ALEDA MEDIA / ምዕራፍ 2 ደረቐኛ ሕቶታት ምስ ስነጥበባዊ ቶማስ የማነ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 862

  • @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
    @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 2 ปีที่แล้ว +120

    ዋውውውው ፅብቅ ኣጋላልፃ ብሓቂ 100 ብተለይ አብ ሃይማኖትካ ዘለካ እምነት ደሰሰ ክብል

    • @teamehaderahaderahadera3906
      @teamehaderahaderahadera3906 2 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ ሓያል ኢኻ ቶሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ብዕድላጓልትግራይ
    @ብዕድላጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +89

    ቶሚ ሓወይ ጅግና ደራሲ ዳይርክተር ተዋሳኣይ ኢካ ኣጆካ በርትዕ ብፍላይ ኣብ ሃይማኖትካ ዘለካ ሰነ ስራዓት ዋውውው እግዚአብሔር ኣምላክ ሓላዊካ ይኩን

  • @hshsususj4005
    @hshsususj4005 2 ปีที่แล้ว +182

    ብሓቅ ኣጋላልፃ ቃላት የብይነ ኣድናቅትኩም ጋል ትግራይ❤✝️

    • @AdaAda-rf9sx
      @AdaAda-rf9sx 2 ปีที่แล้ว +3

      ጋሕዋ

    • @edenseyoum2096
      @edenseyoum2096 2 ปีที่แล้ว +6

      @@AdaAda-rf9sx ata serat zeyebeka

    • @NetsiLove-n2b
      @NetsiLove-n2b 2 ปีที่แล้ว +2

      @@AdaAda-rf9sx ጉኑፍ😏

    • @meleymeley8215
      @meleymeley8215 2 ปีที่แล้ว +1

      @@AdaAda-rf9sx 🙃👎👎

    • @ማይተኸላ
      @ማይተኸላ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@AdaAda-rf9sx kemka zbel seb yeblan ada ada gunuf

  • @ድንግልኣደፍቅሪ-ቈ1ኰ
    @ድንግልኣደፍቅሪ-ቈ1ኰ 2 ปีที่แล้ว +43

    ብዘይ ሃይማነተይ ጎደሎ እየ ብሓቂ ተመስገን ኣምላኸይ😢😢😢😢😢😢⛪⛪⛪⛪⛪💘💘💘💘💘💘💘💘

    • @ሃዉኹምኢየ
      @ሃዉኹምኢየ ปีที่แล้ว

      (ተመስገን )ይኣኽለኒ ምባል ዝሰፈኖ ሃይማኖት ዓብይ ረብሓ እዩ ። መልእኽቲ ጳው ጢሞ ምዕ 6:6

  • @hadgugebremkael9253
    @hadgugebremkael9253 2 ปีที่แล้ว +74

    ናይ ባሓቂ ጹቡቅ መግለጺ ተሞየ ዓርከይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከላይ ሃኒ ዓርከይይ ናይ ባሓቂ ንፍዓት እኩም ቆጽልዎ

  • @mahilatmahilat1323
    @mahilatmahilat1323 2 ปีที่แล้ว +93

    ብሓቂ ዝሓወይ ቶሚ. ኣነዉን. ናይ እመብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ስእሊ. ብዝርኣክዎ. ንብዓይተይ. ይቅድመኒ. እም ብርሃን ርህርህቲ. ህሊና. 💛❤

  • @ኣዙጓልትግራይ
    @ኣዙጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +235

    ብሓቂ ብዘይ ሃይማኖት ባዶ እዪ ቃለ ሂወት የስመዐልና ቶሚ ኣስሊ እግዚኣብሔር ኣብ እምነትካ የፅንዕካ ኣድናቂትካ እየ

  • @NetsiLove-n2b
    @NetsiLove-n2b 2 ปีที่แล้ว +24

    ይበል ኣጋላልፃ ቶሚ ሓወይ እግዚአብሔር ይሓሊካ 🙏❤💛

  • @albadralbadr1650
    @albadralbadr1650 ปีที่แล้ว +5

    ኣነ ዝፈትዎ እዙ ወዲ ኣብ ሃይማኖት ዘለዉ እምነት ደስስስ ክብል ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ እየ ❤💊💚

