መንግስቲ ካብ ኣዲስ ናብ ክልል ዓፋር ክወስዶም/ ዶ ሻሮን ንትግራወይቲ/ ንድምጻዊት ሳባ ዘለፋ ጸርፊ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 173

  • @negassioqbay6496
    @negassioqbay6496 3 วันที่ผ่านมา +28

    ዶክተር ሻሮን - ሕክምና ዶብ ከምዘይብሉ ኣርእያትና። ከምኣ የብዝሓልና። ርእሰማል ናይዚ ሕብረተሰብ እያ ብሓቂ ❤

  • @soligualagame
    @soligualagame 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዶክተር ርሻን እትገብሮ ዘላ ሰላም ኣብ መንጎ ኣብ ክልተ ሃገር ዘሎ ሓደ ህዝቢ ዝፈጥር ኢዩ ተባረኪ ባዓል ፀሎሎከ ማዓዝ ኢዮም ሕሊና ዝገዝኡ ግን

  • @BerheDce
    @BerheDce 3 วันที่ผ่านมา +8

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ጓልና፡፡ከማኺ ዝኣመሰሉ ኤርትራውያንን ተጋሩን የብዛሓልና ኣምላኽ፡፡በዓል ማዕበልን ካለኦት ሰዓብቱን ድማ ኣፍራስ ዲያብሎስን መቓልሕ ጽልእን ካብ ትኾኑ ካብ ዶክተር ሻሮን ሰናይ ተማሃሩ፡፡እንተ እቲ ህዝቢ ግን ክቕጽል እዩ ደው ዘብሎ የለን፡፡

  • @fidleytube
    @fidleytube 3 วันที่ผ่านมา +13

    የቀንየልና ማዓረይ ድምፂ ስለ ዝኾንክያ ዋላ ነሹ ሓውና🙏

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 วันที่ผ่านมา

      ❤️

    • @ሙሮቱ
      @ሙሮቱ 3 วันที่ผ่านมา

      ሓግዚ ይቕኔልና ኣይትበሊ

    • @fidleytube
      @fidleytube 3 วันที่ผ่านมา

      @@ሙሮቱ እሺ ታይ እሞ ክብል ኮይነ 🙄

    • @ሙሮቱ
      @ሙሮቱ 3 วันที่ผ่านมา

      @@fidleytube ኣብ ደገ ታሃሊኺ ጽብቅቲ ቁሩብ ፈይ ምባል ዩ ዓባይ ሰብ ጹቡቅ ዝገበረ ዳኣ ኣምላኽ ዶ ኣለዎን ምጭውቲ

    • @fidleytube
      @fidleytube 3 วันที่ผ่านมา +1

      @@ሙሮቱ እሺ ማዓረይ 😍

  • @Rtt34567
    @Rtt34567 3 วันที่ผ่านมา +1

    Many thanks to the most intelligent, brilliant Doctor Sharon, thank you for your kindness, beautiful girl, inside and out. We love you ❤❤❤

  • @زمزمدسته
    @زمزمدسته 3 วันที่ผ่านมา +8

    ነሹ ሓወይ ብጣዕሚ ለባማት ኢኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 3 วันที่ผ่านมา +4

    እዞም ወግሐ ጸብሐ ህዝቢ ንምርሕሓቅ
    ድቃስ ስኢኖም ዝሓድሩ ገጾም ኣብምስትያት
    እንተ ዝርእይዋ ኣብትግራይ ምረኸብዋ በዓል
    ኣምሰሉ ብሄረ ጅንጅብል። ዋጋኣይንሃቦም
    Nesh Nesh ነርክቶካ ነመስግን 🙏🙏🙏

  • @MaergHans
    @MaergHans 3 วันที่ผ่านมา +7

    ነሹ ሓወይ ብጣዕሚ ለባማት ኢኩም❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @lewhatey_Shima_leyti
    @lewhatey_Shima_leyti 3 วันที่ผ่านมา +2

    ነሽዋይ ከመይ ዊዒልካ ዶክተር ሻሮን የቀኔልና ዛሓፍተይ❤🙏እቶም ተኣሲሮም ዘለው ኣምላክ መዋፅእቲ ይሃብኩም ህዝቢ ብኩሉ ኣይጣዓሞን😢

