ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኪሮሰይ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወክ ብዙሕ ተዘክሮ ኢዩ ዘለኒ ምስ የዑሩክተይይይይ መዓት ወረ ኢልካ ክትደርፍ ከለካ 14 ዕድመ ኢየ ነይረ በቃ እናዘኮርኩካ ክነብር ኢየ ኺሮሰይ❤️😭😭👑
ሰሜዐኪ የቀኔለይ....ፍቕርኺ ኣክብለይ...ደጊሙ ከፍቅረኪኣይኮነሉን ዩ ልበይ...ሒዘ ትመስለኒ..ኣመና ሺኮር ቆልዓ....ሰላም ሂባትኒ ላ ንቦታኪ ተኪኣ......speachless to describe you by a word 👏👏👏👏👏👏👏
ብምሒር ፍቕሪ ናትኪ ፡ ንብዓተይ'ናረገፈ !ብሓለንጊ ፍቕርኺ ፡ዝባነይ'ናተገርፈ !ኣብ እግርኺ ክወድቕ ፡ ሽሞል ብርከይ ዓፂፈ ! ኣበይ ነይርኪ ፧
👍
❤❤❤
Ata bejakum shimol entay malet eyu????
@@MomeDadenewih malet eyu
@@MomeDadeሶሶሎሜ ከ ነዊሕ ማለት ድዩ
ጎብለል ጥበብ ኢካ ብእነት🌟
ሓቂ❤❤❤
ካብ ጅግና ናብ ጀበና ዝጸረየ ሰብ ክትብል ዲኻ 😅 ኪሮሰይ ኔርካ እምበር የለኻን
@@mehawihagos7860Kkkk aygermekan
@@mehawihagos7860kkkkkk oyyy kemza coment sihke ayfeltin ye
ጂዲ ድሁል ባራ@@mehawihagos7860
ኪሮሰይ ኣንበሳ 👑 ሓቃና መምህር ❤️ ኣነስ ንዘልኣለም ምሳካየ 🥰❤️
ስደት ከይ ወጻኩ ከለኩ ክሰምዓ ኢየ ዝውዕል ኔረ ዓሕ። ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ ስደት ከይወጻኩም ትሰምዑዋ ዝነብርኩም? ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ኮሎኩ ንብዓት ኢዩ ዝስዕረኒ ዓሕ ዓሕ ስደት ስዲ።
Anele yaki
ewe yeak sedet sedi kab nefqeren nefqerom felalyu menbarna bado gerwo 😔😔😔
ኣለኹ ምሳኻ ሓቢቢ ኣጁኻ ቀሪብና ኢና ኣለና ብሓደ
alena bro
@@eriyouthtv2538 አይዞኻ ኩሉና ከምአ ኢና ዘለና ደቂ ሰባት ብሓደ ክነብር ዝተኸልከልና ንመስል ከካብ ንፈቶም ሰድራና መታዓቢቲና ተበታቲንና
ኪሮስይ ማዓረ ❤❤😢🙏🙏💪💪😘😘😍😍💋💋🥰🥰💝💝🤲🤲💘💘🥀🥀💋💋💋
Kiros jegen nay baheqi ena abeda nezi derfeka kesami tirayi hanti malti tehelu do bi akali tderfaleyi 🇸🇩
ከም ሱኡን ደዲሕረኺ ክልምን ጽባሕ-ጽባሕ ከም ታቦተ ኣምሊኸኪ ኣብ ቅድመኺ ክናሳሕ እምቢታኺ የሕሪቕኒ ምስ መስተ ክማራሳሕ ኣበይ ኔርኪ ኣበይ king kiros
እዋይ ስደት ሕሱም በዛ ደርፊ ጽሉል እየ ነይረ ኪሮሰይ ኪንግ
Me to😥
ኪሮስ ግን መዓስ ኢኻ ናብ ስነ ጥበብ ክትምለስ፧ እዚ ናይ ሕጂ ትሰርሖ ዘለኻ ደኾን ምስ ደርፊ ትሓስቦ ትኸውን፧ ናይ ብሓቂ የለኻን እኮ!።
ግጥምን ዜማን ድምጽን ሲ ነይሩ እንታይ እሞ ይዓብስ .ብዝኾነ ኣብ 2023 ትሰምዑዋ ዘለኹም 👍 ርገጹ
ኡይይይይይ ኪሮስሰይይይይይይ ኣነስ ካብዛ ዓለም ከይተፈለኩ ከለኩስ ምዚ መንኣሰይ ኣብታ ንፈትዎ ሃገረይ ኤርትራ ተመሊስካ ይርእየካ ይከዊን
Great talented artist I had a lot of memories on your first album Kiros hawey I hope one day we will go back to our beautiful country rid of all the trash
😅.
