እዛ መልእኽቲ ናብ ኩሉ ዜጋ ኣብጹሑለይ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 ก.พ. 2024
- እዛ መልእኽቲ ናብ ኩሉ ዜጋ ኣብጹሑለይ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josiasdenden
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#americaneritrean#habesha
እዚ ዘይዕግበት ዝፈጥሮ ዘሎ እንድዩ።እዚ ከኣ መሰረታዊ ኣተሓሳስባና ከነስተኻኽል ይግባእ ማለት ዓለም ናይ ገዛእ ርእሳ ብድሆታት ዘልዋ ምሉእ ዝብሃል ነገር ከምዘየለ ንነብስና ከነእምና ኣለና።ቀደም ተመሲሉ'ዩ"ዓለም 9 ዘይትመልእ 10" ነዚ ተመስገን ጥራሕ'ዩ ዘሕምቖ ኣብ ዓለም ናይ ልቡ ፈጽሙ ዝሞተ የለን። ምኽንያቱ ዕድመ ወዲ-ሰብ ውሱናት ኢየን።
እዚ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ብጣዕም ጽቡቅ ሓሳብን ኣገዳስን እዩ እለ ይኣምን፥
ክዓን ዝሰማመዐሉ ነገር እዩ ፥ ኣነ ኣብ ጀርመን ልዕል 5 ዓመት ጸንሐ ናብ ዓድ እንግልዝ ካብ ዝከዱ እየ ወርቀት እውን ካብዝነበሮም ስለዝነበርኩ ይጣዓስ 😢 ግን ኦሮማይ ዝፈሰሰ ማይ ስለዘይሕፈስ ኮይኑ ግን ካብ ሕጅ ንቲስደዱ ብፍላይ ወርቀት ንዘለኩም ሰባት ካልኣይ ስደት ኣየድልየኩምን ። ኣብዘለኩምዎ ሰርሕኩም ትኣትው እንተኮይንኩም ኣብዘለካዮ ዓድ ኮይንካ ተመስገን እልካ ምንባር ንክኣል ኣሕዋት ። ነዛ ሓጻር ህይወት ክሳብ ዘለና ብዘለና ኣመስግና ንንበር ክብለኩም ይፈቱ ። ጥዕና እንተልዩ ኩሉ እኩል እዩ እለ ይኣምን ።
Antum brukatey sdet sdet mukanu ayterfin eyu temesgen endo Nebel wegnatey 🙏🏾❤️
ናይ ብሓቂ ተመስገን ኣምላኽ
Adna selam yfterela yehwat adna knatu sdetna yehxrelna amlak !!
Keep it doing 👏 Josi king 🤴
Tenx Bro ❤
Kulu Tpmxo btaem dess zbl eyu mo Amlak ybarka edme yhabja zhawey kexlo Nfue Ambesa ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Danke deine information Herr dendan ❤❤❤
Danke für die Info josi hawuna ❤
Danke Josi hawey
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓቤሬታ የቀንየልና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
የቐንየልና በሓቂ ❤❤❤❤ኣብቲ ትከዶ ኣምላክ ምሳኻ ይኩን ኣርኩ
❤❤❤
Bravo Josi bteami lebam ldmen teina yhabka kulom
menesat kemaka inte zkonu zbuk neiru 👌👍🙏
Brother @Josias Denden tube Please fix the beeping sound of your smoke sensor. It is very disruptive to listen attentively to the person who is talking.
😢እዋይ ሓወይ
Xbuk hasab ❤❤❤❤
Welcome Back Josi hawey ❤😥
Danke Bro ❤❤❤
የቀንየልና ጆስያስ፡ ዝተፈላለየ መንፈስካ ዝሐድስ ምኡዝ ናይ ክራር ህርመት ፡ ንምስማዕ ኣብ ቻነለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏
ኣብ USA ወርሃዊ ደሞዝ ኩሉ ሓደ አዩ ምስ ካልኦት ሃገራት ንሰዓት 19dollar አካ ትኸፈል tax ተቖሪጹ ምስ መጸ አቲ ገንዘብ ካብ 4000-5000dollar አዩ ወርሃዊ ክፍሊት ካብዚ ከኣ ቡዙሕ ወጻኢ ኣለካ ካብ ገዛክራይ, መግቢ,...... ወዘተ ቡዙሕ ወጻኢ ኣለካ ነዚ ኩሉ ሸፍንካ ከኣ ቁሩብ save ትግበር.
