ኣብ ጥዕና መዓናጡን ጽባቐን ዓቢ ለውጢ ዘምጽእ ናይ ጥንቲ ዘይቲ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 410

  • @rigatberhane7029
    @rigatberhane7029 11 หลายเดือนก่อน +85

    😍ብርሃን ገጻ ኣበይ ድኣ ጠፍእክና ናፍቅናኪ፡GBU 🙏

    • @mustafaomar1280
      @mustafaomar1280 11 หลายเดือนก่อน +4

      Xenat yhabeki doctor Sharon aboa moytu kenyu

    • @hawaeritrea441
      @hawaeritrea441 11 หลายเดือนก่อน

      . ❤❤❤❤

  • @MeseretHagos7093
    @MeseretHagos7093 11 หลายเดือนก่อน +79

    ዘይቲ ካስተር ዘይቲ ጉልዒ እዩ። ጉልዒ ክኣ ንመላደዪ ሞጎጎ ይጥቀማሉ ኣዴታትና ኣብ ኤርትራ። ኣብ ሃገርና ጉልዒ ብቀሊሉ እዩ ዝርከብ ብብዝሒ ኣፍሪና ብዘመናዊ መነግዲ ኣብ ረብሓ ህዝብናን ስደድን ውን ከውዕሉ ንኽእል ኢና። የቀንየልና ዶክተር ሻም ስለቲ ትህብና ኣገዳሲ ትምህርቲ በብእዋኑ

    • @Yourfavoriteyoutubebanana
      @Yourfavoriteyoutubebanana 11 หลายเดือนก่อน +2

      Thanks

    • @selamselam3893
      @selamselam3893 11 หลายเดือนก่อน +1

      Well side

    • @Temesghen.
      @Temesghen. 11 หลายเดือนก่อน +2

      I was actually telling my mom this you know when she asked me how I grew my hair quickly 😂😂😂

    • @Seeker_1970
      @Seeker_1970 11 หลายเดือนก่อน +2

      ፅቡቕ ሐሳብ ግን አብ ሃገርና ክትብል እንከለኻ መታን ምሉእ ሐሳብ ንኽኸውን ብዛዕባ ጉዳይ ሀገር ምዝራብ እውን ከድሊ እዩ ማለትይ አብ ሀገርና ብቐሊሉ ክትብል እንከለኻ ብሐቂ ኩነታት ሀገርና ቀሊል ድዩ ?

    • @MeseretHagos7093
      @MeseretHagos7093 11 หลายเดือนก่อน +3

      @@Seeker_1970 ኣሽንኳይ ጉልዒ ኣብ ፍቆድኡ ዝበቁል ኣብ ጎድፍ ከይተረፈ ተምሪ ፈርዩስ ንሰደድ ተዳልዩ ኣሎ። ኤርትራዊ ክገብሮ ዘይክእል የሎን ኩሉ እዩ ዝክኣሎ። ኤርትራዊያን ክኣ ብግብራዊ ስራሕና ኢና ንፍለጥ ዘይቲ ሞሪንጋ ዘይቲ ስምስም ዘይቲ ኣድሪ ካልኦት ብብዝሒ ይፈሪ ኣሎ። ዘይቲ ጉልዒን ዕረን ክኣ ተመስሪሑ ኣብ ዕዳጋ ክወድር ዝቀለለ እዩ ንኤርትራዊያን።

  • @rufta.
    @rufta. 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Shikor Gal Eriyy

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 11 หลายเดือนก่อน +23

    ዶ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ሓፍተይ ናተይ
    ሰብ ኣብ ዝተሳእነሉ እዋን ሰብ ኮንካ ምርካብ
    ናይዚ ዘመን'ዚ ዝዓበየ ብደሆ እዩ !