  • @kaletaberhe5646
    @kaletaberhe5646 2 ปีที่แล้ว +88

    እንበርከ ብሓቂ ድዩ ዝነብዕሎ 🙏❤😢😢
    ፈቃር ሰብ እዩ ዝነብዕ ቶሚ ሓወይ❤😍

    • @novelteame6851
      @novelteame6851 2 ปีที่แล้ว

      🥰🥰🥰

    • @MelatTkue
      @MelatTkue 8 หลายเดือนก่อน

      ተሚየይ ሽኮር ማርያምን ክፈትዎ መዓት🎉🎉

  • @thth6608
    @thth6608 2 ปีที่แล้ว +26

    ዋው ተሚ ዝገርም ኮንፊደንስ ግልፅነት ተኣማንነት ኩሉ ኣማሊእካዮ ኢካ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ሰላምኪይብዛሕዓደይ
    @ሰላምኪይብዛሕዓደይ 2 ปีที่แล้ว +21

    ክልተ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ሳሓቅኩም ይብዛሕ ቶሚየ@ሃኒየ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @salamsa4185
    @salamsa4185 2 ปีที่แล้ว +69

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና ብሓቂ
    ደስ ዝብል እዩ ቅድስት ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን ክብራት ኣሕዋተይ

  • @munaaman4152
    @munaaman4152 2 ปีที่แล้ว +42

    አጆካ ቶማስ ወደይ ኮሉ ኢዩ ደጸብቐልካ ጸጉርኻ ብጣዕሚ'ዩ ደጸብቀልካ።
    1-ይ ብጣዕሚ ለዋህን ፈቃርን ምካንካ ገጽካ ይምስክር ፡
    2-ይ ንብጸይትኻ 5 ዓመት ጌርና ክትብል ከለካ አብ ገጽካ ዝንበብ ፍቅርካ መወዳኣታ የቡሉን።
    ብኩሉ ሙሉእ ኢኻ ናይ ለባም ሰብ መግለጺ።

  • @AlexTgiray
    @AlexTgiray 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ane kalid tigraway eye keytitselueni eber❤tomas hawey btami eye zednko bteley ab filmu gobez eyu oromay ena meazn zbla filmi yriaen eye ena zhawey berte kblo ydeli.kutsiri telefonu lakeley wedney❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ስውእካይኑስምካባብዩይይዓ
    @ስውእካይኑስምካባብዩይይዓ 2 ปีที่แล้ว +23

    ዋይ ቶሚየይ ብጣዕሚ ኣጋላልፃካ አግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሓልካ ማዓረይ ሃኒ እውን ብጣዕሚ እካ ሓላል አብ ስራሕኩም ኣሳልጣ ይምነየልኩም ሓፍትኩም ካብ ትግራይ

  • @nahomtesfaldet4704
    @nahomtesfaldet4704 2 ปีที่แล้ว +13

    ቶማስ ሓወይ ኣጋላልጻካ ብጣዕሚ ፈቴዮ ብፍላይ ናይ ባና ሕቶታት ዝሃብካያ መልሲ 100/100% ኮንፌ 110/ 100% ጎበዝ

  • @ዮምፍስሃኮነበእንተልደታ
    @ዮምፍስሃኮነበእንተልደታ 2 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሓቂ ቶሚ ሓወይ ጽቡቅ መግለጺ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ጋልሃገረትግራይ
    @ጋልሃገረትግራይ 2 ปีที่แล้ว +49

    ኣጆካ ቶሚ ሓወይ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤️🙏

  • @hadaszermiram3910
    @hadaszermiram3910 2 ปีที่แล้ว +13

    ብሓቂ ብዘይ ሃይማኖት ባዶ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቶማስ ሓወይ ኣንበሳ እግዝብሄር ኣብ እምነትና ይጽነዓና ብሓቂ ኣድኒቐካ

  • @lentesehayliab7910
    @lentesehayliab7910 2 ปีที่แล้ว +17

    አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና
    ሐቂ ዝመልኦ አገላልጻ ካብ ዕድሜካ ንላዕል ልቦና ተዓዲልካ አምላአክ ትደልዮ ዘበለ ይዓድልካ

  • @Yoni-ri3uw
    @Yoni-ri3uw 2 ปีที่แล้ว +101

    ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይኹነልና
    እግዚኣብሔርን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን🙏❤🙏🇪🇷