አቲ ካልኣይ ከኣ ካብ መንግስቲ ተለቕሕካ ካብ 40,000-50,000 university ተምሃር ካብ degree ክሳብ ማስተር,, bachelor ካብ ዓመት ክሳብ 6ዓመታት ተማሂርካ ተምርቕ ብድሕሪኡ ተቖጺርካ ክትሰርሕ ኮለኻ ውን ክሳብ 6000dollar -8000dollar ትኸፈል ካብዚ ውን tax ይቁርጽ አዩ ቡዙሕ ኣለካ ወጻኢ ምስ ግዜ ደማ ኣብቲ ንሰካ ተስርሓሉ ተካል ነዊሕ አንዳ ሰራሕካ ምስ ከድካ ወሰኽ ደሞዝ የገብረልካ. ነዚ ኩሉ ዓቕሊ ገርካ ነዊሕ ዓመት ተማሂርካ ተመርቕካ ደማ ድሓን ዘሓሸ ኣታዊ ክትግበር ትከኣል
በዘተረፈ ምጽእ አልካ ክም ሰብካ ብዉሑድ ደምዝ ኤዮም ዘቁጹርካ አቲ ናብራ ከኣ ካብ እድኻ ናብ ኣፍካ አዩ አንድሕር ብዓቕሊ ተማሕሪካን ብድሕካዮን ዘሓሸ ክፍሊት ክህለወካ ይከኣል.
ሰለዝስ.....
አዞም ኣብ america ገንዘብ ኣሎ አልኩም ተመጹ ኣብዚ መጺኹም ክትጣዓሱ አኩም ብፍላይ ወረቀት መንበርኩም ደርብኩም ናብዚ ትኣትዉ ዘለኩም ክትጣዓሱ ጥራይ አኩም ኣብዚ ኣብ america መጺኹም አቲ ሂወት በዳሂ አዩ ጽዕርካ ለይትን ቀትርን ሂወትካ ተቐይር ኣብ ሓደ ዓመት መጺካ ብሓንሳብ ገንዘብ ትግበር ወይ ትልወጥ ኣይኮነን
ኣብዘለኩሞ ተመስገን በሉ
አዞም ገንዘብ ኣሎ ቡዙሕ አንዳ በልኩም ዘየለ ሓበሬታ ተህቡዎም ሰባት ከኣ ab ዘየለ ሽገር አኩም ትእቱዉዎም ዘለኩም
አቶም ኣብዚ ንወርሒ ኣሻሃት ገንዘብ ዘከፈሉ ክም manager, director አዚኦም ንወርሒ ብጣዕሚ ጽቡቅ ክፍሊት ኣለዎም.
ዋና ናይ ኩሉ ግን ትምህርትን ዓቕልን ጻዕርን ሂወትካ ኽማሃየሽ ይከኣል..
Selam xbuk alkea gean abzi Europe srah kinirakeb aykalinan no apprtunity bro, abzi April kibigase yihaseb alku entay timakrani # 2020 ksab hiji srah ayirakabikun abzi , thank you
@@fshayekifle3132 brother ወረቀት የብልካን ወይ ዘኾነ ኣይተማሕርካን አንድሕር ዘይበልካ ኮይኑ ወረቀት መንበሪ ናብ USA መጺኻ camp አድካ አካ ክትህብ ክም ሰብካ ክትሰርሕ አካ ግን ብሓንሳብ ኣይኮነን ለውጢ የለን green card ቀልጢፎም አንተ ሂቦምካ ግን ክትሰርሕ ወይ አንዳ ተማህርካ ትከኣል
ለውጢ ግን የላን ኩላ ብጸፍርካ አያ ደቂስካ ግለ ኣብ america ከቢድ አዩ አቲ ክፍሊት ውን ቡዙሕ ፍልልይ የብሉን ዘከፈል ኩሉ ምስ ከፈልካ ቡዙሕ save ኣይኮንካን ትግበር
Abey Hager dika tkmet?Serah Meleo alo
ጽብቅ ሕሳብ አዩ ጅሲ ሕወይ
To be honest a lot of us need therapy.😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክሳብ ክንድኡ ከቢድ ኣይ ኮነን ግን ኣብ ኢሮፓ ዝነብር ዝነበረ ግን ክኸብዶ ግድን አዩ ናይ ሓገዝ ዝለመድ ስለምታይ ድኣ ነዞም ካብ ኣፍሪቃ ዝኸዱ ዘይ ከብዶም
