ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ብኸመይ ፍርሃት ኣምላኽ ነሕድር" Sermon Pope Shenouda 3rd in Tigriyna "How to have fear of God"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @mussietesfatsion3757
    @mussietesfatsion3757 9 หลายเดือนก่อน +25

    ለይትን ቀትርን ሰሚዕኻ ዘይጽገብ ኣቡነ ሹነዳ ስብከት❤❤❤❤❤

  • @ሙሉወለተማርያምነኝየድንግ
    @ሙሉወለተማርያምነኝየድንግ 8 หลายเดือนก่อน +11

    ቃለ ሕይወት ያሰመዐልና አቦና ህንደይ ደሰ ክብል ብሓቂ

  • @nikedmosmsgna1333
    @nikedmosmsgna1333 ปีที่แล้ว +73

    ተመስገን ነዚ ካብ መዓርን ጸባን ዝጥዕም ትምህርቲ ትምጉብና ዘለኹም ጸግኡ የብዝሓልኩም ንዓና ከኣ ኣብልብና የሕድረልና ፈጣሪ ነቦና ከኣ ኣብ ገነቱ የስፍሮም ኣሜን ተመስገን

    • @nhialgabriel8196
      @nhialgabriel8196 5 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏🙏❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @Bobo-oe7df
      @Bobo-oe7df 5 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን👏👏👏👏👏👏👏

    • @Robelataklti-r7m
      @Robelataklti-r7m 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን😔🙏።

  • @amanweldit5549
    @amanweldit5549 ปีที่แล้ว +18

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብ ልብና የስፍረልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ካብ ማይን ጻባን ዝሕረ ዘረባ ዩ

  • @sahletesfay921
    @sahletesfay921 ปีที่แล้ว +24

    ህያው ቃል ንዘለኣለም ዝነብር ብህውት ከለው ምስ ሓለፉን ይምህረና ብስላም ዕረፉ ኣሜን

  • @NewLife-n2b
    @NewLife-n2b ปีที่แล้ว +11

    ደስ ናበለኒ እየ ሰሚዐያ ካብ ምድቃሰይ ተላዒለ ኣብ ኣእምሮና የስፍረልና ቃል ህይወት የሴመዐልና ነዚ ዘቅረብኩምልና እውን እግዚአብሔር ይባርክኩም❤❤❤

  • @AllApp-i1g
    @AllApp-i1g 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን (3) ቃለ ህወይት የስመዐልና ብሓቂ ሰ ፍርሃተት ኣምላክ ኣሕድርና ብቅኑዕ መንገዲ ይምርሐና❤❤❤❤

  • @vshjd9898
    @vshjd9898 ปีที่แล้ว +14

    ቃለ ሂወት የስመዐና በረከት ክቡር ኣቦና የካፍለና።ካበይ ብፆሎት ዝበርታዖኩም ሓጥያተኛ ተስፋሚኪኤል ሓጥያተኛ ንግስተማርያም ኢሉኩም ኣብ ፆሎትኩም ሕሰቡና ኣሕዋተይ

  • @LiveToHonest
    @LiveToHonest ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ከይተነሳህና ብዘለናዮ ከይንጠፍእ ብዓይኒ ምሕረቱ ሪኡ መገድና የቕንዓልና!

  • @mlatasay
    @mlatasay ปีที่แล้ว +10

    ቃል ኣምላክ የስመዐና ክብር ኣቦና❤❤

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ደጊመ ደጋጊመ ምምናው ዝሳኣንክዋ ስብከት ❤❤❤😢😢😢🙏🙏ካብ ብዘይ እግዚኣብሄር ብሂወት ምንባር ምስ እግዚኣብሂር ኮንካ ሙማት ይሓይሽ🙏🙏🙏

  • @fqadkaamlakey9489
    @fqadkaamlakey9489 ปีที่แล้ว +12

    Amen amen amen qalehiwet yesmalna ቤት ፍቅሪ እግዛብሄር ።ኣምላክ እዛ ቻነልና ትዕበየልና ዓቢ ትምህርቲ ንረክብ ኣለና።ቶርጋማይ እሞ ብሓቂ ኣምላክ ባሪኪካ እዩ ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ ዘለካ ልክዕ ነቦና ባባ ሺኖዳ ኢካ ትጥዕም ጸጋ ኣምላክ ኣብ ልዕሊኻ ይውረድ።