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቡርጋ እዩ ዝበሀል ኔሩ ይዝክረኒ ናአሽቲ ኮሎና ስድራና አብ ወርሒ ሕሳብ እፍንጫና ዓቢሶም ዬስቲዩና ኔሮም ::ስጋብ እቲ አለስሊሱ አብ ውሽጥና ዝነበረ ዘጽርዮ ምግቢ አይንበልዕን ኔርና ዋውthank you dr ጽቡቕ አገላልጻ ተባረኺ ::

  • @teweldeghebre
    @teweldeghebre 11 หลายเดือนก่อน +6

    ብደሐን ድአ ይግበሮ እምበር
    ዶ/ር ሻሮን ቅሩብሲ ጠፊእክና ኢኺ እሞ እንቋዕ ክንርእየኪ አብቅዓና❤

  • @sabaweldeyesus9022
    @sabaweldeyesus9022 27 วันที่ผ่านมา

    አንጣጥዕ አውን ናይ ድርቐት ዘለዎ ጽገም ብጣዕሚ ፈዋሲ አዩ ኣብ ጥራይ ከብድካ ንግሆ ንግሆ ምስታይ ካን ድርቐት ይከላከል ብፍልይ አዞም ከሞ ትራፒይ ዝወስዱ መድሓኒት ድርቐት ስለ ዝገብር ንግሆ ኣ ጥራይ ከብድካ። ምስታይ ካብ ድርቐት ይድሕነካ አዚ ፍቱን መድሃኒት ና ይ ድርቐት አዩ።

  • @LhanaIsaias
    @LhanaIsaias 11 หลายเดือนก่อน +1

    😮ብዛዕባ ከርበ ሓቢሪታ ሃብና ዶ ር ሻሮን ሓፍትና

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 11 หลายเดือนก่อน +5

    ጽቡቕትሕዝቶ ዶክተር ሻሮን !
    Caster oil ተባሂሉ ዘሎ፡ መታን ንኹሉ ክርድኦ፡ "ዘይቲ ጉልዒ" ተትብልዮ ምሓሸ ኔሩ ይመስለኒ።
    ኣብ ሃገርና ዝቦቅል ዓይነት ተኽሊ እዩ። መብዝሕትኡ ኣዴታትና ንመላደዪ መጎጎ እየን ዝጥቀማሉ ።

  • @sanaitairo8565
    @sanaitairo8565 11 หลายเดือนก่อน +4

    የቀንየልና ብዛዕባ ዘይቲ ኣበሱዳ ገለ በልና

  • @YikealoTsehiye-qb2gj
    @YikealoTsehiye-qb2gj 11 หลายเดือนก่อน +9

    ኣበይ ድኣ ጠፊእኪ ብርሃን ገጻ thank you Dr.sharon GBU❤❤❤

  • @BrhanaTkabo
    @BrhanaTkabo 11 หลายเดือนก่อน +3

    ንስክስ ጅግና ኢኺ ❤ ኸማኺ የብዝሓዮም ምቅርቲ

  • @ambesambesa428
    @ambesambesa428 11 หลายเดือนก่อน +6

    ክብርቲ ዶ/ሻሮን ሓፍትና ብመጀመርታ ስለ እቲ ኩሉ እትገብርልና እንዳ ኣመስገንኩ እዩ:: በጃኪ እባ ተገዲስኪ ናይ Black Seed Oil ጥቅሙ ከኣ ኣረድእለይ ነዚ ክቡር ዝኮነ ህዝቢ❤️❤️

  • @garangakook7001
    @garangakook7001 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዶክተር ሻሮን መጀመርያ ሰላምኪ ይብዛሕ ብምቅጻል ሕቶ ኣላትኒ( ኤርኒያ) ኣብ ከባቢ ፍረ ነብሱ ንወደይ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ወጺያቶ ትወጽእን ትምለስን ስለዚ መጥባሕቲ ኣብከመይ እዋን ማለት ኣብ south sudan የ ዝነብር ኣብ ገለ hospital ድሕሪ 10ዓመት ይብሉ ገለ ድማ ሕጂ ይብሉና ኣሎው ስለዚ መብርሂ ክትህብና ብትሕትና ይሓትት

