ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንተዋሰኦ ኢልካ ፍጹም ማዕተብካ ክትብንጥስ ፍቁድ ኣይኮነንን ሃኒ ሓወይ ተዋህዶ ማዕተቡ ካብ ዝብንጥስ ክሳዱ ክቁረጽ እዩ ዝመርጽ🙏
ትኽኽል👍
Nay bahaqi maqtebna aynbtek
ትክክል::
ትኽክል ♥✝️👈
❤@@ራያራይማ-ወ1ኰ
ደስ ብሃሊ እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ሃኒየይ &ሃኒየይ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
ሃኒ ሓወይ ንኣስማይት ገ,መስቀል ኣምፀኣልና ናይ ኩላትና ሕቶ ዩ ምሳይ ዝስማማዕ👍& ሳብስክራይብ ጉበሩለይ ሓላላት ፕሊስ ፕሊስ ብሩኽ ቀዳመ ሰምበት ይግበረልና🙏🙏🙏
ኣሰይ ሃኒ ሓወይ ኣነስ ብጣዓሚ እየ ዝድነቀካ ኣደይ ትብል ቃልስ ማራ ልበይ ተንኪፍተኒ ምክንያቱ ናብ ናተካ ተማሳሰሊ ኣታዓቢበያ እንየኒ ኣምላክ ኣይሳኣኖ ሓንቲ ማዓልቲ ክትረክባ ተከዉን ተስፋ ይገበር❤
Hani Tedros kderq alewo tblu eske weqtu pls natka delina alena 😂
Eta tidreko kea adiam sebhatu
ክልተ ሃኒ ጽቡቃተይ ኣጆካ ኣዴካ ክዓ ክትረኽባ እካ ሓደ ማዓልቲ❤ዋላ ኣባና ዲሞክራሲ ይሃሉ እምበር ኣወዳት ጸጉሮም እንተድኣ ነዊሑ ብመቀስ ይምቅስዎም ነይሮም መምህራነይ ኣብ ትግራይ ማለት'ዩ።❤
ሃኒ ሓወይ በጃካ ክብረት ኣማረ ኣምፀአልና
ፅሩያት ግን ሃኒ ሓወይ ማዕተብ ኣብ ማንም ማንም ከይተወፃኦ ካብ ማዓተብ መዎፃእ ክስድ ምቁርፅ ይበልፅ ይብሉ ኣቦታትና በጃኩም መዕተብና ኣይንፍታሕ. ሳሕ ፍጡሩና ኩለና ምስሊ ሰላሴ ኢና ሃኒ ሓወይ. ኣጀካ ምስ ወላዲትካ ኣምላክ የሪክብካ
ኣደ ኣደምስበለ ገለነገር ተሰሚዑኒ ብዝኾነ ኣጆኻ ሓደ ማዓልቲ ኣላ ትራኸቡላ ጊዜ ንሻኣላህ🙏❤
ሃኒ ሓወይ ን ኣስማይት ገብረመስቀል ኣምጻእልና በጃካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ክጽበየካ እየ 💝💝💝
መን እያ ኣስማይት ኣነስ ኣይፈልጣን
@@RgbeyTirnh ተዋሳኢት እያ ኣብ ሰልሚ ሊድያ ኮይና ትዋሳእ
@@RgbeyTirnh you are tigeray what happened about ertirea people my sweet girl
Ewe
ሃኒ&ሃኒ ብጣዕሚ ዝፈትወኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤ ❤❤
ናዚ ሽኮሪና ወዲ vido ምስረአየ ከምዚ ከማይ ዝሰንበደን ዝተሓጎን ዶሎ❤❤❤❤❤✅
Ewe shikor endyu gn mhro weskelu nbelo
Tehagusina Gina aysenbedinan
ያ ጽቡቅ እዩ ግን ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጸገም ኣለኪን ብመልክዕ ተፍቅራ ኮይንኪን
አስማይት አምፀአልና ሃኒ ሓወይ
hani hawey ane zideliyo derekegna hito awet teklab saxphon
ዮናታን በዓል ፅቡቅ መዓርግ ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርካ ዝገርም ጉሞና ኣለካ
Eritrea 🏰+💒=🇪🇷💪🏿I am saho but I love you very muchTigrinya people s,❤️ metabiti🥰
we love to bro we are one brothers
ኣስማይት ኣምጻልና በጃካ ሃኒ ሓወይ I LOVE ካብ ኣድናቂካ።
ሃኒ ብምጀምርታ ሰላም ጥዕናን ይምነየልካ ን ኣስማይት ገብረመስቀል ኣምጻኣልና
