ሰብ መን እዩ ይብሉኒ? - Who do people say that I am? - by Prophet Yemane

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • Our Official sites to find us are…
    Zoom Services (every Saturday 1pm EST):- us02web.zoom.u...
    Website:- www.cjfanminis...
    TH-cam:- / @cjfanministry
    Facebook:- / cjfanministries
    Instagram:- / cjfan_ministry
    Find us on Roku TV by searching CJFAN TV
    Find us on Spotify at CJFAN TV
    Telegram:- t.me/cjfanmini...
    TikTok:- / cjfan.ministry

ความคิดเห็น • 49

  • @dawitbeyene6703
    @dawitbeyene6703 หลายเดือนก่อน

    Prophet yemane you are true prophet of jesus

  • @dawitbeyene6703
    @dawitbeyene6703 หลายเดือนก่อน

    Love you❤

  • @klasirborg506
    @klasirborg506 2 หลายเดือนก่อน

    Pray to me with good economi ebarek

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 3 หลายเดือนก่อน

    Prophet Yemane is from haven ❤❤

  • @tadhab3092
    @tadhab3092 3 หลายเดือนก่อน +2

    Jesus is the way the truth and the life "

  • @azeibsolomon6904
    @azeibsolomon6904 2 หลายเดือนก่อน

    Pray to johon willam is in mexco hospital

  • @ffmoffenbach
    @ffmoffenbach 3 หลายเดือนก่อน +1

    Lemlem Aman amen ❣️❣️🙏🙏🙋🥰🥰🙏🙏🙏

  • @meronyeabio5399
    @meronyeabio5399 3 หลายเดือนก่อน +1

    I am who i am....❤

  • @safisafi9067
    @safisafi9067 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ንዓኻ ይኩን ፓስተራት ኣገልገልቲ ኣምላክ እትምህሮ ትምህርቲ ብቃል እግዝኣቢሄር ትክክል ስለ ዘይኮነ ኣይተቀበልዎን ስለዚ ነተን ኣባጊዕ ድማ ግድን እዮም ክጥንቀቁለን ፡ስለዚ ስለ ኻሎኦት ተደይ ተዛረብኻ ቃል ኣምላክ ጥራይ ተመሃርኻ ይሓይሽ ህዝቢ ኣምላክ ኣስተውዕል ከም ሰብ ቤርያ ኹን መጽሓፍ ቅዱስ ሒዝኻ መርምር ንኹሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ሰዓቦ።

    • @Jesusfirstlove777
      @Jesusfirstlove777 หลายเดือนก่อน

      ሻሎም ብሩክ ሓው.የሱስ ናተይ ኢሉ ዝመስከረለይ ከም ፓውሎስ ዘራከበኒ ሰብ እየ,ነቢ የማነ የሱስ ተዘይገሊጽልካ ፍጹም ኣይትፈልጦን ኢካ ሓቅካ,ስለዚ ጸሊ ናብ ኣምላክ ክምልሰልካ ይጽሊ ኣነ ውን,ካብ የሱስ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ ብሩክ,ዝገርም ግን ዋላዚ ዝምህሮ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ,ግን ምርዳእካ እዩ, ነቢ የማን ናይ የሱስ እዩ ,ግብሪ ኣምላክ ተዘኣሚንካ ኣውኡ ,ክትሓቶ ይከኣል እዩ ንጎይታ ተባረክ ብሩክ

  • @azeibsolomon6904
    @azeibsolomon6904 2 หลายเดือนก่อน

    Pray to my children to get house to marry get job

  • @abrahamfiory8978
    @abrahamfiory8978 3 หลายเดือนก่อน

    Apostle goyta Jesus ybarke 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @azeibsolomon6904
    @azeibsolomon6904 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢🎉😢

  • @LidyaAlemseged
    @LidyaAlemseged 3 หลายเดือนก่อน +1

    Dadi love u somach ኣውሸጥኻ yesus🙏 tegelixu slezelo goyta yesusu ስሙ ይኽበር 🥰🥰❤️❤️

  • @CJFAN_FUN_TV
    @CJFAN_FUN_TV 2 หลายเดือนก่อน

    Prophet yemane is a gift for us from Jesus high above

  • @awetkifle9642
    @awetkifle9642 3 หลายเดือนก่อน

    It's wonderful message.🎉🎉 Thank you Jesus, God bless you daddy love you so much ❤️