  • @PrinceTk
    @PrinceTk ปีที่แล้ว +14

    ትረኻ ትርጉም ብጣዕሚ ሰሓብን መሳጢ እዩ❤❤❤❤

  • @regatfusuhu7713
    @regatfusuhu7713 5 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና አቦና ደስ ዝብል ትምህርት እዮ 🙏🙏🙏

  • @sabazeromtesfai7502
    @sabazeromtesfai7502 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኢዚ ትምህርቲ በሓቂ ንነብሶና ዝፍትሽ ን ዝምዕድን መግናሕትን መልእኽቲ ናይ ቁዱስ ቃል ኣምላኽ እዩ❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻 ይቕረ ይበለልና ኣብ ልብና የዕቁረልና ኣሜን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @ManaAbraham-fh1cs
    @ManaAbraham-fh1cs ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ጎይታይን መድሓኒየይን እየሱስ ክሩስቶስ ይቅረ በለልና

  • @MilkyasMebrahtu
    @MilkyasMebrahtu 5 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን ኣሜን ኣኔን ቃለ ህይወት የስመኣልና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gugq6569
    @gugq6569 ปีที่แล้ว +8

    ቃል ሂወት የስዐልና
    ደስ ዝብል ትብህርቲ ኣብ ልቦናና የስፍሮ ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏

  • @gedeytsegay3927
    @gedeytsegay3927 28 วันที่ผ่านมา +1

    ኦ ቡሩክ ኣቦና ጻድቅ ኣባ ሺኖዳ ጽሎትኩምን ረዲኤትኩምን ኣይፈለየና
    ቃል ሂወት የስምዐና🙏🙏🙏❤❤❤

  • @user-tk7fs1gk6j
    @user-tk7fs1gk6j ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ንኹሉ ፍርሃት ኣምላኽ ክህልወና ድማ እቲ ኩሉ ዝኽእል ጸግኡ የብዝሓልና።

  • @selamgaltewahdo5510
    @selamgaltewahdo5510 ปีที่แล้ว +28

    ቃል ህይወት የሥመዐልና ኣምላክ አብ ልበና የሕድሮ ክንደይ ከ ይጥዕም እዩ ቃሉ❤☺🙏

  • @TigrayTigray-xb3gk
    @TigrayTigray-xb3gk 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ህያው ቀል ንዘልዓለም ዝነብር ቃል አዩ።

  • @xbakemnbarfkrieyu-x7v
    @xbakemnbarfkrieyu-x7v ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድረልና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ♥👏👏👏

  • @WerquAlem
    @WerquAlem 3 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወቴ ያስመዕልና ኩብር አቦና ብሓቅ ካሰብ አካ ተትሸፈና ጎይታ ይርአ አሎ አምላክ ልቦና ይዓድለና 👏👏🤲🤲😢 አብየቱ ጎተየ ይቅር በልልና አሕዋተይ ሓፍቱኩም አየ ወለተ ሰላሰ አብ ፆሎቱኩሙ ዘክርን ንዓይ ዓጥያተኛ ሓፍትኩሙ 🙏👏👏🤲🤲🤲🙏👏👏👏👏🤲🤲

  • @lucheagirmatsion6350
    @lucheagirmatsion6350 ปีที่แล้ว +17

    ቤት ፍቅሪ እግዝአብሄር አምላክ ጸግኡ ይብዝሃልኩም 🙏🙏🙏ኣብዝትሓልፍ መንግስቱ ይዘክርኩም 🙏🙏🙏

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @dontblameme596
    @dontblameme596 ปีที่แล้ว +11

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣባ ።ንዚ መደብ ብተገዳስነትን ብንቃሓትን ተጊህኩም ሀዝቢ ከይጠፈአ ብትግሃት ክትዓዩ ክተገልግሉን ካብ ቲ ልዑል ኣምልኽ ሓይልን ብርትዐን ረኪብኩም ኢኩሞ ኣልፋን ኦሜጋን ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን። ኣምልኽ ዓስብኩም የዕቢ ።

  • @HchdBxjcj
    @HchdBxjcj 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተመሰገነ ፈጣረ❤🙏🙏🙏

  • @chahinecell1028
    @chahinecell1028 ปีที่แล้ว +15

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
    እግዚኣብሄር ኣምላክ ልቦና ይዓድለና 🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 11 หลายเดือนก่อน +4

