"ትግረዋይ ኣቦ የብሉን፥ንባዕሉ'ውን የለን፥ ውሉዱ እውን ኣብ መጋራያ ሓዊ ተሰኽቲቱ'ሎ!" ዘተ መድረኽ ምስረታ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ሙሉእ መደብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 49

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 5 หลายเดือนก่อน +15

    ክቡራት ኣሕዋት ፡
    ብትግርኛ ጌና ትርጉም ቃል ዘይተረኽቦም ፡ ብመግለጺ ንምንጻሮም'ውን ዘሸግሩ ገለ ገለ ቃላት ኣማራጺ ስለዘስእኑኻ ሳሕቲ ባዕዳዊ ቃል ንምጥቃም ከገድድ ይኽእል ። ግናኸ ንኣብነት ፡ " ክጸሉ " ገዲፍካስ influence ክገብር ፡ እንታይ ኣምጸኦ ?
    ብተደጋጋሚ ከም እንዕዘቦ ፡ ልሙድን ዝውቱርን ዝኾነ ብሓቂ ኣዝዩ ዘሕዝን ባህሪ ፡ ባዕዳዊያን ቃላት እናሓወስካ ምዝራብ ከም ናይ ብቕዓት መርትዖ ተወሲዱ ይርከብ ።
    ናይ ብሓቂ ምሁርን ናይ ሕልናን ስነልቦናን ሃብታም ዝብሃል ሰብ ፡ ብትግርኛ መግለጺ ኣብ ዝህበሉ ፡ ካብ ቋንቋ ኣደ ከይወጽእ'ሞ ባዕዳዊያን ቃላት ተጠቒሙ ዓቕሞም ንዘይፈቕዶ ሰባት ከየደናቝር ጥንቁቕን ብቑዕን ምስ ዝኸውን ጥራሕ'ዩ ።

  • @BrhaneHilesase
    @BrhaneHilesase 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ዋዕላዩ
    ብኢኮኖሚ ዳግመ ህንፀት ከምዘሎ ኮይኑ ምዕማቅ ህንፀት ስነ ልቦና ትግራዋይነት ምሁራት ገስገስቲ ተጋሩ ፅንዓት ተዝግበሮ ይምነ።
    መሰረት ፖለቲካ ትግራይ ሕምብርቱ ትግራዋይ ፖለቲካዊ ፍልስፍና ተዝስላሰል ይብረሀኒ።

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብራኸ ሸው የቐንየልና ደስ ልብል ምይይጥ ነይሩ ። ችግር ናትግራይ ኧብ ተግባራዊነት እዩ ። ልናገር ልበዝሄሉ አብ ተግባር 0 እላኾነ እዩሞ እዛ “ ትግራይ ምድሀን “ ባእልኻ ምድሀን እዩሞ ተግባራዊ ልምግባር ምርብራብ የድሊ ። የቐንየልና ካብ አሜሪካ

  • @Micheal7200
    @Micheal7200 5 หลายเดือนก่อน +2

    Keep it up. This is every Tigraway's Ambition.We will follow on the hands on.

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣእሚ ፅቡቅ አከባ ፣እቲ፣ማአር፣እረ፣ዝኮነ፣ባሕርያት፤ትግራይ፣ከይሸፋፈነ፣አብ፣ዝወደስ፣ሞውዳስ፤አብ፤ዝውቀስ፣ዝወቅስ፣ንፁር፣ክልፅነት፣ዘለዎ፣አከባ። ❤❤❤❤

  • @shewitabayhzkias5166
    @shewitabayhzkias5166 4 หลายเดือนก่อน

    Keep it up on such a discussion; well done, everyone.❤❤❤

  • @fetlworkaraya7300
    @fetlworkaraya7300 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰ ኣን ኣያ ሰ ኣን ኣያ ትግራይ ዓደይ ኣማዕድ የ ር ኤ ያ💔💔💔💔💔

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ

  • @FishaFitsum
    @FishaFitsum 5 หลายเดือนก่อน +1

    Tigraii,zeblaa,meles,zenawi,eyu❤❤

  • @Micheal7200
    @Micheal7200 5 หลายเดือนก่อน +1

    Still a genius touch by General Kinfe

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ሰባት " ብሓቂ ዲዩ ፡ ትግራይ ዓቕሚ ሰብ ፡ ዚሓስብን ፡ ዚገብርን ፡ ሓይሊ - ሰብ ሲኢና ፡ እዚ ኹሉ ስቓይ ፡ ገሃነም ፡ ዓዘቕቲ ፡ ፍልሰት ፡ ብርሰት ?
    ዶስ " እኩብ ድምር ሓጥያታን ፡ ሓጥያት ደቃን ፡ እዩ ፡ እዚ ኹሉ መከራ ? ግደፉ እባ ! ግደፉ ! ነገራት ከም ዝሓሰኸ ፡ ዝመሽመሸ ፡ ሬሳ ከይኮኑ !!!!!!

