"ህግደፍ ዝበሃል ሓይሊ ተዘይጠፊኡ...." ቃለ መሕተት ምስ ተጋዳላይ ገብሩ ኣስራት 1ይ ክፋል_ Interview with Gebru Asrat |ብራኸ ሸው

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 พ.ค. 2023
  • Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ

ความคิดเห็น • 970

  • @exoduseritrea614
    @exoduseritrea614 ปีที่แล้ว +96

    ኣይተ ገብሩ፥ ንሕና ኤርትራውያን #ኣይንንዕቕኹምን ኢና እንታይ ደኣ እቲ ተግባርኩም ኣብ ቅድሚ ኤርትራውያ ፍንፉንን ንዑቕን ስለዝኾነ ሕልናኹም ባዕሉ እዩ ንገዛእ ርእስኹም (ለዓርስኹም) ከም ንዑቕ ጌሩ ዝነግረኩም።

    • @senayeri433
      @senayeri433 ปีที่แล้ว +5

      ባዕላ ኮ ያ ነብሳ ተውድቕ ርእሰ ምትሓት ትሳቐ ኔራ ዛ ርግምቲ ሰብኣይ፡ ህዝብታት ኣባሊዓ

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 ปีที่แล้ว

      ሓሳዳት ሻዓቢያ ቀናአት. ትግራይ ትርኢሉ ዓይንኹም ይደፈን, ሽም ትግራይ ትጽርሑሉ አፍኩም ይታዓጾ ጎረረኹም ይጣበቅ ፍንፉናት ደናቑር መራታት ሓንጎል
      ዘርእኹም አይባረኽ ማህጽን አሓትኩምን አንስትኹምን ሰብ አይውለድ ክፍአትኩምን ተንኮልኩምን ሕስድናኹም ጠኒሰን ጉድ ይውለዳ
      መሬትኩም ጋሻ ህዝቢ ይእተዎ ብደም ህዝቢ ትግራይ ታሓጸቡ, ዝወሪርኩም ንብረት ህዝቢ ትግራይ ናብ ሲኦል ሒዝኩም ይእቶ ርጉማት ደቂ ርጉማት.

    • @temsgen.fetari
      @temsgen.fetari ปีที่แล้ว

      Nemen ketnekwo kkkkkkkk eway taxika enteabka eko zetfleka beluxe ertrwi malet eway endatfakas men kemay eskum eirtra nehna tigray beka aba eina nenber buzhe aytfenathu ewa ane yegrem eye

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ቅድሚ ኤርትራውያን ክትብል ከለኻ ከመይ ማለትካ'ዩ !? ኣብ ቅድሚ ሻዕቢያ ክትብል ዲኻ !?
      እምበር ህዝቢ ኤርትራ ድኣ ከመይ ጌሩ ክንዕቆ፣ ንሓውኻዶ ይንዓቕ'ዩ !? ተጋሩኸ ዝፍርሑ'ምበር ዝንዓቑ ድዮም !? ተግባር ህዝቢ ኤርትራኸ ካብ ተግባር ተጋሩ ብምንታይ ይበልጽ !? ዝተፈላለየ ተግባርከ ኣለዎም ድዩ !?

    • @exoduseritrea614
      @exoduseritrea614 ปีที่แล้ว +3

      ክክክክ ጉድ ናይ ኣቦታትኩም ዘይትፈልጡ ምዃንኩም ኢኹም ኣብ ዝኸድኩሞ ትንከባለሉ።
      ኣይተ ገብሩ መርሒ ትግራይ እንከልዉ ዝበልዎ'ኡ ከምኡ'ኡ። ንምዝኽኻር ዝበልዎ ከምዚ እዩ...
      "ንሽሕ ሃመማ ብሓደ ፊሊት፥ ንሓምሳ ኣናጹ ብሓቲ ድሙ" ኢሎም ዝተዛረብዎ ዘረባ ንኣያታትካ ወይ ንጋዜጠኛታት #ማለሊት ምሕታት እዩ ፈውሱ። ኣይተ ገብሩ ካብ ልዑል ነብሰ ምትሓት ዝበልዎ'ኡ። ላይ ኣቦኻ ገብሩ ኣስራት ዘረባ እዩ። እምበር ንሕና ደኣ ዘኪርናኩም ዘንፈልጥ!?

  • @No-miss-No-miss201
    @No-miss-No-miss201 ปีที่แล้ว +64

    ገብሩ በላዒ ሰብ million ሰብ ኣጽኒትካ ትነብር ኣለካ። እንቃዕ ሓጎሰካ እዚ ኩሉ ጽንተት ተጋሩ ምርኣይካ።

    • @JJ-xz2re
      @JJ-xz2re 8 หลายเดือนก่อน

      You will be next to watch your horror movie soon

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +57

    ብሂወትካ ከለኻ እንካዕ ውድቀትኩም ርኣኻ ትምክሕቱ ብድዔ ጃህራ ሓሶት ጽቡቅ ኣይኮነን

    • @alemabirhanegebregiorgis4509
      @alemabirhanegebregiorgis4509 ปีที่แล้ว +1

      Hitters political performance against Tigray people and Tigraian people political ideologies wouldn't be able to help to any one..

    • @biriktihaile5499
      @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +1

      @@alemabirhanegebregiorgis4509 ዝተኸፍለ ይከፈል ኪናት ክቅጽል እዩ ክትብል ረሲዕካዬ ዲኻ 1/ይ 80,000
      2/1,000,000 ገብሩ ኣስራትን ስዩም መስፍን ስየ ኣብርሃ ዶ ኣይኮኑን መንእሰይ ኣህሊቆሞ ም ተሓላቂ ዘየብሉ መንእሰይ ጠፊኡ

    • @dawetabraha7335
      @dawetabraha7335 ปีที่แล้ว

      ​@@biriktihaile5499 ❤❤❤

    • @ABEL1095
      @ABEL1095 22 วันที่ผ่านมา

      ኣንቲ ነፋጥ ንፋጥኪ ጽረጊ እስከ ተመላሲ ጃሱስ ንስኪ ከንዲ ሕጻብ እግሮም ኣይተመጽን ኢኪ

  • @berhanesolomon5308
    @berhanesolomon5308 ปีที่แล้ว +83

    መቐጸልታ ናይቲ ገብሩ ኣስራት "ዝተኸፍለ ይከፈል ኩናት ክቕጽልዩ" ኢሉ ዝተለሞ ኩናት ዕንወትን ብርሰትን ትግራይ ኣኸቲሉ፤ ይናሳሕዶ ይኸውን?

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 ปีที่แล้ว +109

    ገብሩን እቲ ሰራቂ ስየን፡ ነጋሪት ኩናት ይወቅዑሞ ኩናት ምስተወለዐ ይሃድሙ። ኩናት ምስጸሓየ ክኣ ከይሓፈሩ ይመጹ።
    ለካ መራሕቲ ትግራይ ተበለጽትን ሃደምትን ሰረቅትንዮም። ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ!

    • @michalegg1956
      @michalegg1956 ปีที่แล้ว

      ጉጅለ አድዋ ነህ ወይ ደሞ ኤርጢራዊ ነህ ጊዜው አልቋል

    • @Liya-lz9hp
      @Liya-lz9hp ปีที่แล้ว +5

      ​@@michalegg1956 ጁንታ ብቓንቃኻ ዘይተሓክይ

    • @araedombahram4150
      @araedombahram4150 ปีที่แล้ว +1

      እዚ ክርከብ ነይርዎ ደሓን ኣብ መጻ ኢ የራኽበና

    • @hailuabreha9675
      @hailuabreha9675 ปีที่แล้ว +1

      አንቱም ፌለዲካ ነታት ደገፍቲ ሻዕብያ አደብ ግቦሩ ቆንዳፋት ሥለምንታይ አብ ጀጋኑና ግዑዙይ ዘረባ ትዛረቡ ነቲ ኹሊትኩም ዝሽይጥ ዘሎ አረጊት ወዲ መድህን በራድ ዘይተልግሥዋ !!ጡሙያት!!