Abey dika zeleka መጀመሪያ ምስ ኣተዉ መንግስቲ ኣይሕግዘካኑ ከይተቀበሉካ ክትሰርሕ ኣይትክአልን ካብ ኣፍሪቃ ዝመጹ ሕጋውያንዮም ብሌጋልዮም ዝመጹ መንግስቲ ይሕግዞምዮ ክሳብ ዝወሃሃዱ ወረቀቶም ምስ ሓዙ ሱሩዕ ስራሕ ይጅምሩ ኤውሮፓ ኔርካ ዓገዝ ለሚድካ ወረቀትካ ገዲፍካ ኬድካ ተዘይተቀቢሎምካ ከቢዱ ክልት ግዜ ሞት'ዩ
@@davrecords7849 ኣብ ኣመሪካ አየ ዝነበር ኣብ ኣመረካ ወረቅት ውስድ ኣይ ትውሰድ ኣይ ትውሰድ ናይ ስራሕ ፍቃድ ይህብኻ አዮም
❤❤❤❤❤❤
ብትዓሜ ዘቡክ 👍
❤❤❤❤❤❤amlak msaka ykon
Ane eje keyed eye nab kalfornia kab swizerland kezwer eye gen kekyed 2 weeks
If you want to know anything you have to ask also everything Habesha we don't ask for any issue nothing wrong to ask with respect
😢😢 ist es sehr traurig
Josi tegedeska rkebeni b video habereta alen kone
Pless retoka gizu ayknan
Kenmexe ina sebey
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen
✞👏✥✞💒✞✥👏
Xbuk mkri u ezi hawna zlgselna zelo slezi lbi yhabekum etom ab dhan kunetat tnebru menieseyat bejakatkum
Ayyyyyyy abti akili Adelaide eyo
All dein Video sind wertvoll
ኣብ ኤሜሪካ ካብ ዝኣተ ዓመት ጌሬ ኣለኩ ብትዓማ ከቢድ እዩ ሂወት
ኣመሪካ ከቢድ እንካዕ ኤርትራ ኣይትሪኣ
ኣብ ኣድና ዝይሃይሽ የለን
😂😂😂😂😂 ኤርትራና ደአ ?
ዞም ኣመሪካ ዘለኹም ግን ቁሩብ ዘይትተሓባበሩና 😁😁😁😁😁😁 ፈልሲ ናይ Dollar ዘይትልእኩልና ኣብዚ Europe ከነብቁሎ ደሓር እንዳ ቀንጠብና ንጥቀም 😁😁😁😁😁😁 ። Dollar ሰሪሕካ ሪሂጽካ ዘይኮነ ቀንጢብ ትጥቀመሉ ዝመስሎም ዋላ ካብ ኤሮፖ ኣለዉ ሞ ።ሐደራኹም ወይ ፈልሱ ለኣኹልና እዚ Euro ዋላ ዋላ ዝቅንጠብ ኣይኮነን ኩዒትካ ዉን ኣይርከብን እዩ😁😁😁😁😁😁
ኣየ ኤረትሪን ምኣስ ኢኻ ኮን ተመስገን ትብል😢😢
ኤርትራና ወሊዓ ባና ምስተባህለ ተመስገን ኢልና ክንከይድ ኢና ❤
Wereqet zelekum arifkum kof belu,wala Australia hade u kulu
ይቀኔልና ጆሲ ዘቅረብካልና ሐበሬታ
Weeee takl malty
Josi bmntay krekbeka ykel USA aleku kone 9:36
haqu iu. haxir wisanie aynwsed. kulu sidet iu. mirgigae yedli. nabra ab kulu kebid iu
Ezi ab Wuppertal aganfi zelu bkara 4 sebat tegeduaom zbhal delo gele belena
Abey bota ane abeu aleku
Ab bet tmhrti temharo ab TikTok eye reyeye nay kedem wala kkwen ykel eyu
ሓወይ ክረክበካ ደልየ ነይረ በበይ ክረክበኻ ይክእል ኣገዳሲ ጉዳይ ኣለኒ በጃካ 😢