  • @ngstihiwet8941
    @ngstihiwet8941 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣብቲ መልሲ ዝሃብካሉ ሕቶታት መምሃሪ ኮይኑ ረኪበዬ 👍💕
    waw ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማር😘

  • @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
    @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 6 หลายเดือนก่อน +1

    አግዛኣብሔር አብ እሚነትኻ ያፂነዒኻ
    ቴምሲ ሓወይ❤❤❤❤❤

  • @salamkahase8342
    @salamkahase8342 2 ปีที่แล้ว +22

    ሰላም ሃኒ& ቶሚ ሓወይ እቃዕ ብሰላም መጻእኹም ፉቱዋተይ እዋይ ኣታ ቶሚየ ኣባይካ ይንባዕ እታይ ገደሰካ ናተዩ ኢልካ ዘይትሓልፋ ባሓቂ ነቢዕካ ኣኒቢዕካኒ ብጣዒሚ ስለ ዝገሪመኒዩ ንባዓትካ ካሓቶ ኣለኒ ኢለ ግን መግለጺ ሰኢነልካ ሃኒ ሓወይ ካኣ የቐነልይ ንሑቶይ ተግዲስካ ሰለ ዝመለስካለይ ኣጆኹም በርቱዑ እመብርሃን ምስኩላትና ትኽን ኣሜን ሰላም ይውርደልና ኣብታ ንፈትዎ ዓድና ኣኻኽቦ ይፍጠረልና ።

  • @letush7405
    @letush7405 2 ปีที่แล้ว +6

    አሰይ አብ እምነትካ ዘለካ ፅናዓት ደስ ዝብል እዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ ተባረክ

  • @ጠበቃፍቅር
    @ጠበቃፍቅር 2 ปีที่แล้ว +4

    እዚ ወዲ ኣታሓሳስባኡ ክሕይል ናይ ብሓቂ ኣብ ዓለም ዝፀልኦ ሰብ ሓሳድ ፅቡቅ ናይ ሰባት ዘይደሊ ሰብ እቲ ዝፀልኦ ባሕሪ እዩ ቶምየይ ናይዐብሓቂ ብሱል

  • @GalHaile
    @GalHaile 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክለተኩም ዝፎተወኹም ተዋሳእቲ እኩም 🙏🙏🙏🙏❤️❤️

  • @teweldeweldhaimanot4340
    @teweldeweldhaimanot4340 2 หลายเดือนก่อน

    ውልዶ ጥበበኛታት ጽቡቅ መደብ፡
    ጽቡቅ ነገሩ መንፈሳውን ዓለማውን ኣፍልጦም ምስናቅ ውህብቶ ፈጣሪ ኢዩ፡ በልሕን ብሉጽን ሰብ ምኻን የርኤካ ፡ በዝተረፈ ዕሜኹም ይባርኽ ፈጣሪ ጽቡቅ ስራሕ !!!

  • @bereketweldesion3535
    @bereketweldesion3535 2 ปีที่แล้ว +42

    መግለጺ መንፋዓትኩም ኢዩ የሕዋተይ ማዕረይ ኣብዘይ ዓድኻ ኬንካ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ምስራሕኩም ዘገርም ኢዩ ኣጆኹም ኣብ ዓድና ኬና ክንሰርሕ ኣምላኽ ስደትና የሕጽረልና ኣሜን ፡ኣሜን ፡ኣሜን

  • @ሓጉሽጋልትግራይ
    @ሓጉሽጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +10

    ቶማስ ከምስሙካ ብሓቂ ኢካ ኣደይ ማርያም ኩሉ ጊዜ ኣብ ጎንካ ትኩን መርአያ መንኣሰይ ብፍላይ ኣብ እምነትካ ፍቅሪ ድልየት ቀፅለሉ

  • @fthiyaqob1961
    @fthiyaqob1961 2 ปีที่แล้ว +8

    ንናሆም የውሃንስ አባ ኣምፅኡልና ሃኒ ሓወይ

  • @ሂወትጓልተዋህዶ
    @ሂወትጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +13

    ቶሚ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓስቡ ልብኻ ይፍጸምልኪ
    ሃና ሓወይ እዋን ፅቡቅ ስራሕ