  • @YfGdf-p3i
    @YfGdf-p3i 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ከመይ ሓድርክም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 5 หลายเดือนก่อน

    ሓሙሽተ ዓመት መመላአታ በዚንኸዶዘለና ክንጠፍኢና ካብምባል ሓሊፍኩም ስግኣትኩም ንምቕንጣጥ ምርይኣይትብሉኒኹም አሞኻኣ ኣብስግኣቲና አንዳበልኩም ነታቀንዲ ስግኣትግራይ ዝኾነት ካንሰርዓድዋ ምድጋፍኩምዩ ዝገርም በኸይቲ ጌና ገና አታትግራይ ትስዕርን ኣዮኻናይናን ትግራይትዕወትን ዝብላባዶፈኸራን ኣብዉሽጡኹም ባርዕፈጢረን ናፋሓም ክቕይራኹምየን ግርምባ ክንዲቁልዒረመጽ ሓይሊዘይብልካስ ካብዓቕምኻ ንላዕሊ ሕሶትን ታህዲድን ዝኾነነገር ምስጠፍኔሩዝባሃል ትግራይን ወያነንግ ዝዝከር ታሪ ከይገደፈታ ህልምትብልዘላ አዛተሰዊኡ ትብልቃልካኣግድፉዋ መስዋአቲ ዝባሃል ንቑዱስ ዕላማ ዝተኸፍልሂወትምበር ከምተጋሩ ንጉጅለዓድዋ ንምድሓን ብቒድምትን ብድሕሪትን አንዳተቐፍቀፍ ናብኩናት ዛኣቱ ትግራዋይ ኣይምልከትን ሙዉታቲልኩም ኣርሙዋ ሩኹሳት ሰረቕቲ ።

  • @HoneyHoney-ud4ct
    @HoneyHoney-ud4ct 4 หลายเดือนก่อน

    👍👍👌👌❤❤❤

  • @bharenegashe6471
    @bharenegashe6471 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንደዚህ አይነት መድረኮች ይቀጥሉ

    • @mu-ue1gs
      @mu-ue1gs 5 หลายเดือนก่อน

      Kid adgi

  • @mogosberhane9026
    @mogosberhane9026 4 หลายเดือนก่อน

    ሽግር ህዝቢ ትግራይ : ምብስባስ መሪሕነት ህዋሓትዩ: ደገፍቱን ተዳናገጽቱን ደማሚርካ እዩ:: ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ንህዋሕት እንበር ንህዝቢን ትግራይ ን ይነብር የሎን:: መራሕቲ ወያነ ከውደልድሉ ኣብ ስልጣን ጮማን ዋስኪን እናጮንጉዑ ዶላራት እናኻዕበቱ ኣብ ሽዋ ህዝቦም ረሲዖም ይነብሩ: ሓዞሓዞ ክባሃል ከሎ ናብ መቐለ ከዕቅቡ ይመጹ:: እቲ ኣደራዕ ድማ እቲ ድኻ ሓፋሽ ይፍደዮ::
    ብቕድሚት ምራን ዎጠጦ: ብድሕሪት ዕርፊ ጠዎቖ :ኣብ ሞንጎ ንነዊት ጨነቖ: ይባሃል::
    ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ብሚልዮን ተሰዊኡ ኣሎ::
    ብሓጺሩ ካብ ደብረጼን ክሳብ ታሕተዋይ ካድር ናይ ሕዋት ናፍርዲ ምቕራብ እምበር :ሕዋሓት ኣብ ስልጣን ከብቅዕ ዓለዎ::

  • @mereseithailu9443
    @mereseithailu9443 5 หลายเดือนก่อน +2

    What is the difference with Geralta institute

  • @kahsayaregay9856
    @kahsayaregay9856 5 หลายเดือนก่อน

    Yes, data!! በሪሁ
    Who owns the data
    Owns the future!!

