ኣብነት'ያ - ዘማሪት ብሩክታዊት ገ/መድህን || Abnet Eya - Zemarit Bruktawit G/medhin - New Tigrigna Mezmur 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
- ኣብነት'ያ - ዘማሪት ብሩክታዊት ገ/መድህን || Abnet Eya - Zemarit Bruktawit G/medhin - New tigrigna mezmur 2024 #tigrignamezmur #ትግርኛ_መዝሙር #ትግርኛ
© Zemarit Brktawit Gmedhan
============================keyboard =========================
#ትግርኛ_መዝሙር, #ተዋሕዶ, #ዘማሪ, #ኣክሱም, #አክሱም, #ትግራይ, #ሚድያ, #መዝሙር,
#ትግርኛ_መዝሙር, #ትግርኛ, #2016,
#mezmur_ortodox_Ethiopia, #mezmur_ortodox_eritrea, #eritrea_mezmur_ortodox ,#mezmur_ortodox, #mezmur_Orthodox_ethiopia, ፅቡቅ ግደ, #ፅቡቅ_ግደ, #eritrea_mezmur_Orthodox, #new_orthodox_mezmur, #Orthodox_chat, #ሕዳር_ጽዮን, #ህዳር_ጽዮን, #TigrayOrthodox,
#orthodoxmezmur ,
#tigrignamezmur, #awetash fwi ,Tigray Mezmur, Awetash Ftwi, O Fetari, ኣወጣሽ ፍትዊ, ኦ ፈጣሪ, New Tigrigna Orthodox, Mezmur Eritrea orthodox/Ethiopian orthodox/Tigrinya mezmur/Amharic Mezmur/Addis Ababa/Teahdo mezmur/Debesey Mezmur/orthodox tewahido/ethiopian news/seifu on ebs/ethiopian Orthodox Church/ethiopian Orthodox Church/ethiopian Orthodox Church/ethiopian orthodox tewahedo/orthodox sibket/daniel kibret/begena mezmur/ethiopian orthodox sibket/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur mariam/eritrean music/Eritrea orthodox tewahdo/amharic Zemari Yonas Gebrekidan Zemari Bereket Tikue Zemarit Hermela,New Orthodox Tigrinya mezmu,ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን,mezmur,eritrean orthodox sbket,mezmur orthodox,eritrean mezmur,New Tigrigna Orthodox Mezmur,Tigray Mezmur,Debesey Mezmur,Eritrea orthodox tewahdo,ethiopian orthodox,2024,tigrinya mezmur,protestant mezmur 2024,Eritrea orthodox,ዘማሪ በረከት,ትግርኛ,መዝሙር,abel mekbib new mezmur,orthodox mezmur,zemari fer,tigrgna,ኣምላኽ ምድሓን እዩ,ዘማሪት ብሩክታዊት ገ/መድህን,Zemarit Bruktawit G/medhin,Amlak Mdhan Eyu,Tigrigna Mezmur,bruktawit,me,
YehishoZemari Ypnas gebrekidan #Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinyamezmur,
#Amharic Mezmur, #Addis Ababa, Teahdomezmur,
#debesey Mezmur, #orthodoxtewahido,ethiopian
news,seifu on ebs,ethiopianorthodox #Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur,
#tewahido church, #tigray, #zemari bereket tikue, #eritrean mezmur 2021, #new tigrinya mezmur,