  • @መብራቲጓልእመብረሃን
    @መብራቲጓልእመብረሃን 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ደስስ ዘብሊ ኣጋላልፃ ብትለይ ኣብ ናይ እምነት ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ

  • @drarhayle8800
    @drarhayle8800 2 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ባሓቂ ቶማስ ሓወይ ኣድኒቀካ ብዘይ ሃይማኖት ማናም የለን ወላዲት ኣምላክ ጽላላ ተንብረልካ ዛሓወይ ግን ይቅሬታ እታ ናይ ጸጉሪ ዝበልካያ ጸጉሪ ከድሕነካ ኣይክልን እዪ ወላ መሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ዉን ኩል ኩል እዪ ግን ቁረጾ መለተይ ከኣ ኣይኮንኩን ኣገላልጻካ ግን ካብቲ ትዋሰኦ ንላዕሊ ኣብ ኢንተርቪ ኣድኒቀካ

  • @Robielokbagergs
    @Robielokbagergs ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ቶሚ ሓወይ ጸጉሪ አየድሕንን እዪ ኢልካ ብሃይማኖትካ ጽኑዕ ኢካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ምሳካ ይኩን ብምቅጻል ሓደ ካብቶም ዝፈትዎም ኢካ እሞ ኣጆካ ቶሚ ሓወይ ሃኒ ሓወይ ውን ኣጆካ ጽቡቅ መደብ እዪ ዘሎ ቀጽሎ

  • @user-lw2pz6bk7n
    @user-lw2pz6bk7n 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ዝነኣድ ብሱል ሰብ ሕዝካ መጽኻ ኩሉ ካብ ኣፉ ድወጻ ቃላት ሃንጽቲ ብፍላይ ኣብቲ ኣብነታት ደቅሪቦ ኣዝዩ መሃሪ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @davidrodrigo6375
    @davidrodrigo6375 2 ปีที่แล้ว +13

    ጎበዝ ምስ ብሱል ኣተሓሳስባ!!

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 2 ปีที่แล้ว +16

    ሰላማት ሽኮሪናታት ሰላምኩም የብዛሐልኩም ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ ፈጣሪ ሰላም ይምፀኤልና ንክልቲኡ ህዝብና
    ግን ሃኒ ከ አፍቃሪት ዶ አለትካ እስከ ወስአብለልና ሰሰናዩ ንአኩም ይኩን

  • @ShamSham-vh7yc
    @ShamSham-vh7yc 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ን ባና ኣድኒቀያ ናይ ሂወት ትምህርቲ ሂባትና ቶሚ ድማ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ።

  • @hshshsh5196
    @hshshsh5196 2 ปีที่แล้ว +7

    ቶሚ ሓወይ ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ኣጋላልፃ ኣብ ሃማነትኻ ፁኑዕ ኹን ኣድናቂትኻ እየ መዲሂን ጋል ትግራይ

    • @AdaAda-rf9sx
      @AdaAda-rf9sx 2 ปีที่แล้ว

      አይትድሓኒ ዱሁልቲ

    • @MAARGHdjdk
      @MAARGHdjdk 4 หลายเดือนก่อน

      😅😅😅😅😅😅​@@AdaAda-rf9sx

  • @lulatsegay1939
    @lulatsegay1939 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላክ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ ድንግል ማርያም ትሓልኻ ቶሚየ ኣጆካ

  • @ሜሎዲ
    @ሜሎዲ 2 ปีที่แล้ว +26

    ቶሚ ናይ በሓቂ ዓቢሰብ ኢካ ካብትጽቢተይ ወጻኢ ኮነካ ዕቡይ ኮንካ ትስምዓኒ ስለዝነበርካ ይጸልኣካ ነረ ካብ ሎሚ ግን ናይ በሓቂ ክብረት ዘለካ ሰብ ኢካ ኣብ ሓዳርካ ድማ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ
    💞ሃኒ ከኣ ማራ እየ ዘድንቀካን ዘክብረካን ኣብ ስራሕካ ዓወት ይምኘየልካ ❤ ደቂ ኤረይ ሓላላት 🇪🇷❤❤❤

