1000 ትርብዒት ኪሎሜተር ካብ ልኡላዊ ግዝኣት ሩስያ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ዩክረይን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 50

  • @tsegaywerede
    @tsegaywerede 26 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ፡ መደብ ፡ ፍናን ፡ ሓውና ፡ ቀጽሎ ፡ 💙💙💙

  • @AmazeHailu-h8q
    @AmazeHailu-h8q 27 วันที่ผ่านมา +6

    ፍቅርን ሰላምን ንወዲሰብ

  • @robimassawino
    @robimassawino 27 วันที่ผ่านมา +8

    ሩስያ ወራሪት ኢያ ወራሪ ከኣ ሲዒሩ ኣይፈልጥን ኢዩ ። ፑቲን ብትዕቢት ዝወልዖ ሓዊ ሕጂ ኣብ መሬቱ ኣትዩ የቃጽሎ አሎ 😂😂😂😂😂

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 27 วันที่ผ่านมา +3

    ሩስያ ዋላ ን ዓለም ዘጥፍእ ኣጽዋር እተሃለው ን ከተማታት ይኩሬአይን ከተዕንወሉ ትኽእል ኢያ ንብ ንሃገሮም ደም ዝኸፍሉ ዩኩሬኤናውያን ግም መሊእ ከተጥፍእ ኣይትኽእልን መኽንያቱ ሰብ ቀቲልካ ኣይውድኣን ኢዩ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-qw7lx4uh8s
    @user-qw7lx4uh8s 27 วันที่ผ่านมา +7

    ወዮ ፑቲን ደኣ ናበይ ኢዩ ዝሃድሞ 😂

  • @welderufaeltesfahiwet7687
    @welderufaeltesfahiwet7687 27 วันที่ผ่านมา +3

    Keep it up, incredible talent

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 27 วันที่ผ่านมา +9

    እንድዒ ሰራዊት ዪክሬን ብሰላም ዝወጽእ ኣይመስለንን😅

    • @AwetTsegay-gr2lx
      @AwetTsegay-gr2lx 27 วันที่ผ่านมา +4

      ኣምላኽ ወገን ምስ ዉጹዓት እዩ

  • @yosiefTesfay-mq8wd
    @yosiefTesfay-mq8wd 27 วันที่ผ่านมา +2

    ሩስያ ንዩክሬን ማኖ የትሕዝዎም ኣለዉ ሽጣራ ኣብ ድብያ ከህልቕዎም'ዮም

  • @user-vf2mj6rb1z
    @user-vf2mj6rb1z 27 วันที่ผ่านมา +1

    God bless Ukraine 🇺🇦

  • @l678pursle
    @l678pursle 27 วันที่ผ่านมา +2

    ብ ስዕረት ሩስያ ኢዩ ክዊዳእ!!

  • @AndomMedhane-y8o
    @AndomMedhane-y8o 27 วันที่ผ่านมา

    Thank you bro

  • @Salh-wr5dq
    @Salh-wr5dq 27 วันที่ผ่านมา +1

    ራሻ ኣይትሳዓርን ሰራዊት ይክረን ኣይኮነን ዝኣተወ ናይ ኔቶ ኢዩ

    • @hagostesfamichael9737
      @hagostesfamichael9737 27 วันที่ผ่านมา +4

      Aye hgdef denakor akilikum edmekum mulue bhasot kitnebr abzi muebul alem aykonen seb wedi seb tsatse halifu keman yfeltwo kemzi ab eritrea zeleka mesiluka hgdef denkoro belaeti seb

  • @ingoditrust1964
    @ingoditrust1964 25 วันที่ผ่านมา

    Kelbi tgray

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 27 วันที่ผ่านมา +2

    Serawit russya dhul eyu mknyatu tegedidu zatu zelo serawit ember fetyu aykonen idu rekibato alo putin

  • @erione1750
    @erione1750 26 วันที่ผ่านมา

    Serawit ukrain yeatwus alewu kimlesu diyom ke

  • @gezadkatat1465
    @gezadkatat1465 27 วันที่ผ่านมา +2

    ዩኩሬናውያን ዝወርዎ ዘለው ስፍሓት መሬት ክውሕጦም ተክእሎ ኣሎ!
    ምስቲ ወሪሩ ዘሎ ብዝሒ ሰራዊቶም ዝማጣጠን መሬት ኣይኮነን እዚ ሒዞሞ ዘለው ስፍሓት።

    • @muluemeles7201
      @muluemeles7201 27 วันที่ผ่านมา

      ኣነውን ስክፍታይ ንሳያ።

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie7869 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fo8yz8ti5w
    @user-fo8yz8ti5w 27 วันที่ผ่านมา

    Kezab getska trhak
    Lehasi

  • @rezenetesfu2502
    @rezenetesfu2502 22 วันที่ผ่านมา

    ትም በል ሓሳዊ

  • @Showhabesha-mp3me
    @Showhabesha-mp3me 26 วันที่ผ่านมา

    Fnan hade knegreka Russiawyan kremti kisab ziatwelom yom zxbeyu zellewu eza Komment zekra ika 👈 hluf tarikom ymskrelom