ኣነሰ ክፈትወ መዓት ምቅራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ🤲🤲🤲🥰
Haney tinan ademin yhabek fetirey azey zedenqekay zeftiwek habetikau megelxey yebeliyen❤❤❤❤❤❤❤❤
ሃኒየይ ኣስማይት ገብረመስቀል እባ ኣምፀአልና ብጣዓሚ እየ ዝፈትዋ❤
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሃኒ ሃኒ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዘፈቅረኩም ቆናጁ
ሃኒ ሓወይ ኣስማይት ገብረመስቀል ኣምጻኣልና በጃኻ
ኣሰማይት ❤❤
Hani hawey Mara kef aleku Maharn azanagien eyu nieru medebkum thank u guys Kbret amare ente temxio kea bela nieru Please kedrqo afqdeley amxiayo haniye Sesenayu neakum deqi erey love u guys❤❤
ሃኒ and ሃኒ ብጣዕሚ ዝፈተወኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
ሂኒ ሕውይ አብ ዝከነ ይከን ማዕተብካ ምውፅእ አይፍቅድን እሺ አነ ከሕቶካ ሓድ አስልማይ ክርስትያን ከይንካ ማዕተብ ገይራካ ስራሕ ተትበሃል አይምስራሕን ስልዝ እግዚአብሔር አብ ዝከነ ቤታ ማዕተብ ከነውፅእ አይፍቅድን አቦታትና ከ ማዕተብ ከየውፅእ እዩም ስክድም ዝቅራፅ ዝነበር ስለዝ አርተድክስ በተገበር ንንበርሉ ብጅካም ንበታትና እውን ሕተቱ ብዝይኩ ቶማስ ኩሉትኩም አርቲስት ከምእ እከም ትበል አቤት ቶማስ ማ ተበዕ ወዲ ክርስቶስ
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ስራሕ ስኢኑ ኣስላማይ ማዕተብ ክገብር
💯
ማዕተብና ኣብዚ ኮነ ግዜ ከነውጽእ ኣይግበእን
Deqi eri halalat zemenkum shaq ygbero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏
ሃይማኖትኹም ብተግባር ንበርዎ ስለ ገንዘብ ኢልኹም ማዕተብኹም ኣይትበጥሱ ሃይማኖት ኣብ ዝሐሸካ ተልዕሎ ኣብዘይ ጠዓመካ ትገድፎ ኣይኮነን ኣቦታትና ካብ ማዕተቦም ክብጥሱ እዮም ክሳዶም ክብጥሱ ዝቀሎም ዝነበረ ስለዚ ኣደብ ግበሩ ስራሑ ዘይተርፈኩም ብምስልይነት ዝመጽእ ገንዘብ ኸዓ ዋጋን በረከትን የብሉን። #ቶማስ በሊጽኩም ተባዕ ክርስትያን ቶማሰይ ብማዕተቡ ዘይዳራደር ብሉጽ✝️ ንሕና #ኦርቶዶክሳውያን ልዕሊ ኩሉ ሃይማኖትና እዩ ምርጫና ክኾን ዘለዎ ኻሊእ ድሕሪኡ እዩ😒ንስራሕ ኢልኻ ማዕተብኻ ላበጠስካስ ፍርሓት እግዚአብሔር ኣለኒ ኢልኻ ትዛረብ ጉድ ሰኸፈን ዘይብሉ ዎለዶ ትፍርሓት ዳኣ ከመይ ድዩ ብገዛኹም😔ዕድመ ኸዓ ጸጋ እዩ 29 ትገብርስ 25 ኢልኻ ትዛረብ ሼም ትማሊ ተፈጢርና ኸማን 25 መሊእናስ ባዕ🤣
ናይ በሓቂ
ሃኒየ ምጭው መስቀሉ ደስ ክብል❤️➶💦♥️🥰
Edmen tenan yhabkum deki ereyyyyy💪💪💪🇪🇷🇪🇷❤️
ሙቁራት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሃኒ ሓወይ ማዕተብ ግን ኣይተውጽኣያ
ሰለኩሉ ስራሓትኩም ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ሃኒ ሓወይ ካብዚ ምቅጻል ንያት ኣፎወርቂ ከተምጻልና ክንጽበ ኢና
ነያት አበይ ደያ ዘላ
@@mesi3934 sorry ተዘይ ተጋግየ ኣዲስ መጺኣ ኣላ ሰሚዕ