  • @fiyorihabte1325
    @fiyorihabte1325 2 ปีที่แล้ว +4

    ቶሜ ሽኾር ጽቡቅ አገላልጻካ ደስ ይብለካ ኩሉ። ነብያተይ ክትብል ከለካ ን ብዙሐት ክወልድ ምባልካን ብዝያዳ የሕጉስኒ አደይ ነብያት እያ ሽማ ነብያተይ ክትብል ከለካስ ይስማዓኒ አደይ ብሂወት የላን።አዴካ ብሰላም ብጥዕና100 ዓመት ትንበረልካ ንዓካ ከአ ከም ትምኒትካ ዉላድ የፍጠረልካ

  • @سميره-ذ7خ
    @سميره-ذ7خ 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋውው ደሰ ኽብል እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @ሰላሜነሸድንግልእመቤቴ
    @ሰላሜነሸድንግልእመቤቴ 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ቶማስ ሓወይ ብጣዕሚ ኣዕጋቢ መልሲ እዩ ኩሉ ነገር ካብ እምነት እዩ ዝጅምር እና እመ ብርሃን ከሃጥያት በስተቅር የልብህ መሻት ትፈፅምልህ

  • @sdfa2379
    @sdfa2379 2 ปีที่แล้ว +14

    ዋው ቡሱል መንእሰይ ኢካ ቶሚየይ 😘😍

  • @beriha5514
    @beriha5514 2 ปีที่แล้ว +5

    ሃኒ & ቶሚ ብጣዓሚ ዝፈትወኩም ተዋሳኣቲ ኢኩም ቶሚ ክዓ ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
    @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይ ኣስይ ደቂ ምቁራተይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ቶማስ ሓወይ ብጣዓም ንፍዕ እመ ብርሃን ምሳካ ትኹን

  • @መላጥ
    @መላጥ 2 ปีที่แล้ว +7

    ሓሳብ ልብካ ይስምረልካ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ቶሚ ሓወይ ካብ ሕጂ ካኣ ጀሚሮ ምውላድ

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 2 ปีที่แล้ว +20

    አምላኽ ይሐግዝካ ቶሚ ለዋህ ምኻንካ ብንብዓትካ ፈሊጥና አለና እንበቤትና አደና ድንግል ወላዲት አምናኽ ዝጸወዔ አይሐፊርን ዩ 🇪🇷❤️🙏🏾።

  • @aklilulegesegebremichael7509
    @aklilulegesegebremichael7509 2 ปีที่แล้ว +2

    ተሙ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ እግዚኣብሀር ኣምላክ ጸጉ ይብዝሓልካ ከሙ ውን ሃኒ ሓወይ ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ቀጽሎ።

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 2 ปีที่แล้ว +3

    ቶሚ ሽኮር ናይብሓቂ ብዘይ እምነት ትርጉም የብሉን u are so Smart ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @tigigaltigray813
    @tigigaltigray813 2 ปีที่แล้ว +7

    ቶማሰይ ከፎትዎ ኣነሰ ሃኒየይ ንኩለኩም ሰላምኩም ይበዘሕ ኣሕዋተይ ሓፍትኩም ቲጂ ጓል ትግራይ

  • @ABibaBeba
    @ABibaBeba ปีที่แล้ว +3

    ብሓቅ ቶማሰይ ብዘይ ሃይማኖት ኮንቶ እዩ እግዝኣብሄር ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሐልካ

  • @SaadaSaleh-dy2jq
    @SaadaSaleh-dy2jq 8 หลายเดือนก่อน +1

    Tomi kefa zelewo wedi belhata mesi melik❤❤

  • @xoxoxo542
    @xoxoxo542 2 ปีที่แล้ว +30

    Am proud of u brada..emnetey zblkayo kea ..Ab emnetka yexneka 🙏

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 2 ปีที่แล้ว +25

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል መግለፂ ብጣዓሚ ንፉዕ እካ ብፍላይ ኣብ ሃይማነትካ ዘለካ ኣክብረት ፍልይ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ

  • @segeneasmara596
    @segeneasmara596 2 ปีที่แล้ว +27

    አጆኻ አምላክ ተተምነዩ እሞ ክህበኩም እየ ዝበለና ዋላ 12 ውለደልና ኤርትራኤያ ውሕዳት ኢና ክላ ሰብ ሓደ ወይ ክልተ ሒዛ እያ ተሪፋ ዘላ እሞ ትኩልና የሕዋትና 🙏🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🥀❤️👏👏

