ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኪሮሰይ ኪንግ ዘይትድገም ደምጻዊ አካ- ኣምሃዳሪት ልበይ አኪ ንስኪ ንዚኣ ደርፊ ትፍትውዋ like ገባሩ (-2024/5/30-)
ኪንዮ'ቲ ደረት ትርኢተይትዕዝብቲ ሰፊሕ ባሕርታት ኣብቲ ገነት'ዩ ዝመስለኒከዕልልሉ ገለ ሰባትኣብቲ ሰማይ ጠቀስ ህንጻታትኣብቲ ገፊሕ ጎደናታት ትንቀሳቐሲ ዘለኺኣብ መንጎ ካልኦት ዜጋታትሰላ....ም ኤደናዊተይ ጸጋይ ውህበተይ 2024 ዝሰማዕክያ ኤደናዊተይ ናተይ ኩኒ
ካብ ፀሓይ ዝድምቕ ሓቂክነግረኪ ሓደ ነገርከማኺ ዓይነይ ትመልእፍፁም የላን ኣብዚ ሃገር
Btamiy eye zekbreka
You are everywhere bruh
ካብ ጻሓይ ዝደምቕ ሓቂ ክነግረኪ ሓደ ነገር ከማኺ ዓይነይ ዝመልእ ፍጹም የላን ኣብዛ ሃገር ከይትጋገየ ጽብቕተይ ከይትረክብኒ ኣብ ደብሪ ስለዛ ሓጻር ዕምርና ድርብ ሕልና ግበሪ ኣንጻር ፍቁራት ተዓጢቁ ይጋደል "ዩ ዘሎ ሰይጣን ክፈታትነኪ 'ዩ እሞ ኣይትሃብዮ' ኪ ስልጣን ብሰላም ኣውዕለኒ' ልኪ ገጽኪ ዓቲብኪ ውፈሪ ክትድቅስን ክትትስእን ቃልናን ፍቕርናን ዝክሪ እዚኩሉ ተስጊሩ ተሓቃቁፍና ተሪኤ ነቲ ኩሉ ዝከኣሎ እንታይ ዘይሃብካኒ ክብሎ (4) ኣብኒ' ዩ ዘሎ ናፍቖት በሪኩ ካልእ ምሕሳብ ኣብዩ ርእሰይ ተመሊኩ ናይ ነገር ሰብኣይ ጼረዮ እምበሪ ሕማቕ"የ ዘለኩ Kiki my King 👑◢🇪🇷◣ ◢🇪🇷◣🇪🇷🇪🇷🇪🇷◣ ◢🇪🇷🇪🇷🇪🇷◥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷◤ ◥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷◤ ◥🇪🇷🇪🇷◤ ◥ ◤
Seattlelawitey bel Eski Alu wedey 😂😂
@@rfgentertainment3690 swedenawitey😁
@@yuelniguse902 🤣 ata rika shlel zey tebelo eka wa 😂
Kiros i love you senksear getime
ኣብ ዓለም ክንዲ ኪሮስ ኣስፋሃ ሰነ ጥበበዋዊ የለን።
Abrham afwerqi ke
ኪሮስ ኣስፋሃ ቡሉፅ ሰነ ጥበባዊ ሐቀኛ ሰብ ኢካ በርትዕ ካብ ወዲ ሽረ
Kirosey 2024 asema like ygber❤❤❤
ንኪሮስ ከምዚ ከማይ ገይሩ ዝፈትዎ ሰብ ይህሉ ዶ ካብ 2010 ክሳብ ሕጂ 2022 ይስምዖ ኣለኩ💚💚💚💚💚
Ane aleku kiros King❤
2024 kiros King 🤴
Neti kulu zkaalo entay zeyhabkani kblo🙏🥰🥰
ሽወደናዊተይ እናበልካ ነርወይ ኣትያ ሰሚዐ! ❤❤ ኹሉ ሓደ ዩ ዝመስለኒ scandnivia ዓዲ ሰላም ይግበረልኪ feruz❤
😮😢😢😢😢👈✍️kiros abo fqr neberelna kirosey king of king kirosey abo haqi
ኪሮስ ጅግና ሰሚዐ ዘይመንዋ ደራፋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
kiosk jekan❤❤
Kirosey ❤❤❤ king 👑 abey imo bisinki higdef indiena ab sidet qorirna.higdef gizekum tiexebeyuuu