  • @solianagebrehiwet2029
    @solianagebrehiwet2029 11 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ዶክተረይ እንቋዕ ብደሓን መጻእኪ ጠፊኣ ክብል ቀንየ ተስፋ ይገብር ብሰላም ክትኮኒ ❤❤❤ ብዛዕባ እዛ ዘይቲ ግን ኣነ ኣብ ቅርኒብ ዓይነይ ሸፋሽፍቲ ዓይነይ ክጥቀመላ እየ ገዚኤያ ኣዝያ ድማ ጽብቅቲ እያ ለዉጢ ረኪበላ ምሸት ምሸት ኣይኮንኩን ዝጥቀመላ ኣብ ሰሙን 4 ወይ 3 ጊዜ እየ ዝጥቀም ወላ ንኣዒንትና የጽርየልና ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ ካብ ምርጋፍ ገዲፍዎ ጠቂማትኒ እያ ንዓይ ንጸጉረይ ግን ምስ ካልእ ዓይነት ዘይቲ ሓዊሰ እየ ዝጥቀመላ ከም ዝገለጸቶ ዶክተር ሻሮን በይኑ ክጥቀመሉ ከለኩ ኣኣእዳወይ ይሕዘኒ ከምዚ ግሉ ስታክ ይከዉን ንክትምሽጦ ይጽግመካ ምስ ካልእ ዓይነት ዘይቲ ግን ይሓይሽ እዩ ካብ ዝፈተንክዎ እዩ ብዝተረፈ ግን ኣብ ናይ ጥዕና ዘይቲ ምልካይ ግን ኣይፈተንክዎን ❤❤❤

  • @biniamgebremedhin6885
    @biniamgebremedhin6885 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ዶክተር ሻሮን ሰላም ነዓኪ ብዛአባ ዘይቲ ዓሳ ገለ በልና ❤

  • @jamiesaeed
    @jamiesaeed 11 หลายเดือนก่อน +10

    ዶክቶር ሳሮን እንቃዕ ብሰላም መጻኺ! እዚ ትብልዮ ዘለኺ castor oil ብ ትግርኛ ጉልዒ እዩ ዝባሃል። ብዛዕባ ዘይቲ ኣበሱዳ ከ ገለ ጥቕሙ እባ ንገርና።
    ቡዙሕ እና ነመስግን ናይ ኩሉ ኣስተምህሮ!!!😊

    • @GodsMercy123
      @GodsMercy123 11 หลายเดือนก่อน +3

      I use blackseed oil (abusuda) for my family like cold, headache , tiredness, toothache…. For my skin it gives me young look … most people they do t like the taste my kid eat grapes right after it the other one with orange and my niece with honey…… so many options
      I really want to our community have knowledge about it.

    • @nejatahmed1299
      @nejatahmed1299 11 หลายเดือนก่อน +1

      Selam zihaftey wey zihawey zeyti abesuda bitaemi xubuq eu bijeka ni mot kali nikulu fewsi eu

  • @gene6075
    @gene6075 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ኣቲ ሻሮን እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ጠፊእኺ ተጨናኒቕና

  • @worldoffannychannel604
    @worldoffannychannel604 11 หลายเดือนก่อน +2

    እወ ኣቅርብልና እኪ ብዕብራን ተሳቂና እኮ 😂እታይ እተ ገበርና ኢና ንንፋሕ ንተርብዮ ኩሉ ይከታተሎ እየ ቀጽልዮ ኣጆኪ

  • @sesensesen8025
    @sesensesen8025 11 หลายเดือนก่อน +13

    ኣብ ዓድና ድኣ እቱ ቆጽሉ ናይ ጠስሚ መትሓዚ እቱ ፍረ ን ሞጎጎ መታወኒ ይጥቀማሉ ኣዴታት ።

    • @rackygalerey
      @rackygalerey 11 หลายเดือนก่อน

      Ya zeyti gulie ጉልዒ ዩ

    • @arichaeri699
      @arichaeri699 11 หลายเดือนก่อน

      Right zeyti gulee malet eiu, ab hagerna kea bibezhi alo

  • @fortunaghebrezghiamenkibri4460
    @fortunaghebrezghiamenkibri4460 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks d/sharon ane ab dhri ezneyn ab edeyn fetineyo welahadw aygebersnin slezi alegy aygeberleyn malet zikone mlikt ayneberon slezi ab kaliey mealti abgexey gierslu gexy habitu hadiru melise dihri 2 semin ab kisadey fetineyo bimulue kisasey yehkikuni azi abelashiley
    Slezi xinuqu gna mitinqaq agedasiu

  • @rufta.
    @rufta. 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዋዉ ይደልያ ኔረ: Thanks ዶክተር ሳሮና ሽከር ❤