    • @meleshailemariam
      @meleshailemariam ปีที่แล้ว +1

      መርዚ ሻዕብያ እዮም ኔሮም አንታ ሉዉጢ ህግደፍ

  • @user-on6th7wj1z
    @user-on6th7wj1z ปีที่แล้ว +185

    "ህዝቢ ኤርትራ ንሽሕ ሃመማ ሓንቲ ፍሊት ንሚእቲ ኣናጹ ሓንቲ ድሙ ኢሉ" ንህዝቢ ትግራይ ኣተሳሲኡ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ክወፍር ዝገበረ እዩ።
    " ምስ ሻዕብያ ዝግበር ወግእ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዝግበር ወግእ እዩ። ክንዲ ዝወሰደ ጊዜ ይውሰን ዝተኸፍለ ምስዋቲ ይከፈል ክሳብ ሻዕብያ ዝጠፍእ ክቕጽል እዩ" ዘበለ ተልሜደን ፖለቲከኛ እዩ።
    ውጽኢት ስርሑ ከኣ ሻዕብያ ልወያነናን ልትግራይናን እዚ ሕጂ በጺሒዋ ዘሎ ወሪድዋ። ትግራይ ትሕቲ ዜሮ መራሕታ ትሕቲ ዜሮ። ሑዙይ እሞ ኸኣ ይትረፍ ሓሳ ኣፍሊቖም ሽግራት ክፈትሑ ኣብ ሰርናይ ምስራቅን ምሻጥን እዮም ተዋፊሮም ዝኒሄዉ

    • @amanueliyassu4805
      @amanueliyassu4805 ปีที่แล้ว +2

      መንደላይ አንታ ወዲ ጋሕባ ልዉቲ ተጋሩ ጀጋኑ እዮም ስለ በአና ፋሕ ብትን ዘበለና ኢሰያሰ ወዲ ተንበን ደይትዛረቦ ወዳ አረጊት ሸርሙታ ብቲኒሕ

    • @duliti7133
      @duliti7133 ปีที่แล้ว +12

      ​@@amanueliyassu4805 ብመልሓስ ደአ ኒኩሊየር ትትኩሱ

    • @eritrea3501
      @eritrea3501 ปีที่แล้ว +7

      መንደላይ ከመይ ርእካዮ ጽቡቅ ገሩ ቁልፍካ አፍቲሑ ደርብይካ 😂😂😂

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 ปีที่แล้ว

      @@duliti7133 ሕግደፍ እዌ አብ አመት አመት 100 ሺሕ መናእሰያት አሂሊቁ ሑሞራ ከይድኻ እንታይ አምጻእካ ዶላር መራጎዲ ናብ ጁባ ሕግደፍ ሓሸካ ደቂ ገባሮ ተሐለቀ ይሕለቅ ይውለድ ምስ አበዬ ወሲድካ ተሐልቆ።ደቆም ኩናት ከይሰምእዋ ዱባይ & Singapore ይዛናገኢ እዚ ዘሰርሕ ደሎ ቆናጭ ሕግደፍ።

    • @snitentertimment8913
      @snitentertimment8913 ปีที่แล้ว

      ​@@duliti7133 😂😂😂😂😂nxrti melekti ❤❤❤

  • @hamdetekle2829
    @hamdetekle2829 ปีที่แล้ว +7

    ዝጠፍኤ ንብረት ይጥፋእ ዝጠፍኤ ኣሕይወት ይጥፋእ፡ ሓንቲ ኣሎሎ፡ሽሕ ኣንጭዋ ኢልካ ዝነዛሕካዮ ፍረ ከመይ ኣግኒኻዮ፡ ኣይተ ገብሩ።

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael94 ปีที่แล้ว +55

    ዝወደኤ ይወድእ ዝተኸፍለ ይከፈል ውግእ ክቅጽልዩ መደረ ዓዋን ገብሩ አስራት

    • @abrahamr3121
      @abrahamr3121 ปีที่แล้ว

      Gebru has no brain like most selfish TPLF leaders

  • @ykalohabte5776
    @ykalohabte5776 ปีที่แล้ว +77

    ሰንቢደ ከይብል'ሲ ሰንቢዶም ይብል። ሓምሳ ኣናጹ፡ ሽሕ ሃመማ ዝበልካዮ፡ ከመይ ረኪብካዮ ሕጂ። ኤርትራዊ በዲልካ ፡ ትድቅስ መሲሉካ።

    • @drogba200
      @drogba200 ปีที่แล้ว

      ትግራይ በዲልካ ከ ትድቅስ ዶ ይመስለካ ()

    • @amanweld6786
      @amanweld6786 ปีที่แล้ว +4

      @@drogba200
      ተጋሩ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈጸምዎ በደል:: ትም እልካ ጥራሕ ትጽብጽቦ:: ከም ተጋሩ እንዳሃረመ ዝበኪ ኣይኮናን ኤርትራውያን

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 ปีที่แล้ว

      አፈርቲ ህግድፍ እልፊ ኢሪራይ ታኣኻኺንክን ስለ ዝመጻኺን ዝጀገንክን ይመስለክን አሎ አረማውያን ጉግማንጉጋት 👹👹👹👹👹👹👹👹👹

  • @yonashadgu8264
    @yonashadgu8264 ปีที่แล้ว +68

    ገብሩ ኣስራት
    ቀንዲ ወንጀለኛ ተሓታቲ እዩ::
    "ውግእ ክቅጽል እዩ ... ዝላዓለ መስዋእቲ ዋላ ይሕተት" ዝበላ ዘክሩ::
    ቀንዱ ህልቂት ሃንዳሲ ...
    ሞት ዝግብኦ ቶኽላ
    ኣብ እስር-ቤት ክበሊ ዝግብኦ መርዛም ተመን::

    • @yonatanakalu-tk2xl
      @yonatanakalu-tk2xl ปีที่แล้ว +2

      Gohaf Hamasyen get out of here.

    • @henoksolo2290
      @henoksolo2290 ปีที่แล้ว +1

      ​@@yonatanakalu-tk2xl kkk ab mongo hibeyin sebin ditegedefe fitret nefat

    • @yonatanakalu-tk2xl
      @yonatanakalu-tk2xl ปีที่แล้ว

      @@henoksolo2290 teref Asa lemani deka

    • @hakieye5649
      @hakieye5649 ปีที่แล้ว

      He was right Mendef kekeber nerwo geze tenawhu ember ayterfon

  • @isayasambasager2453
    @isayasambasager2453 ปีที่แล้ว +16

    ATA HADAMIY GUHAF DENQORO SHAEBYA FEXIRKN SHAEBYA DMA AXFIEKN VIVA SHAEBYA GAME OVER

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +81

    ትምክሕትኻ ልዕሊ 1,000,000 ኣጥፊእካ እንካዕ ከለኻ ውድቀትኩም ረኣኻ

    • @maetebtesfamariam4072
      @maetebtesfamariam4072 ปีที่แล้ว

      መን ዩ ወዲቕና ኢሉኪ ። ኣንቲ ጨናዊት ugly eritrean girl 😂። ወዲቕ እንተበልናኩም እማን ከይመስለኪ ። 27 ዓመት ዝኣከብናዮ ኣበይ ከምዘሎ ኣይትፈልጥ። 😂

    • @flower525af4
      @flower525af4 ปีที่แล้ว +2

      Abeyimo kiridiom eziom. Yae amakari koinu kea kem seb xibukom hatef yibil. Game over enda tigray tiewet