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብቀፀፅ ኣፍታ ወንበር ብኣግባቡ ከፍ ዝብል ን/ዘብል ዶ ተሳኢኑ።

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተቐምቀም

  • @GebretsadikNaizgi
    @GebretsadikNaizgi 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዝተኸበርኩም አሕዋት ! ዘቅረብኩሞ ሓሳብ ሰሙር ክኸውን እንተተደልዪ አብ ትግራይ መሠረታዊ( foundamental) ዝኾነን አሳታፋይን ፥ ሓቋፋይን ንሕዝቢ ትግራይ ብማዕረ ከማሓድር ዐቅሚ ክህልዎ ዝግባዕ መንግስቲ እንተዘይሓልዪ ፡ትግራይ ክትልወጥ ኢያ ኢልካ ምሕሳብ ማለትስ አብ ቃላይ ትንሳፍ አኾር ማለት ምዃኑ ምርዳዕ የድሊ።ሰለምንታይ ዕድመና አርዩና።

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 5 หลายเดือนก่อน +3

    How on earth can you apologise for speaking Amharic? but repeatedly spoke in English and never apologised. Is using Amharic word while speaking Tigrigna offensive?

  • @HintsaG-zj4tl
    @HintsaG-zj4tl 5 หลายเดือนก่อน

    150 ዋዕላ ጌርና ለውጢ የለይ ::

  • @aronke2801
    @aronke2801 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ትግራይ ትግርኛ ኣምሓርኛ እንግሊዘኛ ሓዋዊስካ እዩ ዝዝረብ ።
    ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ( Parlama ) ኣምሓርኛን እንግሊዘኛን ሓዋዊስካ እዩ ዝዝረብ ።
    እዚ ዘርእየካ ብዛዕባ ህዝቦም ኣፍልጦ ከምዘይብሎም እዩ ። ንኣብነት ኣቢይ ክዛረብ ከሎ 70% ኣምሓርኛ 30% እንግሊዘኛ እዩ ዝዛረብ ። ካብ ኩላቶም ኢትዮጵያውያን ሓደ ዝዝክሮ ፕሮፈሰር መስፍን ወልደማሪያም እዩ ቛንቛታት ከይሓዋወሰ ዝዛረብ ዝነበረ ።

  • @TesfalemTesfamariam-vw2wk
    @TesfalemTesfamariam-vw2wk 4 หลายเดือนก่อน

    ብራኸ ሾው ብጣዕሚ ዝጠቕሙና ፅቡቕ ነገራት እንሰምዐሉ እዩ።👍
    ሓደ comment ዘለኒ እቲ ቪድዮ መብዛሒቱ ሻዕ 1:00-2:00 ሰዓት ስለ ዝወስድ። ግዘ ንዘይብልና #ኣፍቲ_ቪድዮ ኣብ ባዕሉ ብትሕዝቶ ተዝከፋፈል። ናብ እንደልዮ ክፋል ኬድና ክንሰምዕ ምእንታን ማለት እዩ።
    ሓደ ሓደ ቻናላት ከምኡ ጌይሮም ሪኤ ኣለኹ ሓጋዛይ እዪ።

  • @mu-ue1gs
    @mu-ue1gs 5 หลายเดือนก่อน

    እዚኦም ዲዮም መራሕቲ ኣኺልዎም ቋንቋ ኣዲኦም ኣጽሪዮም ክዛረቡ ዘይክእሉ ህዝቢ ከድሕኑ መራሕትስ ብሕጂ ደኣ ይፍጠረልኩም። እዚ ህዝብታት ትግርኛ ብ ህግደፍ ኣይጠዓሞ ብህውሓት ኣይጠዓሞ
    እቲኦም ትሸዓተ ብሄራት እዚኦም ብሄር ብሄረሰቦች ክብሉ ህዝቢ ኣበሳቢሶም ።

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 5 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ክልል ተጋሩ ምሁር ዘግብረኩም ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን ክትሕውሱ ናይ ግድን ድዩ!!!! ካብ ኢሰያስ ኣፈወርቂ እንግሊሽ ዝኽእል ሰብ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ የለን፡ ግን ኣብዘረብኡ ፈጺሙ እንግሊሽ ሓዊሱ ኣይፈልጥን ምኽንያቱ ርእሰተኣማንነት ስለዘለዎ።