  • @selmeu6605
    @selmeu6605 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዶክቶረይ ከምወትሩ ጠቃሚ ሓበረታ ተባረኺ❤❤❤

  • @MeleniMeleni
    @MeleniMeleni 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ችዶክተር ሻሮን ኣብ ጥዕናክን ስራሕክን ኣሳልልጦ ይሃብኪ ሂሞግሎቢን ማለት ኢንትይ ኢዩ መድሃኒቱ ከ ኢንትስይ ኢዩ

  • @OkbaghebrielGhebretinsae
    @OkbaghebrielGhebretinsae 11 หลายเดือนก่อน +5

    I wonder to know why you have been away for a while Dr. It's been well over three weeks since you last made your video. Well come back Dr, we love you and your well executed videos. Ayttfena dea doctorey

  • @Hanuna_2023
    @Hanuna_2023 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሻሮነይ ሎምስ ብዙሕ ዘይተዕግብ ሓበሬታ ኣምጺኪ፡ ናይ ሓበሬታኪ ዘእምን መልእክቲ 40% ኢዩ፡ ካስተር ኦይል እንታይ ኢዩ ጥቅሙ እንታይ ኢዩ ጉድኣቱ ብንጹር ኣየቀመጥክልናን !❤

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 11 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ዝሓፍተይ የቀንየልና አይትጥፍእና ዝሓፍተይ❤

  • @yoditb872
    @yoditb872 11 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ደክቶር ሕቶ ኣለኒ በጃኺ ተገድስኪ መልስለይ ቃንዛ ኣለኒ ናይ ቅርጥማት አግረይ &ኢደይ ነዊሕ ገሩ ምሳይ ኣቐዲመ የመስግን ንአሕብኒ ሓገዝ

  • @abrahamtesfai6597
    @abrahamtesfai6597 11 หลายเดือนก่อน +3

    When you buying or using castor oil, make sure you buy cold-pressed and Hexane free Castor oil. It is amazing oil.

  • @jamalaltaher
    @jamalaltaher 8 หลายเดือนก่อน

    Hello Dr. Sharon Thank you so much for good advice we proud of you

  • @luwimeb5963
    @luwimeb5963 11 หลายเดือนก่อน +6

    Many thanks Dr. Sharon . You are such a blessing to many. I have been waiting for this video. You are the Best . Stay Always Blessed!!!
    Lvu and Respect 🙏🏼

  • @yonimassawino2602
    @yonimassawino2602 11 หลายเดือนก่อน +5

    እንቋዕ ብሰላም መጻኪ ጽብቕቲ ሓፍትና❤❤፡ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ዩቱብ ብዘይ ብኣኺ መቐረት የብላን ኣይትይጥፍና ዶተረ።

  • @yohannesmedin7825
    @yohannesmedin7825 11 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you doctor Sharon and God bless you.

  • @natsnetghebru3309
    @natsnetghebru3309 11 หลายเดือนก่อน

    Welcome Sharoney ayttfie eba ayteshaklna

  • @haregutseggai4916
    @haregutseggai4916 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you kebreti galna eadmen teanan yehabki tebareki ❤❤

  • @sabamisghina7076
    @sabamisghina7076 11 หลายเดือนก่อน +3

    My favorite creature in this generation. ❤️

  • @selamzemen1730
    @selamzemen1730 11 หลายเดือนก่อน

    Adey megogo tifiwinelu niera. Gulii yibahal

  • @Tafere190
    @Tafere190 11 หลายเดือนก่อน

    ኣላርኪ ምህለውና ወይዘይምህላውና ንምፈላጥ ኣብ ክንደይ ማዓልቲ ምልክት የርእየና ።

  • @freweiniteclemicael5027
    @freweiniteclemicael5027 11 หลายเดือนก่อน

    Yekeniyelna Dr. Saron shkor galna enkae natna konki shkorina

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010 11 หลายเดือนก่อน +1

    እንቃዕ ብሰላም መጻኺ ደክቶር ሻርን ሓብትና ኣሻቒልክና ብምንታይ ድሃያ ክፈልጥ ኢለ ተሻቒለ ቀንየ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤

  • @abebahaile2552
    @abebahaile2552 11 หลายเดือนก่อน

    ተባርኺ፡እግዚአብሄር፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብኪ

  • @Sam3DDD
    @Sam3DDD 11 หลายเดือนก่อน +1

    Nafikeki keniye

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf 11 หลายเดือนก่อน

    Dokterey Xbkti ftret Yekenelna Edmen Tenan yhabki Amlak ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asterghidey2625
    @asterghidey2625 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤shikor haftey edmen tenan yehabki fetari yekenleyna

  • @Yonasmeles-ij4fp
    @Yonasmeles-ij4fp 11 หลายเดือนก่อน +1

    Selam dr sharon haftey ab hiwetki milu tiena ena temeneku.hanti hito kihateki.ፈውሲ ናይ ጡብ ኣድጊ እንታይ ኮን ይኸውን።

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 11 หลายเดือนก่อน

    Merhaba doctor Sharon thank you 💕💕💕💕💕💯👍

  • @dagmawitabraham3574
    @dagmawitabraham3574 11 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ደክተር ሻሮን ጥፊክና ቐኒኺ እንቓዕ ዳሓን መጻእኺ፡ ክልተ ዓይነት ካስተር ኦይል ኢዮ ዘሎ ፡ ጻዕዳ ማይ ዝመስል እዚ ንከብዲ መጽርይን ንጸጉርን ክንጥቐመሉ ንኽእል ኢና፡ እቲ ቐይሕ ግን ኣይስተይን ኢዮ ንጽጉሪ ጥራይ ወይ ውን ንመሳጅ መግበሪ ንብላዕሊ ዝግበር ጥራይ ኢዮ፡ ሓደገኛ ኢዮ ዝባሃል፡ እቲ ዝበለጸ ካስተር ኦይል ድማ ንጸጉሪ ቐይሕ ናይ ጀማይካ ኢዮ። ምናልባት ውን ዶክቲር ሻሮን እዚኣተን ነገራት ኣጻሪኺ እንተ ደገምክልና ጽቡቕ ኢዮ❤

    • @YoditTesfu-gm3ix
      @YoditTesfu-gm3ix 11 หลายเดือนก่อน

      Hakki

    • @mihretyemane7190
      @mihretyemane7190 11 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቕ ሓበሬታ ፍልልይ ኣለዎ ድዩ?

  • @efremtt
    @efremtt 11 หลายเดือนก่อน

    ዶክተረ እንቛዕ ደሓን መጻኺ፡ ኩሉ እቲ ትህብና ኣስተምህሮ ብጣዕሚ ጠቃምን ኣገዳስን እዩ ቀጽልዮ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
    ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ
    ፦*። ብዛዕባ İVF Treatment ስፍሕ ዚበለ ሓበሬታ ሃብና ሚስ ኩሉ ዚወሃብ መድሃኒታቱ ፍልልያቱ ዓቢ ኣርእስቲ እንድዩ ከፋፊልኪ ኣምጽእልና

  • @negstimehari5709
    @negstimehari5709 11 หลายเดือนก่อน

    Enkae beselam mexki Meqratey

  • @ናተይምንባር
    @ናተይምንባር 11 หลายเดือนก่อน

    ኣደይ ከኣ ናይ ድርቀት ሓምሊ ጊደበሉ እያ ፈውሲ እንዳበልት ተብለዓና ነይራ ዶክተረ ። ግበሪ ደሓን ግርም የቀንየልና

  • @Mussie5
    @Mussie5 11 หลายเดือนก่อน +1

    long Time miss you so much sariye I love you hanny 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @almazhaile77
    @almazhaile77 11 หลายเดือนก่อน +5

    Dear Dr Sharon Sharon,
    In Asmara we used to call it BURGA. In those days it was common to talk BURGA twice per year. When I was small our parents used to give us in September and march, and it used to purge us the whole day. We used to drink broth (Mereq) the whole day.
    Today, I don't know why young parents do not do it any more.
    God bless you my dear
    .

    • @tsegaytewolde3574
      @tsegaytewolde3574 11 หลายเดือนก่อน +1

      Haki ab amet hansab

    • @bethelihemdebesai1014
      @bethelihemdebesai1014 11 หลายเดือนก่อน +1

      So burga is castor oil?

    • @almazhaile77
      @almazhaile77 11 หลายเดือนก่อน +1

      @@bethelihemdebesai1014
      Yes, Burga is caster oil.