    • @soloare4855
      @soloare4855 ปีที่แล้ว

      ረሳሕ

    • @Frehiwet-
      @Frehiwet- ปีที่แล้ว

      ኤርትራውያን ማዐልትኹም ተፀበዩ ክንርአአ ኢና ሸየንቲ ረሳሐት

    • @mmmarketing5683
      @mmmarketing5683 ปีที่แล้ว

      ዋይይ ምስኦም ለይኮነ ኣድጊ

  • @user-tl6gl8nk5o
    @user-tl6gl8nk5o ปีที่แล้ว +31

    ኣይተ ገብሩ ኲናት ብድሌትካ ክትጅምሮ እምበር ኣብዝደለኻዮን ፡ ኣብተመቸኣካን ጠጠው ከተብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ። ""ክንድዝተኸፍለ ይከፈል ፡ ክንድዝወሰደ ይውሰድ ፡ ኲናት ክቅጽል ኢዩ!!!!""" ኢልካ ኲናት ጀሚርካዮ ፡ ሕዚ ገጢሙ ዘሎ ዕንወት መቀጸልታ ናይቲ ኲናት ኢዩ። ሕዚውን ንስሓ እተው ፡ ይቅሬታ ንህዝቢ ትግራይን ፡ ኤርትራን ሕተት። ሕዚውን ስለሰላም ስበኽ።

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru ปีที่แล้ว +28

    ንተጋሩ ዙጽነትኩም ጉዳይ ዘይናትኩም ምድላይ እዩ

  • @hagostkabotekle791
    @hagostkabotekle791 ปีที่แล้ว +79

    ዕንወትን ጽንተትን ህዝቢ ትግራይ ቀዳማይ ተሓታቲ ንስኻን ከማኻን ዝኣመሰሉ መልሓስኩም ዘይኡሩኑብ ታሓተታ ኢኹም

  • @Eritreamyblood
    @Eritreamyblood ปีที่แล้ว +19

    ፍሊት ኣብ ኣፍካ ነፊሑ ክሳብ ዘቃብጸካ ሻዕብያ ግዜኻ ተጸበ። ግዜ ኢዩ ንኹሉ ዝፈርድ

    • @henoksolo2290
      @henoksolo2290 ปีที่แล้ว +1

      Ata abey mo ta sirah niay tezihibuni merir mot mikesaikuwo

  • @biniarkinebsu6678
    @biniarkinebsu6678 ปีที่แล้ว +13

    ዕንወት ዕንወት 😢😢 ኣየ ሻዕብያ ኖቂትክን እባ ጽቡቅ ጌሩ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @belaroba5782
    @belaroba5782 ปีที่แล้ว +10

    ህግደፍ ከጥፍእ ዝፍትን፡ ብኣሊፍ ይጠፍእ!!

  • @OBO994
    @OBO994 ปีที่แล้ว +19

    ገብሩ ኣስራት ቁሩብ ኣስፊሕካ ሕሰብ ክሳብ ሕጂ ሃተፍተፍ ኣይገደፍካዩን በቃ ቁምነገር ተዛረብ ሓቂ ኣይትምረርካ ።

  • @senayeri433
    @senayeri433 ปีที่แล้ว +40

    ግቡእ መልሲ ሂብኩሞ ደቂ ኤረይ፡ ብሂወቱ ከሎ በቲ ንሱ ዝዓንደሮ ሞት ደቁን ደቅደቁን ኣዝማዱን ዝረኣየ መከረኛ ሰብኣይ ዩ። ካብዚ የድሕነና መድኣኒኣለም።

    • @tsehaigebru2598
      @tsehaigebru2598 ปีที่แล้ว +1

      ዝፈፀምኩምዎ ግፍዒ መልሱ ዘይተርፍ እዩ ናይ ጊዜ ጉዳይ እዩ

    • @maetebtesfamariam4072
      @maetebtesfamariam4072 ปีที่แล้ว +1

      መቸም ንኤርትራ ተሰኪምከ ናብ ካልእ ከምዘይትኽእል ዝፍለጥ ነገር ዩ። ኣብኡ ኢኻ ክትፀንሓና። ናብ ተምልጦ የብልካን ።

    • @user-lw3mx9bc2v
      @user-lw3mx9bc2v ปีที่แล้ว

      ሰራቂ ድርባይ ዋጋ ክትከፍለሉ ኢካ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ከዳዕ ሃገር ኢና ኢልኩም ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝዓደርክምዎ ዕንደራ ዘበት ዋጋ ከክፍል እዩ።

    • @No-miss-No-miss201
      @No-miss-No-miss201 ปีที่แล้ว +2

      @@tsehaigebru2598፣ ዕንደራ ገብሩ ኣስራት ሲ, ሪኢኖዮ, ብሰንኪ እከይን ጸይቅን መሪሒነትኩም, 500,000 ተጋሩ ኣሕሊቅኩም,

    • @wediaradom5324
      @wediaradom5324 ปีที่แล้ว +3

      ​@@tsehaigebru2598ይሓይሽ እንተ ኢልክዮስ ሐራይ ንሕና ናይ 20 ዓመት ንስኹም ከኣ ናይ 2 ዓመት ሕሳብ ንወራረድ።

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 ปีที่แล้ว +37

    ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓዊ ዘጠበስካዪ ትሓታቲ ኢካ ምስ ኩሎ ሓጥያትካ

  • @abrahamgrmatsion8705
    @abrahamgrmatsion8705 ปีที่แล้ว +47

    ክንዲ ዘሃለቐ ይህለቕ ክዲ ዝወሰደ ግዜ ይሰድ እናበልካ ህዝቢ ኣጽኒትኩም፡ብፍላይ ንስኻ ኣብ ዘይገዛኻ ክትቕመጥ እቲሊ ጊሒላ ምኻንካ ንደልጠካ ኢና።ሕጂ ውን ነቲ ኩሉ ናይ ነጽነት ኤርትራ ኣይኣምነሉን እየ፡ሕጂ ውን ባሕሪ ይግብኣና እዩ እናበልካ ዝተዛረብካዮን ናይ መን ህዝቢ ከትጽነት ስለዝደለኻ ኢኻ ከምኡ ኢልካ ዘለኻ፡ጽባሕ ንግሆ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ይቕሬታ እተዘይሓቲትካሉ እንታይ ሒዙ ከምዝመጸካ ኣይትፈልጥን ኢኻ

    • @medid.454
      @medid.454 ปีที่แล้ว

      Chid ankual

    • @zemichealtekie6294
      @zemichealtekie6294 ปีที่แล้ว +2

      ​@@medid.454 haki iyu ezi hadami

    • @ghirmaiyy
      @ghirmaiyy ปีที่แล้ว +7

      ገብሩ ኣስራት ካብቶም ክቱር ነብሰ ምትሓት ዝሳቐ ሕሱር ሰብ እዩ። ሚልዮናት ትግራዎት ኣጽኒቶም ሕጂ እውን ደም ኣይጸገበን። ከምቲ ዘመዱ ግምባሩ ከይተዘብጠ ኣየዕርፍን እዩ። ኩርማጅ ሰውራ ከራኻኽበሉ እዩ ።

    • @rurururu4775
      @rurururu4775 ปีที่แล้ว

      Gebru jgna Hgdef bkeyti😄😄😄

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 ปีที่แล้ว +1

      ​@@rurururu4775 jigna takoynu da mes hezbu daw elu zaywagea selam mes kona zeatu shebya ko ab adu mes hezbu eu zwagea

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h ปีที่แล้ว +26

    ክንዲ ዝተኸፍለ ይከፈል
    ኢልካ ክትፍክር ይዝከረካ ዶ?

    • @michaelhabtu4260
      @michaelhabtu4260 ปีที่แล้ว +2

      😅😅😅😅😅 aygermekani

    • @mihreteabbereket9804
      @mihreteabbereket9804 ปีที่แล้ว

      ክንድቲ ዝተከፍለ ሂወት ይከፈል ኩናት ክቅጽል እዩ ኢልኩም ዝወላዕኩሞ ሓዊ ዕሽላት ቆልዑ ኣርኪቡሎም ከመይ ረኪብካዮ ?ቁሩብ ሕፍረት ዝበሃል ነገር ኣሎ ዘይትሕባእ ከ?