Wawwwww super Artist. Hani. ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሃኒ ❤️🔥🇪🇷
Hani shkorrr 🥰🥰🥰🥰🥰Roki da nklu temaharay secondery deskahkehe endu
Ya roki
He is so humble tht zbele qll zble seb
Hani shikor ademan tenan yhabilayy fetari ❤❤❤
ኣይበሰልካን ሃኒ ሓወይ
I agree with you.😉
😂😂😂
Agree wiz u
Aseka k besilka dika kkk
ዋይ አሞ ንፊሊሚ እልካ ሃይሚኖትካ ኣይትግደፊ ቅድሚ ኩሉ ነገር ሃይሚኖትካ ከትቀደም ኣለካ ዝሓወይ 😢♥ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ 💊👑👈
Eway hani shikorey come back with part2 ❤❤❤
ሃኒ ሓወይ ኣነሲ ኪፈትይካ ማዓት እስኻ ዲየቡሉ ፊሊም ደሰ ኣይቢሊይ ናይ ባሓቃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሃኒ ሓወይ ንክብረት ኣማረ ኣምጸኣልና
Hani hawey kebdey belikani Ade kulu ngr eya Ajoka nekbrti wlditka ftari yhgzka ketrkba 🙏❤🙏🙏🙏🙏🙏
ኣታ ኣነ ኣደይ ምስ በለ ከም ገለ ተሰሚዒኒ ኣዱኡ ኣበይ ድያ ትቕመጥ
ሃኒ ሃይለ 😘ክፈትወካ እኮ ♥️ኣበይ ክረኽበካ 🙏
You so cute handsome boy iam wondering You don't have a girl fired yet I love you so much brother 💕💕 from USA
ቁመቱ ርእኩም ኣይት ፍረዱ 25ክኮን ይክእል እዩ አሕዋተይ
25 Ane keman aytexebekuwon ab decemhare kelo kdmi mwxeu neshtey eu nieru btaemi
አረ አይትዓሽው ማሓዛ በኽር ገዛና እዩ 29 ሰብ ሎም ተመስገን ዘይብል ኮይኑ እምበር
@@Lomo.mdia7453 ata sq bel weyley wey kea smkan sm hawkan bzrzr xehafo knamneka xlie zeleka eka tmesl ab zehalefkayo kdzi eyu edmu ktbl qrub skfta yelen edme eko xega eyu
waw ብሃኒ ጀምራ ብሃኒ ትውድኣ ደቂ ኤረይ ንብሩለይ 1000
ሓዉኩም ደሳለኝ መቀለ ደስ ዝብል ፃንሒት ነይርኩም ንኩሉ ካብ ግዘ ናብ ትሰርሕዎ ዘለኩም ምንቅስቃስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ዝፈትወኩም
Hani Haile ብጣዕሚ የ ዘድንቀካ❤ሃኒባል ቴድሮስ ኣድርቁልና በጃኩም ክንጽበየኩም ኢና👌 ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ plzzzzzz Hani Tedros coming soon ኣብልዋ
Deki eri halalat xubukatey Amlak miskom yikon edimen tinan yihabkom 💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷👉🌟🌟🌟🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Kbret amare amxalna haniye
ሃኒ ሽኮሮ እንዃዓ ብሰላም መፃኣኹም❤❤
"wooo dese bahaliti ekum hani ena hanibal aziye eye zednkekum egzabhiri msakum yekun.....
