"ብተፈጥርኡ ኣብዪ ኣሕመድ ዝተዛረቦ እዩ ዝትግብር!" ጉባኤ ህወሓት ንትግራይ ናበይ ይወስዳ?! ቃለ መሕትት ምስ ገብረመስቀል ካሳ _G/meskel_Kassa
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 ต.ค. 2024
- Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#Abrha_Teklu_
#Interview_With,Abrha_Teklu
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣብርሃ_ተኽሉ
#መምህር_ኣብርሃ _ተኽሉ
#Shewit_Bitew
#ሸዊት_ቢተው
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ተጋዳላይ_ሸዊት_ቢተው
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣሉላ ሰሎሞን
#Alula_Solomon
#Interview_With_Alula_Solomon
#General_Kinfe_Dagnew
#ጀነራል_ክንፈ_ዳኘው
#kinfe_dagnew
#Gebremeskel_kassa
#ገብረመስቀል_ካሳ
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ገብረመስቀል_ካሳ
You are right.
ገሬ ሓቐኛን ንፉዕን ናይ መሪሕነት ዓቅሚ ዘለዎ መንእሰይ እዩ :: ❤️❤️❤️
Good conversation Medhiney brave guy keep it up we need more like you brilliant guest ❤
I heard this young man speak before and I read some of his reports and he is consultant with his story, he needs to write a book. Our people need a consistent reminder of what happened in Tigray.
That's right.👍
Yes absolutely
@@goesaroundcomesaround he the one is killing ትግራያን people with federal and government troops
The truth can not be changed by drama . It is unfolding in tigray by tegaru until now . The world knows your shame !
ሕጂከ መንዮ ዘጽንተኩም ዘሎ ሬድዮ ሓሶት ተለካኪምኩም ክትጠፍኢ ኢኩም garbages
Gerye jgna kurat adi eka
መድሂን ጅግና ቀፅልሉ
Weogin memhdar federal Ethiopia Addis Abeba 🇪🇹
It was Great program Birakhe Media Gebremekel kea azi u Niaud seb.
Thanks Mr.gebremskel Kasa for your critical analysis God bless you.
መድህን መደባትኪ ንማንም ዘይወገነ ንትግራይ ዝብል ስለዝኾነ ቢጣዕሚ ተፈታዊ ይገብሮ::
Is it Eritrean channel?
😀
እዞም ጨካናት ህግደፍ/ሻዕቢያ እቲ መውሃቢ ርኢይቶ ተቖጻጺሮሙዎ!
Important interview thorough and detailed explanation. Lots of information discussed our people should be aware of. Keep the discussion going.
ድሕሪ ኢሳያስ እሞ ምስ ኤርትራ ክትዕረቅ አይትሕሰቦ ። ድሕሪ ወዲ አፎም ሓደ ጥባሕ ጥባሕ ዘለዎ በአል ሴፍ ኢና አብ ስልጣን ነቀምጦ ። ትግራዋይ ዕደ
ጽቡቅ ኣከኻ።ድሕሪ ኢሰያስ'አሞ ዝገደደ አና ክንምጾም ነዞም ቆማላት።ንሳቶም ኣብ ውሽቲ አርትራ ንንጹሃት ዘጋታትና አንታይ ከምዝገበክሩ ፈጺሞም ኣይዛረብሊን አዮም።
ድሕሪ ኢሳያስ እማ ንባዕለክን ክትቃተላ ኢክን ድሑራት እስቲ ከምዚ ዓይነት ሚድያ አሎ ዶ አብ ኤርትራ ናይ ግሊ ?
@@hailushhailu7712 አንታ ዕደ ደሓን ንግዜ ክንገድፎ ። ግን ርግጸኛ ኮይነ ዝነግረካ ኢሱ ጅግና ሰብ ኢዩ'ሞ ኣምላክ ኣብ ዝፈቀዶ ጽቡቅ ታሪክ ገዲፉ ክሓልፍ ኢዩ ፥ ሽዑ ትግራዋይ ን ኤርትራ ክቀብጻ ኢዩ ፥ ከምቲ ኣቀዲመ ዝበልኹካ ጥባሕ ጥባሕ ዘለዎ በኣል ሴፍ ኣብ ስልጣን ኮፍ ከነብሎ ኢና ።
ኣታ ስቅንዶ በሉ ደቂ ሸራሙጥ ዲቃሉ ዓዲ የብልኩም ዓውዲ የብልኩም ኣብስደት ናነበርኩም ስለ ተጋሩ ንምዝራብ ሞራል የብልኩምን ንስኹም 130 ዓመት ሙሉእ ከምላም እናተሸጥኩም እናለውጥኩም ዝነበርኩም ስም ዓድኹም ብጣልያን ዝወጸልእኩም ሕሱራት ፍጥረት ሀዚ ኸኣ ኣብ ዓለም ተዘሪእኩም ንንባዕልኹም ትቃሉ ኣለኹም ገናኸኣ ኣብኣ ተሃልቁ ኢኹም ርጉማት ዘርኢ ዘርእኹም ይጥፋእ ሕሱራት ፍጥረት ብፍላይ ክዓ ሓማሴን ትብሃሉ እርኩሳት ፍጥረት ገና ወያነ ብዝወደቀት ዋጋኹም ክትረኽቡ ኢኽዑም ግዜኹም ሓልዉ
😂 ክከይድ ክብል ጀለብይኡ ሓሊኹ እንተ ኣውደቆ ከ😂?/
ገብረመስቀል ካሳ🎯🎯👌👌
ኤርታዊ ዝሕዝነካ እዚኦም ጎረቤትና ሙኻኖም እዩ።
@@gbm5905 እኛም እኮ ጉርቤታችን እንድትሆኑ አንፈልግም ምክንያቱም አስተሳሰባችሁ የ 18ኛው ከፍለ ዘመን ስለሆነ 🤑❌
በጃኩም ሐቂ ተዛረቡ ሐደ ኣይኮናን። ንስኩም ኢትዮጽያዉያን ንሕና ደማ ኤርትራዉያን ደቂ 9 ብሄር ኢና። proud to be Eritrean ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
እቶም አሕዋትና ዘይኮኑ ካባኻ ጀሚሩ እቶም አሕዋቶምን መንነቶምን አብ ሱዳንን ሱዕድን ዝኾኑ አብ ኤሪትራ ቋንቃ ትግሪኛ ብሄራዊ ቋንቋ ክኸውብ የብሉን እንዳበሉ ብተደጋጋሚ ዝተስዓሩ ጓኖት እዮም።
አብ ኤሪትራ ዘሎ ዓፍር ሓውን መንነቱን አብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓፈር እምበር አብ ኤሪትራ ዘሎ ቤንዓሚር አይኮነን።ክልቲኦም ብመንነትን ሕውነትን ዘይኮነስ ብዜግነት እዮም ዝራኸቡ።
እሞ ሓቅኻ ኢኻ ንስኻ ሓው ተጋሩ አይኮንካን ንዓኻ ሓው ዝብለካ ትግረዋይ የለን።ሓደ ናይ አፍሪካዊ ናይ አሜሪካ ዜግነት ዘለዎ መንነቱ አፍሪካዊ አሜሪካዊ እዩ ዝበሃል እምበር አሜሪካዊ መንነት አለዎ አይበሃልን፣
@@addisalemmesfin4849 እሞ የለን ኖንቸ ኤርትራዊ ምካን የለን። proud to be Eritrean
ወኩሉ ለግዜ። ንኹሉ ግዜ አለዋ። አዮኻ ህዝቢ ትግራይ።
Gena gena tigray ab oxwan kebeban ketkxel 💊
Medhin haftey much much respect gin what do you expect from him? 😍
Thank you our sister !!