  • @adhanetkidane1567
    @adhanetkidane1567 ปีที่แล้ว +5

    Neska eka tetfee agame shabia dea Jeganu enduom proud to be Eritreawit

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru ปีที่แล้ว +11

    ዘይናትካ ሜድላይ ዋጋ ከምዘክፍል ተጋሩ ፈሊጥኩም ትኾኑ

  • @wogbazion
    @wogbazion ปีที่แล้ว +148

    ዕንወት ንይዚኩሉ ተሓታቲ ሓደ ካብ ብዙሓት ድማ ካብቶ ቀንዲ ንስኻ ኢኻ

    • @NewOne-pt9to
      @NewOne-pt9to ปีที่แล้ว +4

      Kid hasawi

    • @righteous8234
      @righteous8234 ปีที่แล้ว +2

      Resah Shaabia!

    • @meharigoitom4495
      @meharigoitom4495 ปีที่แล้ว +13

      @@righteous8234 ኣታ ደንቆሮ ካብ ትጻረፍ ኣብ 1998 ዝጠፍአ ይጥፋ ኩናት ክቅጽል እዩ ኢሉ ጽልኢ ዝጎስጎሰ ነዚ ሕጂ ረኪብኩሞ ዘለኩም መዓት ዘውረደ እዩ ቅድም ንዕኡ ሕተቱ

    • @seeker3963
      @seeker3963 ปีที่แล้ว +4

      ብሐቂ ሐቂ ዘረባ

    • @duliti7133
      @duliti7133 ปีที่แล้ว

      ​@@NewOne-pt9to እወ ፀማም

  • @shihamtasfaw894
    @shihamtasfaw894 ปีที่แล้ว +22

    ሻዕቢያ ንኽጠፍእ ደቅኻን ደቂ ጻድቃንን ደቂ ስየን ደቅ ርግበን ደቂ ታደሰን ደቂ ርግበይን ደቂ ስብሃት ነጋን ወዘተ. .. መጺኦም ነታ ደማ ዝመጸይዋ ትግራይ ይቃለሱላ ..::

    • @kidanefisaha2615
      @kidanefisaha2615 ปีที่แล้ว +1

      100%haqi

    • @meareg59
      @meareg59 ปีที่แล้ว

      ወዲ ስብሓት እኮ ተጋዲሉስ ተሰዊኡ እዩ

    • @user-nr7ev1ow6e
      @user-nr7ev1ow6e ปีที่แล้ว

      @@meareg59 ኣብ ኣፍ ደገ ገዙኡ ክሃድም ተቐቲሉስ፡ ወዲ ስብሃት ውን ተሰዊኡ ኢዩ ኢልካ ትዛረብ ኣለካ፧

    • @meareg59
      @meareg59 ปีที่แล้ว

      ​@@user-nr7ev1ow6e ተከስተ ስብሓት ነጋ ኣብ በረካታት ገርዓልታ እዩ ተሰዊኡ

    • @yonassolomon7711
      @yonassolomon7711 ปีที่แล้ว

      @@meareg59 kkkk Tekeste -DRAG( HASCHISH )

  • @fenkelnekid7886
    @fenkelnekid7886 ปีที่แล้ว +28

    ብዓል ስየ ማእሉያ ዘይብሉ መንእሰይ ትግራይ ኣጽኒቶም ነፍሶምን ስድርኦም ኣብ ውሽጥን ወጻእኖ ብቅንጦት ይነብሪ ኣሎዉ።

    • @selamasfaw5665
      @selamasfaw5665 ปีที่แล้ว +1

      ተበንቀር! ዓዲ ዘይብሉ ሰብ'ውን ዶ ሐሳብ ኣለዎ እዩ¡

    • @duliti7133
      @duliti7133 ปีที่แล้ว +1

      ​@@selamasfaw5665 ተገረድ ቆንዳፍ

  • @rigatgirmay8848
    @rigatgirmay8848 ปีที่แล้ว +21

    "ገብሩ "" ክንድዝወሰደ ይዉሰድ ክንዲ ዝተከፈለ ይከፈል ኩናት ክቅጽል.ዩ ክቅጽል.ዩ ክቅጽልዩ ዝበልካዮ ኣዕናዊ መቃልሕ ድምጽካ ክሳብ ሕጂ ካብ ኣእዛን ኤርትራዊ ኣይሃሰሰን ክንደይ ናይ ሰብን ንብረትን ክሳራ ከም ዘስዓበ ሕጂከ ተረዲኢካዶ

    • @righteous8234
      @righteous8234 ปีที่แล้ว +1

      Resahat! Opportunistic Shaabia. Gebru is a real Tigraway/Ethiopian hero.

    • @rigatgirmay8848
      @rigatgirmay8848 ปีที่แล้ว +4

      @@righteous8234 መንከ ኤርትራዊ እዩ ኢልካ ጸረ ኤርትራን ኤርትራዉያንን እምበር

  • @abrahambashay
    @abrahambashay ปีที่แล้ว +12

    ቆንዲፍ ወዲ ቆንዲፍ ተአኻኽቦም ዘምጽእዎ የለን😅😮😊😊😊

  • @sunrise3139
    @sunrise3139 ปีที่แล้ว +12

    እዋይ መድህን ጉዳም ንህያዋን ገዲፍኪ ምስ ሙታት ቓለ መጠይቕ ትገብሪ? ? ?
    ኦይ እሞ ንስኺ ካብቲ ዓቢ ክብረት ዝነበረኪ ባይታ ዘቢጥኪ እዙይ ጋሻኪ ቐደም ልሞተ በይዛኺ ክብረትኪ ሓሉዊ ኣይተ ገብሩ ፍሊት ሓንቲ ፍሊት ንሽሕ ሃማማ ሓንቲ ድሙ ንሓምሳ ኣናጹ ዝብል ዝነብረ ትዝክሮ ዶ ኮን ትኸውን ኢልኪ እስኪ ሕተትለይ ኣይተ ገብሩ ኣስራት በላዒ ተረፍ የኣይ ሰብ ኩንኻስ ኣብ መዲያታት መጺእካስ ቓለ መጠይቕ ንክትገብር እሞ ዓለም ተወዲኣ ዘይትብሉኒ !!!!!

  • @senayeri433
    @senayeri433 ปีที่แล้ว +9

    እዚ ረሳሕ 90 ሽሕ ኤርትራውያን ስለያ ኢሉ ዝሶጎገ ዘከላበተ፡ ዝኣሰረ ዘሳቐየ፡ ንጹሃት ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ርእሶም ላጽዩ፡ ጥራሕ እግሮም ሙሩኻት ኢሉ ኣብ መቐለ ንህዝቢ ምርኢት ዘቕረቦም ንጹሃን ተማሃሮና ኣይንርስዖን ኣይክርሳዕን ዩ ካኣ ገና ዘይተኸፍለ ዕዳ ደቅኻን ደቂደቅኻን ውሉድ ወሎዶኻን ኣሕሊፍካሎም ኣለኻ

  • @oqubaykifle9554
    @oqubaykifle9554 ปีที่แล้ว +9

    አቶ ገብሩ አስራት ካብ ሕዋሓት ሓልፉ ራእይ ዘለዎ ደኣ እስኻ እንድኻ / ራእኻ ሰምሪልካ እንቃእ ሓጎሰካ /ክንድይ ዝተኸፈለ ይከፈል /ክንድይ ዝወሰደ ግዜ ይውሰድ ኩናት ክቅጽልዩ./ ምቅጻል ኩናት ምህርኩም ክከዉን ተስፋ ንገብር ግን ትማሃሩ ሰብ ኣይኮንኩምን.