ደስ ክትብሉ ብጥዓሚ ኣብ ቀጻሊ ክኣ ተማም ጌርካ ኣድርቀልና ኢካ so ኣጆኩም ቀጽልዎ
ዋ ኣወዳት እው ዲኩም ዕድመ ትሓብኡ 😁😁
ሓቁ ከኣ ይከዉን ወለኸ 😳🤔
25😂🤣🤣
@@ksanettekeste7817 ዋእ ሃኒ ስ 23😂😂33 ዩ ማሓዛ ምዕባይ ምዕባየ እዩ
@@Lomo.mdia7453 han yexawet u neru
@@Lomo.mdia7453 ክክክክክክክ
Abza akeyayda gazetegnignet nay addis abeba neqefieta aleni,biakal zeelilu kemzelewu gele ygebrwo malet eti hatewqew zereba ybezh koynu bflay ab hanibal bzh ilu alo rznetu halwelu eti moya.thank you
Hani btaami lebam bhaki melska thtnaka kota kulu negerka 🥰😍
Hani habibi btami nufu ajoka qexlo bejaka asmayt gerbremesqel amxalna
ሃኒተይ ዋላ ኣነ ማራ እየ ዝፈትወካ ♥️
አዞም ዕድመ ኣገሪማትኩም ዘላ ኣነስ ተሰኪፉ ዝወሰከ ኮይኑ አዩ ዝስመዓኒ አምበር 23 ገለ ምበልኩ 29 ገለ ትብሉ ማዕጉላ
ጽቡቕ ኣለኻ 25 ዝበጽሕ'ውን ኣይመስለንን፡፡2005-6 ብጣዕሚ ንእሽተይ ቆልዓ ከሎ'የ ዝፈልጦ።
ፉርቱና ኣምጻልና
እዞም ዕድመ ትብሉ ዘለኹም እምበርከ 25 በጺሑ ዲዩ ቆልዓ ከሎ ኢየ ኣነ ዝፈልጦ 22 ምበልኩዎ
Kkkkk
Entay tbel wedey
20 u edmiu hsas lde hawey alo mahazut eyom hawu alo wnjr zbhal 25 edmiu
@@redseacamels7095 niaaa ba Hani metabitey eyu ko 😂 wua
@@rthagos635 emo wedo 20 eka kkkkkkkkk nay werar weyane zteweledka kkkkkkk
Deqi erey 🇪🇷 jubat , n nyat aforqi plizz ,kem 2 kani asmayt plizz
God bless u 2 hani
ሃኒየ ኣነስክ ፈትወካ ማዓት ትመርዓወን ባ♥️♥️♥️
Nice show ... Hani 👍👍
Asmayit amxalna I love you all GBU
Men iya Asmayit ?