Lyricsቂሐ'ዴ ጸሊመ ዓዊረ ጸሚመእንታዩ ኣበረይ በየን’የ ዝሕመዘይ ምነገርክኒ ቅድሚ ዝኣገረኣብ ትሕቴኺ ኾይነ ምሓተትኩ’ዴ ይቕረቂሐ ጸሊመ ዓዊረ ጸሚመእንታዩ ኣበረይ በየን’የ ዝሕመዘይ ምነገርክኒ ቅድሚ ዝኣገረኣብ ትሕቴኺ ኾይነ ምሓተትኩ’ዴ ይቕረከቢድ ስጉምቲ’ዩ ሕማቕ መፈጸምታዛዚምክዮ ፍቕሪ ብዘሰክፍ ዛንታእምበኣር ዘኒቡ ናይ ዉሽጥኺ ሰርቢዝብሎ የብለይን ልብኺ ይዓቢንብዓት የዒንትኺ ከምዘየጅረብረበልሳንኪ ብስመይ ከምዘይተዛረበከብደይን ከብድኽን ከምዘይተላገበንምንታይ ጸዳለይ ዘይድለ ሳዓበቻው በሊ ቻው በሊቻው በሊ ቻው በሊኣነ ውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓቻው በሊ ቻው በሊቻው በሊ ቻው በሊኣነ ውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓኣብ ክንዲ ዘፍቀርኩኺ ሓለፋ ወለደይክንዲ ዝዓንገልኩኺ ገዲፈ ንኸብደይክንዲ ዝመጠኹ ዝሓዘቶ ኢደይሕማቕ ውዒልኪምበር ኣነ ዶ ኸምዚ’ፍደኣብ ክንዲ ዘፍቀርኩኺ ሓለፋ ወለደይክንዲ ዝዓንገልኩኺ ገዲፈ ንኸብደይክንዲ ዝመጠኹ ዝሓዘቶ ኢደይሕማቕ ውዒልኪምበር ኣነ ዶ ኸምዚ’ፍደሽሕ ግዜ ጽልእኒ ሽሕ ግዜ ጥለሚኣይጸልኣክንየ’ነ ክሳብ ለይቲ ሎሚፍቱው ኣካልኪ ግን ጋና ካብ ጠርነፎኦሮማይ ፍቕርና ንታሪኽ ክገድፎዝቐተለ ይቀተል ዝብል ሕጊ ሙሴኣይጥቀመሉን’የ ኣይክእሎን’የ ሰብ ሃስየኣደራሽኪ ዓለም ምድሪ ቤትኪ ለምለምከዋኒኺ ሓላል ይኹነልኪ ጸዳልቻው በሊ ቻው በሊቻው በሊ ቻው በሊኣነውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓቻው በሊ ቻው በሊቻው በሊ ቻው በሊኣነውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓኣነውን ከናዲ ጽኑዕ መርገጺኣኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓኣነውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓኣነውን ከናዲ ጽኑዕ መርገጺኣኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓኣነውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓ
❤❤❤❤
ኪሮስ ኮኮብ ስነ ጥበባዊ🇪🇷👍👌
Wow
ኪሮሰይ ጅግና ፈቃር ጋሳ ህዝቢ እዚ ኩሉ ተሰጊሩ ተሓቃቂፍና እንተ ሪኤ ነቲ ኩሉ ዝክኣሎ እንታይ ዘይሃብካኒ ክብሎ ከመይ ዲካ ጎይታ ጥበብ ክበር ንበር
Ab 2024 2025 zesema entelo neziya derfi kiayk habuloy nekiros zefetu
Kiros asfaha u are very honest and nice person bro I love u I know that u are safer of your people ❤️
ኪሮስ ማይ ሂርቲ ሰላም ሽወደናዊተይ
Kirosey King jigna nay jeganu eka🌏🌏🌏🍀🍀🍀☘️☘️☘️🥰🥰❤️❤️❤️
ኪሮስ ዓይነይ እዚያ ደርፊ ንዓይን ንፊላን ጥራይኻ ደሪፍካያ
ያ ንዓኺ እያ ሽወደናዊተይ
ሰላም ኣቲ ከንቲባ ልበይከመይ ኣለኺ ሰበይ ሸወደን ናዊተይ እዋይ ተኾሪመኒይ
ኪረሰይ ጥበብ መን ከማካ
እንተ ኣነ ሞ ይናፍቅእንተ ኣነ ሞ ይጽበከምቲ ቀደም ትፈልጦዩ እየ ዘለኹይዛወር እሞ ከም ገለናፍቆት ከቃልል ኢለ ንዓካ የዘክረኒ ዝሓለፈ ዘበለ
Kirosey asli qnua sne tbebena nber kber❤❤❤❤❤❤❤
Thank you bro! 🤜🏿❤🤛🏿Kirosey halal
😢😢 kirosey Natey haki mengedu
This music reminds Me of Amaitbait who lived in Shire and died by a derg soldier who killed himself which I'll cry with him
ምግቢ እዝነይ🎵 ኪሮሰይ
Korsýy natey ❤💋👊💯
Yeshi is smiling down in heaven
Kirosey king kmti kedem tfeltyo lbey kemeu eu zelo lbey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