  • @frewinighebrekidan7469
    @frewinighebrekidan7469 ปีที่แล้ว +29

    SAWA, SHKOR FEWSY TGRAWAY. We are Stand with HGDEF.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @jossy222
      @jossy222 ปีที่แล้ว +2

      ​@@tesfaledetkidane9092 1,000,000 😂😂😂

    • @hakieye5649
      @hakieye5649 ปีที่แล้ว

      dehan geze alo nateka geze ab kreba eka zeleka men kemznkaa lebka yfelto befrehe kemteneber way etnebre yredeana gen aytemltun

  • @arayaelma1647
    @arayaelma1647 ปีที่แล้ว +19

    ክሳብ ሕጂ ናይ ኢዱ ዘይረኸበ ጻሕታሪ ህውከት።

  • @da8387
    @da8387 ปีที่แล้ว +47

    The main reason for the failure of TPLF'S scavengers regime was Luck of strategic leadership❗️I think they don't think far away from their noses.

  • @allisonking785
    @allisonking785 ปีที่แล้ว +20

    This guy has no clue. In a democracy the majority rules period. The court protects the minority. The main problem of the constitution is the ethnic division. If the ethnic division is dissolved. There could an another party that can be an opposition to prosperity and then the two parties can compute to rule in Ethiopia.

  • @hansgebre2712
    @hansgebre2712 ปีที่แล้ว +15

    ኣስራት ሕጂ ውን
    ኣይተረድኣካን ዘሎ

  • @mehariwelder7293
    @mehariwelder7293 ปีที่แล้ว +2

    Baelna kenetfakum inna antum lemano schebiya yu fetirukom schaebya wen atfiukum tegaru afafat🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @erifreeone8083
    @erifreeone8083 ปีที่แล้ว +7

    Ayte Ghebru ክፉእ ግብሩ! ብሂወትካ እዚ ኹሉ ፅንወትን ምጉስቛልንልፅሊ ሚልዮን መስዋእቲ ተጋሩን ምረኣይካ መርገም እምበይ ኣይ ምረቓን: ተሕዝን😅😅😅😅

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane7357 ปีที่แล้ว +9

    መዓል እዝስ እንበርዶ ተማሂሮም ኢዮም።ኣበይ ደኣ ተሓቢኡ ጸኒሑ እዚ ሃዳሚ ለክባጥ።ኣፍካ ኣክበሉ ነዚ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ ለክባጥ።ሕጂ ውን ክብረትካ ኣክብ ብዛዕባ ኤረትራ ዋላ ሓንቲ ከይትዛረብ እታ ኣርእስቲ ውን እንተ ቀየርኩማ ይሕሸኩም ብሂወት ክትቅጽሉ።

  • @berhanewoldemichael5953
    @berhanewoldemichael5953 ปีที่แล้ว +3

    ሓደ ካብቶም ጠንቂ ጸገም ናይ ከባቢና ገብሩ ኣስረት ዝብሃል ክፉእ ሰብ ስለዝኾነ ምስ ህግደፍ ሓቢሩ እንተጠፍአ ኢዩ ዝሓይሽ። ብህዝቢ ትግራይ ክሕተት ዝግብኦ ሰብ ኢዩ።

  • @minasegebre9274
    @minasegebre9274 ปีที่แล้ว +29

    ገብሩ ናይ ኢድካ ኢኻ ረኪብካ ንኤርትራውያን ዘሳቀካዮም ዘክር (ዝዘራአካዮ ኢኻ አጺድካ)ኢድ ሸናሂት ጸናሂት

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 ปีที่แล้ว +5

    ብዛዕባ እቶም 1.5 ሚሎን ድኻታት ተጋሩ ዝሞቱ ንሓለፍቲ ህውሓትን ዓድዋን ኢሎም ገለ በል እስከ ገቡሩ ኣረጊት ክፍእ ግብሩ ክክክክ

  • @fenkelnekid7886
    @fenkelnekid7886 ปีที่แล้ว +8

    ሰይጣን ሰይጣን ክውከል ኣለዎ ይብል። ስለዚ ዝዓበየ ስይጣን ገብሩ ኢዩ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +5

    ልማና መቸም ኣመልኩም እያ

  • @gebremichaelwoldu9614
    @gebremichaelwoldu9614 ปีที่แล้ว +6

    ሓቂ!ምምንጫው ሓሳብ የለን።ዝተፈጠረ ሃፍቲ ምምንጫት'በር።

  • @bini20102010
    @bini20102010 ปีที่แล้ว +7

    ተሳዕሪና ዘይትብል 😂😂😅😅😅😅😅😅

  • @alwayshopeful2614
    @alwayshopeful2614 ปีที่แล้ว +12

    እዚ ድኣ ወዲ ትካሊት እንድዩ 1998 ብገዛእ መሬትና ባድመ ኩናት ዎሊዑ ከምዚ ሎሚ ኢትዮ ትግምጠሎም ከይመሰሎ ኣብ ሞንጎ እዚ ህዝቢ ሰፍ ዘይብል ክሳራ ኣውሪዱ ደመኛና ብፍላይ ንዓና ኤርትራዉያን "ክንዲ ዝወሰደ ጌዜ ይዉሰድ ክንዲ ዝድለየ ዋጋ ይሕተት ኩናት ክቕጽል'ዩ" ያእይ ኤርትራ ብናይዚ ድሁል ሰብ ሃገራዉነትና ክንግደፍ ኣበደን ገመድ ኣብክሳድካ ክትረኽባ ኢኻ ሓንሳብ ጥራሕ

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal4132 ปีที่แล้ว +8

    😢 ንስካን እቲ ስየን ዝበሃል እባ ኣምሊጥኩም ምስ በዓል ስዩም መስፍንን ኣባይ ጻሃየ ክትስዕቡ ኔርኩም ሻዓብያ ዝበሃል ከምዚ ናትኩም ሃለውለው ዘይኮነስ ብግብሪ ኢዩ ዝሰርሕ ኣብ ማኣከል ዓድኩም ብረትኩም ኣፍቲሑኩም ኢዩ ኤርትራውያን ካኣ ንባሃል

  • @beyenemussie3990
    @beyenemussie3990 ปีที่แล้ว +9

    ዝተኸፍለ ይከፈል ኩናት ክቅጽል ዩ ዝበለ ዘይኮነን እዚ ድምሱስ ሃዳሚ

  • @honestmama2687
    @honestmama2687 ปีที่แล้ว +2

    እዝግዮ እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ!!! ዕሸላት ትግራይ ኣምላኽ ይሓልኩም ካብ ዝሓለፈ ዘይምሃር ፈካሪ ትዕቢተኛ ክፉእግብሩ አስራት.

  • @moe3000
    @moe3000 ปีที่แล้ว +8

    ገብሩ ናይ ፖለቲካ ክእለት የብሉን። ተፈቲኑ ዘወደቀ እዩ። ቅድሚ ኹናት " ክወሩና እዮም ተኸቢብና ኢና ፀላእቲ አለውና ዝበሀል ነገር የለን" ኢሉ አብ ሚድያ ዝተዛረበ ሰብ እዩ።ሀደ ዓይኑ ዝዓወረ እዩ