    አሜን ቃል ሂወት ዘስማካና
    አሜን ቃል ሂወት ዘስማካና
    አሜን ቃል ሂወት ዘስማዓና
    🕊️❤️🕊️🙏🏽🕊️❤️🕊️

  • @tesfittesfit2699
    @tesfittesfit2699 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤❤❤

  • @sabatikabo2310
    @sabatikabo2310 ปีที่แล้ว +8

    Kal hiwet yesmalna nay behaki netom nezi kudus kal hiwet be tegriya tergimkun abi berket zekflkumna fre xamkum Egzabiher Amelk yehbkun 🙏🙏🙏

  • @sebyumekseb4939
    @sebyumekseb4939 ปีที่แล้ว +20

    ገሪምኒ ኩሉ ገሊጽዎ ኣብ ነብስና ዘሎ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @debresahlsintmichael9779
    @debresahlsintmichael9779 ปีที่แล้ว +29

    ኣንቱም ብሩዃት ማሕበር፡ኣዚና ኢና ነኽብረኩም፡
    ምኽንያት መኽበሪና ድማ እዚ ቅዱስን ክቡርን ቃል ስለ ተዳልዉልና፡
    ብስም ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስጋና ይብጻሕኩም።
    ብዙሕ ተባረኹ ዞም ኣሕዋተይ፡

    • @MuziemGebremichael
      @MuziemGebremichael 3 หลายเดือนก่อน

      ዘድሌና ዳኣ ንዎስድ እብር እዞም ማሕበር ትብሊዮም ዘለኪ ታሃድሶ ኣብ ግጺ ኮይኖም ዝፍንውዎ ኢዮም ሕብረት ምስ ብተክስያን የብሎም

  • @Fekarkun
    @Fekarkun ปีที่แล้ว +11

    ኣሜን ኣሜን ኣቦና ደስ ዝብል ቃል ኣምላኽ ምሕርኩምና ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘድተወዕል ዓይነ ልቦና የሕድረልና ፈጣሪ 🙏

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh ปีที่แล้ว +4

    ናይ ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና ዓብይ ኣርእስቲ እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና

  • @FtsumMebrahtomBestGentleman
    @FtsumMebrahtomBestGentleman ปีที่แล้ว +6

    ቃል ህወት የስማዓልና ቁዱሳን ኣቦታትና ነዚ መደብ ተገድስኩም ነዕና ምእመናን መገዲ ኣምላኽና ንኽንሕዝ ትገብርዎ ጻዕሪ ኣምላክና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ሓይሉን ጥበቡን ይሃብኩም

  • @amant222
    @amant222 ปีที่แล้ว +8

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ሹኑዳ ከምኡ ዉን ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ እግዚኣብሄር ኣብ ልብና ይሕድሮ ☦️☦️☦️❤️❤️❤️🌹🌹🌹

  • @titigirmay1102
    @titigirmay1102 ปีที่แล้ว +16

    ተርጊምኩም ንክንካፈል ዝገበርኩምና እግዚኣቢሄር ፍረ ጻማኩም ይኽፈልኩም ናይ ባሓቒ ማሃራይ ምስትዉዓል ዘድልዮ እዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና 🤲🏽

  • @EfremTesaEfata
    @EfremTesaEfata ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum

    • @Samiwedihagaz
      @Samiwedihagaz 22 วันที่ผ่านมา

      Amen amen amen qal however yesmalna ezgbiher xegu ybzhalkum❤❤❤

  • @መርሂዋትጓልተዋህዶ
    @መርሂዋትጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +8

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና🙏♥️

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም ዝሰማዕናዮ ኣብ ልቦናና የሕድረልና ኣሜን

  • @AutomotiveZhai
    @AutomotiveZhai หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ቃለ ሕይወትየስመዐልና ዝተምሃርናዮን ዝሰማዕናዮን ኣብ ጽላት ልቦናና የሕድረልና❤❤

  • @ድሕሪፀልማትብርሃንአሎህዝ
    @ድሕሪፀልማትብርሃንአሎህዝ ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ይሃበልና ❤ አቦየ አቦ ፍቅሪ

  • @genetalem8059
    @genetalem8059 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናያብሐቂ ቃለሂወት የስመዓልና ምስትዉዓል ያዓድለና