With Her mom smiling in heaven
ኪሮስ ጅግና 💊💋💋
God bless you 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🥰😘🌹
kiros nay himamey derfi eya ezias
𝑒𝑛𝑡𝑒 𝑎𝑛𝑒 𝑚𝑜 𝑦𝑛𝑎𝑓𝑞🥺💘
Ah dehri wedi teben issya Hager aytamen 1. 1 .milone ab sedet Ahhh hizbey😢😢😢😢
I love it when He was singing about Mngsha Mngsha As His Dad Tsfy Looks Seraye by His Eyebrow Like a Character in Sesame Streets Unabrow
I love it when He was singing about Mngsha Mngsha As His Dad Tsfy Looks Serayen by His Eyebrow Like a Character in Sesame Streets Unabrow
This music reminds Me of Amaitbait who lived in Shire and died by a derg soldier who killed himself which I'll love him
Entaymo keblka kalat sinlka naka zegelex meya meya mashlh
Thanks for uploading this song
Kiros king my king I love to
This story will make Everyone cry
Reeses does help Us spiritually
ኪኪ ንጉስ ጥበብ❤❤
Kirosey Ah bae 😢 gele zekire
I love it when He was singing about Mngsha Mngsha As His Dad Tsfy Looks Like Wldy
ኪሮስ ዘመደ ልበይ
ዓርቢ-መስከረም03-2017 E.C-😣😭💔
Ohhhh Kirk's my hero
It'll make Everyone cry
ኪሮሰይ ኣብ ናትካ ቻነል እባ ጽዓኖ❤
እንታይ ኮይኑ ግን ዘይጽዓና ኣብ ናቱ ቻነል ኩቡረ ሓው
@@Natnaelgebrhiwet ንዓይ ወላ ብጣዕሚ ኢያ ትገርመኒ ንኣብነ ሽወዳናዊተይ ዓይኒ ከተማ ቤትምርተይ ነፋሪት ካልኦትን ኽጽዕኖ ኣብ ናቱ ምተገብአ ነይሩ ወላ ብመሰንጀር ኮምኡ ኢለዮ ነይረ ግን ሀራይ ኢልኒ ነይሩ ግን ኣይጽዓኖን ክኣ
@@Kiros.meksebalemኣነ ዋላ ብጥዓሚ ዝገርመኒ ከምዝመስለኒ ኣይግደሉን ኢዩ ዝመስል
ኤውሮፓ ንሕና እንተይ ምኻኑ ከምሃገር ዘይነፍልጦ ኮለና ቆራሪ ምኻኑ ከላይ ፈሊጥዎ ኪሮሰይ መቅሰን
Kirosiye king👑🤴😘😘💊💊🙏
ahhh gan kab teftwo seb meflay gan😭😭😭
ኣሕ💔😢😢😢😢💔💔💔💔💔
R 👈👈💔💔💔😭ሪአ ስኢነኪ💔💔💔
Kirosey🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Kirosey king of king muzic ♥️♥️♥️♥️
Kulu dhri kirosey
Shwedanawitey enda belna nderf nernas sweden ba atena, wey tekal gizie
Kiros gn 💯 😮
ብፍቕር ህዝቡን ሃገሩን ብልቡ ዝግስግስ
Nay behaqi
Anyone in 2024
Kirosey aba fqri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😘😘
Ertrawi kelo keymeteto kkkkk
2010 qedamay (1y) kfli enda temeharku azekirlani 😢
Ahhh kiros nay qedem
Abey emo kem qedem….
