SHIGEY - Merhawi Kidane (Qarya/ቃርያ) - ናፊቐ'ምበር - Best New Eritrean Music 2021 - ( Nafike'mber)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ธ.ค. 2024
  • In this channel we will posting Eritrean MUSIC lyrics base of the music interest and ….. SHIGEY - ናፊቐ'ምበር by Merhawi Kidane (Qarya/ቃርያ) and more ….. Eritrean Music 2021 so stay tuned for the next great content, The goal for this channel is to been able to know the lyrics of the MUSIC you're listen to!!!
    Lyrics
    ናፊቀ' ምበር
    ናፊቀ እምበር ናፊቀ ዘልመድክኒ ጡዑም ጠባይ
    ኣብቲ ጽላል ዓርኮብኮባይ
    ሎምስ እባ ንዒ ናባይ
    ቀሊል ከይመስለኪ ጸገመይ
    ንዓኺ ምስኣን 'ዩ ሕማመይ
    ኣላትኒ ዝብላ ንስኺ እንዲኺ ዓለመይ
    ሰብ ምስኣን ግናዩ ሰብ ምድላይ
    ዓሳ 'ዶ ይወጽእ 'ዩ ካብ ቀላይ
    ገጽኪ እንዶ ምለስ ናባይ
    ግልጽ በሊ ወለላይ
    ገለ ንግበር በጃኺ ገለ ንግበር
    የዕኑድ ፍቅሪ ከይስበር ገለ ንግበር
    ሓደ ንኹን ኣብ ፍቅሪ ንዒ ንንበር
    ሓደ ንኹን ከም ቀደም ንዒ ንሕበር
    ቀጨውጨው ኮይኑ ቀጨውጨው
    ኣብ ጎነይ ምስ በልኪ ፈጨው
    ቀጨውጨው ኮይኑ መንብሮ
    ከመይ ኢለ ሂወት ክጸሮ
    ከም ገለ እንድዩ ከም ገለ
    በጃኺ ከይንፈላለ
    ናፍቆት ኮይኑ ሓኔታይ
    ንዒ እንዶ ሓፍተይ ምእንታይ
    ኡሁሁሁሁሁይይይይ …..
    ከም ገለ ናፍቆት ክኽእሎ ከመይ 'ለ
    ንዒ በሊ ተመለሲ
    ስለ ፍቅሪ ስለ ነብሲ
    ብናፍቆት ካብ ዝሳጺ
    ተሎ እባ እሞ ተሎ ምጺ
    ሕለይለይ 'የ ጽምዋ ቅተልለይ
    ሕለይለይ 'የ ሸቀልቀል ኣጥፍእለይ በሊ
    ሕለይለይ 'የ ኣለኹልካ በልኒ
    ሕለይለይ 'የ ፍቅሪ ሒስኪ ንዕኒ
    ሕለይለይ'የ ሕለይ በሊ ሕለይ
    ሕለይለይ 'የ ዝሓለፈ ርኣዪ
    ኣኣኣ..ኣነሞ ከምዚ እለስ ኣይግድን
    ኡይ..ሃቢ እንዶ መፍትሕን መንገድን
    ንበይነይ ንበይነይ ንበይነይ ድኣ 'የ
    ከመይ ክጸሮ ከመይ ድኣ
    ልበይ እንታይ ኢለ ከእምኖ
    በይነይ እውይ ዝኾኖ
    ንዒ ንዒ ንዒ በሉለየ
    ሎምስ ተረድእለይ ×2
    ግጥሚ :- 😘ገብሪሂወት ጸሃየ🙏
    ዜማ :- 😘በሬ (በራሙ)🙏
    I hope you enjoyed it!!!:),
    All in this video is copyright license
    ~-~~-~~~-~~-~
    Please watch: "New Eritrean Music 2021 Semhar Yohannes - Zyaday | ዝያዳይ "
    • Video
    ~-~~-~~~-~~-~

ความคิดเห็น •