  • @TekleweyniBeyene-l6c
    @TekleweyniBeyene-l6c ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet yesmalna kulukum orthodex tewahido

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃል ህይዉት. የሰመዕለና. እግዝአብሀሄር አምላክ. አዑንት. ለባና የሂቦና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Kidanegebrezgih
    @Kidanegebrezgih ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና በረከቶም ጦሎቶም ኣይፈለየና

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ንዑኡ ዘኽብር መንነት ሂወት ይዓድለና እግዚኣቢሄር ካብ በረኽት ናይ ቅዱስ ኣቦና የካፍለና❤🙏⛪

  • @እግዚአብሔርጋሶይናይእዩ
    @እግዚአብሔርጋሶይናይእዩ ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አባና

  • @TsgeredaSeyfu
    @TsgeredaSeyfu 9 หลายเดือนก่อน +2

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🙏

  • @ሰብኢሎም
    @ሰብኢሎም ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና❤

  • @Yeyeየየ
    @Yeyeየየ ปีที่แล้ว +6

    ቃል ኣምላኽ የስመዓልና ኣብ ልብና ይቁም 🙏☦❤❤❤

  • @mihretefremand0m773
    @mihretefremand0m773 ปีที่แล้ว +5

    አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና!
    እግዚኣብሄር ስሚዑ ዘተግብር ጽሩይ ልቢ ይሀበና አሜንንን

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +4

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @ERMY-1972
    @ERMY-1972 ปีที่แล้ว +6

    ቃል ናይ ህይወት የስመዐልና አቦና በረከት አቡነ ሽኖዳ ይብፀሐና ከም ግብርና ዘይኮነስ ብቸርነቱ ይምሓርና ንመዳለውቲዚ መደብ እግዚአብሔር ይሀብልና።ፍረ ፀማኹም ይዐድልኩም።

  • @kana6806wertyu
    @kana6806wertyu ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ላቺ ይሁን እካን በሰላም መጣሽ እግዚአብሔክ ይመስገን ስለሁሉም ነገር አሪፍ ነገር ነዉ ያሰማሽን ከልብ እናመሰግናለን ፈጣሪ ይባርክሽ በዉነት አሪፍ ቆይታ ነበር ቅድስት ሀገራቺንን ሰላም ያድርግልን አሜን አሜን አሜን

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 หลายเดือนก่อน

    ኦ ኣምላኸይን መድሓንየይን ጸሎት ናይ ኣቡነ ሽኖዳ ኣባይ ክሓድር ቅዱስ መንፈስካ ልኣኸለይ

  • @እመቤቴማርያም19ኣባቴ
    @እመቤቴማርያም19ኣባቴ ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና 🥰😊

  • @samiaha6007
    @samiaha6007 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤አሜን አሜን አሜን ቃል ሕይወት ያስመዕልና ክብሩ አቦታ ልብና ይክፈተልና አምላክ😢😢😢😢😢

  • @RhdTh
    @RhdTh ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዕና ኣቦና ምኽሩኹም ሰምዕና ክንትግብሮ ኣምላኬ ይሓግዘና ብብርሃን መንገዱ ይምርሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲😢

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስመዓልና፥ ኣሜን/3/❤🥰😇🙏🏾

  • @jonyjonse8438
    @jonyjonse8438 20 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትርጓመ ካብ ዓረብኛ ናብ ትግርኛ። ጽቡቕ ኣገላልጻ፡ ብልቢ የመስግን🙏🙏🙏 ብእዝገኣቢሄር ርኸቦ።

  • @sahletesfay921
    @sahletesfay921 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና በረኽቶም ይሕደረና

  • @redaebeyn5322
    @redaebeyn5322 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስማዓና❤❤

  • @yordanoskidane197
    @yordanoskidane197 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna ab lbna yehdro

  • @WwfFwef
    @WwfFwef ปีที่แล้ว +2

    ቃልል ሂወት የስምዓልና ኣቦና 🙏🙏🙏
    ❤❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣቦና ጸጋ በረከትኩም ኣይፈለየኒ ኣሜን❤

  • @wasamba1
    @wasamba1 ปีที่แล้ว +7

    ቃል ህይወት የሰምዐልና ክቡር ኣቦና🙏

  • @tsegaygebremedhin2233
    @tsegaygebremedhin2233 ปีที่แล้ว +6

    AmEN amen amen kale hiwet kale berkete yesmalna senya ♥️ 🙏

  • @አኽሱምትግራይ
    @አኽሱምትግራይ ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ነዚ ዝተርጎምኹምልና አምላኽ ፀጋኡ የብዘሐልኹም💙💙💙