  • @teclunegash6073
    @teclunegash6073 ปีที่แล้ว +6

    ግዝይኡ ዘይሓለወ ዘረባ ንህዝቢ ትግራይ ዝበታትን

  • @abrahagebru3831
    @abrahagebru3831 ปีที่แล้ว +6

    ገብሩ ኣስራት እንቆዕ ብሂወትካ ከልኻ ውጺእት ትዕብት ውድቀትካ ሕፍረት ካባ ወደኻ ሻዕብያ መምህሪካ ከሙኡ፡ዩ ዝገብር።

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +9

    ባዕልኹም ዝወላዕኩሞ ጽጋብ ትምሃሬ ድኣ ኣይኮንኩምን

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst1 ปีที่แล้ว +8

    ንጎይተትካ ክተጥፍአንነብስካ ከይትጠፈአ ሐልዋ ፈሽፍሽ

  • @Idferi525
    @Idferi525 ปีที่แล้ว +11

    ተበላጺ፡ ኲናት ኣብ ምጅማሩ ሃዲሙ ከይዱ ኲናት ምስ ተወድአ ድማ ተመሊሱ ክመጻኩም እንታይ ኮይኑ ይስምዓኩም። ክውዕየካ ብኢድካ ክዝሕለካ ብኢድካ።
    ቀደም ኲናት (1998-2000) ኢትዮ ኤርትራ ብስምዒት ከፎቶም፡ክንደይ ተሰዊኦም ሕጂ'ውን ክንደይ ተሪፎም። ሰብ ዘይኮነ ሰራቒ ኢዩ እዚ። ክእሰር ኣለዎ እዚ ወንጀለኛ ኢዩ።
    ከበላሹ ጥራይ ኢዩ ዝርአ እዚ ዲያብሎስ። እሞ መጺኻ ንሻዕብያ ኣውርዶ እሞ ትረኽባ ድማ።

    • @baqr4383
      @baqr4383 ปีที่แล้ว +1

      Xahxahi endeyu

    • @edomtomas4178
      @edomtomas4178 ปีที่แล้ว

      ሎሚ ንማንም ትግራዋይ ኣይከተታልሉዎን ኢኹም ኤርትራዊያን ካዓ ናይ ኢድኩም እትረኽቡላ ማዓልቲ ቀሪባ እያ

    • @adhanomtekeste1286
      @adhanomtekeste1286 ปีที่แล้ว

      ​@@edomtomas4178 ብከመይ ኢካ ናይ ኢዱ ክትመልሰሉ ለሓስቲ ትፋእ

  • @brhanuhaile544
    @brhanuhaile544 9 หลายเดือนก่อน +1

    We really understand Your wisdom, critical thinker, great respect for you

  • @fessahaieberhe
    @fessahaieberhe ปีที่แล้ว +7

    Gebru Asrat an evil man who agitated the war ( 1998-2000 ) of weyane against Eritrea has produced present destruction and misery of weyane's tigray.

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620 ปีที่แล้ว +7

    Ab tigray dea zeytxen zneberka tiyt shaebiya n siyum mesfun zrekebet mrekebetka leba n hzbi tigray ba texawitkumulu

  • @Mhlb39
    @Mhlb39 ปีที่แล้ว +4

    I hope
    ገብሩ ኣስራት እዚ ኩሉ comments ከንብቦ የስፋ ይገብር ።

    • @wowo9142
      @wowo9142 ปีที่แล้ว +1

      I hope the future ገብሩ አስራት of Tigray, and their are many in Tigray, read, and learn from his mistakes.

  • @tesfahiwethaile5042
    @tesfahiwethaile5042 ปีที่แล้ว +6

    Gebru Asrat
    Still, remember the dangerous incitement you made during the Ethio/Eritrea border conflict.

  • @wowo9142
    @wowo9142 ปีที่แล้ว +23

    The first question should have been- what are the boundaries of Tigray- when you received it as the first governor?
    Tigray boundaries are south of Mereb river, and east of Tekeze river.
    This guy is the architect of war.

    • @abrahamr3121
      @abrahamr3121 ปีที่แล้ว

      He ain't the architect of war, he and many stupid TPLF leaders are the experts of mis-calculating war. Of course they're the mother and father of all lies as well

  • @MG-iw1bx
    @MG-iw1bx ปีที่แล้ว +14

    ጋብሩ ! ኢድ ጸናሒት( ሸናሒት) ፥ ናይ ኢድካ ኢኻ ረኺብካ ፥ ርጉም ።

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 ปีที่แล้ว

      ሓሳዳት ሻዓቢያ ዓንኹም ይደፈን ዘርእኹም አይባረኽ
      ሓረድቲ ሰብ ፉንፉናት 👹👹👹👹👹👹👹👹👹

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ እዚ ዓካት ናይ ከርከበት ኣሎ ብሂወቱ። ኣንቓዕ ሓጎሰካ ወያነ ብፍሊት ክትእለሽ ምረ ኣይካ ።

    • @daniandia8794
      @daniandia8794 ปีที่แล้ว

      Akat ko ztemeye kebdi yeangel u kalea dea dleyelu zearley Ezi hamema 😂😂😂😂

  • @micaelaradom277
    @micaelaradom277 ปีที่แล้ว +3

    ገብሩ አስራት ጻሕጻሒ ጸላእይ ህዝቢ ኤርትራ ንስኻ ከይመትካ ሰላም የለን ተንኮለኛ ዓጋመ ሓዊ ክትንድድ ኣለኻ ብዓል ስዩም መስፉን ብጅግንነት ሞይቶም ኣንታ ጉሃፍ ግን ትነብር ኣለኻ ኩፉእ ልቢ ኩፉእ መልክዕ

  • @kirosbirhane7335
    @kirosbirhane7335 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና መድህን ንኣያና ብዓል ውለታ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ክቡር ኣይተ ገብሩ ኣስራት ሓሳቡ ንክገልፅ ዕድል ዝሃብክዮ ምስጋና ይግባኣኪ ከምኡ ውን ምስ መ/ር አብርሃ ዝገበርክዮ ቃለ ምሕትት ብጣዕሚ ፅቡቕን ሃናፃይን ነይሩ ከም ዚኣም ዓይነት ሰባት ምቅራብኪ
    ካብት ልሙድን ባህላውን ዝኾነ ፖለቲካ ትግራይ ንምውፃእ ሓጋዚ እዩ'ሞ ቀፅልሉ

  • @gobushyared6046
    @gobushyared6046 ปีที่แล้ว +6

    ሓተቶ መስዋእትነት ይሕተት ኺናት ክቅጵልዩ ትብለሉ ዝነበርካዘመን ንህዝቢ ኢቶ ኣኺብካ ከተጥፍኣና ክትሓስብሲ ትዝክሮዶ ኢድ ሸናሒት ጰናሒት ክብሃል ከምዚኣያ ናይ ኢድኩም እዩ እዳ ወያነ ነበራትኩም ህልዋትኩም። እተ ነቲ ህዝቢ ራህዋ ይፍጠረሉ ከም ኩሎም ካህዛብ ዓለም።

  • @user-sk3dc3fj8i
    @user-sk3dc3fj8i ปีที่แล้ว +7

    ኣብዚ 'ኣ ዘለዉ ካኣ ካብ ሕልፎም ዘይምሃሩ ጃንዳ ወያኒ Game over ፈከርቲ😂😂😂😂

  • @mbbm2385
    @mbbm2385 ปีที่แล้ว +1

    ገብሩ ንጌታቸው ብሞራል ይኹን ብሓሳብ ሓግዝዎ🙏🙏🙏

    • @emahatienaressie5300
      @emahatienaressie5300 ปีที่แล้ว

      ዝመርሖ ዘጥፎኦ ዊሒድካ ዱ ደንቆሮ

  • @amanuel7545
    @amanuel7545 11 หลายเดือนก่อน

    My favorite show . Thank you Medhin Gebreslassie

  • @wowo9142
    @wowo9142 ปีที่แล้ว +6

    If you are liberator of Tigray- why do you reside in Addis Ababa?