ተጋሩ ሕጂ ዲኹም ተወልድኩም ሎሚ ጎረበትኩምን የሕዋትኩምን ምዃንና ተረዲእኩም?
በዓል ኒስኻን ሰዓብትኹምን ከለኹም ሚስትግራይ ሰላም የለን።
Falso Ignorant Hasad.
@@Nadia-rf8kp 😏
Intelligent man
I hope!
very fun and enjoy
ተጋሩ ቆማላት ደቂ 7ድካታት
🇪🇷❤️🤣👍
ከምይ ዝበልኩም ኑቁጻት ሓንጎል ኢኹም... ተጋሩ.
ፐእ ሙሁራት ኤርትራውያን ደንቆሮ አብ ዓለም ዩንቨርሲቲ ዘይብላ ሃገር አብ 21 ክ/ዘ ኢንተርኔት! ቅዋም !ስሚንቶ ከም ሓሽሽ ዝቁፀር ።አንታ ደንቆሮ 🙄
ንስኻ ኢኻ ነቃጽ ሓንጎል እቲ ዝሰራሕክምዎ ኢዩ ዝንገረኩም ዘሎ ረሳሓት
ቺድ ኹልቢ ከም ወኻሪያ ኣብ ፎቆዶ ድፋኣት እንዳመረትኻ ብዛዕባ ተጋሩ ኽትዛረብ ሞራል የብልካን ጨናዊ።
Wae niseka eba behawi zeteqaelka wedy denqoro
@@JonNati 😏
ጅግና ኢኻ ሓቀኛ ትግራዋይ ገሬ በርትዕ ሕዝብኻ ሓግዝ ቀፅለሉ የቀኒየልና ።
Very good speach, constractive idea ! thank you.
❤❤🎉🎉😍😍😍
ሕዝቢ ትግራይ ሓውና ስለ ዝኾነ፦
1. ደግያት ውበ 3000 ትግረ ኣብ ሮራ ሓባብ ቀቲሉ፣ ንኤርትራውያን ቆሎ ቆልዩ ኣብ እዝኒ እናእተወ ብዙሕ ኤርትራዊ ጸሚሙ። ስለ ዝኾነ ኣበው " ብዘበን ውበ ዝጸመመ ውበ እና በለ ሞተ" ዝብል ምሳሌ ኣረኪቦምና ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጽልእና ቆርጢምና ንዓቢ። ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሙን ሃጼ የውሃንስ ብሽፍታ ኣሉላ ኣባነጋ ኣታሊሎም ጸዊዖም " ንሓማሴን ብማሕላ ንደርሆ ድማ ብጥረምረ " ኣታሊልካ ምቕታል ዝዓይነቱ ኣብ ተምቤን ትግራይ ጸዊዖም ቐቲለሞም።
2. ኣብ ግዜ ሓይለስላሴ፣ ደርጊ ፣ተጋሩ ነጪለባሽ ተቆጺሮም ኣብ ኣስመራ 3000 ኤርትራውያን ጸላም ዓርቢ ቀቲሎም ኣብ ጎደና ጸቲሖሞም።
3. ንደርጊ መሪሖም ገጠራትና ብሓዊ ኣቃጺሎም፣ እምባ ደርሆ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣታ ሻዕውያ እና በሉ 70 ኣረጋውያን ቀቲሎም።
4. ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኾኑ ኣብ ውግእ ዓድዋ 800 ምሩኻት ዕሱባት ጣልያን ኤርትራውያን የማናይ ኢዶምን ጸጋማይ እግሮም ቆሪጾም ለቂቆሞም። እቶም ፈረጂ ጥልያን ምሩኻት ድማ ጸላእቶም ስለ ዝኾኑ ኣብሊዖም ኣስትዮም ነጻ ሰዲደሞም።
5 ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኾኑ ብ1998 ብዶብ ኣሳቢቦም ውግእ ኸፊቶም ተሰነይ ባረንት የዕንዮም። ብዙሕ ንጹህ ኤርትራዊ ቀቲሎም። 1.2 million ሕዝቢ ኣመዛቢሎም። ከምኡ ውን መቓብር እውኣትና ኣብ ሻምብቆን ጸሮናን ኣፍሪስኩም ኣዕዝምቶም ዘሪኹሞ።
6. ተጋሩ የሕዋትና ስለ ዝኾነ ሕብሪ ዓይንና ባህ ስለ ዘይበለኩም ልዕሊ 100000 ሺሕ ኤርትራዊ ሓብቶም ዘሪፍኩም ብግፍዒ ኣባሪርኩም ካብ ኢትዮጵያ።
7. የሕዋትና ዝለ ዝኾንኩም ኣይተንከፍናኩም ኣይበልናኩም ኣብ 2020 : 12 Rockets ከምቲ ልሙድ ከተጽኑትና ናብ ኤርትራ ወንጪፍኩም
እዚ ዝፈለጥኩዎ ኣቦታተይ ኮፍ ኣቢሎም ገበንኩም ብኸፊል ተዘንትዩለይ። ደሓን ይእቶ ትምርቲ ምንስቴር ኤርትራ ድማ ኣብ ስርዓተ ትምሕርቲ ኣካቲትዎ ኣሎ መታን ዝተወልደ ወሎዶ ኤርትራ እና ጸልኣኩም ክዓቢ። ኣብ ሳዋ ምስ ከድና ድማ ንቕሓት ዘበርኽን ሓድነትናን ዘጠናኽር 9 ቢሄራት ኣብ ሓደ መኣዲ በሲልና ንወጽእ። ስለ ዝኾነ ድማ ናባና ምስ ተኮስኩም ግብረ መልስና ውጺኢቱ ሪእኹሞ። እዞም ዝወረርኩሞም ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ጽልኢ ኣብ ልዕሌኹም ቆርጢሞማ ኣለው። ናይ ዝዘራክሞ ከም ትዓጽዱ ድማ ናይ ግዜ ጉዳይ ጥራይ እዩ። እዚ ብቐይሕ ኣስምርሉ ተጋሩ።