ኣነ ዝገርመንስ ኪሮስ እንታይ ኢዩ ዘይግደስ ኣብቲ ናቱ ቻነል ዘይጽዕኖ
Kiros asli jegen deraf
Kirosey ❤❤❤❤❤
Kiroseyyyy 🙏💯💕💕💕
Kiroseyyyy🥰🥰🥰❤❤❤❤❤
Kiki🌏🌏🌏🌏
Kirosey abo haqi 2012 🎉🎉🎉🎉🎉
ኺሮስ ጂግና
bew shwedanawitey kabten zfetwa music ya getami yemane tekle bew tebatay kiros qedem ye zfetu ane
Getmi nay kiros eya bro
Kirso is king 🤴
It reminds Me of a baby sun from Tele-tubbies
It reminds Me of a baby sun from Tele-Tubbies
Ente ane emo ynafq ente ane emo yxbe🥺 😢 30 11 2024
Kirosey nska hinka natna konka ::
Kiroseyyyyy❤❤❤❤❤👈
.......ኣንጻር ፍቁራት ዓጢቁ ይጋደል ዩ ዘሎ ሰይጣን፡ክፈታትነኪ ዩ እሞ ኣይትሃብዮ ስልጣን.......
ዓሕሕሕ kiros jigna
Karseyyyyy arha atrwyan
Kiroseyy sebayy wilove you
Kiroseyyyyyyy
Ezaderfiy btamiye zfetwa kiros hawey aritrawnetka akbr
Ahh gize
Nkiros wshti atyu interview zgebrelu seb ayterekben nfqri gelixwo nay bhaqi
Kirosey natei
Kirosey naeka shwedenawitka naey kea seatlelawitey yekozumana alewa Entay yibehal koynu 😂😂
Best song ever
❤❤❤❤❤❤kiros alg 🎉🎉🎉🎉🎉
Kirosey love men keyhlu emo kemaka
Kiroseyyy 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
kirosey king
ተዘክሮ ግዜ ያኣክ
Derg Soldiers were trying to give Me Emperial Power
kiros kem zi hgi fah keybeleto.