ሃኒ ሓወይ ክብረት ኣማረ &ንያት ኣፎርቂ ኣምጻኣልና
Hani hawey Kbret wey frtuna amxalna
Hana &hana betami zftwikum mukrate ahwatey edmn tenan yhbakum fetari🙏💋💋❤❤❤❤💕💕💕💕💕💕💕
ሃኒ ሓወይ ፅደመን ጥፅና ይሃቡክም ክልተ ሃኒ
Ekae be dehan mexakum xebukat edemn tenan yehbekum winta mokenen amexwa bejakum hani.hawey🙏🙏🙏🥰❤
Betam zadenk twasay hani hawey ajok Barety💪💪
ሃኒ ሓወይ ኣነለ ከማካ ሓፋረ እየ ሰባት ግን ብጥራም እዩም ዝብሉኒ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፅብቅይ👏😘
በጥራም ማለት ግን ታይ ማለትዩ😊😁
@@alemfkr2788 ናተይ ጥያቄ እዩ ብግምት ጉረኛ ይመስለኒ
Tebitna malet u betram malet kemzi dereq u
ደስ ክብሉ ❤❤
ብሓቂ. ኤርትራውያን. ሰብ ብምርዳእ. ቀዳሞት ኢኩም
ክልተ ሃኒ ዕዲመን ጥዕና ያሃ፣ቡኩም 😅😅❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊
ደስ ዝብል ዕላል
Wwwww bitamea des zibel ilal 🥰🥰🍒🍓
Yehiwatey amlak edmen tenan yhabkum
Entay gebaray u zke artist du zkewn zelo 😅😅😅😅
❤❤❤❤❤ሃንዋ ንወስደካ ደማ ሓዳር እንድሕር ደይብልኻ ግን ሓዳር ምግባር ኣይትፍራሓ ካዉኡ ኣይትሓልፍይዋ😂
ኣነስ ክፈትዎ ዝወዲ አረ የፍቅሮ እየ🤔😂💋❤️
❤❤❤❤❤muqurat ftret
Nikulukum deki erey egzabher yihalhkum xbukatey. Edmen tienan yihabkum
Wwww dez zbl interview kltekum nay bhaki tum tebaykum
Selam kum yebzahayo deqi erey natey filiy zbelet eya ab next zmexe gasha nay gidin 10 second behansab densu b guayla pls tegediskm🥰🥰🥰🥰
15 እምበር እዋይ አወዳት ጀሚርኩም
ሃኒ ሓወይይይይ ክብረት ኣማረ and ኣስማይት
❤ሃኒየይ😢
Oh btami xubuq srah hani hawey gn kurub iytedrqwon ekum eti hto any way nmillen hailu please 🙏
ዊንታ ሞኮነን ሃኒ ሓወይ
Nsa dea Ab felema nayza medeb Metya eya atika reyo
ደቃ ኤረይ አነስ ክፎትወኩም ብዘይ ዘረረይነት💊🇪🇷♥🌿
ይቦቅስኪ ዋ ደርሆ 🤣🤣 ሓራዲኪ ትፎትይይ ድህልቲ
@@princess4698 እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ዛሓፍተይ ስለ ፀርፍኪ እግዚአብሔር አምላክ የክብረለይ ሕጂ ዉን ፍቅሪ እዩ ጡዑም🇪🇷💊♥
We love u moree yenie lebam fkri u zemhrelna❤
Hani & Hanni ❤🙏❤🙏👌👌..🇪🇷
ኣስማይት ኣምጽኣልና ሃኒ ሓወይ
Wellcome Deki Rimey Shikorinata Hani & Hani(Tantan )des zebil htotat gn Ade mis belkayo gele melekti alo zeygeloxo hade mealti Fetari hasab lubu yesmrelu gex weladitu yerieyo nHani Hawna🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