  • @IbraMo-p2y
    @IbraMo-p2y 5 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ ኣቦ የብሉን hizi ኣቦታትና ሻቢያ አዮም

  • @ahmedromedan6793
    @ahmedromedan6793 5 หลายเดือนก่อน +1

    Bered iyu zibahal berodo aykonen

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 5 หลายเดือนก่อน

      ናይ ክልል ትግራይ ቋንቃ ትግሓርኛ ተባሂሉ እዩ ዝጽዋዕ። ጽሩይ ትግርኛ ኣብቲ መሰረቱ ዝኾነ ሃገረ ኤርትራ ጥራይ እዩ።

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 4 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት ህዝቢ እንተሃሊዩ ንሱ እዩ ኣቦ ንሱ እዩ ዳኛ ንሱ እዩ ፍልፍል ናይ ኩሉ ነገር:: ብግዜ ኢህኣደግ እኮ ህዝቢ ትግራይ ኮነ ተባሂሉ ተፀባይ ናይ ማረት መኻን ስርናይን ተሰካሚ ሕሱም ዓፈናን ወዘተ ኮይኑ ልዕሊ 30 ዓመት ኣሕሊፉ:: ድሒሩ ድማ 2 ሚልዮን መንእሰይ ክዋጋእ ዝኽእል መንእሰይ ኣለና ካብዙይ 1 ሚልዮን መንእሰይ ኣሰሊፍና ኣዲስ ኣበባ ከተፍ ክንብል ኢና ኢሎም ሓዊ ኣንዲዶም ደንበርበር እናበሉ መንእሰይ እናህለቑ ደብረሲና ካሳጊታ ሚለ ደብረታቦር ውቅን በፂሖም ድሕሪኡ ነቲ መንሰይ ብበዝኸዶ ፈኒዮም ወዮም ተኣምር ክንሰር ኢና ዝበሉኹም ተራእዩ ዘይፈልጥ ወዮም ናይ ኣፍሪካ ጀንራላትኩም ተራኢዩ ዘይፈልጥ 600 ኪ/ ሜትር ኣንሳሒቦም ሪከርድ ኣብ ናይ ኩናት ምንስሓብ ብውሑድ ኣብዚ ቐጠና ሰይራቶም:: ነዚኣቶም ኣቦ ህዝቢ ኩኑ ብምንታይ መዐቀኒ ይበሃል:: ኢልት ትግራይ ነፃነት ዝፀልእ ፅግዕተኛ እዩ:: ብዝተምሃረ ዝበኣሰ ፈራሕ እዩ:: ፖለቲከኛ ትግራይ ስልጣን ጥራሕ ዝሓልም ኣፍልጦ ናይ ፖለቲካ ስትራተጅን ስልትን እዩ:: እንኮ ዝተረፈት ነቲ ኣፍቲ ገባር ተኣታትዩ ዘሎ ድኽነትን ስእነት ፍትሕን ክቕንጠጠሉ እናገበርካ ነቲ Grass root ካብ ተፀበየና መፍትሒ ሒዝናልካ ክንመፅእ ኢና እናበልካ ሸንኮለል ምባል ነቲ ኣረጊትን ተሓታትን ወለዶ ርሓቕ ኢልካ ህዝብን መንእሰይ ወለዶን ተራኺቦም ሓላፍነት ክወስድ ነዚኣ ደፊሩ ዝፍንፅሕ ሓሳብን መርገፂ ምሓዝን እያ እተድሊ::
    ስለ እንፈርሕን ስለዘይደለናዮን እምባር እቲ መዋፅኦ ሓሳብ ፍሉጥን ርዱእን እዩ::
    ንምንታይ ግን መንእሰይ ናብ ኩናት ክንጥጥቕ ሓሳብ ክንረክብ ዓለም ዘስደመምና ክባሃል ኮለል ንምባል ሓሳብን ሰብን ኣያን ተሳኢኑ ኣይበልናን ንጥፍኣት ዝኸውን ሓሳብ በሽ ኮይኑ ንፅቡቕ ነገር ተቖሊፉና:: ወለዶ ዋግኡ ከቢዱዎ እሞ ትግራይ ተወሺሙዋ ዘኒሆ ሽይጣን ብሓቂ ተሰዊሩና ማለት ድዩ ኮለል እንብልን ወለዶ ዋጋ እናኸፈለ ሓሳብ ክስእን እናገበርና ሸንኮለል እናበልና ሸንኮለል ነብሎ ኣለና:: እናፈለጠ ከምዘይፈለጠ ተሓቢኡ ዝበርስ ዘሎ ወለዶ ኮይኑን ክኸውን ዝግበር ዘሎ ወለዶ!!!!