  • @maerggebrihans1328
    @maerggebrihans1328 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቶሚ ሓወይ እግዚአብሔር ኣብ እምነትካ የፅንዕካ ጎወዝ ኢኻ
    ግን ጨጎርኻ ቅሮፆ ብሃይማኖትና ኣይፍቀድን ጨጉሩ ከንውሕ ዝፍቆዶ ልነቪ እዩ ጥሪይ እዩ

  • @ተመስግን.ፍጥር
    @ተመስግን.ፍጥር 2 ปีที่แล้ว +7

    ዓድመይ ጥዓንይ ያሕብኩም ኣሓዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏💖💖💖💖💖💖💖💞💞💞💞💞💞🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ፈቃሪየንዘፍቅረኒ
    @ፈቃሪየንዘፍቅረኒ 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይ ቶሚ ሓወይ ብሓቂ ብዘይ ሃይማኖት ኩሉ ባዶ እዩ

  • @tdf9673
    @tdf9673 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ እምነትካ ዘለካ ኣረኣእያ ግን ገራሚ እዩ ኣጆኻ ቀፅለሉ💘

  • @wel4243
    @wel4243 2 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቕ መደብ ሃኒ፥ቶሚ ከኣ ጽቡቕ መልሲ 😍❤️🇪🇷

  • @luulamehari7556
    @luulamehari7556 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር እድመን ጥእናን ይሃብካ ቶሚ ሓወይ
    ዘን ሃኒ ሓውና ሰሰናዩ ንኣኩም❤❤❤

  • @mussiemehari1608
    @mussiemehari1608 2 ปีที่แล้ว +5

    You are absolutely brilliant you have to full knowledge keep going

  • @eldanaqudus7919
    @eldanaqudus7919 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት የሕዋት ፍሉይ ኣገላልጻ ካብ ልቢ ዝነቀለ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ ቀጽልዎ🌺🌿🌾🙏🕊️

  • @mohammedsuleyman2915
    @mohammedsuleyman2915 2 ปีที่แล้ว +4

    ለካንሰብ እሎሞ ንፈጣሪ ካብ ንፈትዎ ሓልወኒ እንበሪ ንጸላኢስ ፈጥርካ ኢካ በትሪ እሉና ኩቡር ስነጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ።ብሓቂ እንታይ ኢዩ ዚረብሕ ሰብ እሞ ከኣ ዚኣመንካዮ ሰብ ኣብ ናትካ ምፍራስ ዚስዉድ ።ብሓጺሩ ከመይ ገርካ ዚበላዕካሉ ጻሕሊ ትሰብር ብጣዕሚ ኢዩ ዚገርመኒ ።ቶሚ ዚፈትወካ ስነጥበባዊ ኢካ ። ኣብ ህወትካ ጥዕና ኣብ ዕለታዊ መናባብሮካ ቅሳኔት እምነየልካ ። ብጣዕሚ ደስዚብል ደረቀናታት ሕቶታት ።

  • @DanaytThegazaab
    @DanaytThegazaab ปีที่แล้ว +1

    ዋዉ🥰

  • @zv2467
    @zv2467 2 ปีที่แล้ว +1

    ቴሜዋ ሓወይ ተባረኽ ናይ ብሓቂ ቅኑዕ ወዲ ዓበይቲ እምነት ዘይብሉ ሂወት ከንቱ ንገዛእ ነፍስኻ ከይኮንካ ንሰብ ኣይትኾን ብሓቂ

  • @abitigraweyti3608
    @abitigraweyti3608 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ እምነትካ የፅንዕካ ፀግኡ የብዘሐልካ ቶሚ ሓወይ ብዙሓት ኣርትስታት ክዕዘብ ከለኩ ስለ ክብሮም ጥራይ እዮም ዝግደሱ ኣብ መድረክ ወፅዮም ናትካ ግን ፍሉይ እምነት እዩ ዓዲሉካ ፈጣሪ

  • @frehiwettesfahanes4032
    @frehiwettesfahanes4032 2 ปีที่แล้ว +10

    Am proud of you guys 😍😍😍😍 bejakum luley tedros amxealey

  • @GgCf-s5t
    @GgCf-s5t หลายเดือนก่อน

    ቶሚየ መግለፂየብለይን እግዝኣብሂር ዕድመናን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ❤