Hanival &hani shkorinatat deki erey ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hani haway ajoka egzabhar ykalo eyu mse mom k ktrkabe eka Hani hway nehamaynto nadie habrá nye bhaki sabe eu Hani haway egzabhr edman tenan yhabka egzabhar ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ቃፁሉሉ ፁሩያት ደስስ ትብሉባ
Hanitey natey mara ey zednqaka edmen tenan habibi
ንተዋሰኦ ኢልካ ፍጹም ማዕተብካ ክትብንጥስ ፍቁድ ኣይኮነንን ሃኒ ሓወይ ተዋህዶ ማዕተቡ ካብ ዝብንጥስ ክሳዱ ክቁረጽ እዩ ዝመርጽ🙏
ትኽኽል👍
Nay bahaqi maqtebna aynbtek
ትክክል::
ትኽክል ♥✝️👈
❤@@ራያራይማ-ወ1ኰ
ደስ ብሃሊ እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ሃኒየይ &ሃኒየይ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
ሃኒ ሓወይ ንኣስማይት ገ,መስቀል ኣምፀኣልና ናይ ኩላትና ሕቶ ዩ ምሳይ ዝስማማዕ👍& ሳብስክራይብ ጉበሩለይ ሓላላት ፕሊስ ፕሊስ
ብሩኽ ቀዳመ ሰምበት ይግበረልና🙏🙏🙏
ኣሰይ ሃኒ ሓወይ ኣነስ ብጣዓሚ እየ ዝድነቀካ ኣደይ ትብል ቃልስ ማራ ልበይ ተንኪፍተኒ ምክንያቱ ናብ ናተካ ተማሳሰሊ ኣታዓቢበያ እንየኒ ኣምላክ ኣይሳኣኖ ሓንቲ ማዓልቲ ክትረክባ ተከዉን ተስፋ ይገበር❤
Hani Tedros kderq alewo tblu eske weqtu pls natka delina alena 😂
Eta tidreko kea adiam sebhatu
ክልተ ሃኒ ጽቡቃተይ ኣጆካ ኣዴካ ክዓ ክትረኽባ እካ ሓደ ማዓልቲ❤ዋላ ኣባና ዲሞክራሲ ይሃሉ እምበር ኣወዳት ጸጉሮም እንተድኣ ነዊሑ ብመቀስ ይምቅስዎም ነይሮም መምህራነይ ኣብ ትግራይ ማለት'ዩ።❤
ሃኒ ሓወይ በጃካ ክብረት ኣማረ ኣምፀአልና
ፅሩያት ግን ሃኒ ሓወይ ማዕተብ ኣብ ማንም ማንም ከይተወፃኦ ካብ ማዓተብ መዎፃእ ክስድ ምቁርፅ ይበልፅ ይብሉ ኣቦታትና በጃኩም መዕተብና ኣይንፍታሕ. ሳሕ ፍጡሩና ኩለና ምስሊ ሰላሴ ኢና ሃኒ ሓወይ. ኣጀካ ምስ ወላዲትካ ኣምላክ የሪክብካ
ኣደ ኣደምስበለ ገለነገር ተሰሚዑኒ ብዝኾነ ኣጆኻ ሓደ ማዓልቲ ኣላ ትራኸቡላ ጊዜ ንሻኣላህ🙏❤
ሃኒ ሓወይ ን ኣስማይት ገብረመስቀል ኣምጻእልና በጃካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ክጽበየካ እየ 💝💝💝
መን እያ ኣስማይት ኣነስ ኣይፈልጣን
@@RgbeyTirnh ተዋሳኢት እያ ኣብ ሰልሚ ሊድያ ኮይና ትዋሳእ
@@RgbeyTirnh you are tigeray what happened about ertirea people my sweet girl
Ewe
ሃኒ&ሃኒ ብጣዕሚ ዝፈትወኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤ ❤❤
ናዚ ሽኮሪና ወዲ vido ምስረአየ ከምዚ ከማይ ዝሰንበደን ዝተሓጎን ዶሎ❤❤❤❤❤✅
Ewe shikor endyu gn mhro weskelu nbelo
Tehagusina Gina aysenbedinan
ያ ጽቡቅ እዩ ግን ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጸገም ኣለኪን ብመልክዕ ተፍቅራ ኮይንኪን
አስማይት አምፀአልና ሃኒ ሓወይ