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 5 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ሓላፊ ትግራይ ክከውን ነይሩኒ ኢዞም ድዛረቡ ደለው ጽሩይ ክዳን ፡ኩሉ ግዜ ኣብ ዘረባ፡ ኣብ ምድያ መን ገንዘብ ይህቦም ካብ ህዝቢ ኢዮም ድወስዱዎ ሓለፍቲ ስለ ዚኮኑ ህዝቢ ከኣ ጥራይ ነብሱ ይከይድ ።

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 5 หลายเดือนก่อน +1

    If you want Tegaru to live in harmony, all Tegaru should be equally treated in every sector. The official Tigrigna dialect is from one surrounding, Axum Shere Adua. The rest is seen by some as not pure. We will not achieve a happy joyous society when part of the community is feeling less favourable. News should be read by the locality not Adwa accent in Raya or Axum accent in Enderta. We all should learn at school our mother's Tigrigna. The difference, advantages and disadvantages can be observed by how some can speak fluently and others struggling to express themselves because naturally, their mother's accent comes first then they have to pose to think and change it to the made standard Tigrigna. Let's all practice and learn our Laza and culture to bring unity in Tigrai.

  • @berhehagos6149
    @berhehagos6149 5 หลายเดือนก่อน +1

    We need to seek democracy from the people. TPLF needs to reform itself. In the past people outside of the party were totally excluded. TPLF is not equal to the people of Tigray. No authoritarianism in Tigray. Authoritarianism within democratic frameworks or democratic centralism. This occurs when political organizations or parties seek to gain a mandate from the people through elections, often making promises to win support. However, once in power, these organizations may start to operate in a manner that prioritizes their internal cohesion and control over true democratic engagement with their constituents.
    Characteristics of This Phenomenon:
    Lobbying and False Promises: Parties often make grand promises to secure votes but fail to deliver on these promises once elected. This disillusionment can lead to voter apathy and distrust in the political process.
    Insular Behavior: Once in power, the party or organization may start to view the electorate as outsiders. They focus on maintaining internal discipline and control, often sidelining the needs and voices of the people who elected them.
    Internal Control and Loyalty: Within the party, strict loyalty is enforced, and dissenting opinions are often suppressed. This creates an environment where members are expected to conform to the party line, stifling internal democracy and debate.
    Facade of Democracy: Externally, these organizations present themselves as democratic. However, their internal operations are characterized by intrigue, manipulation, and authoritarian practices, creating a disconnect between their democratic claims and actual practices.
    Examples and Commonality:
    This phenomenon is not uncommon and can be observed in various political contexts around the world:
    Communist Parties: Historical examples include communist parties in the Soviet Union, China, and North Korea, where democratic centralism was practiced. Decisions were made at the top and enforced strictly within the party, while externally, they claimed to represent the will of the people.
    Populist Movements: Contemporary populist movements also exhibit these traits. Leaders promise radical changes and direct representation of the people's will but often concentrate power within a small leadership circle once elected.
    Certain Political Parties: In democracies, some political parties may exhibit similar behavior. They run on platforms of broad public support but focus on maintaining internal unity and control, often through top-down leadership styles.
    Implications:
    The implications of this phenomenon are significant. It can lead to:
    Erosion of Public Trust: When people feel their voices are not truly heard or that promises are not fulfilled, trust in the political system erodes.
    Stagnation: Lack of internal debate and new ideas can lead to stagnation within the party or organization.
    Increased Polarization: The disconnect between the leadership and the electorate can increase political polarization and social unrest.
    Conclusion:
    The phenomenon of authoritarianism within democratic frameworks is a recurring issue in political organizations worldwide. It highlights the tension between maintaining internal party discipline and genuinely representing the electorate's interests. Understanding and addressing this disconnect is crucial for fostering true democratic governance.