Inn 5:59 moo
😊😊😊😊😊 😊😊😊. 😊😊😊 😊😊😊.
ኬሮሰይ ደርፍካ ዩ መግበይ ናይብሓቂ ጎብለል ጥበብ ኢካ ❤❤❤🎉🎉🎉
ሰሚዒካ ዘይምኖ ደርፊ ወዲ ኣስፋሃ ብዓል ጽኑዕ መተከል ዕድመን ጥዕናን
Kirosey zeydgem futur bmhir fqrie natka kxerfuka kelewu lbey ygudae ❤
Kirosey wela politicawi metkelna hade aykun nay Bhaki abo meniseyat king of music eka ❤️❤️❤️
ቀይሕ መይሕ ባንዴራ ኤርትራ ሒዞም ኤርትራውነት ዝብሉ ስነ ጥበብ በዚሖም ኪሮስ ኣቦ ጥበብብ
Chila waeee ab 2004 EIT campus keleku yizkira bi hasab hilim ele nice album kirosssssssssssss
Memorable song of all the time in my life and best Artist I have ever seen. Kiros my 👑
Kiki ኣጆካ ቀሪብና ኢና ኣይትሕመኢና ኣይትሕመቅ መምህር
I hade a great memories when u published your first album meat were live longer kiros
ንጉስ ጥበብ❤
Kirosyyyyyy Meley king music 😘🤴🇪🇷💘👌💯
ከምዚ ሎሚ፡ከይጀነንካ ኪሮሰይ ይዓኾ ❤❤❤
ወዲ ጃና ንስካ እካ ጀኒንካ ዘልካ
ኪሮሰይ ያሆ ድሃይካ ኣይትሓባእ ጠፊእካና ገለ በለና።
🎺🎼🎻🎷🪘 ኺኸይ ብሌን ዓይነይ❤❤❤
Kiros natey ane zafetwo derfi nay kirosa eyu baflay dama aza
Waww kiros wedi halel hezbeb king music really so gaden like eske daki erey Tsibikti
ኪሮስ ጽላል ስነ-ጥበብ
እመኑኒ ናይ ማንቼ ግዜ ቀረባ እዩ 🎉🎉
ንጉስ ጥበብ 💙😇
💙💙💙👋🏿
𝖬𝗒 𝐤𝐢𝐧𝐠 👑💙
2023 ዘስተማቅራ ዘሎ 👍👈 ከምዚኣ እስከ
ኣለና 😢ብሮ ኽሳብ ናብ ሓመድ ንምለስ ክንሰምዖ ኢና
@@Kiros.meksebalem hakika ika zarkey wedi asfha jigna ab kulu u hero
ኣለኩ
ጽቡቕ ተዘክሮ ኣደይ "እታ በጃኻ ትብል ትብል ደርፊ ግበርልና" ክትብሎና እንኮላ ይዝከረኒነብሲ ወከፍ ነግሒ ያ ትትንትነልና ኔራ ግዜ..........