@@Massawa-y2u this is fabrcatid we don't believed with AUT any 🤑evidence we now you very well H, G, H, D, F big lies 🤑none sens 👹
@@Massawa-y2u አቤት አቤት አስምሩበትን ቀቅለሽ ብይው ማን ፍራጅ አርገሽ ትግራይን አጠፋሁ ስትሉ እራሳችሁ ትጠፋላቹ እናንተ በቅናት ያበዳቹ ሐገራችሁን ቀይሩ መጀመሪያ የትግራይ ሕዝብ ተቀየር ብላችሁ በቅናት የ ዘርፋቹት ለ ስራችሁት ግፍ እግዚአብሔር ይበቀላቹሐል የግዜ ጉዳይ ነው እንጂ የጃችሁን ታገኛላቹ ያርጋችሁት አልበቃችሁም አሁንም ትዝታላቹ አጋሰስ ሑላ መ ጀመሪያ ሻቢያ ነው ኢትዮጵያዊያንን ማባርር የጀመርው ንብርታቸውን ዘርፎ ኤርትራውያን እኮ ንብርታቸውን ተመልስው ወስደዋል ኢትዮጵያዊያን ግን ንብርታቸው ተበላ 2020ሮኬት ከመተኮሱ በፊት ሻብያ ቀድሞ ከ አብይ ሰራዊት በፊት የትግራይን ሕዝብ ጨፍጨፍ ሻብያ ለስራው ስራ አፀፋውን መመለስ ግድ ይላል ሻብያ በትግራይ ሕዝብ ላይ የስራው ስራ አንርሳም እናንተ ወንጀላቹ በውሽት የሚሽፍን ከመስላቹ ተሳስታቹኃል ፕሮፖጋንዳችሁን የሚስማ የለም ምድረ 👹🤑
And do you have no evidence in the past 3 years too 😂@@sabagebru6850
@@Massawa-y2u አስተሳሰብሕ ሆነ ኮሜንት አፃፃፍሕ የተወለድክበትን ዘመን ያመለክታ የ ኢሳያስ ባች ነሕ ፋራ 🤑በ 21ኛው ክፍለዘመን እንደዚህ ዓይነት አስተሳሰብ ነው ኤርትራን ከሁሉም ኅዋላ ቀር ያርጋት ❌
@@sabagebru6850 እኔ ፋራ የምለው እደናንተ ኢትዮጵያውያን ሰለጠን ብላቹ ግብረ ሰዶም ሆናቹ፣ የኣህያ ስጋ፣ ውሻ፣ ኣይጥ ውሻ ስጋ ትበላላቹ፣ ከሆስፒታል ሬሳ ሰርቃቹ የሰውነት ኣካል ትሸጣላቹ።። የኢትዮጵያ እናት ብር ያስፈልገኛል ብላ የሕጻን ልጅዋ በዶ/ር ነጋሲ ትግራዋይ ኣመካይነት ኩሊት ትሸጣለች። ትግራዋይ እህቱን ኣግቶ ገንዘብ ካልፈላቹ ብሎ ኣልቃትም ይላል፣፣ከዛም ይገድላታል፣ የማህለት ህያው ምስክር ነው። እናንተ ሃይማኖታቹ ብርና ብር እንደ ጣኦት። እኔ እንደ ናንተ ስላሆንኩኝ ፋራ ከሆንኩኝ ፋራነቴ ሽልማት ነው። ሃዋላ ቀሪነት በጭንቅላት ነው የሚለካው። የኛ I.Q 91 የኢትዮጵያውያን I.Q 60 በኣለም ዝቅተኛ ጭንቅላት። ስለሆነም 3000 ዓመት ናጻነት ኣለን እያላቹ ያለ የውጭ ኣገር እርዳታ ኣንድ ቀን መኖር የማትችሉ ኣገር። ስለ ሆኖም ተጋሩ በክልላቹ ጦርነት ለኩሳቹ ለጥፋት ተዳርጋቹ ፣ ግን ጅራፍ መትታ ትጮሃለች ነው የምንሰማው። ስለ እኛ መናገር ኣልፈልግም ፉኮራና ሽለላ ባህላዊ ጨወታችን ስላል ሆነ። ግን ማለት የምችለው የውጭ ኣገር እርዳታ ኣንጠብቅም፣ ኣገራች እዳ የለባትም። እናንተ ፣ሱዳን የመን እርስ በርሳቹ ስትፋጁ፣ እኛ 9 ቢሄሮች በኣንድነት ኤርትራ እየዘመርን በፍቅር ንኖራለን። የኛ ኣካሄድ የቀኝ እጅ ያረገችው የግራ እጁ ኣትወቀው ነው። ኣፋችን ዘግተን የቤት ስራችን ንሰራለን፣ ለናንተ የ100 ኣመት የቤት ስራ ሰርተን በስቃያቹ ሶፋችን ቁጭ ብለን እንዝናናለን። ይሄ ሁሉ የምለው I.Q 55 ይዘሽ ሊገባሽ ኣልጠብቅም። ይመቸሽ ዓጋመ
መቸም ኣይትሓፍሩን እኹም። እዚ ሰብ ኢዚ ኢኮ ምስ ኣቢ ኣሕመድ ኮይኑ ዘዳኽር ዝነበረ ኢዩ። ሓሶትን ምድንጋርን ባህሊ ኢዩ። ከመይ ገርካ ምስ ኢዞም ብጉርብትና ከምዝነበር አኮ ትገርመኒ ኢያ። ከም ጎረባብቲ ብሰላም ክነብር እንተኾይኑ፥ ካብ ጽልኢ ውጹ።
Hasawi
Eritrea Eritrea Eritrea entay aynet hzbi ekum ,naki kea temen zkonki seb .Xegemkum zeytfethu eritra aykonetin xegem hzbi Tgray.😊😢😢😢
ኤርትራ ወይ ኢሳያስ ኣቡነዘበሰማያቶም እዩ ዘረባ ክኸፍቱን ክዓጽዉን ግድንንንን ኤርትራን ኢሳያስን ኣለዉ
@@elizabethelilta2663 ygerim eko eu mhfret natom xegem kulu nabana kbluwo hir kblu ywelu
....she has no other project except undermining eritrea.