  • @habtomyohans
    @habtomyohans 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቦይ ብሩክ ንስካ ቅቡእ ናይ ጎይታ ባርያ ወዲ ህያው ኣምላክ ኢካ,ኣነ ምስክር ናይ ጎይታ እየ ብጎይታ ናባካ ተላኢከ ኣብ ትሕቴካ ዝዓቢ ዘለኩ ወድካ ❤❤❤❤❤❤

    • @senaitkahsai
      @senaitkahsai 3 หลายเดือนก่อน

      Wala ane zdelyo zelku eye❤

  • @teyfahijbttmkl
    @teyfahijbttmkl 3 หลายเดือนก่อน

    Wawwww powerful message from the up thank you Jesus ❤

  • @fertunahabte1022
    @fertunahabte1022 3 หลายเดือนก่อน

    God bless you daddy we love you ❤

  • @rahbotabay2928
    @rahbotabay2928 3 หลายเดือนก่อน

    God bless you abundantly prophet Yemane, wonderful teaching ❤️

  • @azeibsolomon6904
    @azeibsolomon6904 2 หลายเดือนก่อน

    Pray to my marrige

  • @selamasmelash6024
    @selamasmelash6024 3 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen tebarek ❤

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 3 หลายเดือนก่อน

    We love you oll and you are bless my prophet you are from God 100% we are happy and bless because you are our mentor daddy ❤❤❤❤

  • @MartaBeyene-j2s
    @MartaBeyene-j2s 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን 100%

  • @adiamberhane9515
    @adiamberhane9515 3 หลายเดือนก่อน +1

    Powerful massage dad I saw on my dream I shake your hand and I ate fruit from your plate also I want to explain how I am change but you said I understand handed from your fruit also you sided pass to other people I love dad after 2years I saw you on my dream thanks to Jesus and cjfan🙏🙏🙏

  • @fertunahabte1022
    @fertunahabte1022 3 หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏 🙏 🙏

  • @AlmazTemelso-uc8ns
    @AlmazTemelso-uc8ns 3 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen

  • @tseheyneshfaniel9066
    @tseheyneshfaniel9066 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ተባረኩ❤❤

  • @azeibsolomon6904
    @azeibsolomon6904 2 หลายเดือนก่อน

    Pray to me to get house to marry get job

  • @CalmAntenna-bp8kz
    @CalmAntenna-bp8kz 3 หลายเดือนก่อน

    God blessd propht yemane

  • @henokasmorom8435
    @henokasmorom8435 3 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ኣምላኽ ይባርካ dady ብሩኽ ❤🙌
    ሰላምካ ይብዛሕ 🙏