ሽኮር Bless you ኪኪ ዓይነይ 🙏
Kiros ykre da gbereley ember hadar tezey blkas hadar gber family mesrt Zyada Ktmamuk hiwetka kemdfret aytwsedo gn hwnet u selamta ayresaekun Erey 🇪🇷
ኪሮሰይ ጅግና ንበር ክበር ድኣ ንስካስ ሞዴል ናተይ እንዲካ።
Kiros yaek ata nskas entay emo nberela behaki 🥰🥰🥰🥰
Veriy Good Kiros Anbesa
Kiros jigna 🥰🥰🥰
My king kiros jgena 👑❤️
ንጉሰይ..ድሕሬኻ ደረፍቲ ክሰምዕ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን
Kiroyyyy and pop smoke 💨 nic Musik 🎧 ahhh
Kiroseyyyyyy big king 👑👑♥️♥️
Kirosyy jigna fetawi haki edmen tienan yehabka
Wellcome ኪሮስ ዝጠፈሸ ነጋዳይ ...... ይፍትሽ።
ኣበይ ከይዱ እቲ ትዕቢት❤
ከም ታቦት ኣምሊኸኪ እወ የኣኽ 😥 ልዕሊ ታቦት ታይ ኣሎ ኪሮስ ሓቂ፡✌
Kiros ከይሞተ ከሎ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Kirosyyy 💗❤❤❤👍👍👍😁
ሞባይልካ ዓጺካ ምድቃስ እዩ ድሕሪ እዚ ደርፊ የለን
Kemzi ከማይ zfetwo khli do ግን 🥲
ኪሮሰይ በጃኻ ፕሪሞ ኣዝማሪኖ ኔርካ ኣብዚ ግዜ እዚ ተረጃዓና ዳ ወዲ ወዲ ባሻይ ዘክር ክትጋብዘና😌😌
ኺሮስ ምዚ ዘሎ ኽኖታት ዘይኮንኩ'ሲ ዝፈትዎ ካብ ቀደም ምዓት ወረ ኢሉ ኽደርፍ ኸሎ ኢየ ዝፈትዎ
ኪሮስ ጀግና Thanks yu
እዚኣ ደርፊ እዝኣ ካብተን ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ ኢያ ካብተን ብሉጻት ደርፊ ትግሪኛ ኢያ እውን : ይዝከረኒ ኽኣ ኣብዳ መርዓውቲ ኽንሰምዓ ንውዕል ነይርና 2006 ዘይርስዖ ትዝታብ ኢዩ ዘለኒ ኣድናቂካ ኢየ ካብ ዕባይ ሃገረሰብ ኢየ ኺሮሰይ ሓላል ጹሩይ ከም ማይ ንጉሆ❤❤❤❤
Kiroseyyy kerbnaina Tesfa Atkurex
ኪሮስ ፈታዊ ሓቂ ፁሪ❤❤❤❤❤😊😊🙏
ጥበብ ከም ናይ ኪሮስ ተዘይ ኮይኑ ክተርፍ ጥራሕ ዩ ዘለዎ
Ma Bæ plc temlsni miss u eko an bzi nesk kenber idln y mara y zefqrka plc 😭😭😭😭 sel fqrna mine plc miss u eko deq eriu plc pray Bæ kemlsni
💔😢😢ajoki
Nay elka eka msh do derifkaya kiros shikorrr
Kiros nber abo haqi hawey natey❤
ኪሮስ ለዋህ ጅግና ኣጆካ
Kiros asfaha nugus tibeb nber kber ❤
ዓምና ከመይ ድየ ዝፈትወካ ሎሚ ግን ግጥምታትካ ንናፍቆም ኣለና ጎይሶን ፡ቡቕሊን ኣብዝሕ ኣቢልካ ባ ኣትትርሮም ከም ስዋ ፡ ንዓኻ ንኽብሪ ንዓና ከኣ መጠንከሪ
ኣብ ሓሳብኻ ተሰማሚዐ ኣለኹ
@@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ ከመይ ዘይትሰማማዕ ወገነይ እቶም ቋሕ ኢልና ንጥምቶም ደረፍቲ ይደኽሙና ኣለው ፡ የስክፈካ ንመጻኢ
@@berie-gx7rg በሬ ዘብሄረ ሙንዱፍ ዲኻ ብሮይ 'በየን ዳ ትነብር ወደደይ
@@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ bgeliu alena bkemey dea felitkani
@@berie-gx7rg ሄርሞን ሓወይ ወዲ ክላሱ ኔርካ ብከሙኡ ይፈልጠካ ሳይሞን ሓውካ ክኣ ይፈልጦ እየ ብዝኮነ ሰላምካ ይብዝሓለይ ኣብ ፌይስቡክ ዳምዳም ኢለ ኣድ ክብለካ እየ
Kirosey Jigna Tefiekana
ይዝከረኒ ማዘረይ ነዛ ደርፊ እናሰመዐት ትድንቓ ኔራ ኣነ ካኣ ቆልዓ ኮይነ እንታይ እዩ ዘረባ ጥራሕ ይብላ ኔረ:: ሕጅግን ነታ ህሞት እየ ዝዝክር