    • @welkaitswill3073
      @welkaitswill3073 ปีที่แล้ว +1

      What will he eat in tigray? USAID? 😂😂

  • @futurandom1604
    @futurandom1604 ปีที่แล้ว +5

    ኩናት ክቅጽል እዩ ዝተኸፍለ ይከፈል ዝብል ቃልካ ንህዝቢ ኤርትራን፡ትግራይን ዋጋ ኣክፍልዎ፡ደቁ ንኮንቱ ተሰዊኦምን፡ሰንኪሎምን፡ ገዛውቱ ተቓጺሉ ብሕጂ ኲናት ዝዕድብ ዘረባ ኣቋርጹ ገብሩ ኣስራት ነዚ ህዝቢ ሰላም ክረክብ ተዛረብ ።
    ገብሩ ኣስራት ኲናት ክቅጽል ትደሊ ትምለስ ኣለካ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን፡ኤርትራ ንጥቅሚ ኢትዮጵያ

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 ปีที่แล้ว

      ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣይትበል ወድዛ ላሓሲ ሻሓኒ ትግራይ ምዞም ቡዳታት ሕብረተሰብ ኣይትስርዑና ዋላ ካብ ገጽ ምድሪ ሕንስስ ኢሎም ዓሌቶምን መሰረቶምን ይጥፍኡ
      ትጋሩ ደመኛታት ኤርትራ ኢዮም።

  • @WenniTube
    @WenniTube ปีที่แล้ว +4

    Medhin, you did a good job of removing the trash comments by members and supporters of the Killer, Rapist and Looter (KRL) Shaebia/PFDJ!

    • @eritrean_forever
      @eritrean_forever ปีที่แล้ว

      Dysfunctional is the only term that can define you all!

    • @dc8625
      @dc8625 ปีที่แล้ว

      ❤🙏✅💜✅

    • @yosefahferom6893
      @yosefahferom6893 ปีที่แล้ว

      You Brain damage is in a dire situation that signal your pathetic name kkkkk Agame is not my brother agame is my Enemies

  • @senayeri433
    @senayeri433 ปีที่แล้ว +4

    ዘይትሕባእ ከ ሕጂ ታይ ጽቡቕ ታሪኽ ኣለካ፡ ሕጂ ፖሎቲካ ውድቀትኩም ክትትንትን ክትመጽእ። ኣይትሓፍሩን ዲኹም ቁሩብ ርእሲ ዶ ኣለዎም ዞም ጉሒላታት መራሕቲ ህውሓት።

  • @stpual1
    @stpual1 ปีที่แล้ว +4

    ብዙሕ ብዙሕ ክፅሕፍ ምደለኹ ብዛዕባ ህ.ወ.ሓ.ት ( አይተ ገብሩ አስራትን መራሕቲ ትግራይን ) ግና, 1ይ ዳርጋ ናሰልቸወኒ እዩ ብዙሕ ምዝራቡ ( ሰማዒ የለን ) 2ይ ካብ ደርጊ ውድቀት ስጋብ አብይ ናብ ስልጣን ምምፃእ ዝተገበሩ ስሕተታት ፅሒፍካ ዝውድኡ አይኮኑን,ብራኸ ሸው የቐንየልና ።
    ሓንቲ ግን ክብል,አብዚ 30 ዓመታት መራሕትና ዝገበሩዎ ሓደ ዓብይ ነገር,ህዝቢ ትግራይ አደስኪለሙዎ እዮም,አጥምዮም,አደንቁሮም,ፎቖዶ ዓዲማቱ እንጀራ እለሻ ከርተት ክብል ገይሮሙዎ እዮም,ተጋሩ ኢንቨስተራት አብ ትግራይ ኢንቨስት ከይገበሩ ዓቢይ ግዕዝይና ፈጢሮም ናብ ዓዲማቱ ከይዱ ኢንቨስት ክገብር ተገዲዱ እዩ,ብኡ ሰንኪ ድማ ሐዚ አደዳ በላዒ (ፀላኢ ) ኮይኑ,ከምቲ ጋዜጠኛ ታምራት ነገራ ስለ ኤርትራ ዝበሎ,ብግልባጡ ንትግራይ እዩ ኮይኑ,”ፀላኢ ናብ ትግራይ ስኑ እናመወፀ እዩ አትዩ “ ምኽንያቱ ህ.ወ.ሓ.ት አብ ህዝቢ ትግራይ ምድኻም ዓብይ ስራሕ ስለዝሰረሐትሎም,ንትግራይ ስፍሓት ዝምጥን ሰራዊት አየሰልጠኑን ።

  • @bereketissac9078
    @bereketissac9078 ปีที่แล้ว +6

    Kinat badme zgemerka 1 nska eka hlmka sltan eyu hasawi leba

  • @nigtad-eq8ql
    @nigtad-eq8ql ปีที่แล้ว +4

    ገብሩ አስራት ሃፍ ዘይብል አብዮ ጌጋ ተዛሪብካ:: እቲ ንሕዝቢ ትግራይ አብዘይወጽኦ ጉድጓድ ዘእተዮ ጌጋ ካብ ትካል ዝመፀ ፀገም አይኮነን:: እቲ ትካል ናይባእሎም ናይቤተሰቦም ጌሮም ዝተደራጀዮ ውልቂ ሰባት ብዐሌትን ብእርክና ተደራጅዮም ልባዐሎም ጥቅሚ ክብሉ ዝገበርዎ ጌጋ እዬ ህዚ ሕዝቢ ትግራይ አብዚ ሸግር አትዮ ዘሎ:: ካብዚ ናይ ሸፋቱ ትካል TPLF(Tigray prosperous lunatic Family) ልነዊህ ጒዜ ሪህካ ሰለልነበርካ ዘንጌኻዬም ወይ ደሞ እርጋን አረሲእካ እዮ ዘኸውን::

  • @rimonrae1048
    @rimonrae1048 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ተሕዝ ደም ዘይትጸግብ ሰብ ወትሩ ኣብ ጽልእ ቁሩብ ግዜ ኣይምህረካን በኣብ ባድመ ቡዙሕ እልካ ጽልእ ዘርእካ
    ሕጂ ድማ ከምኡ ኣነ ዝፈርሕ ባድመ ተረስዑ
    ወልቃይት ራይ ብሰንኩኹም ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ
    እታ ትግራይ ብዓብአ ከይተስእንና ብሰንኩኹም ፈርሕና በጃኹም ነዚ ንኡስ ወለዶ ግደፍልና ፍግራት

  • @tekileeritrea2282
    @tekileeritrea2282 ปีที่แล้ว +24

    ክክክክክክ ሻዕቢያ ወጹ ኢልካ ኢኻ መጽኻ አብ ግዜ ኩናት ናብ እመሪካ አብ ግዜ ሰላም ናብ ትግራይ አቤት ስረ ክክክክክ

    • @selamasfaw5665
      @selamasfaw5665 ปีที่แล้ว +1

      ኣንታ ንእሽተይ እንዶ ሕፍር በሉ ዓዲ ኣልቦ ኮይንካ ኣብዘይ ዓድኻ እናነበርካስ ኣብናይ ዘይምልከተካ ፖለቲካ ኣትኻ ትሕምዙቕ!

    • @tekileeritrea2282
      @tekileeritrea2282 ปีที่แล้ว +1

      @@selamasfaw5665 ንስኻ አብ ትግራይ ኮይኒኪ ድኺይ አቤት ውሪጅና

    • @senayeri433
      @senayeri433 ปีที่แล้ว

      እስኪ ዘን ሸቃሎ ዓዲ ዓረብ ባራዩ መጣቓዕቲ ደናቁር ተጋሩ፡ ጉዳይ ድስቲ ምስቲ ናይ ማዳምክን ግበራ፡ ቀለም ቅድም ቁጸራ፡ ይትረፍ ፓርቲ ክትድግፋ፡ እቲ ዝጻወተልክን ዓረብ ክትምክታ ካኣላ ቅድም ነብስኽን ካብ ባርነት ምጥቓዕ ሓራ ዉጽኣ ገጽ ሸሓኒታት

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 ปีที่แล้ว

      ​@@lalaland4552 shabya ko nabiy kedgef ayatwan ztkoskumo Eritrea 🇪🇷 raskumo dikum 98 zgaber kumo zsarkumo zamaxkumo raskumo lewhat ekum ka ketrsu nxhat kelkum eu shebya atikum mesh deke maie talamet eska ndakek hake tazareb Amlak kredakum nskum hanehuna geza eu ferady zare margam