Semie bekela kemhusum 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥♥♥♥♥
My hero 💖
ኪሮሰይ ኪንግ ዘይትድገም ደምጻዊ አካ- ኣምሃዳሪት ልበይ አኪ ንስኪ ንዚኣ ደርፊ ትፍትውዋ like ገባሩ (-2024/5/30-)
ኪንዮ'ቲ ደረት ትርኢተይ
ትዕዝብቲ ሰፊሕ ባሕርታት
ኣብቲ ገነት'ዩ ዝመስለኒ
ከዕልልሉ ገለ ሰባት
ኣብቲ ሰማይ ጠቀስ ህንጻታት
ኣብቲ ገፊሕ ጎደናታት
ትንቀሳቐሲ ዘለኺ
ኣብ መንጎ ካልኦት ዜጋታት
ሰላ....ም ኤደናዊተይ
ጸጋይ ውህበተይ
2024 ዝሰማዕክያ ኤደናዊተይ ናተይ ኩኒ
ካብ ፀሓይ ዝድምቕ ሓቂ
ክነግረኪ ሓደ ነገር
ከማኺ ዓይነይ ትመልእ
ፍፁም የላን ኣብዚ ሃገር
Btamiy eye zekbreka
You are everywhere bruh
ካብ ጻሓይ ዝደምቕ ሓቂ ክነግረኪ ሓደ ነገር ከማኺ ዓይነይ ዝመልእ ፍጹም የላን ኣብዛ ሃገር ከይትጋገየ ጽብቕተይ ከይትረክብኒ ኣብ ደብሪ ስለዛ ሓጻር ዕምርና ድርብ ሕልና ግበሪ ኣንጻር ፍቁራት ተዓጢቁ ይጋደል "ዩ ዘሎ ሰይጣን ክፈታትነኪ 'ዩ እሞ ኣይትሃብዮ' ኪ ስልጣን ብሰላም ኣውዕለኒ' ልኪ ገጽኪ ዓቲብኪ ውፈሪ ክትድቅስን ክትትስእን ቃልናን ፍቕርናን ዝክሪ እዚኩሉ ተስጊሩ ተሓቃቁፍና ተሪኤ ነቲ ኩሉ ዝከኣሎ እንታይ ዘይሃብካኒ ክብሎ (4) ኣብኒ' ዩ ዘሎ ናፍቖት በሪኩ ካልእ ምሕሳብ ኣብዩ ርእሰይ ተመሊኩ ናይ ነገር ሰብኣይ ጼረዮ እምበሪ ሕማቕ"የ ዘለኩ Kiki my King 👑
◢🇪🇷◣ ◢🇪🇷◣
🇪🇷🇪🇷🇪🇷◣ ◢🇪🇷🇪🇷🇪🇷
◥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷◤
◥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷◤
◥🇪🇷🇪🇷◤
◥ ◤
Seattlelawitey bel Eski Alu wedey 😂😂
@@rfgentertainment3690 swedenawitey😁
@@yuelniguse902 🤣 ata rika shlel zey tebelo eka wa 😂
Kiros i love you senksear getime
ኣብ ዓለም ክንዲ ኪሮስ ኣስፋሃ ሰነ ጥበበዋዊ የለን።
Abrham afwerqi ke
ኪሮስ ኣስፋሃ ቡሉፅ ሰነ ጥበባዊ
ሐቀኛ ሰብ ኢካ በርትዕ ካብ ወዲ ሽረ
Kirosey 2024 asema like ygber❤❤❤
ንኪሮስ ከምዚ ከማይ ገይሩ ዝፈትዎ ሰብ ይህሉ ዶ ካብ 2010 ክሳብ ሕጂ 2022 ይስምዖ ኣለኩ💚💚💚💚💚
Ane aleku kiros King❤
2024 kiros King 🤴
Neti kulu zkaalo entay zeyhabkani kblo🙏🥰🥰
ሽወደናዊተይ እናበልካ ነርወይ ኣትያ ሰሚዐ! ❤❤ ኹሉ ሓደ ዩ ዝመስለኒ scandnivia ዓዲ ሰላም ይግበረልኪ feruz❤
😮😢😢😢😢👈✍️kiros abo fqr neberelna kirosey king of king kirosey abo haqi
ኪሮስ ጅግና ሰሚዐ ዘይመንዋ ደራፋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
kiosk jekan❤❤
Kirosey ❤❤❤ king 👑 abey imo bisinki higdef indiena ab sidet qorirna.higdef gizekum tiexebeyuuu
Lyrics
ቂሐ'ዴ ጸሊመ ዓዊረ ጸሚመ
እንታዩ ኣበረይ በየን’የ ዝሕመ
ዘይ ምነገርክኒ ቅድሚ ዝኣገረ
ኣብ ትሕቴኺ ኾይነ ምሓተትኩ’ዴ ይቕረ
ቂሐ ጸሊመ ዓዊረ ጸሚመ
እንታዩ ኣበረይ በየን’የ ዝሕመ
ዘይ ምነገርክኒ ቅድሚ ዝኣገረ
ኣብ ትሕቴኺ ኾይነ ምሓተትኩ’ዴ ይቕረ