hani hawey ane zideliyo derekegna hito awet teklab saxphon
ዮናታን በዓል ፅቡቅ መዓርግ ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርካ ዝገርም ጉሞና ኣለካ
Eritrea 🏰+💒=🇪🇷💪🏿
I am saho but I love you very much
Tigrinya people s,❤️ metabiti🥰
we love to bro we are one brothers
ኣስማይት ኣምጻልና በጃካ ሃኒ ሓወይ I LOVE ካብ ኣድናቂካ።
ሃኒ ብምጀምርታ ሰላም ጥዕናን ይምነየልካ ን ኣስማይት ገብረመስቀል ኣምጻኣልና
ኣነሰ ክፈትወ መዓት ምቅራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ🤲🤲🤲🥰
Haney tinan ademin yhabek fetirey azey zedenqekay zeftiwek habetikau megelxey yebeliyen❤❤❤❤❤❤❤❤
ሃኒየይ ኣስማይት ገብረመስቀል እባ ኣምፀአልና ብጣዓሚ እየ ዝፈትዋ❤
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሃኒ ሃኒ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዘፈቅረኩም ቆናጁ
ሃኒ ሓወይ ኣስማይት ገብረመስቀል ኣምጻኣልና በጃኻ
ኣሰማይት ❤❤
Hani hawey Mara kef aleku
Maharn azanagien eyu nieru medebkum thank u guys
Kbret amare ente temxio kea bela nieru
Please kedrqo afqdeley amxiayo haniye
Sesenayu neakum deqi erey love u guys❤❤
ሃኒ and ሃኒ ብጣዕሚ ዝፈተወኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
ሂኒ ሕውይ አብ ዝከነ ይከን ማዕተብካ ምውፅእ አይፍቅድን እሺ አነ ከሕቶካ ሓድ አስልማይ ክርስትያን ከይንካ ማዕተብ ገይራካ ስራሕ ተትበሃል አይምስራሕን ስልዝ እግዚአብሔር አብ ዝከነ ቤታ ማዕተብ ከነውፅእ አይፍቅድን አቦታትና ከ ማዕተብ ከየውፅእ እዩም ስክድም ዝቅራፅ ዝነበር ስለዝ አርተድክስ በተገበር ንንበርሉ ብጅካም ንበታትና እውን ሕተቱ ብዝይኩ ቶማስ ኩሉትኩም አርቲስት ከምእ እከም ትበል አቤት ቶማስ ማ ተበዕ ወዲ ክርስቶስ
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና
ስራሕ ስኢኑ ኣስላማይ ማዕተብ ክገብር
💯
ማዕተብና ኣብዚ ኮነ ግዜ ከነውጽእ ኣይግበእን
Deqi eri halalat zemenkum shaq ygbero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏
ሃይማኖትኹም ብተግባር ንበርዎ ስለ ገንዘብ ኢልኹም ማዕተብኹም ኣይትበጥሱ ሃይማኖት ኣብ ዝሐሸካ ተልዕሎ ኣብዘይ ጠዓመካ ትገድፎ ኣይኮነን ኣቦታትና ካብ ማዕተቦም ክብጥሱ እዮም ክሳዶም ክብጥሱ ዝቀሎም ዝነበረ ስለዚ ኣደብ ግበሩ ስራሑ ዘይተርፈኩም ብምስልይነት ዝመጽእ ገንዘብ ኸዓ ዋጋን በረከትን የብሉን።
#ቶማስ በሊጽኩም ተባዕ ክርስትያን ቶማሰይ ብማዕተቡ ዘይዳራደር ብሉጽ✝️ ንሕና #ኦርቶዶክሳውያን ልዕሊ ኩሉ ሃይማኖትና እዩ ምርጫና ክኾን ዘለዎ ኻሊእ ድሕሪኡ እዩ😒ንስራሕ ኢልኻ ማዕተብኻ ላበጠስካስ ፍርሓት እግዚአብሔር ኣለኒ ኢልኻ ትዛረብ ጉድ ሰኸፈን ዘይብሉ ዎለዶ ትፍርሓት ዳኣ ከመይ ድዩ ብገዛኹም😔
ዕድመ ኸዓ ጸጋ እዩ 29 ትገብርስ 25 ኢልኻ ትዛረብ ሼም ትማሊ ተፈጢርና ኸማን 25 መሊእናስ ባዕ🤣