ኪሮሰይይይይ ኣቦ ሓቂ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣታ ኪሮስ ኣታ ወዲ ህዝቢ ኣታ እንታይ ዓይነት ሰብ ኢኻ ብመትከልካን ኣብ ቅድሚ ሓቂ ክምህ ዘይትብል. ጅግና ኢኻ ከምዚ ከማኻ ንሓቂ ዝስየፍን ንሕልንኡ ዝእዘዝን እዮም ውሒዶምና እምበር ብማዕዶ ዝዕዘቡ ሙሁራት ሲ በዚሖምና ከማን 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝
King kirosey ❤
Kirossss Hto Aleni derftatka Ab hade zey ttrnfom please
ኣበይ ኔርኪሓሲበ መርሚረ ኣውሪደ ደይበተመሊሰ ለኹ ናዓኻ ኢደይ ሂበኣመና ተጻላሊ ድኽምቲ ኮይነእምበር ንስኻ ትመስል ሲ ፍቕርኻ ዶ ይጽገብ ኣጣዒሱኒ ዩሕሉፈይ ደምስሶ ሕማቕ ኣሎ ልበይፍቕርኻ ደብሶ እጽውዕ ኣለኹ ልመናይ ተቐበልገጽካ ምለሰለይ ካይ ሓምም ካይጽለልበጃኻ (4)ብሚሒር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እዳረገፈብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እንዳ ተገርፈኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈኣበይ ኔርኪ ኣበይይይይይምዝኾነ ከንጸርዝር ፍቕርኺ ከቢዱኒ ንበይነይ ክዛረብ ዘለኺ መሲሉኒራኣዩዎ እንዳ በሉ ሸራፋት ክሱሑቑኒኣበይ ኔርኪ ኣበይይይይኣቲ ናይ ትማሊ ተመን ናይ ሎሚ ግን ርግቢትኣበይ ኣሎ ቲ ጸውግ ገጽኣበይ ከይዱ ቲ ትዕቢትትማሊ ጸዊዔኪ የእዳውኪ ነጺክለይሕጂ ክምስ ትብልኒ ናበይ ደሊኺ ናበይኣይትንብዒ ኣይትስገዲ ሕቖኺ ሂብክኒ ጥራይ ኪዲለሚነኪ የ ትማሊ ነቢዐን ተማህሊለን ሎሚ ግን ናዓኺ ዝኸውን ቦታ የለንበጃኻ ብሚሒር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እንዳ ረገፈብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እንዳ ተገርፈኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈኣበይ ኔርኪ ኣበይይይይይይ
Kerosey natey hero
እዛ ኣልቡም ከተጸልለኒ ያ ትደሊ
Kirosey natey
Kiroseyyy Nay libey
Kemzi lomi keygenenka yak kilos😢😊
Assssey wawwww kiros asli Like
Kiros king song ❤
Kirosey asli ❤❤❤❤❤❤❤
ኣብይ ኔርኪ ኣበይ
Kiros enkae semaeti tigrinaKona himaq gize arakikibilka Arakibihilina.... kulu driefiekayo Wedi asfha wedi hzibi
kiros ruckus kedem sebay nerka entelomi gin meshmiska tarika tseyika keyaklekas bzuhat kolut keman lekimka kiros
KiroseyAsmera 🌸🌼🌴🌹🌷😘🇪🇷🐪
Kirosey halal seb
Kiroseyyyyyy natey 100% ♡♡♡♡♡¿¿¿
እውይ ❤ በጃኻ
Kiros kemey zibelka jagna eka meglexi tesaenika ako
ፋርሰይ ዘመድ ልበይ ❤❤❤❤❤
Kirosey jegna 💗💗💗💗💗💯
Miss you kiros hawey
Kiros love you
abey nerki abeyyyy❤💯💯💯
Kiros eska Blux eka 30,03,2023
Kiros hero 👍👍🇪🇷🇪🇷
Abaka bexihu mnbar tezdgem tay dbeluwo tibeb u 🤔🥰🥰🥰 ksab twda ab aseb xenihe 🫣🙏
kirosawi 👑🤴 😍
Kiros anbesa 💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗
ኪሮሰይ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወክ ብዙሕ ተዘክሮ ኢዩ ዘለኒ ምስ የዑሩክተይይይይ መዓት ወረ ኢልካ ክትደርፍ ከለካ 14 ዕድመ ኢየ ነይረ በቃ እናዘኮርኩካ ክነብር ኢየ ኺሮሰይ❤️😭😭👑
ሰሜዐኪ የቀኔለይ....