ከቢድ ስጉምቲ’ዩ ሕማቕ መፈጸምታ
ዛዚምክዮ ፍቕሪ ብዘሰክፍ ዛንታ
እምበኣር ዘኒቡ ናይ ዉሽጥኺ ሰርቢ
ዝብሎ የብለይን ልብኺ ይዓቢ
ንብዓት የዒንትኺ ከምዘየጅረብረበ
ልሳንኪ ብስመይ ከምዘይተዛረበ
ከብደይን ከብድኽን ከምዘይተላገበ
ንምንታይ ጸዳለይ ዘይድለ ሳዓበ
ቻው በሊ ቻው በሊ
ቻው በሊ ቻው በሊ
ኣነ ውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣ
ኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓ
ቻው በሊ ቻው በሊ
ቻው በሊ ቻው በሊ
ኣነ ውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣ
ኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓ
ኣብ ክንዲ ዘፍቀርኩኺ ሓለፋ ወለደይ
ክንዲ ዝዓንገልኩኺ ገዲፈ ንኸብደይ
ክንዲ ዝመጠኹ ዝሓዘቶ ኢደይ
ሕማቕ ውዒልኪምበር ኣነ ዶ ኸምዚ’ፍደ
ኣብ ክንዲ ዘፍቀርኩኺ ሓለፋ ወለደይ
ክንዲ ዝዓንገልኩኺ ገዲፈ ንኸብደይ
ክንዲ ዝመጠኹ ዝሓዘቶ ኢደይ
ሕማቕ ውዒልኪምበር ኣነ ዶ ኸምዚ’ፍደ
ሽሕ ግዜ ጽልእኒ ሽሕ ግዜ ጥለሚ
ኣይጸልኣክንየ’ነ ክሳብ ለይቲ ሎሚ
ፍቱው ኣካልኪ ግን ጋና ካብ ጠርነፎ
ኦሮማይ ፍቕርና ንታሪኽ ክገድፎ
ዝቐተለ ይቀተል ዝብል ሕጊ ሙሴ
ኣይጥቀመሉን’የ ኣይክእሎን’የ ሰብ ሃስየ
ኣደራሽኪ ዓለም ምድሪ ቤትኪ ለምለም
ከዋኒኺ ሓላል ይኹነልኪ ጸዳል
ቻው በሊ ቻው በሊ
ቻው በሊ ቻው በሊ
ኣነውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣ
ኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓ
ቻው በሊ ቻው በሊ
ቻው በሊ ቻው በሊ
ኣነውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣ
ኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓ
ኣነውን ከናዲ ጽኑዕ መርገጺኣ
ኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓ
ኣነውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣ
ኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓ
ኣነውን ከናዲ ጽኑዕ መርገጺኣ
ኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓ
ኣነውን ክደሊ ጽኑዕ መርገጺኣ
ኣብ ፍቕሪ ትኣምን ረብሓ ዘየስድዓ
❤❤❤❤
ኪሮስ ኮኮብ ስነ ጥበባዊ🇪🇷👍👌
Wow
Wow
ኪሮሰይ ጅግና ፈቃር ጋሳ ህዝቢ እዚ ኩሉ ተሰጊሩ ተሓቃቂፍና እንተ ሪኤ ነቲ ኩሉ ዝክኣሎ እንታይ ዘይሃብካኒ ክብሎ ከመይ ዲካ ጎይታ ጥበብ ክበር ንበር
Ab 2024 2025 zesema entelo neziya derfi kiayk habuloy nekiros zefetu
Kiros asfaha u are very honest and nice person bro I love u I know that u are safer of your people ❤️
ኪሮስ ማይ ሂርቲ ሰላም ሽወደናዊተይ
Kirosey King jigna nay jeganu eka🌏🌏🌏🍀🍀🍀☘️☘️☘️🥰🥰❤️❤️❤️
ኪሮስ ዓይነይ እዚያ ደርፊ ንዓይን ንፊላን ጥራይኻ ደሪፍካያ
ያ ንዓኺ እያ ሽወደናዊተይ
ሰላም ኣቲ ከንቲባ ልበይ
ከመይ ኣለኺ ሰበይ
ሸወደን ናዊተይ
እዋይ ተኾሪመኒይ
ኪረሰይ ጥበብ መን ከማካ
እንተ ኣነ ሞ ይናፍቅ
እንተ ኣነ ሞ ይጽበ
ከምቲ ቀደም ትፈልጦዩ እየ ዘለኹ