Eritrea orthodox tewahdo,
eritrean music,
ethiopian orthodox mezmur mariam,
ethiopian orthodox mezmur new,
ethiopian orthodox mezmur,
ethiopian orthodox sibket,
tewahido church,
ethiopian orthodox church,
seifu on ebs,
ethiopian news,
orthodox tewahido,
Debesey Mezmur,
Teahdo mezmur,
Addis Ababa,
Amharic Mezmur,
Tigrinya mezmur,
Ethiopian orthodox,
Eritrea orthodox,
eritrean music,
Eritrea orthodox tewahdo,
ethiopian orthodox sibket,
begena mezmur,
daniel kibret,
orthodox sibket,
#ethiopian orthodox tewahedo,
ethiopian orthodox church,
seifu on ebs,
ethiopian news,
#orthodox tewahido,
Addis Ababa,
Amharic Mezmur,
Tigrinya mezmur,
#Ethiopian orthodox,
#Eritrea orthodox,
Hidmona,
new eritrean movie 2024,
#Debesey Mezmur,
ethiopian orthodox mezmur mariam,
ethiopian orthodox mezmur,
Teahdo mezmur,
music eritrea,
eritrea music,
comedy of eritrea,
eritrea comedy,
hidmona comedy,
warwarta,
eritrean film,
eritrean movie 2024,
eritrean music 2024,
eritrean comedy,
eritrean movie,
eritrean film 2024,
best eritrean film 2024,
New eritrean comedy 2024,
ethiopian orthodox mezmur new,
Bereket,
eritrea orthodox tewahdo,
ethiopian orthodox tewahido,
#tewahido church,
amharic mezmur,
Shegye Shegitu,
best music,
New Eritrean Music 2024,
Ethiopia music,
Rora,
New ethiopian tigrigna,
admas,
Amharic,
Tigray,
ATA ,
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena
new,eritrean music, Eritrea,
orthodoxtewahdo,amharic mezmur,eritrea
orthodoxtewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket
tikuemezmur#tewahido church #tigray #zemari
#new tigrinya,
mezmurEritrea orthodox tewahdoeritrean,
musicethiopian orthodox mezmur mariamethiopian mezmur/ethiopian orthodox tewahido/ethiopian orthodox church #ግጥም #sbket #apostolic
#ኣናስታስያ, #መዘምራን ዱባይ, #ናይ ሕብረት መዝሙር, #መዝሙር, #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_መጽሐፍ_ትንተና, #ኦርቶዶክሳዊ ,#ስብከት, #ትንሳኤ መዝሙር #ልደት መዝሙር, #ግጥም, #መዝሙር, #ተዋህዶ, #ኦርቶዶክስ_መዝሙር, #ኦርቶዶክስተዋህዶ ,#ኦርቶዶክስተዋህዶ, #ስብከት, #ኦርቶዶክስ_መጽሐፍ_በድምጽ, #ethiopia orthodox, #tigrignamezmur, #tewahdo, #tewahdomezmur, #begena, #apostolic, #sibket, #nsha, #mezmur tewahdo, #mezmur ,#orthodox, #tewahdo, #eritrea, #sbket, #orthodox_mezmur_lyrics, #media, #tigrigna, #2023 mezmur, #2024new mezmur, #sibket tewahdo, #mezmur orthodox, #Tewodrosyosief, #ዘመን #zemen, #ዝማሬ, #zmare, #2016,