ፍቕርኺ ኣክብለይ...
ደጊሙ ከፍቅረኪ
ኣይኮነሉን ዩ ልበይ...
ሒዘ ትመስለኒ..
ኣመና ሺኮር ቆልዓ....
ሰላም ሂባትኒ ላ
ንቦታኪ ተኪኣ......
speachless to describe you by a word 👏👏👏👏👏👏👏
ብምሒር ፍቕሪ ናትኪ ፡
ንብዓተይ'ናረገፈ !
ብሓለንጊ ፍቕርኺ ፡
ዝባነይ'ናተገርፈ !
ኣብ እግርኺ ክወድቕ ፡
ሽሞል ብርከይ ዓፂፈ !
ኣበይ ነይርኪ ፧
👍
❤❤❤
Ata bejakum shimol entay malet eyu????
@@MomeDadenewih malet eyu
@@MomeDadeሶሶሎሜ ከ ነዊሕ ማለት ድዩ
ጎብለል ጥበብ ኢካ ብእነት🌟
ሓቂ❤❤❤
ካብ ጅግና ናብ ጀበና ዝጸረየ ሰብ ክትብል ዲኻ 😅 ኪሮሰይ ኔርካ እምበር የለኻን
@@mehawihagos7860Kkkk aygermekan
@@mehawihagos7860kkkkkk oyyy kemza coment sihke ayfeltin ye
ጂዲ ድሁል ባራ@@mehawihagos7860
ኪሮሰይ ኣንበሳ 👑 ሓቃና መምህር ❤️ ኣነስ ንዘልኣለም ምሳካየ 🥰❤️
ስደት ከይ ወጻኩ ከለኩ ክሰምዓ ኢየ ዝውዕል ኔረ ዓሕ። ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ ስደት ከይወጻኩም ትሰምዑዋ ዝነብርኩም? ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ኮሎኩ ንብዓት ኢዩ ዝስዕረኒ ዓሕ ዓሕ ስደት ስዲ።
Anele yaki
ewe yeak sedet sedi kab nefqeren nefqerom felalyu menbarna bado gerwo 😔😔😔
ኣለኹ ምሳኻ ሓቢቢ ኣጁኻ ቀሪብና ኢና ኣለና ብሓደ
alena bro
@@eriyouthtv2538 አይዞኻ ኩሉና ከምአ ኢና ዘለና ደቂ ሰባት ብሓደ ክነብር ዝተኸልከልና ንመስል ከካብ ንፈቶም ሰድራና መታዓቢቲና ተበታቲንና
ኪሮስይ ማዓረ ❤❤😢🙏🙏💪💪😘😘😍😍💋💋🥰🥰💝💝🤲🤲💘💘🥀🥀💋💋💋
Kiros jegen nay baheqi ena abeda nezi derfeka kesami tirayi hanti malti tehelu do bi akali tderfaleyi 🇸🇩
ከም ሱኡን ደዲሕረኺ ክልምን ጽባሕ-ጽባሕ ከም ታቦተ ኣምሊኸኪ ኣብ ቅድመኺ ክናሳሕ እምቢታኺ የሕሪቕኒ ምስ መስተ ክማራሳሕ ኣበይ ኔርኪ ኣበይ king kiros
እዋይ ስደት ሕሱም በዛ ደርፊ ጽሉል እየ ነይረ ኪሮሰይ ኪንግ
Me to😥
ኪሮስ ግን መዓስ ኢኻ ናብ ስነ ጥበብ ክትምለስ፧ እዚ ናይ ሕጂ ትሰርሖ ዘለኻ ደኾን ምስ ደርፊ ትሓስቦ ትኸውን፧ ናይ ብሓቂ የለኻን እኮ!።
ግጥምን ዜማን ድምጽን ሲ ነይሩ እንታይ እሞ ይዓብስ .ብዝኾነ ኣብ 2023 ትሰምዑዋ ዘለኹም 👍 ርገጹ
ኡይይይይይ ኪሮስሰይይይይይይ ኣነስ ካብዛ ዓለም ከይተፈለኩ ከለኩስ ምዚ መንኣሰይ ኣብታ ንፈትዎ ሃገረይ ኤርትራ ተመሊስካ ይርእየካ ይከዊን
Great talented artist I had a lot of memories on your first album Kiros hawey I hope one day we will go back to our beautiful country rid of all the trash
😅.