  • @abandelanb9490
    @abandelanb9490 27 วันที่ผ่านมา +3

    እሞ ብሰላም ዝወጹ ዶ የምስለኩም ምናልባት ጋን ኒቶ ምስ ይኩሪን ከይታቱ

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 27 วันที่ผ่านมา

    Egziabiher MS tamexti eyu zkewun Putin amaxi sle zkone nay Ukraine hizbi atfiewo endyu

  • @EliasMengsta
    @EliasMengsta 27 วันที่ผ่านมา +2

    ንሓቲ ትንታነ ሰለስተ ጌዜ ተቕርባ ሓዱሽ እንተዘይብልካ ካልእ ዘይተዳሉ።

    • @berihutsehaye771
      @berihutsehaye771 27 วันที่ผ่านมา

      እዝንኻ ቆርጢጡ ስምዓዮ ዝበለካ እኮ የለን ኣየድለየካን ሸተት ጥራሕ ያ

    • @user-lq5kl4vn8p
      @user-lq5kl4vn8p 27 วันที่ผ่านมา

      Emo ab selestuew entay elka comment tsihifka

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet1872 27 วันที่ผ่านมา

    ኢኖ ግበይ ክክክክክ

  • @Shidenti
    @Shidenti 26 วันที่ผ่านมา

    ኣይግድን ንውሽጢ ሲሒቦም ከትርፍዎም እዮም ናይ ዝኣተኻ ኣይኮነን

  • @user-zd4wy8gp4i
    @user-zd4wy8gp4i 27 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ጽቡቅ mdrder rkeb ala Ukraine

  • @manunitederey1631
    @manunitederey1631 27 วันที่ผ่านมา

    ወየ ዝበልናዮ ኮይኑ ሰራዊት ዩኩሬን ኣብ መሬት ሩስያ ኣትዩ ከምዘይ ወጽእ ነጊርና ነርና ሕጂ ግን ምሉእ ብምሉእ ተደምሲሱ ኣብ ቲዊተር ኣቲኩም ረኣይዎ ምዕራባውያ ግን ሓቢኤሞ ኣለዉ ወይ ኣብ ናይ ሩስያ ትዊት ወይ ከኣ ኣብ ናይ ኣዕራብ ኣውሪደሞ ኣለዉ ኩሎም ሰራዊት ይኩሬን ሩስያ ዘኣተዉ ሕማቅ ኣማውታ መይቶም ኣለዉ እዝግዮ ኢዩ ዘብል

  • @user-jc2wo3ps2c
    @user-jc2wo3ps2c 27 วันที่ผ่านมา

    Slava ukraine 🇺🇦 ♥️ ❤️

  • @pitrosy4610
    @pitrosy4610 27 วันที่ผ่านมา

    Nazi keman bzatewa aywexen msh Ukraine

  • @homiegoi2824
    @homiegoi2824 27 วันที่ผ่านมา

    ፑቲን ኣስመራ ክሃድም ኢዩ!

  • @wediEri452
    @wediEri452 26 วันที่ผ่านมา

    abey emo kbexih eyu amawta kekfie tezey koynu

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 27 วันที่ผ่านมา +5

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @asmerabela5083
    @asmerabela5083 25 วันที่ผ่านมา

    Metaws atiyom
    Mmlas ke eyou eti huto

  • @abiti1991
    @abiti1991 27 วันที่ผ่านมา

    እዛ ክላሲካል ሲ ኣበይ ክረክባ ምክኣልኩ ገለ ትፈልጡ ሰባት

  • @samonsamonmogos7721
    @samonsamonmogos7721 27 วันที่ผ่านมา

    ወይ ጣጣጣጣጣጣጣጣጣጣ

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 27 วันที่ผ่านมา

    Metfioom eu kone elom eyom russia shelel elomom wala hade ka kewexi yebahilu alo kulom aba kiterfu eyom

  • @SimonTesfamariam
    @SimonTesfamariam 27 วันที่ผ่านมา

    Jqg kan inte välja sidan efter all gta 6 on hela världen

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 27 วันที่ผ่านมา +3

    መምለሲ ደአ ከይስእኑ መላሲ አውያት ዘይብሎም ከይሀልቁ ።
    ከምቲ ናይ ወያነ አብ ጋሽ ሰቲት / ሸቲት መረብ አብ ባድማ አብ እግሪ መኸል አብ ዓዲ በጊዖ አብ ከባቢ ቡሬ ወዘ ተረፈ
    ከምኡ"ውን አብ ቁልቁለት አላማጣን ራያ ዓዘቦን አጻምእ ሚለ መላሲ ዘይብሎም ትርጉም ንዘይብሉ ዝጠፍኡ።
    ርሑስ ቅነ ፈስቲቫል ኤርትራ ኸአ !
    ኤርትራውያን ፈስቲቫል ንጽንብል አለና።

    • @weyniissac2053
      @weyniissac2053 27 วันที่ผ่านมา

      ዶንቆሮ ዓጣሪት

    • @dahlakdahlak8740
      @dahlakdahlak8740 27 วันที่ผ่านมา

      @@weyniissac2053 ንመን"ኻ ታ ! እንታይ ማለት እዩ ኸ ? ከምዚ ክዳን ዕጥርጥር ማለት ድዩ ወይ ዙርያ ፣ቁምጣ ፣ ጃንጎ ፣ ወላ እተን ከምተን ዘይእዱባት ዝለመድካየን ዝሰምዩወን ።

  • @keflommengsetu5135
    @keflommengsetu5135 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