  • @erihalal3290
    @erihalal3290 11 หลายเดือนก่อน +4

    ኣቲ ሽኮሪና ሓፍትና ንበሪ ክበሪ🌻💎💎🌹🌹🌹🌹ቪታሚን ኢ ወይ ሲ ንገጽና ኸ እንታይ ጥቕምን ጉድኣትን ኣለዎ ተገዲስኪ መልስለይ ሓቢብቲ

  • @hakibrhan
    @hakibrhan 11 หลายเดือนก่อน

    Eway Gulie hawey ane bfahshawey mogogona mes mes. Dehan dhri hji frku neay frku nmogogoy::

  • @DaniGG-t1q
    @DaniGG-t1q 11 หลายเดือนก่อน

    ክብርቲ ዶክተርን ፍትውቲ ሓፍትናን ስለትህብና ትምህርቲ ካብ ልቢ ነመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🙏🙏

  • @selam6069
    @selam6069 11 หลายเดือนก่อน +1

    Dr.Sharon Thanks for the info As Always! It’s Tigrinia name is Gulie ( used to wipe mogogo) It is very popular in Eritrea for mogogo but Not so much for the other great penefits.

  • @AliAli-rf7yl
    @AliAli-rf7yl 11 หลายเดือนก่อน

    ዶ/ ሻሮን ኣበይ ጠፍእኪ u r welcome

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 11 หลายเดือนก่อน

    Thanks, doctor!

  • @untitled2834
    @untitled2834 11 หลายเดือนก่อน

    God bless you and all your family♥️♥️♥️♥️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tika543
    @tika543 11 หลายเดือนก่อน

    መርሐባ ዶክተር ሻሮን 🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏🙏

  • @GhidayHaile
    @GhidayHaile 11 หลายเดือนก่อน

    Btami eya zikettelki btami eya zedinki nay Merzen medihant enta ala ngerna Thanks

  • @frewoinitekle4451
    @frewoinitekle4451 11 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you ሾሮን ሽኮር❤❤❤❤

  • @keseteberhan7769
    @keseteberhan7769 10 หลายเดือนก่อน

    In Tigrigna, it is known as Gulie . "Ie" make it strong.

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 11 หลายเดือนก่อน

    Benvenuto ...Bah ritomo
    Bien ..Viens
    እንቋዕ ብደሓን መጻኺ
    Well come .

  • @fekareulbey7233
    @fekareulbey7233 11 หลายเดือนก่อน +1

    Enqae bselam bexaki Dr sharon❤

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 11 หลายเดือนก่อน

    Doktorey tefiekena keniki mearey enquae beselam metsaeki mekertey❤❤❤

  • @hlaweweldemichalel572
    @hlaweweldemichalel572 11 หลายเดือนก่อน

    Bravo Dr. U r so dynamic.. bless u Dr.

  • @Temesghen.
    @Temesghen. 11 หลายเดือนก่อน +1

    My role model ❤ the love I have for you is so huge doctor Sharon
    You are an extraordinary woman ❤️❤️

  • @tomasg8604
    @tomasg8604 11 หลายเดือนก่อน

    MeKassi MoGoGo mekaNu Resikayou .

  • @genetkalata9710
    @genetkalata9710 11 หลายเดือนก่อน

    Tebareki

  • @melakeHadgu-sz6zx
    @melakeHadgu-sz6zx 11 หลายเดือนก่อน

    ብትህብና ሃበሪታ ኣዚና ኢና ነመስግነኪይ ዶክተር❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 11 หลายเดือนก่อน

    D/R Sharoney Blrssd Haftey ብዳሓን እኮዕ መጻእኺ ብልጽቲ ሓፍተይ የቀንየልና ኽብረት ይሃበልና ይብለኪ ደጋጊመThanks.