@@DejenZeray ኣይግበሮ እምበር ዋላ ውሕጅ ወይ ንፋስ ተዝመጾም ከማን ኤርትራ ኢሳያስ ምበሉ ምክንያቱ ኣፎም ሃህ ተቢሎም በቓ ኤርትራን ኢሳያስን እዩ ዝወጽእ ዋ!! ንሓዋሩ ኸ ክወጸሎም ድዩ ?
😂😂😂😂😂😂ayhadgun eyom xbuki nay eritra ente mexu kea tegaru eyom ybluna
❤መድሂን ሐውትና ፁቡቅ መደባት አለኪ ❤
"እሰያስ እናሃለወ ከይሃለወ" ካብ ዝብል ስጉምቲ ዘይወስድ ሓሳብ‘ስ "እቲ ብወገንን ንህዝቢ ኤርትራ ክንገብሮ ዝግባኣና ኩሉ ጌርና’ዶ ኢልካ ንነብስኻ ምሕታት፣ ወይ ድማ ክንገብሮ ዘይግብኣና ህዝቢ ዘቐይም እንተፈጺምና ብኸመይ መሊስና ልቡ ንኸስቦ" ዝብል ንቕድሚት ዝጠመተ ሓሳብ ምብጋስ እዩ ዘዋጽእ። መድህን ንባዕልኺ ሓደ ሓደ እዋን ንህዝቢ ኤርትራ ዘተሓሳስብ ካብኡ ሓሊፉ ድማ ዘስግእ ሓሳባት ሒዞም ዝመጹ ኣጋይሽ ምዕዳምኪ ህዝቢ ዘይርድኦ ጌርኪ ኣይትውሰድዮ። እዚ ዎ ደሓንኪ
ውፃእ ተልፋስ ፉንፉን ባርያ::
ሕ. ግ. ሕ. ደ. ፍ እራሳቸውን ፃድቅ ሌላው እርኩስ ብለው ነው የሚያስቡት እናንተ ትግራይ ውስጥ ምን እንዳደርጋችሁ የምንርሳ ከመስላቹ ተሳስታቹሐል ሌቦች ምቀኛ ሁሉ 🤑👎
Asey nadna
Medhin is right today! I was extremely upset when she tries to coverup the crimes committed by Eritreans. Truth can not be covered. Many people agree that 90% of the genocide was committed by Eritreans. That is open truth. One day criminals will be brought before justice. I hope TDF will cooperate with Ethiopian government in bringing the criminal Eritreans to justice.
አታዮ ክንደይ ትጸዊ ኢካ።ቀዳማይ ተሐታቲ ጽንተት ሕዝቢ ትግራይ /tplf/ሕውሓት ዝብሃል ውድብ እዩ።ካልኣይ ብኣበይ አሕመድ ዝምራሕ ናይ ብልጽግና ውድብ እዩ።ሳልሳይ ኢትዮጵያዊ ናይ ዝተፈለለዩ ሓይልታት ብዝያዳ አምሓራ።ራብዓይ ተዓዲሙ ዝኣተወ ህግደፍ ናይ ኤርትራ እዩ።።።ሕዚ ትብሎ ዘለካ ክሲ ንወታህደራት ዘይኮነ ክከውን ዘለዎ እቶም ወሰንቲ ጶለቲካውያን መራሕቲ እዮም ተሐተቲ።።።
እንታይ ዘይገበሩ ሰራዊት ኤርትራ ማለት እኮ ምስህበይ ኣብ ሳሕል ዘዓበዩ ናብ ሰብነት ዘይተቐሩ ደቂ በረኻ እንድዮም ።እቲ ጌጋ ናይ መራሕቲ ህወሓት ኢዩ ።ምኽንያቱ ሸፋቱ መራሕቲ ኤርትራ ባዕራብ ተዓሲቦም ፀረ ሓበሻ ንከሸብሩ ብስም ናፅነት ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ ኣዋጃቢርካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምህዋኽ ኢዩ ተልእኾኦም ።ሰለዚ መራሕቲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ኣወጃቢሮም ንሸፋቱን ኣሸበርቲን መራሕቲ ኤርትራ ንናፅነት ኤርትራ ዝቃለስ ሓይሊ ኢዩ እናበሉ ንህዝቢ ትግራይ ዘእመኑ መራሕቲ ህወሓት ተሓተቲ ኢዮም ።ኤርትራውያን ብዓሰርተ ኢድ ዋጋ ክኸፍሉ ኢዮም ።
ኣይስማዕንዘሎ/መድህንሓፍተይ/ስለድልውነትኪነመስግን።
Kondaf ogame wedi arayi kuonti wedi.geber anniya
ሕጂ ውን ግደፉ። ግደፉ። ግደፉ።
ሰላም ዘምሩ።
ኣቱም ተጋሩ እዚ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ እስኪ ግደፍዎ ብዝኾነን ዘይኮነን ዝዓበኹም ዝነኣስኩም ዝተማሃርኩምን ንፈልጥኢና በሃልቲ ኣንጻር ኤርትራውነት ክትጉስጉሱ መሬት ዓሪብኩም: ጉዳይ ምድሓን ህዝብኩም ግዳ ዘይትገብሩ :ጽልኢ ኣብዘብጽሓኩም የብሉን ወላ እንተጸላእኩም እውን ህዝቢ ኤርትራ ምብራስን ምብትታንን እቲ ናይትማሊ ተንኮል ናይ ኢሊትተጋሩ ልዕሊ ዓቅምኹም ኢዩ እንተኪኢልኩም መንደቅ ናይ ጽልኢ ዘይኮነስ ሓጹር ንደቁ እሞ ግደፍዎ እዚህዝቢ ካልኡ ይኣክሎ:: ወዮ ድኣ ረሳዕቲ ኮንኩም ኢኹም