  • @MeryGB
    @MeryGB 3 วันที่ผ่านมา +1

    ነሹ ናይ መፃኢ ባዓል ቤተይ 👑ንጉስ ረያላት❤ ለባመይ የቀንየልና ዶር ሳሮን❤😊

  • @የሱስፍቕሪዩ
    @የሱስፍቕሪዩ 3 วันที่ผ่านมา +6

    ኣነ ናይዚ ህዝብና ነገር ኣዝዩ እኮ ኢዩ ዝገርመኒ፡ ኩሉ ነገሮም ስጊንጥር። ምስ ሕወሓት እምበር ምስ ህዝቢ ትግራይ ጽልኢ የብልናን ይብሉ በቲ ሓደ ወገን ከኣ ከምዚ ጽልኢ ይጉስጉሱ። ሕጂ ድማ መንግስቶም ወጺኡ ምስ ህዝቢ ትግራይ ጽልኢ የብልናን ዶ ኣይበለን፡ እንታይ ግበር ኢዮም ዝብልዎ ሰላሙ ዘይህብዎ ነዚ ህዝቢ። ኤርትራውያን ካብ ቅንእን ሕስድናን ወጺና ጽቡቕ ምሕሳብ ንጀምር ኢየ ዝብለኩም። እዋይ እንታይ ዓይነት ድንቁርና ኢዩ ዘሎ ኣብዚ ኤርትራ፡ ኣቱም መናእሰያት በጃኹም ኣተሓሳስባኹም የዐርዩ።

  • @SolomonFtwi
    @SolomonFtwi 3 วันที่ผ่านมา +7

    Welcome brother

  • @SemhalGebrehiwot
    @SemhalGebrehiwot 3 วันที่ผ่านมา +11

    ቀዳማይቲ 😂😂 🎉🎉 ላይክ ዘይገበረለይ ዓገብ ክትብሉ ብትሕትና ይሓትት ነሹ ዓይነይ 😊

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 วันที่ผ่านมา +1

      ❤️❤️❤️❤️

  • @Ariam5601
    @Ariam5601 3 วันที่ผ่านมา +2

    Neshuye hawey ፍትውትው'የ ዘብለካ ካብ ልበይ❤❤

  • @ZegfetAromo
    @ZegfetAromo 3 วันที่ผ่านมา +4

    ካብ ዳባት ኣብዓላ ይሕሾም ካልእ ይትረፍ ን መቀ ለ ቀረባ ዩ

  • @ፍሽክታEntertainment
    @ፍሽክታEntertainment 2 วันที่ผ่านมา

    Neshnesh Continue bro🤝

  • @edenaregawi2971
    @edenaregawi2971 3 วันที่ผ่านมา +2

    Nesh shikor btaemy ena nfetweka Abo haky🎉🎉🎉

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 2 วันที่ผ่านมา +1

    ወይይ ጉድድ ህዝቢ ኤርትራ ተጓሕጊሑ ይወጽእ አሎ,የስግእ እዩ ወየ ስርዓት ካልእ ህዝቢ አምጽኡ ከስፍረሉ ይኽእል እዩ,ዜግነት ናይ ኤርትራ ሂቡ ደቂ ሃገር ክኸኑ ይኽእሉ እዩ,ወየ መራሒ እቲ ኤርትራዊ ዝበሃል ሐንቲ መዓልቲ እንተኾነ ውን ፈትይዎ አይፈልጥን እዩ.እንድዒ መቸም!!

