ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ቀጽሎ ባ bro🤩🥀
Nice video!!keep it up 👍
ማሓዛኺ ደኣ 5 ቖሉዑ ወሊዳ እንድያ መርዓ እያ ዘይተመርዓወት እበር እቲ መርሓ እውን ሕጂ ድሕር 5 ቖሉዑ ወሊዳ ምስተፈላለየት እዩ ሚስጢር ናይ መርዓ ዝተነገራ ዳግማይ ምስ ከምኣ ዝኣመሰለ ክትምርዖ ከምዘለዋ ዝተነገረት ግን እኮ ገና ጎል 16 ዓመት እኮላ ስድራኣ ኣምሪዖማ እዮም ኔሮም እቲ መርዓ ዝተመርዓወቶ ግን ትክክል ከምዘይነበረ እዮም ነጊሮማ መርዓ ንመርዓ ኣፈላላይ ከምዘለዎ እያ ተሓቢራ ዳግማይ ውን ከምቲ ናይ ብህጻና እከላ ዝተመርዐወቶ ዘይኮነ ብኣኽሊል ብቑርባን ብቓልኪዳን ኣብ ውሽጢ ቤተክርስትያን ክትምርዐው ከምዘለዋ ናይ ገዳም ኣባ እዮም ገሊጾሙላ እቲ ዝተገለጸሎም ንዖኦም ስለዞሎ እዩ ስለዚ ሪኢኺ ዶ ማሓዛኺ ማዕረ ባህታውያን ናይ ገዳም ዝተመስከረላ እንታይነታ ከምዚኣ ዓይነት መሓዛኺ ዶ ከምዚ ትብልዮ ዘለኺ ለግጺ ምተገባኣ ኔሩ ሰብ ግን ኣብዘይቦቱኡ ከምኡ እዩ በጃኺ ኣብቲ ቦታኣ ምስ ቐረበት ደኣ ኩሉ እቲ ሓቒ እኮ ገሊጾሙላ እዮም ባዓል ከማኺ ዝኣመሰላ ዝኣመሰሉ ግን ከሕስርዋ ይቓለሱ ዝገርም እዩ መርዓ ተሓሲምኪ ከኣ ትብልያ ዝመስላ ትዘይረኺባ ደኣ እንታይ ክትገብር ከምቲ ዝደልይዎ ትኸይድ ከምታ ናይ ቐደማ ዘይትምርዓዊ ኢሉ ዘገድዳ የለን እድሕር በቲ ናታ መንገዲ ዝቕበሎ ረኺባ ያው ናይ ገዳማት ምኽሪ ክተትግብሮ እያ እንተ እታ ንመለስ እትብል ግን ክትምለስ ከምዘይብላ ንኣቦ ደቓ ብጾሎት ክትሕግዞ ከምዘለዋ ኣቦ ደቓ ሕማቕ ከምዞሎ ተነጊራ እያ ብናይ ኣብ ገዳም ዝነብሩ ኣቦ ኣብ ናይ ግብጺ ገዳም ተፈጺሙ እዩ እዚ ናይዛ ማሓዛኺ ነገር ዘይስማ ክተጸልሙ ከም ማሓዛኺ ክትኾኒ ግዳ ጻዓሪ ማሓዛኺ እንካን ሕጂ ዘሎቶ ንመጻኢኣ እውን ከመይ ከምትኸዶ ተሓቢርዋ እዩ ሓደ ኣሎ ደራፋይ ሲ ፊሊሞን ዝበሃል ንፍቕሪ ዶ ማንጮሎት ኣለዎ እናበለ ዝደርፍ ዝገርም እዩ ንሱ ሲ ልዕሊ ኣብቲ ገዳማት ዘለዉ ድዩ ፈሊጡ ግን ማዕረ ክንደይ የሽካዕልል ከምዞሎ እዩ ዘርኤካ ሰብ እኮ ተዘይኣሚኑሉ ኣይኣምንን ክብል መብቱ እዩ ኣገዲዱ እመን ዝብሎ የለን ናይ ገዳም ፈላሲ እኮ ፍቕሪ ኣለዎ ማንጮሎት ኣሕጽብዮ ኣይተባሃለትን ሕማቕ ኣሎ ብጾሎት ሓግዝዮ እያ ተባሂላ
🙏🏾💖: XD