  • @tecleabraham3797
    @tecleabraham3797 ปีที่แล้ว +18

    ጥፋእ ዝበሎ ጻጸ፥ መንገብገብ የወጽእ፥ ወያነ ከኣ ንህዝቢ ኢርትራ ከተንበርክኽ ሃቂና፥ መጥፊኣ ኮይኑ። እዚ ኣምሓራይ ትግራዋይ፥ ቀንዲ ሃንዳሲ ናይዚ ህዝቢ ትግራይ ኣቲይዎ ዘሎ ደልሃመት ኢዩ። ንህዝቢ ኢርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበሳበሰን ንብረቱ ዘሚቱ ብግፍዒ ዝሰጎገ ኢዩ። አታ ናይ ኢዱ ከኣ ረኺብዋ ኣሎ። አቶም ብጾቱ ከም በዓል ኣባይ ጸሃየ ሞት ከልቢ ኣይሞተን ግን ብሂወቱ ዝሞተ ሰብ ኢዩ። ኢድ ሸናሂት ጸናሒት ክብሃል ከምዚኣ ኢያ።

    • @galerayatigray9498
      @galerayatigray9498 ปีที่แล้ว

      ዓሳኽር ፀረ ደቅ ሰባት ፀረ ልምዓት

    • @tecleabraham3797
      @tecleabraham3797 ปีที่แล้ว

      @@lalaland4552ብሓሶት ዝቅየር ሓቂ የለን። ከምዚ ሕጂ ዘይተፈጸመ genocide ኢልኩም ትሕስው ዘለኹም ኢዩ። ህበይ ዉዒግን!

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 ปีที่แล้ว

      ​@@lalaland4552 samay zhagarkes warke sene aykonan kongokum ekum eko zaytkyru mercha nay shabya yhayesh aygabren nay ymsel mercha euko natkum nhna bIsias tasadedna bhsmna abze Eruopa maslkum zelkum nskum ekum ember Saudi ekum tfeltu nerkum nay democracy tkoyna adkum entay ketgabru waxkum

  • @frewinighebrekidan7469
    @frewinighebrekidan7469 ปีที่แล้ว +1

    We, are Stand with ESEYAS 💖💖💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹

    • @mass-media6445
      @mass-media6445 ปีที่แล้ว

      You can give him even your ass !!

  • @wowo9142
    @wowo9142 ปีที่แล้ว +3

    Why did መድሒን interview ገብሩ today; on the day, President Essayas is meeting with superpower President?
    1- ብሔራዊ ሎቶሪ ማስተዛዘኛ
    2- ኣለኹ እየ ልብል የ

  • @biniamsolomon45
    @biniamsolomon45 ปีที่แล้ว +5

    Hadami bojbaj ab 2000 neboy asirka ketilkayo eka.ab adiss Ababa abey eka tenebr ata wedi aregit shermuta abu mexie kehardeka eye .resaka kem kelbi ab godena kegoto eye.wedi eza komal tigraway.

    • @senayeri433
      @senayeri433 ปีที่แล้ว

      መጽሓፍ ኣይኣኽሎን ዩ ናይዚ ሰይጣን ሰብኣይ ዝገበሮን ውድቀቱ ብሂወቱ ሪኢዎ ሎ። መጽሓፍ ንጽሓፍ ድሕሪ ሕጂ። እሶም ከማን ብናይ ሓሶት ታሪኽ ገልቢጦም ከም ዝተገፍዑ ይጽሕፉ ኣለዉ።

  • @meazaamanda3189
    @meazaamanda3189 ปีที่แล้ว +3

    ገብሩ፡አቲእብ፡አሪትራወያን፡ዘገበረኩሞ1998ረስዑከዩ፡ከትከውን፡አድ፡ሸናሕ፡ጸናሕት፡አዩኩሎመሪትራወያ፡ሰጉግጉምነሪትራዘይፈልጠኣ100000አኩምእደዳሞትን፡ደክነትገርኩሞ፡አግዛኣብሂር፡ግን፡መልሰ፡ዝህብ፡ጌታ፡እረዩኮም፡ደሕረ፡ሕጅክይደገም

  • @wedimeret1913
    @wedimeret1913 ปีที่แล้ว +3

    ህግደፋ ኣውሪሱ ዩ ወረስቱ ከኣ ኣለና ::

  • @samuelhaile5545
    @samuelhaile5545 ปีที่แล้ว +6

    ገብሩ አስራት is HALF GOJAME you know🤔Shabia used to laugh at him in Sahel calling him Gebru Amhari😆 that’s why he’s got a deep hatred towards Eritrea.

    • @dkg4657
      @dkg4657 ปีที่แล้ว

      Hakidyu: Jebha eya Aynu bwesfe gera anQirato zbhal?

  • @biniamteklemariam
    @biniamteklemariam ปีที่แล้ว +10

    beal neska ika xegem hezbi Tegray hasawi 😊

  • @user-eo2oe7ls2r
    @user-eo2oe7ls2r ปีที่แล้ว +6

    መድህን ዋዕሮ ንፍዕቲ ጋዘጠኛን ኣክቲፍስቲን ዕንካዕ ደሓን መጻኪ❤❤❤❤

  • @ashewubie3269
    @ashewubie3269 ปีที่แล้ว +2

    ብጻይ ገብሩ ሓቐኛ ትግራዋይ እዩ

    • @wowo9142
      @wowo9142 ปีที่แล้ว

      ጎጃመ

  • @zewelditesfazghi4270
    @zewelditesfazghi4270 ปีที่แล้ว +2

    GEBRU RESAH HANGOL. MEALTIKA TEXEBE

  • @simonmengstab2620
    @simonmengstab2620 ปีที่แล้ว +4

    Hadami beal nska ztekelkumo fengi hzbi tigray 1 million tefieu teraeu zeyfelt

  • @lesagoam9028
    @lesagoam9028 ปีที่แล้ว +5

    Gebru Asrat, newudmet hezbi tegray beri zekefete. Zebie enda zeyfeltewo agoza antsefuley yebil.
    The 1998 war was his war, and the 2020 is a continuation of it.

  • @mulegetalgam2319
    @mulegetalgam2319 ปีที่แล้ว

    Thank God you saved our country
    Hand of God defeated Our enemies

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ርጉም ኤርትራ ምስ ኢትዬጵያ እንታይ ተሰማሚዓ ኣየእትወካን እዩ game over ኣይርድኣካን ድዩ ምድሩ ዶንቆሮ

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru ปีที่แล้ว +5

    ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ተመሪሓ ክትምሓደር ኣለዋ ኣብ ፈደራል ኢትዮጵያ

  • @ghirmaiyy
    @ghirmaiyy ปีที่แล้ว +4

    እዚ ደንቆሮ ዝዘርኦ ፈልሲ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሞት ኣፍርዩ። ሕጂ'ኸ እንታይ ፈልሲ ክተክል እዩ መጺኡ? ስድርኡን ነብሱን ኣብ ኣመሪካ ሓቑፉ መሰታ ደቁን ደቂ ደቁን ዝኾኑ ደቂ ድኻታት ሓረስቶት ንኣማኢት እሽሓት ኣቕቲሉን ኣሰንኪሉን። ወይልኡ ወዲ ድኻ እምበር ካድራትሲ መውጽኢ ነብሶም ኣይትጠፍኦምን እያ፡ ስረን ሙታንትን ምፍታሕ ሓዊስካ።

  • @salihafar2244
    @salihafar2244 ปีที่แล้ว

    መድህን እንኳዕ ዓይኒ ንዓይኒ ኣራኸበና ምሳኺ😍😍😍😍😍😍

  • @michaelsuper6087
    @michaelsuper6087 29 วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ኸይመትካ ሕነና ፍደና