  • @yohannes3206
    @yohannes3206 3 วันที่ผ่านมา +1

    እቶም መሳሰይቲ ጽልእን ካሕድን ኣምላኽ ይፍረድኩም።
    ንፍቕርን ሰላምን ዝዝምሩ ኩልሳዕ እናደመቑ ይነብሩ፡ እቶም እከያት ከኣ ውዒሎም ሓዲሮም ክሓፍሩ እዮም።

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 2 วันที่ผ่านมา

    Selam neshu ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ነሹ ኪሓተካ ሓንቲ ነገር ኻልድ ዐብዱ ሓዉ ዲዩ ንዐሊ ዐብዱ ሒጂ ኣብ ኣውስትራልያ ዘሎ ባርያ ኢሰያስ ዝነበረ። ኢዚኣ መልሰለይ ብስ ሓደ ተኻቲዕና ኣነ ኣይሓዉን ኢለ ኢሱ ኸኣ ሓዉ ኢዩ ኪብል በዚኣ ተፋላሊና ኣጻሪኻ መልሰለይ ኣምላኻይ ይባርካ

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 2 วันที่ผ่านมา

    ነሹዋይ ቬድዮታት ብስራሕ ምኽንያት ዘይረኣኽዎ ተቐንየ ግዴታ ተመሊሰ ሓንቲ ብሓንቲ በቢኽፋለን እየ ዝሰምዖ ክሓልፈኒ ኣይደልን😂❤

  • @muleweldeyohanes2624
    @muleweldeyohanes2624 3 วันที่ผ่านมา +3

    ነሹ ሎሚ ንግሆ ሓንቲ ኤርትራዊት ኣብ ከተማ Stuttgart ክልተ ወሊዳ ሓዲራ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 วันที่ผ่านมา

      Good news ❤️

    • @1abahta
      @1abahta 3 วันที่ผ่านมา

      Praise the Lord

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 3 วันที่ผ่านมา

      ክልተ ምውላድ ኮ ልሙድ ኢዩ ሞ።

    • @elsajefter5596
      @elsajefter5596 2 วันที่ผ่านมา +1

      ኣደይ ማርያም እንኳዕ ብሰላም ኣዉጻኣታ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሻሎም ነሹዋይ ♥️
    ዶክተር ርሻን ብልፅቲ ♥️🙏

  • @logochiwa1
    @logochiwa1 3 วันที่ผ่านมา

    እቶም ሞቦቆል አምሓራ ዘለዎም ኢዮኡም ምስ ተጋርሩ ሙዚቃ ክሰርሓ ዘይደልዩ። እዞም ናይ ኣምሓራ ደም ዘለዎም 60 ሚኢታዊ ኣብ ሓማስየን ዝነብሩ ዘርኢ ኣምሓራ ዘለዎም ኢዩም።እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 2 วันที่ผ่านมา

    እቶም ሞቦቆል ትግራይ ይገዱ አለውም ሑሉፋት ኤርትራውያን ክኾኑ ብዓል ማዕበል ተጋሩ የለን

  • @TekleWeldegebrial-f5t
    @TekleWeldegebrial-f5t 3 วันที่ผ่านมา +1

    ነሹ ንገሮ ምሽ ሰለሙን ድራር ንተጋሩ ክንሕግዝ ኢና ይብል ኣሎ ። ብደረጃ መንግስቲ ከማን

  • @RUTABEYIN9227
    @RUTABEYIN9227 3 วันที่ผ่านมา

    Neshu shikorr betami ena neftwka ❤❤❤❤❤

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ኤርትራ ኮ ሰብ ብናይ ትግራይ ኢዩ ክሰዕስዕ ዝውዕል።

  • @IPhonetastic-i8r
    @IPhonetastic-i8r 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤ኒሸ

  • @Lily-zo6jd
    @Lily-zo6jd 3 วันที่ผ่านมา

    Neshu lebam thanks ❤

  • @ትግዓደይምልባማ
    @ትግዓደይምልባማ 3 วันที่ผ่านมา +1

    ነሽ❤

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 3 วันที่ผ่านมา

    N'ሽረ ክምለሱ እዬም ::ኣባዕላ ንመቀለ 30 dekika

  • @MebrahtiHaile-i1k
    @MebrahtiHaile-i1k 2 วันที่ผ่านมา

    Asey eque dereference bikoz niselam ziedm ykun❤❤❤❤ lekibetbet aytiblu ball dejen

  • @Hiyab_143
    @Hiyab_143 3 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ዓርከይ ናትካ ደርፊ ኢና ናፊቅናዮ ዘለና ኣብ 2025 ካብ ዘና ባሓድሽ ደርፊ ምጻና ብፍላይ ንሰላም ትዝምር ክጽበየካ የ ነሹ ዓርከይ ብስም ህዝቢ የ ወኪለ ዝጽሕፈላካ ዘለኩ

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 2 วันที่ผ่านมา

    ወይይ ጉድ ወዲ ደበሌ ከአ አቦ ሐሶት ንባዕሉ እኮ ውቅያኖስ ዘመዱ እዩ ጉድ ረኺቡ ውቅያኖስ.ሃሳስ ድዩ ዝበሎ ዳኒ ወዲ መ ምህር,እዚአቶ ንጽልኢ ጥራይ ምብድባድ እዩ ስራሖም.