  • @merhawithabtom9456
    @merhawithabtom9456 ปีที่แล้ว +2

    Tomasey shkor ❤

  • @meronfisaheye6679
    @meronfisaheye6679 2 ปีที่แล้ว +1

    ቶማስ ሽኮር ብጣዕሚ ዘድንቀካ ተዋሳኣይን ዳሪክተርን ኢካ ስለዚ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣርት ክሪኤካ ይደሊ በርትዕ ኣጆካ

  • @Elammichael8924
    @Elammichael8924 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቶሚ ወዲ እቲ ሓቂ ኣብ ሃይማኖትካ ምጽእናዕ እዩ።እዝጊጋብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
    @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ርጡብ ተዋስኣይ ምስ ኦሬን ሳልሕ ደስ ካብ ዝበሉኒ ስነጥበኛታት

  • @የፍቅርጉዞማርያንይዞየፍቅ
    @የፍቅርጉዞማርያንይዞየፍቅ 2 ปีที่แล้ว +1

    ልተመነካዮ አይክልከአካ እግዚአብሔር ቶማስ ሓወይ ለባም ሰብ ብሓቂ እመቤቴ ኩሉ ጊዜ ጥላ ከለላ ትኩንካ ደስ ልብል በለተለይ አብ ሃይማኖትካ ለለካ አመለካክታ♥

  • @amantaman2078
    @amantaman2078 2 ปีที่แล้ว +2

    Waw Tom Tom kabti zgemetkuka nlauli malet beka bela megletsi ajoka bertue 👑🇪🇷King eri artist

    • @amantaman2078
      @amantaman2078 2 ปีที่แล้ว +1

      Sorry hani hawey ka mara ye dfetwekum eri artist

  • @millionkidane596
    @millionkidane596 2 ปีที่แล้ว +7

    What a smart and honest answers a really admire you God bless you bro🙏🙏🙏

  • @imyo1280
    @imyo1280 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ወዲ የማነ ኣበራ፡ውፉይ ጅግና ሓቦኛ ዕረፍቲ ዘይፈቱ ፍቅሪ ዝፈቱ ክልተ ንነዊሕ እዋን ካብ ዝተባኣሳ ዓድታት ኤርትራ ብፍቅሪ ዝዓረቀ፡ተፈታዊ ገነዘብ ዘየቀድም ናይ ብሓቂ ምሂሩ ሰኒዱ እዩ ኣዕብዩካ ቶማስ፡፡ሓቀኛ ውፉይ ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎ ፍትሓዊ ጅግና ኣቦ ኣለካ።ንስካ ውን ናቱ ግልጹነትን ልቦናን ኣለካ ሞ ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ።መባኣሲ ንሰይጣን እዩ ዘሳሲ ነዞን መባኣስቲ ኣይደረጃካን እዩ ኣሳሳያቲ ሰይጣውንቲ ንስካ መልኣኮም ኢካ ሞ ብርሃንካ ብርሃን ኣቦካ እምነትካ እዩ ዝደጉሖም።

  • @yohsemyoh1095
    @yohsemyoh1095 2 ปีที่แล้ว +9

    Tomi, I admire you much for how you explained things. You see from different angles

  • @fthiyaqob1961
    @fthiyaqob1961 2 ปีที่แล้ว +2

    ተንኪው ቶሚ ሓወይ and,. hani shikor btami nfuat ekum አንኳዕ ናትና ኮንኩም

  • @abilove3164
    @abilove3164 2 ปีที่แล้ว +2

    አረ ቶሚ በሊሕ ኢኻ ብጣዕሚ ከምዙይ ኣይፅበየካይ ነይረ ቀፅለሉ❤️

  • @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ
    @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ 2 ปีที่แล้ว +9

    ቶመይ ካባካ ቡዙሕ ቡዙሕ ትምህርቲ ተማሂረ እየ እሞ እግዚኣብሔር ኣምላክ የክብረለይ ካብ ኩሉ ክኣ ንፍቅሪ ኣደ ገሊፅካ ስለ ትክእሎ ገፅ ወለድና የርእየና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም በዚ ኣጋጣሚ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይሃብኩም😘😘😘😘😘😘😘

  • @Sami-c4w8w
    @Sami-c4w8w 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤tomi

  • @whyhyy6874
    @whyhyy6874 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ደስ ዝብል ኣጠቓቕማ ቃላት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኩምን ቀፅሉሉ