Btaemi Xbuk Tmrtiu Ahwatey Ata Datekuma Hager Wala Ykfaekum Please Bakli Nabrakum Ketemhashu Alekum Mknyatu Neti Dlemedkumo Kankan Hagern Aytgdefwo Abti Tkedwo Hadish Hiwet So Ajokum Bertu Only Refuge
G5 eba gberelna
Find me I can't get several yrs
ንዑመ ምጹ ድኣ ናብ ኣሜርካ የሕዋት 😂😂
መኽንያቱ መጺኹም ርኣይዎ ሞ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዩ እቲ ሂወት ናብራ❤😂😂😂
ቀልጢፍካ ኢኻ ትህብትም ዶላር ይሓልፈኩም ኣሎ ቀልጥፉ
😂😂😂😂😂😂😂 ከይበልካዮም ብሕልምን ብምኛትን ዝነበሮም ስራሕ ወረቀት ገዲፎም ዝኸዱ ዘለዉ ።እንተ ኺኢልካ እቲ ፈልሲ ናይ Dollar ለኣኸልና ኣብዚ ክንዘርኦ 😁😁😁😁
🤣🤣🤣 Ok
ኣመሪካ አንድሂር ዘይተቱአሙ ደኣ ንሃገርካ
ኣነ ንዓዲ እንግሊዝ ንወርሒ 4 ክኸይድ ሓስበ ጸንሐ ካብ ጀርመን ኣፍርህኩምና ኮ
ተስፋ ከይትቆርጽ ሰብ ከይመጾም ኢዮም ሓበሻ ዕደ ኣነ ኣመሪካ ኣለኩ ብውሕዱ ኣብ ወርሒ 25k ኖርማል ተእቱ ኢካ ኢንታይ ይደልዩ ኣለው ግን ኣነስ ይገርመኒ ኣሎ ኮፍ ኢሎም ድዮም ክበልዑ ደልዮም ደለው ኤርትራ ኢባ ተትመልሶም
ኣነ ከማን ሓሲበ ኣለኩ
@@user-ci3fi8gd2r ተበገስ ሓበሻ ኣይትስማዕ
ዋላ ኣነ ክብገስ ንኢንግላንድ 7ዓመት ብዘይወረቀት😢 ኣብ ጀርመን ተመኒኒ ደኪመ ሕጅስ ምካድ ይሓይሽ
@@eru5343ወረቀት እንተ ዘይብልካ ይሕሸካ እንተ ኣለካ ግም ኣብኡ ይሕደካ ካብ uk
ተስፋ ሲኢንናሉ ጀርመን ተስፋና ጸልሙቱ ራኢና ተኮሊፍና ሳኣን ወረቀት ኣለዳ ናፍቆት ወለድና ክንወልድ ክንዘምድ ዝግባና ካብ ሰብ ከምዘይ ተፈጠርና ኣብ ሃንቲ ገዛ ተኣጺና ንህልፎ ኣለና ኣህ😂😂😂ኤርትራዊ
ጀርመን ሕመቅ ዱዩ ሓወይ ክንደይ ጌርካ
ክብገስ ሓሳበ ኔሬ ኢሞ ዳርጋ ፍርቂ ፍርቂ ኮይኑ ርእሰይ
Keytbges bro 😢
Hawey Marry Abe Zelkayo Tergagika kofe bele Bejka 🙏❤️
No keytbges hawey natey, kab canada ztemelesu sebat yfelt eye
Neta zelekaya temesgen mbal eu lewti zrkeb
ኖ Hawey naty ? ,😢😢😢😢
Ane dehri werhi kebges eye hiwt german xelenyo yake
Ane win kebges eiye nab England
Ich bin seit 9 Jahren in Deutschland Ausbildung absolviert aber trotzdem habe ich immer noch keine Reisepass
Deswegen Schnauze voll
@@wedirihe1359
Bro moya tetemahirka ab Germen ኣብ ጀርመን ምንባር ይሕሸካ ኣብዚ ኢ ዓዲ እንግሊዝ ስም ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ክንደይ ዝተጣዕሰት ኣላ ናብዓዲ እንግሊዝ ምምጽኦም ሂወት የላን ኣብዚኣ ናብራ ከልቢ ኢዩ ኣይትጋገገ!!!
ኤሮፓ ለሚዶም ኣሜሪካ ከመይ ገይሩ ክጥዕሞም በነፊት ለሚድና ሓበሻ ዕደ ኣሜሪካ ኮይና ዓዲ እንግሊዝ ብስሬካ ኢያ😂
❤❤❤