  • @MikiSeyoum-g3f
    @MikiSeyoum-g3f 3 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ሓወይ ለባመይ🥰🥰🥰

  • @TemesgenMeles-k4t
    @TemesgenMeles-k4t 3 วันที่ผ่านมา +1

    Selam🙋🙋🙋🙋🙋

  • @12aboy21Adey
    @12aboy21Adey 3 วันที่ผ่านมา

    Wellcome bro❤

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 3 วันที่ผ่านมา

    Welcome Neshensh

  • @weinidebesay6915
    @weinidebesay6915 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉Neshu

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n 3 วันที่ผ่านมา

    አብዓላ ሃሩር እዩ ቅድሚ ጦርነት ናይ ተጋሩ ከተማ እዩ ነይሩ ሕጂ ተጋሩ ተፈናቂሎም አብ መቀለ ዮም ዘለዉ??

  • @mebrhatomtukabo2873
    @mebrhatomtukabo2873 3 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo neshu ahwatna xegei nkunom

  • @ጓልሃገረሰብ-ዀ6ኘ
    @ጓልሃገረሰብ-ዀ6ኘ 3 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ዓፋረሰ ምንባረ ኣይ ከነን

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n 3 วันที่ผ่านมา

    ጎሮቤታችን ክአ እዩ ዝብለና እዋይ ??

  • @shewiteyob2717
    @shewiteyob2717 2 วันที่ผ่านมา

    Selam Neshu nmntay abzi znebero masker tgray aykewnn etom deleyti fthi maletey nabi zeyrekbwo mnalbat eti bota harur keykewn

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 3 วันที่ผ่านมา

    አነ ዝገርመኒ ትግራዋይ እኮ ብጣዕሚ ዩ ይንዕቀኩም ተረድእሉ👎👎

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n 3 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ከምዚ ናይ ዶክተር ዝበለቶ አነ ዝኾነ ሰዲደላ ዝበለቶ ካሎኦት እዉን ስሙ ክግለፅ ዘይደለየ እናተብሃለ ናብ አብ ትግራይ ዘለዉ ከም በዓል ሙሉ ዉሻጠነ ይሰዱ ዮም ግን ለያቡ ዮም ዝበዝሕ ናብ ዉልቀ ረብሓ ዮም ዘዉዕልዎ

  • @yirgalmsolomun7587
    @yirgalmsolomun7587 3 วันที่ผ่านมา

    ኣነስ ድገርመኒ ኢዚ ውልቃዊ ህወታ ኢንዱ ኣርቲስት ከኣ ምስ ኩሉ ኢዩ ዘውሃሃድ

  • @BerketAmareyame
    @BerketAmareyame 3 วันที่ผ่านมา +1

    Lomi qedamay like hibe like habuni🫅💯

  • @SabaTesfahewit
    @SabaTesfahewit 3 วันที่ผ่านมา

    Well came neshu

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 3 วันที่ผ่านมา

    Gexom terhaq seb si selam yedeli ember xeli fooo hezbi kea yebl werednya lomi neflet alena 😂😂😂mabel gunuf selam zemer humum

  • @sahlehabteab1452
    @sahlehabteab1452 3 วันที่ผ่านมา

    Neshu hawey xili eba kizeru kebasu ember entay ela.a alewom nuskum trah eti nay fkri zemru kexlu ezhawey

  • @ruthgebru2603
    @ruthgebru2603 2 วันที่ผ่านมา

    Ata gdefom endo tay derfi ke alewom?