Inn 5:59 moo
😊😊
😊😊😊 😊😊😊. 😊😊😊 😊😊😊.
ኬሮሰይ ደርፍካ ዩ መግበይ ናይብሓቂ ጎብለል ጥበብ ኢካ ❤❤❤🎉🎉🎉
ሰሚዒካ ዘይምኖ ደርፊ ወዲ ኣስፋሃ ብዓል ጽኑዕ መተከል ዕድመን ጥዕናን
Kirosey zeydgem futur bmhir fqrie natka kxerfuka kelewu lbey ygudae ❤
Kirosey wela politicawi metkelna hade aykun nay Bhaki abo meniseyat king of music eka ❤️❤️❤️
ቀይሕ መይሕ ባንዴራ ኤርትራ ሒዞም ኤርትራውነት ዝብሉ ስነ ጥበብ በዚሖም ኪሮስ ኣቦ ጥበብብ
Chila waeee ab 2004 EIT campus keleku yizkira bi hasab hilim ele nice album kirosssssssssssss
Memorable song of all the time in my life and best Artist I have ever seen. Kiros my 👑
Kiki ኣጆካ ቀሪብና ኢና ኣይትሕመኢና ኣይትሕመቅ መምህር
I hade a great memories when u published your first album meat were live longer kiros
ንጉስ ጥበብ❤
Kirosyyyyyy Meley king music 😘🤴🇪🇷💘👌💯
ከምዚ ሎሚ፡ከይጀነንካ ኪሮሰይ ይዓኾ ❤❤❤
ወዲ ጃና ንስካ እካ ጀኒንካ ዘልካ
ኪሮሰይ ያሆ ድሃይካ ኣይትሓባእ ጠፊእካና ገለ በለና።
🎺🎼🎻🎷🪘 ኺኸይ ብሌን ዓይነይ❤❤❤
Kiros natey ane zafetwo derfi nay kirosa eyu baflay dama aza
Waww kiros wedi halel hezbeb king music really so gaden like eske daki erey Tsibikti
ኪሮስ ጽላል ስነ-ጥበብ
እመኑኒ ናይ ማንቼ ግዜ ቀረባ እዩ 🎉🎉
ንጉስ ጥበብ 💙😇
💙💙💙👋🏿
𝖬𝗒 𝐤𝐢𝐧𝐠 👑💙
2023 ዘስተማቅራ ዘሎ 👍👈 ከምዚኣ እስከ
ኣለና 😢ብሮ ኽሳብ ናብ ሓመድ ንምለስ ክንሰምዖ ኢና
@@Kiros.meksebalem hakika ika zarkey wedi asfha jigna ab kulu u hero
ኣለኩ
ጽቡቕ ተዘክሮ
ኣደይ "እታ በጃኻ ትብል ትብል ደርፊ ግበርልና" ክትብሎና እንኮላ ይዝከረኒ
ነብሲ ወከፍ ነግሒ ያ ትትንትነልና ኔራ
ግዜ..........