ብዙሓት ዝተናእዳ ኣለዋ ብእምነት
ንሳ ግን ትበልጽ ካብ ኩለን ንሳ ግን
ሂወታ (እምነታ) ስዒሩ ንዓለም
ንኹሉ ኣብነት እያ ማርያም
እታ ዝተመስከረላ ሳራ
ብኣ እንተፈረኹ ናብኣ እቶ ኢላ
ብታህዋኽ ንባህጋ ክትፍጽም
ንሳስ ሂባቶያ ኣጋር ንኣብርሃም
ኣዝ
ሚርያም ባሕሪ ኤርትራ ዝሰገረት
ምስ ኣሕዋታ ብዙሕ ዘገልገለት
ኣብ ቓላ ምስተረኽባ ድኽመት
ቃዴስ ተሪፋያ ከንኣን ከይኣተወት
ኣዝ
ኤልሳቤጥ ሩት ዲቦራ ሃና ዮዲት
ስመን ዘይተጻሕፈ ናይ እምነት ኣዴታት
ዋላኳ ተተመስከረለን
ግን ወላዲት ኣምላኽ ዝተባህለት የላን
ኣዝ
ትሕትና ምስ ፍጹም ተኣዛዝነት
ነቲ ዘይከኣል ምቕባል ብእምነት
ንቓሉ ብሂወትካ ምንባር
ንዓኣ ዝዳረግ ወለሓደ የልቦን
❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል መዝሙር ልቢ ዘጥሊል
@@zemaritbruktawitgebremedhin የቐንየልና ዋው
❤❤❤🎉🎉🎉
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ብርቱየይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ፀጋ በዲበፀጋ ይዓድልኪ❤❤❤❤
ደስ በሃሊ... ድንግል ማርያም..ዝፈቱ ብ like
ኩልና ህዝበ ክርስትያን ኦርቶዶክሳውያን ተዋህዶ ዝኾና ኣሕዋት ነተባብዓያ ነዛ ሓፍትና ሳብስክራብ ብምግባር ፍቅርና ንግለጸላ
ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና ብሩክታዊት ሓፍትና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ በረከት እመ ኣምላኽ ኣይፈለየና
ተመስገን ኣምላኽ ንዓኺ ዝሃበና መግለፂ ቃላት የብለይን ብንብዓተይ ገሊፀኪ ዘማሪት ብሩክታዊት ናይ ደስታ ናይ ምስጋና እዩ ንብዓተይ ብቻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ጸግኡ የብዘሓልኪ
ብዙሓት ዝተናእዳ ኣለዋ ብእምነት
ንሳ ግን ትበልጽ ካብ ኩለን
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ እኖና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጸሎትን ኣመላድነትን ምስ ኩልና ይኩን
መዝሙራትኪ ክትሰምዖም ዕረፍቲ ሰላም ዝህቡ እዮም አምላክ ወሲኩ ጸግኡ የብዝሓልኪ ዘማሪት ብሩትካዊት ሓፍትና🤲🧡🧡
እወ አዴና ቅድሰቲ ድንግል ማሪያም ካብተን ዝተንአዳ ትበልፅ እያ ዝማሬ መላእከቲ የሰመዐልና🙏
ኣሰይ ዕልልልልልል ተፈታዊት ሓፍትና ብርክታዊት ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና 🙏🙏🙏
ንኹሉ ኣብነት እያ ማርያም ❤❤❤
ኣሰይ ክብርን ንምስጋና ንወዳን ንዓኣን ይኹን ብሩኻተይ
ጸጋ ይብዘሐልኪ ዘማሪት ብሩክታዊት ሓፍትና❤❤❤
ዲ. ነጋ& ዘማሪት ቡርከታ
ጸጋ በዲበ ጸጋ፥ ይዓድልኩም ፈጣሪ የዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር❤።
ዝማሬመላእክት ያሰማልን ግሩም ድምፅ ነው
መዝሙራት ኣምልኾና ንኽብሪ ክርስቶስ ጥራይ ክኮኑ ኣገዳሲ ኢዩ። ዛንታ ማርያም ዜነቓቕሕ እኳ እንተ ዀነ ኣብቲ ምንጪ ድሕነትናን ኣምልኾናን ዝዀነ ኢየሱስ ከነተኵር ኣሎና። አዚ ድማ ክንደራደረሉ ዘይግብኣና ሓቂ ኢዩ ።ሽሕ ጊዜ ዳኣ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብነት ትኩን አንበር አቲ ክንመስሎ ዝግባኣና አቲ ፍጹም ዝኮነ ኢየሱስ በይኑ ኢዩ። ጎይታ መንፈስ ቅዱስ ባኣኩም ጌሩ ቡዙሕ ስለ ዝሰርሕ ክብሪ ይኩኖ። ዓይኒ ሰብ ክይራአኩም ነቲ ሓይልን ክብርን ግርማን ውዳሴን ክወስድ ብቑዕ ዝኮነ ገንሸል በይኑ ክትዝምሩሉ ድማ ባዕሉ ብጻጋ ሓይሉ መንፈስ ቅዱስ ልብኩም ይርታዕ ኣባኩም ይገለጽ አውን። ተባረኹ!!!