  • @FireweiniTeklu
    @FireweiniTeklu 3 หลายเดือนก่อน

    🎉

  • @Openheart37
    @Openheart37 2 หลายเดือนก่อน

    Erythraeus is Greek word .(eritrea) in English Red sea

  • @weinisimon7544
    @weinisimon7544 2 หลายเดือนก่อน

    Erythaeus is Greek word in English
    Red sea

  • @weinigilagaber8977
    @weinigilagaber8977 3 หลายเดือนก่อน

    Haki,

  • @tesfamichaeltesfazgie2552
    @tesfamichaeltesfazgie2552 3 วันที่ผ่านมา

    ንሥኻ ናይ እግዚአብሔር ሠብ እተኾንካ መንም ንዝገብሮ ነገር መከላከሊ አይትግበር ። ነቲ ሐቂ ሒዝካ ተጓዐዝ ። ጌጋ ኢንተለካ ዘይጋገ ሠብ የለን ። ንሠሐ ምእታው ዘሕፍር አነይኮነን ። ዋላ ጎይታ ምቅባል ምጥማቅ ከምብሐዲሽ ። ምንም አየሕፍርን ኢዩ ። ኢቲ ንሣቶም ዚብሉኻ ዘለው ሥምዐዮም ። ምንም ክፍአት የብሉን ። ብዛዕባኻ ፅቡቅ ኢዩም ዚሐሥቡ ዘለው ። አመፅሐፍ ቅዱሥ ዘሎ ቃል ናባዕልካ ናባዕሎም አይተርጉሞ ። ኢዚ ዐቢ ዕድል ኢዩ ። ምሥዐሕዋት ትሕት ኢልካ ብትሕትና ተረዳእ ። መንግሥተሠማይ ማዕፆ አባኻን አባታቶም ኢድ አይኮነን ዘሎ ። አብ የሡሥ ኢዩ ዘሎ !!! ምግላፅ የሡሥ ንአመንቲ ትሕትና ኢዩ ። ትሑት ኩን ቅረቦም ብፍቅሪ ። ንሥኻትኩም ውን ትሑታት ኩን ። ወንጌር ብፍቅሪ ኢዩ ። ፍቅሪ ሐይሊ ኢዩ ። ነቲ ሐቂ ሒዝካ ዋላ ሕቅቅ እንተበለካ ታ ሕቅቅ ሐቂ ትሥእርያ ። ሕጂዃ ኪትዛረብ ኮለዃ ብቃል አምላኽ ንሠብ አይትፈልጦን ኢኻ ። ብመንፈሥቅዱሥ ኢዩ ኢልካ ። ቃል እግዚአብሔርን መንፈሥ እግዚአብሔር ሐደ እንዲዩ ። ነሐቂ ኩሉ በቲ ቃለይ ትፈልጥዎ እንዲዩ ዚብል ። አይተገለፅኩምን ትብል አለኻ ። ሒዎት ተገሊፁ ኢንዲዩ ዝብል ። አብ ሥጋ ለባሢ ኩሉ ካመንፈሠይ ከፍሥሥዬ ። ካብዚ ላዕሊ ምግላፅ አሎ ዲዩ ። ክርሥቶሥ ተገሊፁለይ ኪትብል ትኽእል ኢኻ ። ንኩሉ ሠብ ግን አይተገለፀሉን ኢልካ ምዝራብ ትሕትና አይኮነትን ። ሣሐባ ። የሡሥ ነዐኻውን ንኩሉ ሠብ ይፈቱ !!! ኩሉ ተቀቢልና ኮለና ከምዘይተቀበልና አይንርኤ !!! ኩላህና ነናህና ንርአይሞ ። ብዛዕባና ንዛረብ ። ሹዑ እግዚአብሔር ከምዳዊት ከምልበይ ኪብለና ኢዩ ። ዳዊት ዐቢ ምሣሌ ኢዩ ። ብዛዕባ ሠብ ትዝርብ ተዋዐልካ ኤግዞሥት ኢዩ ። አይሐንፀካን ኢዩ ። ትሕት ኢልና ኩላህና ንሥሐ ንእቶ ።

  • @MrGezai
    @MrGezai 3 หลายเดือนก่อน

    እታ ኤርትራ እትብል ቃል ካበይ እያ ግዲ መጺኣ? ኤርትራኸ እንታይ ማለት ድዩ?