ናይ በሓቂ
ሃኒየ ምጭው መስቀሉ ደስ ክብል❤️➶💦♥️🥰
Edmen tenan yhabkum deki ereyyyyy💪💪💪🇪🇷🇪🇷❤️
ሙቁራት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ሃኒ ሓወይ ማዕተብ ግን ኣይተውጽኣያ
ሰለኩሉ ስራሓትኩም ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ሃኒ ሓወይ ካብዚ ምቅጻል ንያት ኣፎወርቂ ከተምጻልና ክንጽበ ኢና
ነያት አበይ ደያ ዘላ
@@mesi3934 sorry ተዘይ ተጋግየ ኣዲስ መጺኣ ኣላ ሰሚዕ
Wawwwww super Artist. Hani. ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሃኒ ❤️🔥🇪🇷
Hani shkorrr 🥰🥰🥰🥰🥰Roki da nklu temaharay secondery deskahkehe endu
Ya roki
He is so humble tht zbele qll zble seb
Hani shikor ademan tenan yhabilayy fetari ❤❤❤
ኣይበሰልካን ሃኒ ሓወይ
I agree with you.😉
😂😂😂
Agree wiz u
Aseka k besilka dika kkk
ዋይ አሞ ንፊሊሚ እልካ ሃይሚኖትካ ኣይትግደፊ ቅድሚ ኩሉ ነገር ሃይሚኖትካ ከትቀደም ኣለካ ዝሓወይ 😢♥ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ 💊👑👈
Eway hani shikorey come back with part2 ❤❤❤
ሃኒ ሓወይ ኣነሲ ኪፈትይካ ማዓት እስኻ ዲየቡሉ ፊሊም ደሰ ኣይቢሊይ ናይ ባሓቃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሃኒ ሓወይ ንክብረት ኣማረ ኣምጸኣልና
Hani hawey kebdey belikani Ade kulu ngr eya Ajoka nekbrti wlditka ftari yhgzka ketrkba 🙏❤🙏🙏🙏🙏🙏
ኣታ ኣነ ኣደይ ምስ በለ ከም ገለ ተሰሚዒኒ ኣዱኡ ኣበይ ድያ ትቕመጥ
ሃኒ ሃይለ 😘ክፈትወካ እኮ ♥️ኣበይ ክረኽበካ 🙏
You so cute handsome boy iam wondering You don't have a girl fired yet I love you so much brother 💕💕 from USA
ቁመቱ ርእኩም ኣይት ፍረዱ 25ክኮን ይክእል እዩ አሕዋተይ
25 Ane keman aytexebekuwon ab decemhare kelo kdmi mwxeu neshtey eu nieru btaemi
አረ አይትዓሽው ማሓዛ በኽር ገዛና እዩ 29 ሰብ ሎም ተመስገን ዘይብል ኮይኑ እምበር
@@Lomo.mdia7453 ata sq bel weyley wey kea smkan sm hawkan bzrzr xehafo knamneka xlie zeleka eka tmesl ab zehalefkayo kdzi eyu edmu ktbl qrub skfta yelen edme eko xega eyu
waw ብሃኒ ጀምራ ብሃኒ ትውድኣ ደቂ ኤረይ ንብሩለይ 1000
ሓዉኩም ደሳለኝ መቀለ ደስ ዝብል ፃንሒት ነይርኩም ንኩሉ ካብ ግዘ ናብ ትሰርሕዎ ዘለኩም ምንቅስቃስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ዝፈትወኩም
Hani Haile ብጣዕሚ የ ዘድንቀካ❤
ሃኒባል ቴድሮስ ኣድርቁልና በጃኩም ክንጽበየኩም ኢና👌 ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ plzzzzzz Hani Tedros coming soon ኣብልዋ