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 11 หลายเดือนก่อน

    Ewayy docter sharonn enka dehan mexaknaa tefikna

  • @habenamanuel4304
    @habenamanuel4304 11 หลายเดือนก่อน

    Edmen tinan yhabki amlak ❤ tsbuk tmhrti qexlyo

  • @deborahyohannes8425
    @deborahyohannes8425 8 หลายเดือนก่อน

    Wonderful teaching bless you D. Sharon 🙏

  • @tsigeredagebreselassietsig7584
    @tsigeredagebreselassietsig7584 11 หลายเดือนก่อน

    thanks dr Sharon❤❤❤

  • @elsag2834
    @elsag2834 11 หลายเดือนก่อน

    ፍትውቲ ሐፍተይ ስለ እትህብና ዘለኪ ፍልጠት ኩሉ ግዜ እየ ዘመስግነኪ
    እግዚአብሔር ብርክ የብልኪ🌹🌹🌟❤️

  • @beilulweldemichael5090
    @beilulweldemichael5090 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you Dr Sharon ezi zeyti aleni kemzi tikmi kemzelewo gin ayifeletkun niru n xegurey eiye gezieyo bzuh win ayilekelwon hji gin niklu kitkemelu

  • @ngsitiabraham240
    @ngsitiabraham240 11 หลายเดือนก่อน

    Wawwwwww thank you ❤❤❤❤

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 11 หลายเดือนก่อน

    You are amaizing ❤❤❤

  • @hanatekie3040
    @hanatekie3040 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you D. Sharon it was helpful information God bless you.
    🙏🙏🙏

  • @mihretyemane5579
    @mihretyemane5579 11 หลายเดือนก่อน +1

    welcome back dr ,how about for kids the measurements ?

  • @edennegash6163
    @edennegash6163 11 หลายเดือนก่อน +2

    Wel come Dr Sharoney❤❤❤
    We able to know more new things from your video thanks so much ma blessed!!!
    plzzz tell us some thing about hemorrhagic ovaran cyst ???🙏🙏🙏

  • @kejushifa8237
    @kejushifa8237 11 หลายเดือนก่อน

    Zeyti guli adetatn n mogogo meladey eyen ztqemalu nere ezi tqmi kem zelewo abzi adi mes mexaku eye semieyo.

  • @rafis1966
    @rafis1966 11 หลายเดือนก่อน

    Thank u Doc ❤ welc😊me back

  • @SabaBrhane-hu3ze
    @SabaBrhane-hu3ze 11 หลายเดือนก่อน

    Thanks mor GBU🎉🎉

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 11 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome back ጠፊእኪ ቀኒኪ ፡ thanks more for sharing your thoughts .

  • @GA-ub6xi
    @GA-ub6xi 11 หลายเดือนก่อน

    Enka dehan metsaki doc sharon 👑 👑👑 tefeki .❤❤ 💕💕 💐💐.

  • @mafrican3845
    @mafrican3845 11 หลายเดือนก่อน

    Well come back Dr.shikor thank you & stay blessed 🙏🏾

  • @niyatbrhane658
    @niyatbrhane658 11 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Dr.Sharoney 🥰

  • @sennaitwoldai8719
    @sennaitwoldai8719 11 หลายเดือนก่อน

    ብርኽቲ ሓፍቲ ዶቶር ሻሮን ❤️

  • @natsnetdaniel216
    @natsnetdaniel216 11 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Doctor God bless you more and more

  • @wedijohn5724
    @wedijohn5724 11 หลายเดือนก่อน

    😊tnx Dr sharom

  • @solomonliza
    @solomonliza 11 หลายเดือนก่อน

    እንቋዕ ብሰላም መጻእኪ 🙏💙🙏

  • @efremtesfay3008
    @efremtesfay3008 11 หลายเดือนก่อน

    Nay omrdo amselina Doctor

  • @fraykidane5556
    @fraykidane5556 11 หลายเดือนก่อน

    ኣንቲ ሳሮን ድዮም ድቡሉኪ ወላስ ሸራን ብዛዕባ ድቃ ሚሲኣን ገለ በሊና ኢባ በካኪ ድቃስ ተሓሪሙና ኢኮ

  • @akberettewelde7800
    @akberettewelde7800 11 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ብድሓን መጻእኪ ጥዕምቲ ድሃይ❤

  • @arsematesfaldet9820
    @arsematesfaldet9820 11 หลายเดือนก่อน

    enkua beselam mexakena tefekena kenki ❤❤❤❤q

  • @edendebesai4077
    @edendebesai4077 11 หลายเดือนก่อน

    Yekenyelna kbirti haftey ♥️♥️🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @simretnegash319
    @simretnegash319 11 หลายเดือนก่อน

    Welcome Back doctor Sharon