ሽኮር Bless you ኪኪ ዓይነይ 🙏
Kiros ykre da gbereley ember hadar tezey blkas hadar gber family mesrt
Zyada Ktmamuk hiwetka kemdfret aytwsedo gn hwnet u selamta ayresaekun Erey 🇪🇷
ኪሮሰይ ጅግና ንበር ክበር ድኣ ንስካስ ሞዴል ናተይ እንዲካ።
Kiros yaek ata nskas entay emo nberela behaki 🥰🥰🥰🥰
Veriy Good Kiros Anbesa
Kiros jigna 🥰🥰🥰
My king kiros jgena 👑❤️
ንጉሰይ..ድሕሬኻ ደረፍቲ ክሰምዕ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን
Kiroyyyy and pop smoke 💨 nic Musik 🎧 ahhh
Kiroseyyyyyy big king 👑👑♥️♥️
Kirosyy jigna fetawi haki edmen tienan yehabka
Wellcome ኪሮስ
ዝጠፈሸ ነጋዳይ
...... ይፍትሽ።
ኣበይ ከይዱ እቲ ትዕቢት❤
ከም ታቦት ኣምሊኸኪ እወ የኣኽ 😥 ልዕሊ ታቦት ታይ ኣሎ ኪሮስ ሓቂ፡✌
Kiros ከይሞተ ከሎ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Kirosyyy 💗❤❤❤👍👍👍😁
ሞባይልካ ዓጺካ ምድቃስ እዩ ድሕሪ እዚ ደርፊ የለን
Kemzi ከማይ zfetwo khli do ግን 🥲
ኪሮሰይ በጃኻ ፕሪሞ ኣዝማሪኖ ኔርካ ኣብዚ ግዜ እዚ ተረጃዓና ዳ ወዲ ወዲ ባሻይ ዘክር ክትጋብዘና😌😌
ኺሮስ ምዚ ዘሎ ኽኖታት ዘይኮንኩ'ሲ ዝፈትዎ ካብ ቀደም ምዓት ወረ ኢሉ ኽደርፍ ኸሎ ኢየ ዝፈትዎ
ኪሮስ ጀግና Thanks yu
እዚኣ ደርፊ እዝኣ ካብተን ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ ኢያ ካብተን ብሉጻት ደርፊ ትግሪኛ ኢያ እውን : ይዝከረኒ ኽኣ ኣብዳ መርዓውቲ ኽንሰምዓ ንውዕል ነይርና 2006 ዘይርስዖ ትዝታብ ኢዩ ዘለኒ ኣድናቂካ ኢየ ካብ ዕባይ ሃገረሰብ ኢየ ኺሮሰይ ሓላል ጹሩይ ከም ማይ ንጉሆ❤❤❤❤
Kiroseyyy kerbnaina Tesfa Atkurex
ኪሮስ ፈታዊ ሓቂ ፁሪ❤❤❤❤❤😊😊🙏
ጥበብ ከም ናይ ኪሮስ ተዘይ ኮይኑ ክተርፍ ጥራሕ ዩ ዘለዎ
Ma Bæ plc temlsni miss u eko an bzi nesk kenber idln y mara y zefqrka plc 😭😭😭😭 sel fqrna mine plc miss u eko deq eriu plc pray Bæ kemlsni
💔😢😢ajoki
Nay elka eka msh do derifkaya kiros shikorrr
Kiros nber abo haqi hawey natey❤
ኪሮስ ለዋህ ጅግና ኣጆካ
Kiros asfaha nugus tibeb nber kber ❤
ዓምና ከመይ ድየ ዝፈትወካ ሎሚ ግን ግጥምታትካ ንናፍቆም ኣለና ጎይሶን ፡ቡቕሊን ኣብዝሕ ኣቢልካ ባ ኣትትርሮም ከም ስዋ ፡ ንዓኻ ንኽብሪ ንዓና ከኣ መጠንከሪ
ኣብ ሓሳብኻ ተሰማሚዐ ኣለኹ
@@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ ከመይ ዘይትሰማማዕ ወገነይ እቶም ቋሕ ኢልና ንጥምቶም ደረፍቲ ይደኽሙና ኣለው ፡ የስክፈካ ንመጻኢ
@@berie-gx7rg በሬ ዘብሄረ ሙንዱፍ ዲኻ ብሮይ 'በየን ዳ ትነብር ወደደይ