  • @Alemeyt7654
    @Alemeyt7654 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሃወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና❤️❤️

  • @ፈቃርሰብናፊቀ
    @ፈቃርሰብናፊቀ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን❤ ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና።
    ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና ፈጣሪ❤

  • @ኣደዋይይፈትወኪእየH
    @ኣደዋይይፈትወኪእየH ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦዋይ❤

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያሰማልን❤❤🌻🌻

  • @galmdreyoutube2584
    @galmdreyoutube2584 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድሮ❤

  • @ድሕሪፀልማትብርሃንአሎህዝ
    @ድሕሪፀልማትብርሃንአሎህዝ ปีที่แล้ว +1

    ቀፅልወዎ ደአ ይፅበ የ ኩሉጊዜ እናተርጓምኩም ክትሰዱልና

  • @aggggv7035
    @aggggv7035 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ❤❤❤

  • @Hana-ji4qg
    @Hana-ji4qg ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና

  • @kana6806wertyu
    @kana6806wertyu ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ከፍራት ይጠብቀን እያወቅን ሳናቅ ከምንሰራዉ ሐጢአት ይቅር ይበለን እማምላክ ወላዲተ አምላክ ከልጃ ከወዳጃ ታስታረቀን ታማልደን አሜን አሜን አሜን አቤቱ እደምህረትህ እደቼርነትህ ማረን ይቅር በለን

  • @zaidbrhane4328
    @zaidbrhane4328 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen abona egzabiher tbebu yadlena❤

  • @HermonSahle-pt6xo
    @HermonSahle-pt6xo ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የሰማዕልና ኣቦና ኣሜን❤ኣሜን♥️ኣሜን ❤️

  • @Haile-pp3bz
    @Haile-pp3bz ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ደስ ዝብል ቃል ሂወት ይስመዐና ኣብ ልብና ይሕድሮ

  • @Taemo767
    @Taemo767 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ቃል ህይወት የሥምዐና ኣቦና በረከቶም ይሕደረና

  • @ድንግልማርያምዋሕሰሂወተይ
    @ድንግልማርያምዋሕሰሂወተይ ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ኩቡር ኣቦና👏👏👏

  • @WediAbrhale
    @WediAbrhale ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና

  • @teberehabraha4172
    @teberehabraha4172 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስማአልና አሜን

  • @BelayHaileb
    @BelayHaileb 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ይሕግዘና ኣሜን

  • @መክሰብጋልውቅሮ
    @መክሰብጋልውቅሮ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብፁእ ኣበዋይ ፆሎትኩምን በረከትኩምን ምስ ኩላትና ይሕደር ❤❤❤❤

  • @shewitkidane8306
    @shewitkidane8306 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤ቃለ ህይወት የስመዐና

  • @smkle7079
    @smkle7079 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን
    ቃል ህይወት የሰምዕልና ✝️🙏💚

  • @slmtiym9721
    @slmtiym9721 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና

  • @medilove9633
    @medilove9633 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ፫ ቃለ ህወት የስምዐልና ኩቡር ኣቦና 🙏✝️🕯️🕊️💧💖❤❤❤

  • @simonweldit
    @simonweldit ปีที่แล้ว +1

    AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN QAL HIWET YESMALNA AMLAK AB LBNA YEHDRO

  • @hanaeysu7841
    @hanaeysu7841 3 หลายเดือนก่อน

    Kali hewat yesimalna amen 🙏 amen ❤️ 🙏 amen

  • @SnitGhere-uz2in
    @SnitGhere-uz2in ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ህወት ይሃበልና ኣቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DawitNedele
    @DawitNedele 11 หลายเดือนก่อน

    Amen Amlak Msana Ykun ❤️🙏🏾

  • @norhor2661
    @norhor2661 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና አባና ❤❤❤✝️🤲

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ ปีที่แล้ว +5

    ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋ የብዝሓልኩም በሓቂ ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድረልና❤🎉😊።

  • @rakigabrmdehn6660
    @rakigabrmdehn6660 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ኣብ ልብና የሕድሮ🙏🙏🙏