ለባም መራሒ ሰራዊት ጽቡቕ ዘረባ በዚ ቀጽለሉ ቅድሚያ ናይ ሕዝቢ ውራይ ክገብሩ አለዎም ።
Thank you for your service! Proud of TDF! Viva TDF! Tigray seb allowa! ❤❤
እዝጋአቢሔር የሀጉዙኩም አብ ጊቢር አዊልወ ሀደራ ጀረናል የወሀኒስ ወሕስ ልህዚቢ ትግራይ
ትግራይ ንዓኹም እያ ትደሊ ጀጋኑና
ጀግና ወዲ ህዝቢ ጆህን መዲድ🙏🙏🙏
ጅግንነት ምስ ኣንደበት ዝዓደሎ ወዲ ህዝቢ
ስውኣት ሐገረ እግዛብሔር ትግራይ ብስላም እረፉ ❤❤❤
ጀግና ወድህዝቢ ጆን ነገር ግን ኹነታት ትግራይ ለውጢ የድልየና ሙኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ
ዋላ ምስምዓት ጎዶሎ ለውጢ ብጣዕሚ ብጣዕሚ የድሊ
መዲድ ጅግና አምበሳ ትንተናኻ
ብጣዕሚ ጠስሚ አስቲኻኒ !!!!
ትክክል ጀንራልአይካሙ ቀፀለሉጀጋን
😅❤ ❤😅
😊😊😊😊😊@@zewdudesalegn-pj1qt
GI, John we appreciate what you say for people Tigray and the leaders definitely you are right we pay a lot now we need peace . Best Tigray for ever. Thank you so much 🎉🎉🎉😢🎉🎉🎉🎉😂🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ጀጋኑ
Jone Madid i absolutely agree 💯! @ Israel @USA stand with Tigrai defense force.@ Netanyahu you need this East Africa Iran iran Iran let fight together give us Nuk! Bring Justice to our people.
ጀጋኑና ንበሩልና አያታትና
Bravo our hero General medid for telling us the truth
Yes you right thank you so much
ጅግና ጀነራል መዲድ ቀፅለሉ
መዲደይ ካልኣይ ኣሉላ ንበረልና ቦሎም ቦሎም ጅግናና
❤❤❤❤❤❤❤❤ማእገር ህዝቢ ብመትከልካ ቀፅለሉ!!!
ጆን መዲድ ጅግና ቀፅለሉ❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏
እንኳዕ ናትና ኾነካ መዲደይ❤
ጆን መዲድ አንታ ጅግና አነስ ካብቀደመይውን ብጣዕሚ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ጅግና ሓወይ ኢኻሞ በዚኣ ቀፅለላ ሓደራ ምስማንም ከይወገንካ ነዚ ንትግራይ አብ 2ተ ክገምዕ ውጥም ቅልቅል ዝብል ዘሎ አጎጃጅላ ምስ ብፆትካ ኮይንካ ወጊድ በሎ ፍንፍን አተሓሳስባ እዩ .
ዓወት፣ኒግዱሳት፣ተጋሩ
ነኽብረካ ኩሊኹም ጀነራላት ሐደራ አለኩም ንዘክሮም እን ወድ ቃፀላ
ትኽክል ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ናይ ማንም ብጉጅለ ዝምራሕ ፖለቲካ መጥቀሚ እንተይኮናስ ንህዝብና ወጊንና ህዝቢ ትግራይ ዝደልዮ ስርዓትን ፖለቲካን ክሳብ ዝመዓራረ ኣብ ጎኒ ህዝብና ንዕሰል::;🙏
ጅግና ወዲ ህዝቢ