ይመስለኒ ድኣምበር ወረርቲተጋሩ ኣደታት ከተማ ስንዓፈን ነበርቲ ከስከሰን ክዕምጹን ክቀትሉን ከባቢ ጸሮና ህዝቢ ከጋላትዑን ንብረት ዚንጎ እውን ከይተረፈ ክዘምቱን ካብኡ ሓሊፎም ባረንቱን ተሰነይን ምሉእ ብምሉእ ዘሚቶም ጥርሐን ኣትሪፈመን ልዕሊ ሐደ ሺሕ ብጋይት ከብቲ ካብ ዋናታተን ዘሚቶም ንዕኦም ቀቲሎሞም ::ሕጂ ይኣክለና ሕሉፍና ክንዝክር ኣይቲገዱድና ኣንጻር ሃራውነትናን መንነትናን ወፈራ ድው ኣቢልኩም ህዝቢ ትግራይ ንሊዕሊ ሓደ ሚልዮን ክጠፍእ ዝገበሩ መራሕቲኩም ምሪሕነት ህወሓት ሰረቅቲ ረድኤት ንህዝቢ ዝመጸ ሓገዝ ዝሸጡ ጉዳይኩም ግበሩ::
እቲ ንስኩም እኩይ ርኩስ ተግባርኩም ክሕድኩም ምዝራብኩም ሓዱሽ ኣይኮነን መቃብር ኣቦታትኩም ፊሒርኩም ወያነ መቃብር ስማእታት ዝበልኩም ንስኩም እኩም ብስምኩም ምዝራብ ኣመልኩም እዩ
@@abadihagos3846ንስኻ ንባዕልኻ ሓሶት ኢኻ። ብሓሶት ተጠኒስካ ኣብ ሓሶት ዝተወለድካ።
ብዛዕባ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዘውረድኩሞ ግፍዒ ዝዘረፍኩሞ ንብረት ገና ገና ክትኸፍሉዎ ምዃኑ ፍለጦ።
ወዮ ዝፈሓርኩሞ መቓብር ስውኣትናን፣ ኣብ መጠራን ቆሓይቶ ዝወዓልኩሞ፣ ከፊልኩም ዘይትውድእዎ፣ ብመጻኢ ወለዶ ትግራይ ትርገሙሉ ኹነት ኢዩ ፈጢሩ ዘሎ። ክስቆረካ ኣለዎ ኣታ ሓሶት ትንፋሱ !!
🇪🇷❤️🤣👍
leyabo gizikim halwa @ Shabiya
@@supertesfit2121 tigray tigriji yelene selam ehanuna🇪🇷❎❎❎
Hasawi Agame
እቲ ጆኖሳይድ ዝፈፀመ ሻእብይ ካብ ምድረ ገፅ ከጠፈ ኢትዮጵያውያ ሰላም አይትረክብን
ስማርት ሰብ ምዕቡል ሰብ ካብ ኩሉ. ዘይጻረፈ 💝💝💝
Thanks medhin for the your show you are doing great work keep it up .
ናይ ትግራይ ቀዳሞት ጸላእቲ ሰለስተ እዮም። ንሶም ድማ 1. ሓሶት 2.ድንቁርና 3. ሕዋሓት ( ወያነ )እዮም። ተጋሩ ጆነሳይድ ንኤርትራ ፈጺምኩም እምበር ኤርትራ ኣይፈጸመትልኩምን። እዚ ኣጀንዳ ጆኖሳይድ ኸይተበገሰ እዩ ሞይቱ ኣብ UN 🇺🇳 ብቓላት ኣምባሳደር ናይ Zambia 🇿🇲 ብኣካል ዝፈልጦ። ኣምባሳደር ብርሃነን ሓደ ትግራዋይ ኣብ human rights agency ዝሰርሕ ሰራዊት ኤርትራ ካብ እቲ ብዙሕ ሓሰቶም 220 ሺሕ ተጋሩ ደቂ ኣንስትዮ ዓሚጾም ምስ በለ። ብምልኦም ኣባላት UN 🇺🇳 ኣምባሳደራት በቲ ሓሶት ተገሪሞም ነንሕድሕዶም ተጠማመቱ፣ ንቁሩብ ደቃይቕ እቲ ኣኸበኛ ስቕታ ሰፈኖ።ሽዑ ናይ Bangladesh 🇧🇩 Ambassador ሕቶ ንኣምባሳደር ብርሃነ ገብረኽርስቶስ ኣቕረበ " እንድሕር ሓይልታት ኤርትራ ካብ ቁጽሩ ንላዕሊ 220 thousands ደቀ ኣንስትዮ ኽዕምጽ ብረቱ ኣብ እግሪ ገረብ ኣጸጊዑ ፈጺምዎ ኢለ ይሓስብ፣ እሞ እስኹም ኸተድሕንወን ኣይከኣልኩምን ቢሉ ሓተቶ ፈገግ እንዳበለ" " ብተወሳኺ ናይ እዘን 220 ሺሕ ተዓሚጸን ትብልወን ቃለ መጠየቕ ብvideo ዝተደገፈ ምስ መሰካክር ተቕርቡልና ዶ" ኢሉ ደምዲሙ ሕቶኡ። ኣምበሳደር ብርሃነ ፍጥጥ ፍጥጥ ኮነ። ስለዚ ጆኖሳይድ መዝሙር ገዲፍኩም፣ እተን ሰለስተ ጸላእቲ ትግራይ 1. ሓሶት 2. ድንቁርና 3. ወያነ እንተወጊድኩም ምስ ገራባብቲ ኣህዛብ ብሰላም ትነብሩ። ካብ ኤርትራዊ ማጆሪቲ New York. Peace ✌️
🇪🇷❤️🤣👍
@@Massawa-y2u ናይ ኤርትራዊ ፀላኢኡ 1-ሻዕቢያ 2- ፀርፊ 3- ታሕዲድ፣ ሓቃ ምሽፍፋን አነ ኤርትራውያን ቅድሚ ሻዕቢያ ምምስራታ አብ ኤርትራ ይፈልጠኩም እዩ፣ ሹኡ ጊዜ ሕውነት ዝፈልጥ፣ ለባም ለዋህ፣ ዓጋመ ዋላ ኢትዮጵያዊ ዝፈቱ፣ ካብ ዓዱ ዘይወጽዕ፣ ሰራሕተኛ፣ ኢንፎርመሽን ከይሐብኤ ዝሕብ Open Mind ዝኮነ ድሕሪ ሻዕቢያ ግን እዚ ኩሉ ጠፊኡ እዩ
@@negagetachew974 ሻዕብያኮ ኣብ ግዜ ደርጊ ስለ ዝዓበየ ንዓኹም ቅሩብ ይድንግጸልኩም ኔሩ፤ እዚ ብሕጂ ዝመጽእ ወለዶ ኣብ ግዜ ወይን ዝዓበየ ከመይ ክሕዘኩምዩ ሓቢርና ክንርእዮና።