- እብራውያን 12:2
"ናብቲ፡ ሕፍረት ንዒቑ፡ ስለቲ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎ ሓጐስ ኢሉ መስቀል እተዓገሰን ኣብ የማን ኣምላኽ
እተቐመጠን ጀማር እምነትናን ደምዳሚኣን የሱስ ንጠምት።"
ተባረኺ ዝሓፍተይ❤
ኣሰይይይ ኣክሴም ጹዮን💔ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ኣብ ቤቱየንብሩኩም ናይ ወላዲተ አምላክ ጣዒማ ፍቂራ ይሓደረና❤🙏
ጥዕምቲ ድምጺ ብርክታዊተይ ንኩሉ አብነትያ #ማርያም
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤
1M ክትበጽ ተስፋ ይገብር ሼር ንግበሮ አሕዋተይ ሓላፍነትና ንዋጻሕ ተገደደ 10 መሓዙትና ንጋብዝ ❤
ናብ ውልቀ ሰባት 37 &ናብ ጉሩባት ሼር ኢለ መጽየ አለኩ ❤
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ብረታውት ሓፋተይ ኦርቶዶኩሳውያን ሸር ላይክ ከይሐልፈኩም ኣብ ኣምደ ወርቂ ይጻሓፈልኺ ክብርተይ😍🎁❤️⛪🎁😍👌
ሼር ❤ ዝማሬ መላእክቲ ይስመዕልና ፅጋኡ ይብዛሓልኪ ክብርቲ ሓፍተይ ❤ ዝማሬታትኪ እኮ ሰላም እዮም ዝህቡኒ ❤ ኩሉ ጊዜ ሓዲሽ ኮይኑ ይስመዕኒ የቐንየልና ❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ዛሓፍተይ ቅድስቲ ከምቲ ልብኺ ዘብረሀትልኪ ብርሃን ዓይንኺ እውን ትመልሰልኪ ጋልነይ ፀጋኣ ተብዘሐልኪ ❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልሎልልልልልልልልልሎልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዕልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና 💜🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላአክቲ የሰመዕና ክብርቲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣቤቱ የንብርኪ❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏😘😘😘😘😘😘😘
ሰሚዕካ ዘይትምኖ መዝሙር ምካኑ ኩሉ መዝሙርኪ አይሙነይ ፀግኡ የብዘሐልኪ ብርክተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ወለላይ ❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዝሓልኪ ክብርቲ ሓፍትና እናዘመርኪ እናወደስኪ የንብርኪ እግዝኣቢሔር🙏❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤ቃለ. ሂወት የስመዐልና,, ክብርቲ. ሓፍትና. ፀጉኡ. በረከት. የብዘሐልከ. እግዚአብሔር. እምላክ.,, አሜን. ኣሜን ኣሜን
በጣም ደስ ይላል መደሀንያለም በቤቱ ያጸናሺ ዝማሬ መላክት ያስማልን
...ንኩሉ ኣብነት እያ ማርያም❤❤❤
Zmare melaekt yesmalna
እሰይ ተፈታዊት ሓፍትና ኣምላክ ብርሃን ዓይንኺ ይመልሰልኪ!❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብቲ አዝዩ ፅቡቅ ድምፅኺ ዝገርም ተሰሚዑ ዘይፅገብ መዝሙር ኢኺ ዘሚርክልናሞ እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ መፃኢኺ ብሩኽን ብሩህን ይኹን ዝፈትወኪን ዘኽብረኪን ፅብቅቲ ሐፍተይ ስራሕኺ ይባርኸልኪ አሜን ❤🙏❤🙏❤🙏❤
ዝማሬ መላኣኽቲ ይስምዓልና ክብቲ ሓፍትና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዘበን ድማ ይባርኸልኪ ይቀድሰልኪ ኣጆኺ ብርትዒ ድማ ካብዝ ንላዕሊ ሒዝኪ ክትመጽና ክኣ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ድንቅ እዩ ቃለ ህይወት የሰምዐልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ክብርቲ ሓፍትና ብሩክታዊት ብሓቂ ጥዑም ዜማ እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልውኪ ፀጋ በርከቱ የብዝሐልኪ 👏👏👏💞🥰🥰😘🥰😘😘💖🥰😊
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ዝማሬ መልእክት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ዝማሪት ብርታዊት ፀጉኡ የብዝሐልኪ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኪ ይባርኽ🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰
ዝማረ መላእክቲ የስምዐልና ቤሩተይ
ዝማሬ መላእክት ያሰማልኝ ከታች በትርጉም በአማረኛ ቢኖረው 🙏
Wow zegerm mezmur ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርተይ ናይ እመብርኃን ኣዴና በረከታን ጸሎታን አይፈለየና
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀገኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላኽ ናይ እመብርሃን አዴና አማላድነታን በረከታን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት ያስመዐልና ጸጋኡ በረከት ያብዘሐልክ ክብርት ሓፍተይ👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤ saint Maria really our model..bereketan redietan miskulna.zmarie melaekti haftna miskulom mezemran yesmealna.🙏🙏🙏
እድሜ.ይስጥሽ..❤❤❤ቃለሂወትያሰማልን🤲🤲😭🙏ተባረኪ❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ክብርት ሓፍትና ዘማርት ብርትካዊት እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የፅንዕኽ❤❤❤ ንኩላትኹም እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሐሉኹም
ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልል ዘማሬ መላእክት የስምዓልና ብርቱካ ሓፍትና ብጣዕሚ ንልቢ ዘሰራስር መዝሙር
ብዙሓት ዝተናእዳ ኣለዋ ብእምነት
ንሳ ግን ትበልጽ ካብ ኩለን ንሳ ግን
ሂወታ(እምነታ) ስዒሩ ንዓለም
ንኹሉ ኣብነት ያ ማርያም ዕልልልልል ❤❤❤❤💖💖💖🙏🙏🙏💝🙏🙏💒👑🙏
Amen Amen Amen ElllllllllllEllllĺllllllllElllllllll 💖 🙏 💖
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርተይ🙏🫶❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wwwwww aziya mesatim mezmur
ዜማ 100
ግጥሚ 100
ድምጺ 100
ካሜራ 100
ኤዲተር 100
ኩሉ ብሉጽ
ኣብዛ ናይዛ መዝሙር ግጥሚ ዝተረኣየኒ ናይ ኣድንቖት ሓሳበይ እዩ ካብ ዝገርመኩም ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ን ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ንቶም ካብ ኣይሁድነት ናብ ክርስትያንነት ዝተመልሱ ዕብራውያንን ንቶም ዘያመኑ ንጎይታ ዘይተቐበልዎ እዉን ንቶም ዝምከሕሎም ፈጣሪኦም ከም ዝኾነ ንምግላፅ ዝተፃሕፈ መልእኽቱ መጀመርታ ምስ መላእኽቲ የነፃፅሮ ብሞቱ ን ሞት ስዒሩ ምትሳኡን ካብ መላእክቲ ይዓቢ ይብል ቀፂሉ ድማ ካብ ሙሴ, ሙሴ ናይቲ ገዛ እሙን ኣገልጋሊ ነበረ ሕጊ እዉን ተውሃበ ኮይኑ ግና ሙሴ ንባዕሉ ሕጊ ብሙሉእ ስለ ዘይፈፀመ ናብታ ምሳሌ ዝኾነት ከንኣን ኣያተወን ይብል ንጎይታና ድማ ናይቲ ገዛ ፈጣሪ ይብል ቀፂሉ ድማ ምስ እያሱ እያሱ ኣዕሪፍዎም ተዝነብር ኔሩስ ዳግማይ ብ ኣፍ ዳዊት ናብ ዕረፍተይ ዳግም ኣይተኣትዉን ይብል ዳዊትን እያሱን ናይ ብዙሕ ዓመት ኣፈላላይ ኣለዎ ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ መንግስተ ሰማያት ብ ጎይታና ከም ዝኾን ክናገር ከሎ ካቡ ድማ ምስ ሌዋውያን ካህናት ሌዋውያን ካህናት ጉድለት ኔርዎም ፡ ሓጥያት ኔርዎም ፡ መወትቲ እዮም ስለዚ ሓጥያት ዘይብሉን ዘይመውትን ካህን ኣድልዩ ሌዊ ኣብ ሑቆ ኣብርሃም እናሃለወ ኣብርሃም ወይ ሌዊ ኣስራት ሂቡ ንመን ን መልክጼዲቅ ስለዚ ሌዋውያን ትሕቲ ጎይታ እዮም በዚ በዚ ናበለ ንቶም ኣብ ጥርጥር ዘለዉ ኣብ እምነቶም ኣብታ ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣግዚኣብሄር እዩ ። ናይ እግዚኣብሄር ቃል እዩ ። ኣማላኽ እዩ ። ዝብል እምነቶም ምእንቲ ከፅንዑ ኣብ ምዕራፍ 11 ኣከባቢ እምነትን ናይ እምነት ዓስብን ይናገር. ..... ታይ ክብል ደልየ እየ ካብዚ ገጣሚ እዚ እዉን ኣዴና ኣደ ኣምላኽ ዝኾነት ድንግል ማርያም ምስ እኒ እተን እንምክሐለን እኒ ሳራ ሰበይቲ ኣብርሃም ኣብ ግዜ እርጋና ዝወለት ን ይሰሃቅ ቅድሚ ምውላዳ ን ኣብርሃም ናብ ኣጋር ክከድ ከም ዝገበረቶ (ናይ ትዕግስቲ ዋሕዲ) ከም ንኒ ዲቢራ ከም ንኒ ማርያም ሓብቲ ሙሴ ለምፂ ከም ዝወፃ ኤልሳቤጥ፡ሃና ፡ዮዲት፡ እና ካልኦት ስመን ዘይተፃሕፋ ኣዴታትና ጉድለት ክምዝነበረንን ከም ትበልፅን ናይ ኩለን መራያ ከም ዝኾነትን ኣብራህሪሁ ብጣዕሚ ሓሪፍ ግጥሚ እዩ ምስጋና ንቲ ገጣሚ ።