  • @MahderNetwork
    @MahderNetwork 3 วันที่ผ่านมา

    ኣሜርካ ጸላኢትና እያ ይብልዋ’ዶ ኣይነበሩን። ብንብረት ኣሜርካ (TH-cam: Facebook..etc) እንዳ ተጠቐሙን እንዳ ተከፈሉን ብዓቢኡ ክኣ ኣብኡ እንዳነበሩን ካልእ ሰብ ዘፈራርሑ። ኣየ እዝኣቶም: እቶም ዝስብዎም ክኣ ይገዱ።

  • @SoliFkrr
    @SoliFkrr 2 วันที่ผ่านมา

    Tselolo medias nbeynu eyu, sebat ab mwunjaln mxlamn eyu, haylu😢

  • @gotoamgebre8295
    @gotoamgebre8295 3 วันที่ผ่านมา

    Salam

  • @samrukidane2310
    @samrukidane2310 3 วันที่ผ่านมา

    Xelolo media selam aydelin eyu . So ni saba kuluka like ni saba like nigberela

  • @YabMen-bo8zw
    @YabMen-bo8zw 3 วันที่ผ่านมา

    Anesi Derfi kemi zewixeati ayfelitukun ayekonini kemzom higdefi ziketateliwo Germuna eko

  • @TesfaXbah1
    @TesfaXbah1 3 วันที่ผ่านมา +1

    አንቅዕ ድሓን መጻአኩም ኩቡራተይ ገጽ ትፈትውዋ ወላዲትኩም የርኢኩም ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ብጃኩም ኣብ ዛ ፕሮፊለይ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ቑሩብ ተሪፍናኒ ኮይነን የሕዋተይ ኣይትስገሩኒ 🙏❤

  • @RahelNega-ci4on
    @RahelNega-ci4on 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @cyber3708
    @cyber3708 3 วันที่ผ่านมา

  • @Kesetetesfu-c9w
    @Kesetetesfu-c9w 3 วันที่ผ่านมา +1

    Neshines ajaf

  • @mchotsemere
    @mchotsemere 3 วันที่ผ่านมา

    𝕎𝕖𝕝𝕔𝕠𝕞𝕖 𝕟𝕖𝕤𝕙𝕚𝕥𝕖𝕪 ❤

  • @yassminyassmin-if5yg
    @yassminyassmin-if5yg 3 วันที่ผ่านมา

    Nezom ab Addis Ababa b embassy Eritrea hadsh passport zhazna ke shigr khlwo ykel do

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 วันที่ผ่านมา

      No aymeslenn. Xegem yeblun

  • @NahomTesfamariam-e5m
    @NahomTesfamariam-e5m 3 วันที่ผ่านมา

    Neshu hawey wala zeybeleto ykewn solo media hasyu nay selam ilatni ybil yhlu

  • @LuaulaTemelso
    @LuaulaTemelso 3 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ገጽካ ሓቢጡ ይራኣየኒ ኣሎ ሰላም ዲኻ🥰😂

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 3 วันที่ผ่านมา

      ሞ ጠኒሱ ከይንብሎስ እባ ወዲ ኣይጠንስን ዩ😅😅😅😅😅😅።ነሹ ሓወይ ክስሕቅ ደልየ ኢየ ከኣ።

  • @sinithagos948
    @sinithagos948 3 วันที่ผ่านมา

    Saba tetemeriatio ke enitay kigebru eyiom kefatihiwa

  • @RobelPetros-y2h
    @RobelPetros-y2h 3 วันที่ผ่านมา

    anezgermensi music eko deret yebulun ksab meas euke ab xile kenburuna

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 3 วันที่ผ่านมา

    Kiki doc Reshan

  • @TemesgenMeles-k4t
    @TemesgenMeles-k4t 3 วันที่ผ่านมา

    🙋🙋🙋🙋

  • @tesfamariamgebrebrhan4113
    @tesfamariamgebrebrhan4113 3 วันที่ผ่านมา

    Nistirrer mikinshab ezi eyu

  • @Yowhannskubrom
    @Yowhannskubrom 3 วันที่ผ่านมา

    Neshu koliba

  • @tsaedeyhailu6087
    @tsaedeyhailu6087 3 วันที่ผ่านมา

    ዳሰተና😊

  • @SlasNugus
    @SlasNugus 3 วันที่ผ่านมา

    አብዓላ🤔🤔

  • @NahomTesfamariam-e5m
    @NahomTesfamariam-e5m 3 วันที่ผ่านมา

    Entay emo aetewom snetbeb eko alem lekawi eyuuuu,,beqa akilwom trgum zeyblu zereba kzarebuu