  • @assefagebremichael4826
    @assefagebremichael4826 23 วันที่ผ่านมา

    መደናገሪ እዋላ። ደንቆሮ። እስኻ ጥራህ ኢኻ ሐቐኛ? ወሮበላ። ንስኻ ነብይ ናይ ሰይጣን ኢኻ። ምኽንያቱ ድማ ከም ሰይጣን ቃል አምላኽ ተጠቒምካ የዋሃትን ዝደኸመን ተሸነፈን ሕሊና ዘለዎም ሰባት ተደናግር አለኻ። እስኻ ብዘይ ገንዘብ ታልል አለኻ? ሠራቒ። እዚ ስብከት እዚ ብዛእባኻ እዩ። ነብስኻ ሰለትፈልጣ preemptive ዲስኩር አብዚሕካ።
    ቃል አምላኽ አብ ማቴዎስ 24 አነፂሩ ንብዛእባኻን ከማኻን ዝአመሰሉ ኸመዚ ይብል። ኸምአኡውን ነሰአብትኹም የጠንቕቕ። ብፍላይ ድማ
    መበል 11 ን 34 ንአኻ ብዘይ ንሕስያ የገልጽ።
    "1 የሱስ ካብ ቤተ መቕደስ ወጺኡ ኸደ፡ ደቀ መዛሙርቱ ድማ ህንጻ ቤተ መቕደስ ኬርእይዎ ናብኡ ቐረቡ።
    2 ንሱ ግና መሊሱ፡ እዚ ዅሉስ ትርእይዎዶ አሎኹም፧ ኣብዚ ዘይፈርስ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ኣይኪተርፍን እዩ፡ እብለኩም አሎኹ፡ በሎም።
    3 ኣብ ደብረ ዘይቲ ተቐሚጡ ኸሎ፡ ደቀ መዛሙርቱ ብሕት ኢሎም፡ እዚ መኣዝ ኪኸውን እዩ፧ ትእምርቲ ምምጻእካን መወዳእታ ዓለምንከ እንታይ እዩ፧ እስኪ ንገረና፡ እናበሉ ናብኡ ቐረቡ።
    4 የሱስ መሊሱ በሎም፡ ሓደ እኳ ኸየስሕተኩም ተጠንቀቑ።
    5 ኣነ ክርስቶስ እየ፡ እናበሉ ብዙሓት ብስመይ ኪመጹ እዮም እሞ፡ ንብዙሓትውን ኬስሕቱ እዮም።
    6 ውግእን ወረ ውግእን ክትሰምዑ ኢኹም። ርኣዩ፡ ኣይትሰምብዱ፡ እዚ ዅሉ ኪኸውን ብግዲ እዩ፡ ግናኸ መወዳእታ ገና እዩ።
    7 ህዝቢ ናብ ህዝቢ፡ መንግስቲውን ናብ መንግስቲ ኺለዐል እዩ። ኣብ በቦታኡ ድማ ጥሜትን ፌራን ምንቅጥቃጥ ምድርን ኪኸውን እዩ።
    8 እዚ ዅሉ ግና መጀመርታ ቕልውላው እዩ።
    9 ሽዑ ንመከራ ኣሕሊፎም ኪህብኹምን ኪቐትሉኹምን እዮም። ብዛዕባ ስመይ ከኣ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ጽሉኣት ክትኰኑ ኢኹም።
    10 ሽዑ ብዙሓት ኪዕንቀፉ፡ ንሓድሕዶም ኣሕሊፎም ኪዋሃሀቡ ንሓድሕዶምውን ኪጻላልኡ እዮም።
    11 ብዙሓት ነብያት ሓሶት ኪትንስኡ፡ ንብዙሓትውን ኬስሕቱ እዮም።
    12 ዓመጻ ስለ ዝበዝሔ ድማ፡ ናይ ብዙሓት ፍቕሪ ኽትዝሕል እያ።
    13 እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚዕገስ ግና ኪድሕን እዩ።
    14 እዚ ወንጌል መንግስቲ ኸኣ ንምስክር ኵሎም ኣህዛብ ኣብ ብዘላ ዓለም ኪስበኽ እዩ፡ ሽዑ መወዳእታ ይመጽእ።
    15 እቲ ብነብዪ ዳንኤል እተባህለ ናይ ጥፍኣት ርኽሰት ኣብታ ቅድስቲ ስፍራ ቘይሙ እንተ ርኤኹም፡ - እቲ ዜንብብ የስተውዕል፡ -
    16 ሽዑ ኣብ ይሁዳ ዘለዉ ናብ ኣኽራን ይህደሙ።
    17 ኣብ ዝባን ናሕሲ ዘለዉ ኸኣ ካብ ቤቱ ገለ ኺማላእ ኣይውረድ።
    18 ኣብ ወፍሪ ዘሎ ድማ ክዳኑ ኺወስድ ንድሕሪት ኣይመለስ።
    19 በታ ቕነ እቲኣ ግና ንጥኑሳትን ንዜጥብዋን ወይሌኤን።
    20-21 ሽዑ መከራ ኪኸውን እዩ፡ ከምኡ ዝበለ ኻብ መጀመርታ ዓለም ክሳዕ ሎሚ ዘይኰነ፡ ከቶ ድማ ዘይከውን እዩ እሞ፡ እቲ ምህዳምኩም ብኽረምቲ ወይ ብሰንበት ከይከውንሲ ለምኑ።
    22 እተን መዓልትታት እቲኤን እንተ ዘይሐጽራስ፡ ስጋ ዝለበሰ ዅሉ ኣይምደሐነን። ምእንቲ እቶም ሕሩያት ግና እተን መዓልትታት እቲኤን ኪሐጽራ እየን።
    23 ሽዑ ገለ፡ እንሆ ክርስቶስ ኣብዚ ወይ ኣብቲ፡ እንተ በለኩም፡ ኣይትእመንዎ።
    24 ናይ ሓሶት መሲሃትን ናይ ሓሶት ነብያትን ኪመጹ እዮም እሞ፡ እንተ ተኻእሎምሲ፡ ነቶም ሕሩያት እኳ ኬስሕቱ፡ ዓበይቲ ትእምርትን ተኣምራትን ኪገብሩ እዮም።