    • @ayeleraberra4338
      @ayeleraberra4338 5 หลายเดือนก่อน

      Reform? In a democratic government, when a party failed in even just managing the economy, responsible individuals resign in respect of the position they held. Here, this party leaders have a horrible history destroying Tigrai but sending their children to wealthy countries. A party that doesn't care talking to its people about the tonnes of gold being exported illegally while people are struggling to feed themselves.
      Give us more details about anarchy and definitely it will resemble that of TPLF'S character.

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 5 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ትግራይ ሓላፊን ተዛራቢን ኮይኑ በቃ

  • @tesfaygebru6712
    @tesfaygebru6712 5 หลายเดือนก่อน

    '' ዓሮራ ዩብለ ኑም ዓሎይታኮ የ_ወ" ፣ ድሕሪ ውድበ ኮይንኩም ውድብ ንምድሓን ዘይምምፃኹም ከመይ ገርና ንአመንኩም ?

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 5 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ተማሂርና ጥራዝ ነጢቅና ትብሉ እምበር ንዓይን ንመብዛሕትናን ዶር ደብረፅዮን ኣቦና እዩ ክመርሓና ዝኽእል እዩ። ኩናት ግዛዕምዛዕ ከይትብል ኢትዮጲያዊ እንዳበልካ ።።። ምስ ኢትዮ ኩናት ዝንትዓለም ዝነበረ እዩ።። እቲ ሕቶ ናይ ቀፃሊ
    ምህሮ ኣይፈየደን ።።። heroism works in Ethiopia context ::

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w 5 หลายเดือนก่อน

    Sometimes when human beings expect , expect,expect , repetatively expect and failed miserably, human beings unconsciously withdrow from expecting ,desering , dreaming , humans settle for less , becouse expectation equals disappointment, dreaning means being hurt , desering means pain , so humans conclude it is better not to want , not to ask, not to dream in order to save themselves from experiencing pain . Why want, why desire , if the outcome is repeatetively disappointment ? .

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 5 หลายเดือนก่อน

    Why not me

  • @gebreselassiegebregiorgisg2185
    @gebreselassiegebregiorgisg2185 5 หลายเดือนก่อน +1

    እሞ እታ አምልኾተ ስብሐት ነጋ ወጺኻ ዲኻ ክንፈ? ካፍታ ታላቁ መሪያችን ን50 ዓመት ዘስርሕ ፖሊሲ ጺሑፉልና ሐሊፉዩ ትብል ጉልባብካኸ ወጺኻ ዲኻ ንባዕልኻ?

  • @SmilingCalicoCat-rs9ro
    @SmilingCalicoCat-rs9ro 5 หลายเดือนก่อน

    #ሓሰውቲ ❌❌
    #ሰንበት -ሰንበት አይትቀደዱ❌❌

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 5 หลายเดือนก่อน

    GOOD, NOW ARE COMING CRITICAL YOUNG OR OLDER PEOPLE WHO BELIEVE IN TRANSPARENCY, PARTICIPATORY..,.WHO ARE NOT OPPORTUNISTS AND YES-MEN AND YES-LADIES. NOT ONLY: ብጻይ መለስ ከም ዝበሎ. ብጻይ ኣባይ,,,,, ወዘተ,

  • @shumaibirhane5681
    @shumaibirhane5681 5 หลายเดือนก่อน

    ወይ ዓፈርፈር ዘዘምበብዎ ክምድሩ ንህዝቢ ትግራይ ቁንቁላኣፉ ይድፍእዎ ኣለው ዘይሮ ፍልጠት።

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 5 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ዳኘው ጣቕዒትን ሕሽክርናን ናትኩም ዶ ኣይኮነን ኣቦ [ወላዲ] ዘይብላ ትግራይ ዝፈጠረ/ዘትረፈ??

  • @tigrayplea5385
    @tigrayplea5385 5 หลายเดือนก่อน

    👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
    ምድረ ፀማማት አባ አያ ስለዘለዋማ ካፅንተት ዳሕና, ዝዝረብን ዘይዝረብን priority ዝህይብልኩም ትግራይ ዓለም ዘስደመመ ጅግነት ፈፂም ፀላእታ ምስስ አንበርከኽት ቤ ጥራዝ ነጠቅ ተማሂርና ባሃልስቲ ከብዳማት ናብ ጨካን ቀታሊ ሰብ ብኸብድኹም ትሽጥዎ አለኹሜ። ብራኽ ሸው, TMP ዝባሃሉ ዋና ፀር ህዝሽቢ ትግራይ ሕንፍሽፍሽ መእተውቲ