  • @ክብርናምስጋናንእግዛብሄር
    @ክብርናምስጋናንእግዛብሄር 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 3 วันที่ผ่านมา

    Music doesn't have boarders. Please learn.The English speakers all over the world use the same languages to sing???????why every body not happy when your own language used ❤❤❤❤

  • @TedeBruk
    @TedeBruk 3 วันที่ผ่านมา

    Selam neshnesh selementay eka kemewet zedely dictator sebeay nay kedem selu endamxeaka xebuk kem zelo tezergho ageb ageb new belo

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 วันที่ผ่านมา

      ኖ ገለ ስእልታቱ ሃሳስ ኮይኑ ስለ እቲ ዃሊቲ ዓቀን ዝሃስስ የ

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meditationminutes985
    @meditationminutes985 3 วันที่ผ่านมา

    They all want attention!
    Attention seekers 😮! Nonsense Solo, Maebel …

  • @semharredae
    @semharredae 3 วันที่ผ่านมา +1

    Aey denqorotat nzi hzibis qsanet klaomo hzibi ertrae abao aeykonn zlo kalao kebideo alo

  • @Kiflom1996
    @Kiflom1996 3 วันที่ผ่านมา

    Nesh hawey xbuk medeb. Putin Gin yefrahana alo 😂😂😂

  • @WediKeshi-sf6hr
    @WediKeshi-sf6hr 3 วันที่ผ่านมา

    Serawit klkah ykewn eway xegem.nsolomun drar daae aegeb zeyblu bambula zkonu sebat

  • @Oneday-o7u
    @Oneday-o7u 3 วันที่ผ่านมา

    Uway areb 😂😂😂

  • @bereketfshaye4839
    @bereketfshaye4839 3 วันที่ผ่านมา

    Neshu tigraway dikha eritrawi

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበር ኣብ ሰሙኑ ክፍትሓልካ ዩ መን ምካነይ

    • @bereketfshaye4839
      @bereketfshaye4839 3 วันที่ผ่านมา

      @neshnesh_show ajokha ezi qelil nay newih amilka ye

  • @zerithadgu832
    @zerithadgu832 3 วันที่ผ่านมา

    Wkyanos guodh wedza
    resah chenawi demna xelae neritra kem hager zay amn yu

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 วันที่ผ่านมา

      ብዘይ ጸርፊ ሓሳባት ንግለጽ

  • @Mihret-w9d
    @Mihret-w9d 3 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂❤❤❤

  • @زمزمدسته
    @زمزمدسته 3 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂😂

  • @MekiSahime
    @MekiSahime 3 วันที่ผ่านมา

    anta afinxa mefles junta

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 3 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @ZeritKiflemariam
    @ZeritKiflemariam 3 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙😇😇😇😇❤❤❤💙💙👑✌

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 3 วันที่ผ่านมา

    🤣🤣🤣🤣

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 3 วันที่ผ่านมา

    🤣🤣🤣

  • @user25645
    @user25645 3 วันที่ผ่านมา

    ሓንሳብ ሞሽሚሾም እንድዮም ማዕበል ጨናዊ ጸለሎ ሜድያን ብጽልኢ ሰላም ተኮይኑ መእተዊ የብሎምን እዞም ፉንፉናት

  • @user25645
    @user25645 3 วันที่ผ่านมา

    ዶር ሻሮን brava እንካዕ ዳህላክ አይኮነት ኪሎ እምኒ ምስ ሰደደትላ😂😂😂

  • @BTube-t8t
    @BTube-t8t 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @weinidebesay6915
    @weinidebesay6915 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mikegoitom7259
    @mikegoitom7259 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @ZemenMebrhtu
    @ZemenMebrhtu 3 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MehretKiflay
    @MehretKiflay 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