NB ኣብ ኣገላልፃይ ኣሕፂረዮን ሙሉእ ክገልፆ ዘይምኻለይ ይቕሬታ ዝጎደለን ዝተጋገየን ተሃልዩ ኣሪምኩም ሓዙታ ብሃላይ እየ ብዝተረፈ ዕብራውያን ይነበብ ብሃሊ እየ ።🙏🙏🙏
ዝማሬ መልእክት የስመዐለና ፀጉኡ የብዝሕልኩም🙏❤
Amen zmare melkti yesmalna haftey tsigueu yebzhalki weladite Amlak msaki tkun ❤❤❤
❤❤❤❤ ዝማረ መላእክት የስምዓልና #ዘማሪት ብርክታዊት! ቀፅሉሉ ኢኺ
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኪ ይባረክ እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ብርክታዊት ፀግኡ የብዝሐልኪ ክፈትወኪ ማዓት አዩ 😘🥰🥰🥰🥰
ቡሩኽታዊት ብርኽቲ ከም ሽማ ዝማሬኺ ይቀበለልኪ ብልጽቲ ናተይ ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ በቃ ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብርትካን ሓፍተይ ፀጋ በረከት የብዘሐልኩም አሕዋተይ👏👏👏
ብርቱኳን ሓፍትና ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዓልና ። እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሓልኪ ❤❤❤❤
ከም አዋልድ እብራውያን ብልብል መዝሙር እየ ልፈልጣ መዝሙራትኺ ሰብከት እውን እዩ ። ከዚ ለለ ናይ እምበይትና ቅድስት ድንግል ማርያም ሓዱሽ መዝሙር ሰለ ለስማዕኽና ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐለና ማርያም ኣድየና ይብፅሓኪ ምስጋና ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ፀግኡ የብዝሐልኺ ❤
Amen zmare melakti yesmalna fqrtey❤ edme. Tenann yhabeley amlak btaemi eye zfetweki❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ኣብነት እያ ማርያም ❤❤❤ ቤሩትዬ ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሐልኪ ደስ በሃሊ መዝሙር እዩ። ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐለይ ቤሩትዬ 🙏🙏🙏
Mezamuratki ab Asmara btaemi eyu zsemae dmxki azyu teum...zmarie melaekt yesmealna❤❤
Deacon Nega dma brieka tsesn ✍️ 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዐና ብርኽቲ ሓፍተይ ፀጋ እግዚአብሔር የብዝሐልኺ 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ኣሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ እግዚኣብሔር ኣምላኽና 🙏 ጓልነዋ 🥰🥰🙏✝️
ዋውውውው ብርክተይ ደስ ክብል ዕድመ ይሃበልና ፈጣሪ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልን እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብረተይ❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ
ዝማሬ መላእክት የስመልና ጸግኡ የብዘሐልኪ ኩም እናዘመርኩም ኣብቤቱ የንብርኩም/ክን👏👏👏🥰
👏👏🌹💐💐🌹👏🍃💐👏
እልልልልልልልልልልልልል💐💐👏💐🌹🌹💐👏👏👏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል💐🌹💐💐💐👏🍃🍃👏
እልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏🍃🌹🌹🍃💐👏👏👏💐ዝማሬ መአክት ያሰማልን አሜን/፫/💐👏👏👏
# ❤❤❤❤❤ ያስምዕእክሙ ቃለ መሰናቁ ዘሕፃናት🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይብዘልኪ መዛሙራትኪ ዘሚዐ ዘይፀግቦ ማዓር ኣፋ ክብርተይ❤❤
ብርኩታዊተይ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኪ🥰🥰🥰🎉
ኣሜንኣሜንኣሜን ዝማሬ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤👏💚👏💚👏💚✅✝️