@@Massawa-y2u ብመጀመርታ ድንቁርና መለለይ ኤርትራውያንዩ ምኽንያቱ አይተመሀርኩምን ብዘይካ ፀርፊ ምስ ተጋሩ ድማ አይትምጡኑን
ካልአይ ጀኖሳይድ ዝበልካዬ ዓለም ኩሉ ብፍላይ አሜርካ new lines institute and human rights ዝተረጋገፀ ዩ እዚ ድማ ሐቂዩ
ሳላሰይ ሐሶት ዝበልካዬ አሲርኩም አይአሰርናን ትብሉ ቀቲልኩም አይቀተልናን ትብሉ ዳዊት ኢሳቕ መንዩ አይፈልጦንየ ዝበለዩ መራሒኹም ንዓባ ሐቂ ንዛረብ
Adenekeka awerareda kalateka atsehahfaka kulu eziom gen tsebuk gerom yefeltu eyom yehlefka mehab gen ne hewehat aygebrwon eyom never .tarik haki ketneger aleka tarik ayhusun eyu ente hasot tarik delkum gen nyzom gorebtan alekum elu kal general sebhat eferm wedi efrem .3000 amet gerna elomukas hasot mukanus abey nerka kendezi deheret gen zebeleka zeyele kulu mesaka yetaekir 3000 gerna yebeleka kkkkk abey dea nerka emo
እዚ ሃመማ ትግራዋይ በቲ ዝዛረቦ ዘረባ እቲ ጽልኢ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ተጋሩ እንዳከፍኣ እዩ ዝኸይድ
G/meskel real man❤
Kondaf ogame komal hasad gorbet
ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ገና ኣይገደፍኩሞን ክክክክክክ
ዘይከውን ነገር ፣ ንሰበይትካ አይትንገር
Bzey Ethiopia Budget monbar zeytkhiel nieshtoy Kilil , kemey gerka ikha enqureob nab Gmel tqyir ? LAYKHONEY ! 😂 🤣 🤕
🇪🇷❤️🤣👍
አስኩት መንኢካ በለፀኛ ባንዳ ወይ ለብዘበን ኩሉ ንከብዱ ዝሓድር እንካ ሓሳብ የለን ይብለኒ
ኣየ ተጋሩዋኒ ፋብሪካ ሓሶት በፈፍ በፈፍ 😂😂😂
Dirty human being just wait the truth will come out soon and you regret your life time Bariya
🇪🇷❤️🤣👍
ሰላም ለኩለኩሙ
ዘ ብሄረ ግእዝ !
ግእዛዊ ሰላምታይ ብምቅዳም
ህግደፍን ወያነን ከዳዓት'ዮም
እዚ ትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ ኻኣ ዱሑር'ዩ ::
እታ እንኮ ፍታሕ ሃገረ ኣግ'ኣዝያን ምድረ ግእዝ ምትካል'ዩ : ሕጂ ---- ኤርትራ ትግራወተይቲ ሃገር'ያ : ፒርየድ :: ተጋሩ ደቡብ ትግራይ እዚ ፈሊጥኩም ተንቀሳቀሱ : ግዜ የለን :: ወያነ ኣብቂዑ'ኢዩ : እቶም ዝሐስብ ርእሲ ዘለኩም መንእሰያት ሰምየንን ደቡብን ትግራይ ፖለቲካ ቀይሕ ባሕሪ ተቆጻጸርዎ : እዚ ግዜ ናትና'ኢዩ :: ሠራዊት ግእዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ደርማሲ ሐይሊ ኮይኑ ክነብር'ዩ ::
እግዚኣብሄር ንኣግ'ኣዝያን ይባርኽ !
ሰላም ንምድረ ግእዝ !
መድሂን ሎሚ ትክክለኛ ሰብ አቅሪብኪ ንስኺ እውን ፅቡቅ ሕቶ አቅሪብኪ።
መንግሰቲ ቀልጠፉ ናይትግራይ መሬት ብዘይ ምምላሱ ፣ሰራዊቱ አብ መሬት ትግራይ አስፊሩ ፋኖ ክስፋሕፋሕ ዕድል ፈጢሩሉ። ሰብአይ ክልተ አይ አፈቲአ አይፍቲአ መተ እኮ ተባሂሉ።
ጸጋይ ገብረመድህን እባ ኣምጽልና መዲ
Muhur begia
ኣብ ንግስነት ኣክሱም ትግራይ ወይ ትግራዋይ ዝበሃል ኣይነበረን።ሓቂ ምዝራብ ንፍቶ ቡዙሕ ታሪክ ዝፈልጥ ሰብ ከምዘሎ ንፍለጥ ።
ናይ ኣተሓሳስባ ድኽነት ዘሎም ሰባት! "ሕጂ ዘሎካ ኣይተቕልሎ፡ ዳሕራይ ከይትዝክሮ" እዩ ነገሩ።ድሕሪ ኢሳያስ ድኣ ገደደ፡ ዘየናሕስዩ ኢሳያሳውያን እዮም ክዝመጹ፡ ሽዕኡ'ከ እንታይ ይገበር?
ኣይርዶኦምን እዩ፡ኢሰያስ 27 ዓመት ኣእዳውና ኣሲሩ በዞም ቆንዳፋት ኣሕዋቱ ከምዘቕጥቀጠና ኣይተረደኦምን ዘሎ፡ድሕሪ ኢሰያስ ከም በዓል ብርሃነ ኣብረሀ ዛኣመሰሉ ሃገራውያን ከምዝመጹ ኣይፈለጡን።