@@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ bgeliu alena bkemey dea felitkani
@@berie-gx7rg ሄርሞን ሓወይ ወዲ ክላሱ ኔርካ ብከሙኡ ይፈልጠካ ሳይሞን ሓውካ ክኣ ይፈልጦ እየ ብዝኮነ ሰላምካ ይብዝሓለይ ኣብ ፌይስቡክ ዳምዳም ኢለ ኣድ ክብለካ እየ
Kirosey Jigna Tefiekana
ይዝከረኒ ማዘረይ ነዛ ደርፊ እናሰመዐት ትድንቓ ኔራ ኣነ ካኣ ቆልዓ ኮይነ እንታይ እዩ ዘረባ ጥራሕ ይብላ ኔረ:: ሕጅግን ነታ ህሞት እየ ዝዝክር
ኪሮሰይይይይ ኣቦ ሓቂ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣታ ኪሮስ ኣታ ወዲ ህዝቢ ኣታ እንታይ ዓይነት ሰብ ኢኻ ብመትከልካን ኣብ ቅድሚ ሓቂ ክምህ ዘይትብል. ጅግና ኢኻ ከምዚ ከማኻ ንሓቂ ዝስየፍን ንሕልንኡ ዝእዘዝን እዮም ውሒዶምና እምበር ብማዕዶ ዝዕዘቡ ሙሁራት ሲ በዚሖምና ከማን 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝
King kirosey ❤
Kirossss Hto Aleni derftatka Ab hade zey ttrnfom please
ኣበይ ኔርኪ
ሓሲበ መርሚረ ኣውሪደ ደይበ
ተመሊሰ ለኹ ናዓኻ ኢደይ ሂበ
ኣመና ተጻላሊ ድኽምቲ ኮይነ
እምበር ንስኻ ትመስል ሲ ፍቕርኻ ዶ ይጽገብ
ኣጣዒሱኒ ዩሕሉፈይ ደምስሶ ሕማቕ ኣሎ ልበይ
ፍቕርኻ ደብሶ እጽውዕ ኣለኹ ልመናይ ተቐበል
ገጽካ ምለሰለይ ካይ ሓምም ካይጽለል
በጃኻ (4)
ብሚሒር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እዳረገፈ
ብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እንዳ ተገርፈ
ኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይይይይይ
ምዝኾነ ከንጸርዝር ፍቕርኺ ከቢዱኒ
ንበይነይ ክዛረብ ዘለኺ መሲሉኒ
ራኣዩዎ እንዳ በሉ ሸራፋት ክሱሑቑኒ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይይይይ
ኣቲ ናይ ትማሊ ተመን ናይ ሎሚ ግን ርግቢት
ኣበይ ኣሎ ቲ ጸውግ ገጽ
ኣበይ ከይዱ ቲ ትዕቢት
ትማሊ ጸዊዔኪ የእዳውኪ ነጺክለይ
ሕጂ ክምስ ትብልኒ ናበይ ደሊኺ ናበይ
ኣይትንብዒ ኣይትስገዲ ሕቖኺ ሂብክኒ ጥራይ ኪዲ
ለሚነኪ የ ትማሊ ነቢዐን ተማህሊለን ሎሚ ግን ናዓኺ ዝኸውን ቦታ የለን
በጃኻ
ብሚሒር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እንዳ ረገፈ
ብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እንዳ ተገርፈ
ኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይይይይይይ
Kerosey natey hero
እዛ ኣልቡም ከተጸልለኒ ያ ትደሊ
Kirosey natey
Kiroseyyy Nay libey
Kemzi lomi keygenenka yak kilos😢😊
Assssey wawwww kiros asli Like
Kiros king song ❤
Kirosey asli ❤❤❤❤❤❤❤
ኣብይ ኔርኪ ኣበይ
Kiros enkae semaeti tigrina
Kona himaq gize arakikibilka
Arakibihilina
.... kulu driefiekayo
Wedi asfha wedi hzibi