    25 እንሆ፡ ኣቐዲመ ነገርኩኹም።
    26 እንሆ፡ ኣብ በረኻ አሎ፡ እንተ በሉኹም፡ ኣይትውጽኡ። ኣብ ቤት አሎ እንተ በሉኹምውን፡ ኣይትእመኑ።
    27 በርቂ ኻብ ምብራቕ በሪቑ ኽሳዕ ምዕራብ ከም ዚርኤ፡ ምጽኣት ወዲ ሰብ ከኣ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
    28 ኣብቲ ገምቢ ዘለዎ፡ ኣሞራታት ከኣ ናብኡ ኺእከቡ እዮም።
    29 ድሕሪ መከራ እታ ቕነ እቲኣ ግና ብኡብኡ ጸሓይ ክትጽልምት፡ ወርሒውን ብርሃና ኣይክትህብን እያ፡ ከዋኽብቲ ኻብ ሰማይ ኪወድቁ፡ ሓይልታት ሰማያትውን ኬንቀጥቅጡ እዮም።
    30 ሽዑ ትእምርቲ ወዲ ሰብ ኣብ ሰማይ ኪርኤ፡ ሽዑ ድማ ኵሎም ዓሌታት ኣህዛብ ምድሪ ኺበኽዩ። ንወዲ ሰብ ከኣ ብብዙሕ ሓይልን ግርማን ብደበና ሰማይ ኪመጽእ ከሎ ኺርእይዎ እዮም።
    31 ንመላእኽቱ ኸኣ ብብርቱዕ ደሃይ መለኸት ኪልእኮም፡ ነቶም ሕሩያቱ ኻብቲ ሓደ ወሰን ሰማይ ክሳዕ እቲ ወሰን ሰማይ ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን ንፋሳት ኪእክብዎም እዮም።
    32 ምስላኡ ኻብ ኦም በለስ ተምሀሩ። ጨነፍራ ምስ ለምለመ፡ ቈጽላውን ምስ ጠጥዔ፡ ክረምቲ ኸም ዝቐረበ ትፈልጡ ኢኹም።
    33 ከምኡ ድማ ንስኻትኩም እዚ ዅሉ ምስ ርኤኹም፡ ናብ ኣፍ ቤት ምቕራቡ ፍለጡ።
    34 እዚ ዅሉ ኽሳዕ ዚኸውን፡ እዚ ወለዶ እዚ ኸም ዘይሐልፍ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።
    35 ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ፡ ቃለይ ግና ኣይኪሓልፍን እዩ።
    36 ስለ እታ መዓልቲ እቲኣን ስለ እታ ሰዓት እቲኣን ግና ብዘይ ኣቦ በይኑ፡ መላእኽቲ ሰማይ እንተ ዀኑ እኳ ወይስ ወዲ፡ ዚፈልጣ የልቦን።
    37 ከምቲ ብዘመን ኖህ ዝዀነ፡ ምጽኣት ወዲ ሰብ ከኣ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
    38 ከምቲ ብቕድሚ ማይ ኣይሂ ዝነበረ፡ ክሳዕ እታ ኖህ ናብ መርከብ ዝኣተወላ መዓልቲ፡ ይበልዑን ይሰትዩን የእትዉን የተኣታትዉን ነበሩ እሞ፡
    39 ማይ ኣይሂ መጺኡ፡ ንዅሉ ኽሳዕ ዜጥፍእ ኣይፈለጡን። ምጽኣት ወዲ ሰብ ድማ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
    40 ሽዑ ኽልተ ኣብ ግራት ኪዀኑ እዮም፡ እቲ ሓደ ኺውሰድ፡ እቲ ሓደ ኸኣ ኪሕደግ እዩ።
    41 ክልተ ኣንስቲ ኣብ መጥሓን ኪጥሕና እየን፡ ሓንቲ ኽትውሰድ፡ ሓንቲ ድማ ክትሕደግ እያ።
    42 ስለዚ ጐይታኹም በየነይቲ ሰዓት ከም ዚመጽእ ኣይትፈልጡን ኢኹም እሞ፡ ንቕሑ።
    43 ግናኸ ፍለጡ፡ በዓል ቤት ነታ ሰራቒ ዚመጸላ ጊዜ እንተ ዚፈልጣስ፡ ምነቕሔ፡ ቤቱ ኽትኰዐት ከላውን ስቕ ኣይምበለን።
    44 ስለዚ ወዲ ሰብ ብዘይሐሰብኩምዎ ጊዜ ኺመጽእ እዩ እሞ፡ ንስኻትኩም ድማ እተዳሎኹም ኩኑ።
    45 እቲ ጐይታኡ ምግቦም በብግዜኡ ኺህቦም ኢሉ ኣብ ስድራ ቤቱ ዚሸሞ እሙን ኣስተውዓሊ ባርያ መን ኰን እዩ፧
    46 ጐይታኡ ኺመጽእ ከሎ፡ ከምዚ እናገበረ ዚረኽቦ ባርያ ብጹእ እዩ።
    47 ኣብ ኵሉ ገንዘቡ ኸም ዚሸሞ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።
    48 እቲ ኽፉእ ባርያ ግና ብልቡ፡ ጐይታይ ይድንጕ እዩ፡ እንተ በለ፡
    49 ነቶም ብጾቱ ባሮት ምውቃዖም ይጅምር፡ ምስቶም ሰኸርቲውን ይበልዕን ይሰትን።
    50 ጐይታ እቲ ባርያ እቲ፡ ንሱ ብዘይተጸበያ መዓልቲ ብዘይፈለጣ ጊዜውን ኪመጽእ እዩ።
    51 ኣብ ክልተ ኺጭንድሖ፡ ዕድሉ ድማ ምስ ግቡዛት ኪገብሮ፡ ኣብኡ ኸኣ ብኽያትን ምሕርቃም ኣስናንን ኪኸውን እዩ።
    "

