ኣም መንጎ 2 ጀነራላት ዝተቀርቀረ ሓላል ህዝቢ ሱዳን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 21

  • @medhanegoytom9055
    @medhanegoytom9055 2 หลายเดือนก่อน +10

    እዞም ሑሱማት ጀነራላት ንሱዳናዊያን ጥራይ ዘይ ኮነ ንመላእ ህዝቢ ሱዳን ንስደተኛ ኤርትራዉን ኢትዮጵያዊያን ከማን ኣራኻኺቦምና ኢዮም።ህዝቢ ስዳን እኳ ዝበረኹ ሕብረተሰብ ኢዮም ዓድኻ ረሲዕካ ሱዳናዊ ክትኾዉን እንታይ ዶ ተሪፍና ኢዩ ኔይሩ ኢዩ።ሰላምኩም የምጻልኩም ፈጣሪ። i love you sudan!!!!!

  • @ዳኑሊቨራዊ
    @ዳኑሊቨራዊ 2 หลายเดือนก่อน

    ygerim eu hzbi sudan halal hzbi selam yerhwelom ❤❤

  • @afrikaafrika8362
    @afrikaafrika8362 2 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👌👌👌

  • @Football-e6f
    @Football-e6f 2 หลายเดือนก่อน

    ሐቅካሐወይ ሐላል ህዝቢ ፈጣሪ ሰላም ይፍጠረሎም

  • @kbng9742
    @kbng9742 2 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome, Fani

  • @MelakeAregay
    @MelakeAregay 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @amanielaregawi7278
    @amanielaregawi7278 2 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ ሱዳን እዚ ኣይግበኦን ነይሩ ክልተ ዓያሹ ጀነራላት እታ ዓዲ የዕነየምዋ ንዓና ከማን ለኪሞምና

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3im 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome 😍😍

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 2 หลายเดือนก่อน +1

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @yonaskidane9267
    @yonaskidane9267 2 หลายเดือนก่อน +1

    Xbuk Sarhb fani keepedup

  • @MekonenYohanes
    @MekonenYohanes 2 หลายเดือนก่อน

    Ane zegrmaniy karniy Africa kulu geza ab Qenat entiy eyou etiy xegam

  • @eyovero1619
    @eyovero1619 2 หลายเดือนก่อน

    ንህዝቢ ሱዳን መስካ ሓበሻ'ዩ በጺሕዎ: ገንዘቡ ክወርሱ ክብሉ ብዘይ ዝኾነ ምኽንያት ምእሳር ምግፋዕ: ገንዘብ ብሓይሊ ከም ዝኸፍሉ ምግባር ዝኣመሰሉ ተኣኻኺቡ ንካርቱም ሓዊስካ ፈጣሪ ሓሞኽሽቲ ቀዩርዋ:: ነብኹም ዝበሎ ዘክሩ "ሓበሻ ኣይትተንክፋ"

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሱዳን እዚ ከልቢ ዱባይ ባንዳ ኢማራት ዓረብ የፍርሳ አሎ

  • @misghinashishay5764
    @misghinashishay5764 2 หลายเดือนก่อน

    Hzbi sudan miskin ezi aygbeon eu ezom husurat Generalat sudan gin gulbabu qelemo tekalt zrei mergem

  • @FeqarNetserab-ks8nz
    @FeqarNetserab-ks8nz 2 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ሱዳን ሓራም አንበር ሓላል ኣይኮነን ሓሳዊ

  • @yordamedhanie1519
    @yordamedhanie1519 2 หลายเดือนก่อน

    ✌✌✌✌ R S F

  • @GeneralPetros-r9g
    @GeneralPetros-r9g 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂

  • @Robelsoimon
    @Robelsoimon 2 หลายเดือนก่อน

    ፍናን ሰላማት
    ኣልቡርሃን በጊዕ ብ ሓንጎል ወዲ መድህን በራድ ኢዩ ዝምራሕ ወዲ መድህን ከኣ ቐርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሕንፍሽፍሽን ዕልቅልቅን ክነብር ጥራይ ኢዩ ዝደልዮ፡እቲ ሕጂ ክምጽእ ዝክእል ኢማራት ዓራብ ን ኤርትራ ከም ሱዳን ክትበታትና ክትደሊ ኢያ ምክንያቱ ሊብያ ተበቲና፡የመን ተበቲና ኢትዮጵያውን ኣብ ሰንከልከል ዘላ ኣንፈት ወይ ጽላሎት ምብትታን ዝደናደና ዘሎ ሃገር ኢያ ስለዚ ኣልቡርሃን በጊዕ ናብ ኣኬባ ጀኔቫ ዘይምካዱ ወዲ መድህን ኣይትኪድ ኢልዎ ክከዉን ይክእል ኢዩ ልክዕ ከምታ ን ኣብን ወያነን ኣብ ፕሪቶርያ ብ ካሌታ ወጢጢም ዘፈረምዎም ኩናት ደው ከብሉ ሕጂ ከኣ ኣንቶኒ ብሊንከን ወጢጡ ብ እዝኖም ከፈርሞን ስለ ዝክእል ኣብያ ኣድማ ቀጽሎ ኢልዎ ክከዉን ይክእል ኢዩ ጆኬር ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ወዲ መድህን በራድ።😂😂😂😂😂

  • @SaraKebedom
    @SaraKebedom 2 หลายเดือนก่อน

    000000000000000

  • @MussieAtoshm
    @MussieAtoshm 2 หลายเดือนก่อน

    Bad person