  • @ኣአግዚኣብሔርተዘኪሩኒበው
    @ኣአግዚኣብሔርተዘኪሩኒበው 2 ปีที่แล้ว

    መሊስካ ናይ ባሓቂ ለባመይ በዝኽን ምስ ያቅሪታ🙏ግን ፀግሪኻ ከተቅሮፅ ብስም አሚትችን ከሊመነካ ትሚ ሓወይ መኺኒዪቱ ምስ ሃዪማነቲና አየከደን🙏🙏🙏🙏ብዝኸን ሰላም ነዓኹም ከበሪተይ ሓፈቲኹም ከብ ሱዒዲ ዓረብ🥀🥀🥀

  • @yoditbayere9476
    @yoditbayere9476 2 ปีที่แล้ว +3

    Thomas you are brillant !!! and you know what do you want that !!! means you very redy for any kind of sacrface or good life and Bad life !!! this is a man what he do !!!
    MUCH LOVE AND GOD BLESS YOU ❤❤❤
    GOD BE WITH WITH YOUR LIFE AND GOD BLESS YOU ❤❤❤

  • @ኤሊወይኩንፍቃድከ
    @ኤሊወይኩንፍቃድከ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቶማየይ ለባም እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረለካ ማዓረይ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwanselemun5103
    @hiwanselemun5103 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ሂወተይ ዘድንቀኒ ሰብ ዘቅነአኒ ከማን ብእምነቱ ተሪር ዘይደራደር እታ ተፍቅራ ወላዲተ ኣምላኽ ድሌት ልብኻ ትፈፅመልካ⛪️☦️🔐

  • @MelatTkue
    @MelatTkue 8 หลายเดือนก่อน +1

    ቶሚየይ ሽኮር ካብልበይ ዝፈትዎ ተዋሳኢ🎉🎉

  • @ትግራይዓደይከመይኣላ
    @ትግራይዓደይከመይኣላ 2 ปีที่แล้ว

    ሲኩ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገለልፃ ኢካ ገሊፅካልና ብለተይ ኣብ እምነትካ ምፅናዕካ ብጣዕሚ ኒኢደካ ቀፅለሉ ማዓረይ

  • @Alem917
    @Alem917 2 ปีที่แล้ว

    ዋው ደስ ዝብል አገላልፃ ብሓቂ ስለ እምነትኻ ስለ ፍቅሪ ዝተዛረብኻዮ ደስ ዝብል ስለ self confidence ከኣ ውን ዋው ዝብል❤ቶማሰይ❤

  • @ተመስግን.ፍጥር
    @ተመስግን.ፍጥር 2 ปีที่แล้ว +4

    ጸላኤካ የንብዓ ተምየ ሓዋይ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @muzameasho2299
    @muzameasho2299 2 ปีที่แล้ว +1

    ለባማት ብጣዕሚ አድኒቐኩም ዕድሜኹም ናአሽቱ ክንስኹም ካብ ዕድሜኹም ንላዕሊ ልቦና ንዝሃበኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ የመስግኖ ዕድመን ጥዕናን ፍቕሪን ይሀብኩም አብ ዘዘለኹሞ መንእሰያትን ሰላም በረኸት አምላኽ ፍቕሪ ምስ ጥዕናን ይምነየልኩም

  • @ሜሪጓልሃገርትግራይ
    @ሜሪጓልሃገርትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ተሙየይ ደስ ክትብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣገላልፃ ይበል እና ይሞችኩም

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn ปีที่แล้ว

    ብጣዕም ደስስ ድብል አጋላልፃ ዓድመ ጥዓና ይሃብኻ ብጣዕም እየ ዚፈትየካ ጋል ትግራይ❤❤❤❤

  • @shewit19
    @shewit19 2 ปีที่แล้ว +11

    ቶሚ ሓወይ ብጣዓሚ እንድየ ዝፈትወካ ሕጂ ክዓ ዝበለፀ ክፈትወካን ከድንቀካን ገይሩኒ ያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ናይ ጨጉርኻ ግን መልሲ ረኺበሉ ደስ ኢሉኒ ቀፅለሉ በርትዑ 🥰❤️💛👐

  • @zefertadese4037
    @zefertadese4037 2 ปีที่แล้ว +4

    Love you deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️