  • @MrGezai
    @MrGezai 3 หลายเดือนก่อน

    ስለዚ ኣምላኽ ዘይገለጸልና እንተኾይኑ እንታይ ግበሩ ትብለና ኣለኻ?

    • @habtomyohans
      @habtomyohans 3 หลายเดือนก่อน

      ብሩክ ሓወይ ሻሎም ግብሪ ኣምላክ ግበር ኣምላክ ክትረክቦ ከኣ ጸሊ ❤❤ይበልና ኣሎ ብሩክ ,ክሳብ ዝገልጸልካ ከኣ ስቅ ኢልና ንጽበ ብሩክ ተባረክ

    • @awetkifle9642
      @awetkifle9642 3 หลายเดือนก่อน

      Tebarek bruk hawey, kingdom of god zbil alo teketatelo melsi Abeu ktrekbo eka. God bless you.

    • @MrGezai
      @MrGezai 3 หลายเดือนก่อน

      ነዚ ጠንቋላይ እታ ዛዕጎል ካብ ኢድካ ኣውጽኣያ በሎ ንቕድም በዓል ንስኹም ኣምላኽ ከይረኸኩም ደድሕሪኦም ክትከዱ ጸሓይ ዓሪባትኩም

    • @habtomyohans
      @habtomyohans 3 หลายเดือนก่อน

      @@MrGezai ብሩክ ሓወይ ,ሻሎም እዚ ደኣ ኩሉ ሰብ ዝገብሮ ፎርማ እንድዩ,በዚ ሓይሊ የለን በዚ ምእሳር የለን ብሩክ ,መታለልቲ ጠንቆልቲ ግን ንህዝቢ ከምዚ እንዳገብሩ ኣድናጊሮሞ,እምበር መንፈስ ብመንፈስ እዩ እቲ ኩናት ብሩክ,እዚ ደኣ ዓለም ሙሉእ ዝገብሮ ናይ ሓደ ነቢ የማነ ጥራሕ ተጠምት ዓይኒ ከመይ ዝበልዋ ዓይኒ እያ እዚኣ ክክክክ ኣታ ብሩክ ከባቢካ ጥምት ጓል ይኩን ወዲ ከመኡ ትብሎምዶ ከመኡ ዝገበሩ,ሓይሊ ኣምላክ በዚ ኣይተጽርፎ ንዓካ ክሕሸካ ብሩክ,በዚ ኣይፍወስ ነዚ ኣይእሰር ሰብ ብሩክ,ኣምላክ ሓያል ብሓይሉ እዩ ዝጥቀም ከምዚ ናትኩም ርድኢት ሰለ ዝነብሮም እዩ ዝከውን በትሪ ስለ ዝሓዙ ኣብ ግዜ ሙሴ በትሪ ሒዝካ ኪድ ዝበሎ ዝከውን ብሩክ ኩሉ ሰብ ከኣ ብትሪ ኔርዎ,በዚ ኣይተተዓሸዉ ምስ፡ኣምላክ ኣይትበኣሱ መን ከተዓርቀኩም እዩ ብሩካት ተጠንቀቁ,

    • @tesfa4608
      @tesfa4608 2 หลายเดือนก่อน

      ንስኻ ኢኻ ናብ ኣምላኽ ትጽሊ።ሽዑ ንሱ ብሕልሚ ወይ ብራኢ ከምኡውን ብፍረ ከተለልዮም ኢኻ።