ይዛወር እሞ ከም ገለ
ናፍቆት ከቃልል ኢለ
ንዓካ የዘክረኒ ዝሓለፈ ዘበለ
Kirosey asli qnua sne tbebena nber kber❤❤❤❤❤❤❤
Thank you bro! 🤜🏿❤🤛🏿
Kirosey halal
😢😢 kirosey Natey haki mengedu
This music reminds Me of Amaitbait who lived in Shire and died by a derg soldier who killed himself which I'll cry with him
ምግቢ እዝነይ🎵 ኪሮሰይ
Korsýy natey ❤💋👊💯
Yeshi is smiling down in heaven
Kirosey king kmti kedem tfeltyo lbey kemeu eu zelo lbey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
With Her mom smiling in heaven
ኪሮስ ጅግና 💊💋💋
God bless you 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🥰😘🌹
kiros nay himamey derfi eya ezias
𝑒𝑛𝑡𝑒 𝑎𝑛𝑒 𝑚𝑜 𝑦𝑛𝑎𝑓𝑞🥺💘
Ah dehri wedi teben issya Hager aytamen 1. 1 .milone ab sedet Ahhh hizbey😢😢😢😢
I love it when He was singing about Mngsha Mngsha As His Dad Tsfy Looks Seraye by His Eyebrow Like a Character in Sesame Streets Unabrow
I love it when He was singing about Mngsha Mngsha As His Dad Tsfy Looks Serayen by His Eyebrow Like a Character in Sesame Streets Unabrow
This music reminds Me of Amaitbait who lived in Shire and died by a derg soldier who killed himself which I'll love him
Entaymo keblka kalat sinlka naka zegelex meya meya mashlh
Thanks for uploading this song
Kiros king my king I love to
This story will make Everyone cry
Reeses does help Us spiritually
ኪኪ ንጉስ ጥበብ❤❤
Kirosey Ah bae 😢 gele zekire
I love it when He was singing about Mngsha Mngsha As His Dad Tsfy Looks Like Wldy
ኪሮስ ዘመደ ልበይ
ዓርቢ-መስከረም03-2017 E.C-😣😭💔
Ohhhh Kirk's my hero
It'll make Everyone cry
ኪሮሰይ ኣብ ናትካ ቻነል እባ ጽዓኖ❤
እንታይ ኮይኑ ግን ዘይጽዓና ኣብ ናቱ ቻነል ኩቡረ ሓው
@@Natnaelgebrhiwet ንዓይ ወላ ብጣዕሚ ኢያ ትገርመኒ ንኣብነ ሽወዳናዊተይ ዓይኒ ከተማ ቤትምርተይ ነፋሪት ካልኦትን ኽጽዕኖ ኣብ ናቱ ምተገብአ ነይሩ ወላ ብመሰንጀር ኮምኡ ኢለዮ ነይረ ግን ሀራይ ኢልኒ ነይሩ ግን ኣይጽዓኖን ክኣ
@@Kiros.meksebalemኣነ ዋላ ብጥዓሚ ዝገርመኒ ከምዝመስለኒ ኣይግደሉን ኢዩ ዝመስል
ኤውሮፓ ንሕና እንተይ ምኻኑ ከምሃገር ዘይነፍልጦ ኮለና ቆራሪ ምኻኑ ከላይ ፈሊጥዎ ኪሮሰይ መቅሰን
Kirosiye king👑🤴😘😘💊💊🙏
ahhh gan kab teftwo seb meflay gan😭😭😭
ኣሕ💔😢😢😢😢💔💔💔💔💔
R 👈👈💔💔💔😭
ሪአ ስኢነኪ💔💔💔