A. G. A. M. E.
ኦኦኦ ሎሚሞ ጉድ ኢኺ ትመስሊ መድሕኒና
መድህን ንስኺ ጽቡቅ ኣለኺ ቀጽልሉ ግን ፕሮግራምኪ ብሃመማ ተሸፊኑ ኣሎሞ ፍሊት ተትነጽግሎም ሃመማ በዚሑ
jerikan 😏
Your self 👉🪰
ሃመማ ጥራይ እልክ ፉንፉናት ፍጥረት ናይሰብ ዘይብሎም ዘርእ ሓማሴን😅 ኣብኩሉ ጦብሎቕ ዝብሉ ባራዩ እሳያስ ስደተኛታት ፀልአዮም ሞይተ😅😅😅
ገሬ እሙን ፅሩይ
ህዝቢ ትግራይ ካብ ሓሶት እንተዘይወጺኡ ካብ ሽግር ኣይወጽእን። ኤርትራ ትሽዓተ ብሄራት ዘለዋ ሃገር እያ ምስ ተጋሩ ዘራኽብ የብልናን
ብራኸ ሾው ኩሉ አሳታፊ ብምኳንኩም ናምስግን በርትዑ መድህን ሐፍትና ንሕና ንደልዮ ካብ ሕሉፍ ጌጋትና እንታይ ንምሀር ከመይኸ ናይ መፍትሒ ኣካል ንኾን ብዝብል አጀንዳታት ተጸሚድና ልክንስርሕ ናይ ኩሉ ትግራዋይ እጃም ክህልው ይግባእ. ናይ ቐደም መራሕቲ ብስርሖም ንጹሃት ናይ ጡርትኦምን ጥቕማጥቕምን ሐሊኻ ብኽብሪ መማኸርቲ ብምቕማጥ ሐዱሽ ንጹሃት መንእሰያት ብምትካእ ኩሎም ተናሓናሕቲ ውድባት ብምስታፍ ሐቓፊ ስልጡን ረብሐ ህዝቢ ትግራይ ዝሕልው ዝሟገት መስዋእቲ ክፈል ፍትሒ ዲሞክራሲ ዛረጋግጽ ትግራዋይዓቕሚ ዘለወን ደቂ አንስትዮ ዛሳትፍ ክኾን ድልዱል ፓለቲካዊ ትካል ክንሀንጽ ይግባእ❤
ካብ ኩሉ ርንዓትን ኩሎም አረኣእያን ምትእንጋዱ ፅቡቕ ጅማሮ እዩ።
ገሬ ተባዕ ትግራዋይ ንመጀመሪያ ግዜ ሻዕብያ ኣብ ትግራይ ከም ዘሎ ብልሳኑ ዝተዛረበ እዩ ዋላ እዃ ዝዘንገዐ እንተኮነ በቲ ግዜ እቲ ኣብ መንጎ 2ሓርማዝ ቷቀርቂርካ ከምዚ ምባል ከቢድ እዩ ኔሩ
ፅቡቅ አስተዋፆኦ ዝነበሮም ሰባት ንዝምልከቶ አፍልጦ /ሓበሬታ ምሃብ ዶ አይመሓሸን ምኽኒያቱ ውፂኢት ማርኩ ሰለዝኾነ
Please do proper & detail documentation so that to be clearly in fact what had been criminally done to be known to the world & localy to generation!
Lekbat kondaf agame
Weslati hasawi. Poletica bhasot eyu zsrah entebelukas boshbash..
It is getting muted????
agame teref fano
Anta seq bel teref asa sedetgna rising hamham eshok agam yiwugaeka denqoro
ባራዩ እሳያስ ተረፍ ወያነን ደርግን ረስዕክሞ ድኹም😅😅 ስደተኛ ተረፍ ልብያ😅😅😅
Thank you for your Story sharing
Yes you are medihn
Gegin gebre. Meskile
Gdele derber tent ertarwe eyu
ጉድጓድ ንዃዓቲኣ እቲ ማለሊት ንህዝቢ ኤርትራ ዝሓሰበቶ ናብ ነብሳ ግልብጥ ደቂ ስዩም መስፍን ሓሳዊ
Mr. G/meskel is real Man
Hasot+serki+=bahlom resht gorbet🇪🇹
ዩቅነየና ኩቡር ሓው 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰሪቁስ ካልሓፍረልኻ ይበሀልስ ከምዚ ዝበለ እዩ እቱ ሓውና ናህወሕት ብዓል ስልጣን እዩ ነይሩ አበል ህወሓት ተረ አባል እንዃን ልሜዳ እዩ ወፂኡ ተቃሊሲ አባል ዘይኾነውን ተጋዲሉ እዩ ገብረመስቀል ግን ምስ አብዪ ብልፅግና ኾይኑ ቐደማይ መሉ ነጋ ኻልዓያ ገብረመስቀል እዩ ዝነበረ ሽመቶም ካብ ዝገርምኻኣ ሙሉ ነጋ አበል ህወሓት አይነበረይ ገብረመስቀል ግና አብ ህወሓት መሪሕነት ዝነበረ እዩ ከብ ዝገርም ግን ልደብረፅየን ልጌታቸውን ትቃወም ትሰመዕ ተለኻ ክንደይናይ ዘይሓፍር ምዃኑ እዩ ዝገርም
ኣይስማዕን ዘሎ
አብቲ ሕማቅ እዋን ድምፂ ዝኾነ ጅግና ሰብ እዩ ብሐቂ
Game is Over memhdar Addis Abeba 🇪🇹
Serawit sehbia serawit sehbia nska defari galu nshabya aytexelmo lekbat
ምጥሪ።
Eni beal ezi iyom zimerhuwa tigray yigerim iyu
ሓቂ ይሓይሽ
ተጋሩ ጊዜ ተገልቢጣትኩም ኣላ
ኤርትርውያን ፈጣሪ ይፈትወኩም እዩ: ኩሉ ሰላም እዩ
ተጋሩ ሕዚ እውን ናታትኩም ጎይታታት እዮም፣ምስ ተፈጥራዊ ፀላእትኹም ተሓዚልኩም መፂኩም መጥፊኢትኩም ገይርኩም። እቲ ናይ ቀደም ይትረፍ ሕዚ እውን ድሕነትኩምን ጥፍአትኩምን አብ ልቢ ትግረዋይ እዩ።
እቲ አብ ትግራይ ወንጀል ዝፈፀመ ህዝቢ ኤሪትራ ዘይኮነስ እቲ ንህዝቢ ኤሪትራ ባዕሉ ዝጨፍጨፍን ዘደኽየን ህግደፍ ጥራሕ እዩ።ካብ ህግደፍ እውን እቲ አባል ኩሉ ዘይኮነስ አብሰልጣን ክፀንሑ ዝደልዩ ብቁፅሪ ካብ 100 ዘይበዝሑ መራሕቲ ጥራሕ እዮም።
Medi ❤❤❤❤❤❤
የኢትዮጵያን ቤሄር ቤሄረሰቦች እየመራክ የኤርትራን ህዝብ ጨፍጭፍክ ሲታበቃ ለ20ዓመት ወርክ ይዘክ ዛሬ ምን ተገኝቶ ነው ትግራይና ኤርትራ አንድ ህዝብ ናቸው የምትለው ???????
tigraway qeT bil inde Maxchid ! teblowal iko . Mesreq sra new , mewashet bahil new .
አማራ መስነህ ራስህ ህግደፍ ነህ።በወያነ እና የትግራይ ህዝብ ያገኘሃት ሃገር ካውሁን በኋላ ለስንት አመት እንደምትኖር እናያለን!