ብዙሓት ዝተናእዳ ኣለዋ ብእምነት
ንሳ ግን ትበልጽ ካብ ኩለን ንሳ ግን
ሂወታ (እምነታ) ስዒሩ ንዓለም
ንኹሉ ኣብነት እያ ማርያም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዛሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሓልኪ ብርሃን ዓይንኺ ይክፈተልኪ ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትውክን ነኽብረክን ዝያዳይ ናተይ❤❤❤❤
ኣሰይይይ ዕልልልል ጥዑምቲ ልሳን ብዙሓት ዝተንኣዳ ኣለዋ ብእምነት
ንሳ ግን ትበልፅ ካብ ኩለን ንሳ ግን ሂወታ ሲዒሩ ንዓለም ንኹሉ ኣብነት እያ ማርያም ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና ብሩክታዊት ሓፍትና እመብርሃን ብርሃን ኣዕንትኺ ትኽፈተልኺ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤Zmari mealakti yesmealna nkulu abnet iya maryam ❤❤brti amlake xgeu ybzehalki
Zmarie melakti yesmialna nay agolgilot zemenki yibark fetari blxti haftey❤❤❤❤❤
ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ብርክታዊት ፀጉኡ የብዝሐልኪ ❤❤❤❤
Zmari melekut yesmalna
Blxtiy haftna egzabiher amlak xeguae yebzhalki ❤
ዝማሬ መልእክትና የሰመዓልና ፀጉኡ የብዘሐለኪ ክብርተይ 👏👏👏👏👏👏
እልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ
የስመዐልና ዘማሪት ብርክታዊት ሓፍይ
እንቋዕ ብሰላም መጻእኺ❤❤❤
❤❤❤❤
ተባረኩ bekiye haftey
🙏ዲያቆን ነጋ ሓወይ በረከትና ኢካ ❤
ዝማሬ መላዕክት ያሠማልን አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ህያበይ ዝፈትወኪ ፀጋኪ የምሽየልኪ❤❤
*G.a.o.t* mezmur always *kal hiwet* brukat kexilyo *bruktawit* haftey ❤
ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ብሩካዊት ሓብተይ ❤❤ስርዓቱ ዝሓዘ መዝሙር
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብርትኳነይ ፀጉኡ ይብዘሐልኪ❤❤
አሜን፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐለና ጸጋኡ የብዘሐልኺ ዝሓፍትና
Zmare melaekti yesmealna ziterefe edmeki egziabher ybark❤❤❤
ኣንቱም የሕዋተይ ከማይ ዶ ትኮኑ ንማርያም ኣደይ ክዝመረላ ኮሎ ደስ ዶ ይብለኩም
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ ብርክተይ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዜማሬ መላእክት ያስመዐልና ጸጋኡ በረከቱ ያብዘሐልክ ክብርት ሓፍተይ 🙏🙏🙏👏👏👏🥰🥰🥰
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana kbretey egzabiher tsegueu yebzehelki ❤❤❤❤
Entay emo kbley adeymaryam Bala tekbrkum zmarie melakti yesmanlna 😊
እሰይ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኪ እግዚአብሔር ይባርኸኺ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብርቱዋይ
ደስ በሃሊ ሰሚዕካ ዘይምኖ መዝሙር😍 ያቁመኪ በየማኑ እህትየ🙏
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አሜን በቤቱ ያፅንዕኺ ❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ጥዑም ዝማረ ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤🙏🙏
Amen Aman b aman nsa tbelx kab kulen nxhte nefsi nxhte hlina eya beqa qdsti qdusan melelte fturan methte fetari qale hiwet yesmiki ❤❤❤❤
Egziabher ymesgen zimare melaekiti yesmielna Amen Amen Amen 🎚️⛪🎚️🙏🙏🙏
አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና!!!!❤❤