ህግደፍ መንደፍ!
ቀንህን ጠብቅ ።
ካብ ዓጋመ እንታይ ክንጽበይ ኣመሎም እዩ።
በዚ ኮይኑ በቲ እቲ ደስ ዝብል ነገር ንዓና ዝጸሞቅዎ ስሚ ይሰትይዎ ኣለው
¹111¹¹¹¹
ትT❤❤❤❤
አሁን ኢትዮዽያ አሰብን ለማስመለስ በደንብ እየሰራች ነው። ከዚያ በሃላ አካባቢው ሰላም ያገኛል።
3 ሚ ህዝብ 120 ሚንን ዘግቶ 1200 ኪሜ የባህር ድንበር አቅፎ መኖር አግባብ አይደለም። የሚንልክንና የጣልያንን ውል ማፍረስ ቀላል ነው። ግዜውም አሁን ነው !!!
ኤርትራውያን ኣብዚ ሜድያ ስጉምቲ ንውሰድ
ገረመስቀል ሓሳዊ;; ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸመኸ ትፈልጦዶ?
Kulom hasewti! Ezziatom rugumat eyom.
ጽልኢ ክትዘርኡ ክትነብሩ
Banda
ስርዓት ህግደፍ ጸሊእና ጣልያን ዝፈጠራ ሃገር እንዳበልካ ናይ ምቕምሻሽ ግን በዚሑ መኽንያቱ ድሕሪ ጣልያን ዝነበረ ገዛኢ ብደም መስዋትን ዝመጸት ሃገር ምኻና ምእማን የድሊ፡ ትግራ ኣብ ውሽጢ ኢትዮፕያ ኮይና ካርትኣ ትፈልጥ ኢያ ስለዚ መን ኢዩ እቲ ካርታ ሓንጺጽዎ ናጽነታ እንተ ኣዊጃ ከ መን ዝፈጠራ ሃገር ኢልና ኢና ክንዛረብ
ምስ ኤርትራ ዘራኽብ ዋላ ሐንቲ የብልኩምን
ሀገር ምስ ሀገር እያ ትዛራረብ
ንስኹም እንተ ምሩፋዕ እንተ ልስትሮ ክትሰርሑ ካብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኤምባሲ ቪዛ ሐቲትኩም ብነፋሪት ኣስመራ መጺእኩም ክትሰርሑ ትኽእሉ ኢኹም ዶብ ግን ንሐዋሩ ተረጊጡ እዩ
ጭፍሉቅ ባርያ ኢሳያስ😮
ናይ ዓድኻ ኢትዮጵያ ጥራሕ ግበር ለማንይስርናይ😂
ስትራተጂካዊ ረብሓ ትግራይን ኤርትራን ናብ ሰላም ምምጻእ፣ ናብ ፍጹም ፓለቲካዊ ምትእስሳር እቲ እንኮ ናይ ህላወና ዕድል ኢዩ። ስለምንታይ ደኣ ተጋሩ የሕዋትና ብዉልቅን ማሕበራትን ልቦም መሊኦም ምስ ደለይቲ ፍትሒ ዘይሓብሩ፧ ሰላምን ብልጽግናን ኣህዛብና ኣብ ግዜ ህግደፍ ክኸዉን ኣይክእልን። ነዚ ክንስዕሮ ግን ሓቢርና ክንቃለስ ይግባእ፤ ንሓባራዊ ረብሓን ህላወን፤ ኣማራጺ የለን።
How can he save the people with out arms?
መራሕቲ ሕውሓት መድሕን ህዝቦምን ሃገሮም ኢዮም ብተግባር እውን ተራእዩ ኢዩ
Enda khezi hizi gizae mizae
ናይ ኣምሓን ኤርትራን ዳሓን😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣብዛ ክልል ዘሎ ዕንጅልና ይገርም እዩ ስራዊት ኢትዩጵያ ኣብ ቅድሜኩም ረሽኑ እናኣጸደፎን ን ኤርትራ ትከሲ ሉክሱሳት ኣብ ኤረትራ ሚልዩናት ኢስያስ ኣለው
Brakhe show, your guest important discussion. Thank you
ኣቱም ሰባት ኣቢ ኢሉኩም እዩ 99% ናይ ፕሪቶርያ ተወዲኡ ተተርጉሙ እዩ 1% ምርጫ ጥራይ እዩ ተሪፉ !!
ኤርትራ 100% ኣብ መሬታ እያ ዘላ ኢሉኩም እዩ ወልቃይት ጸጌዴ ሕሙራ ከኣ ናይ ወልቃይት ኣምሐራ ስለ ዝኾነ ኣብ ኣምሐራ ክልል ኣሎ ማለት እዩ !!!
እንተ ምሩፋዕ እንተ ሽቓቕ ምጽራይ ሰሪሕኩም ተመስገን ኢልኩም ትነብሩ ኣርባዕተ ነጥቢ።
ገርፈጥ።ሓንጎልካ ኣስርሓዩ።
መድኅን: እንታይ ዳኣ እዩ እዚ ኣከዳድናኺ? ዋእ!
መቸም ን ነገራት ብ ዓይኒ ካልኦት ኣይትርእዩን ኢኹም። ብዝዕባ ንዓኹም ዝጥዕመኩም ጥራይ ኢኹም ትሓስቡ። ኤርትራዊ ኣብ ሽወደን ርኣይዎ። ን ኤርትራ ኢሰያስ ክይዱ ህግደፍ ጠፊኡ ጽንጽያ ዓይና ዘንፍረላ ወይልኡ።ከምቲ ንስኹም ትሓልምዋ ዓባይ ትግራይ ኤርትራዊ ክኣ ነታ ንእሽተይ ኤርትራ ዝትንክፈሉ ኣይፈቱን ኣኸለ።
They from Mars ☺️
ኢትዮጵያ ብፍላይ ካብ'ቲ ዕሉሉ መስፍናዊ መራሒ ሃይለስላሴ ዝጀመረን፡ክሳብ ሕጂን፡ ፍጹም ዕድላ ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ዘላን ኣብ ነንሓድሕዶምን ምስ ጎረባብቱን ዝፋልሱዋ ዘለዉ መራሕቲ ዝተዓደለትን ሃገር እያ።
ኢትዮጵያ ብሕርሻዊ ሸነኽ ሃብታም መሬት ከለዋ ብጥሜት ክሳብ ሕጂ ዝፈልስ ዘሎን፡ ሕማቕ ዕድል ዝተዓደለትን ሃገር እያ።