ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ኣስመራ ንጀጋኑኣ ዘየኽበረት ሓወልቲ፡ዝገበረትሉ ገጣሚ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 98

  • @binyamsamsomsamsombinyam112
    @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว +70

    ፍናን ሓውና ገለ እስከ በልና ብዛዕባ ቅያ 18 ደቃይቅ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ዝተገበረ ጅግንነንትኣብዚ ሓሳብ ትሰማምዑ like ገይኩም ሕለፉ

  • @biniambini4261
    @biniambini4261 4 ปีที่แล้ว +2

    Politika Eritrea 🇪🇷 ኣዲኣ ገዲፋ ሓትና ትናፍቅ እዩ ነገሩ

  • @selamtesfay8911
    @selamtesfay8911 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ኤርትራ እሞ ንመን ኢዩ ክስርሖ ህዝቢ ኤርትራ ብምሉኡ እንድዩ ጅግና ።

  • @wediabraham9624
    @wediabraham9624 4 ปีที่แล้ว +8

    ሎሚ ልበይ ረኪብካያ ፍናን ብዝዓባ እዛ ሓወልቲ እዚኣ ማራ አያ ክፈልጥ ዝደሊ ነይራ ሎሚ ጽብቅ ማዕልቲ ኮይኑ ብዝዓቡ ክሰምዕ በኪዓ ከይ ኣመስጎንክካ ክሓልፍ ኣይ ደልን(Thank you)

  • @user-xr2gb4lw4o
    @user-xr2gb4lw4o 4 ปีที่แล้ว +6

    ፋካ ዘለዎ ኣብ ጅቡኡ ማዓልካ ይብልዎ እንዳጸውዑ ይብሉ ወለድና ንምኻኑ ካብ ኤርትራ ይወለድ እሞ እንታይ እዩ ግን ኣፍሪላ ።ኣፍሪስካ ብወልዳብ ወልደማርያም ወይ ቤቶው ክትካእ ኣለዎ

  • @filmongoytom6183
    @filmongoytom6183 4 ปีที่แล้ว +1

    Naytom Jeganu Aytatina zeyserihu or Eta girima Shida eka Afirisoma.
    gele misitir nay Shuda telika nigirena

  • @TF-fo6wq
    @TF-fo6wq 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽውጽዋ ኢዩ ንዓና ንኤርትራውያን ናይ ፑሽኪን ታሪኻ ፋኒ ብሮ።

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks fnan hero eritreawi well done I really appreciate you by name of papa biteweded king of king Eritrea likewise love you eritreaweyan brothers sisters mothers fathers forever wake up new generation:: 💖🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷💖💖💖💖🇪🇷💖💖💖🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷💖💖💖❤️🇪🇷💖💖🇪🇷💖💖🇪🇷❤️💖💖🇪🇷🇪🇷💖💖🇪🇷💖💖🇪🇷❤️💖🇪🇷💖💖🇪🇷💖💖

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 4 ปีที่แล้ว +5

    ኢሳያስ ውን ኣብ ተንቤን ሓወልቲ ክስረሖ እዩ ማለት እዩ
    ኤርትራን ኢትዮጵያን ድማ ሓሰውቲ እየን ደቂ ሃገር ዝኾኑ ህዝበን ዘየኽበራስ ሓደ ጻዕዳ ራሽያዊ ሓወልቲ ጎደና ክስይማ ዘይሰብኣዊነት እዩ

  • @semaynatey877
    @semaynatey877 4 ปีที่แล้ว

    Thanks fnan abi seb sletkulu tegedasnetka bmesenjer xihfelka akribkayo ka eza medeb

  • @tesfahiwetfsahaye3881
    @tesfahiwetfsahaye3881 4 ปีที่แล้ว +1

    fnan anbesa God bless you brother

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว +4

    I will break up down soon I don’t give a damn about anything if they need Ethiopa people they can take him seriously

  • @robelmulugetamichael4339
    @robelmulugetamichael4339 4 ปีที่แล้ว

    Dankwel fani bro

  • @smretnuguse3403
    @smretnuguse3403 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan hawey bzaeba habesha zbl aresti eba amxalna. Maletey nhna Eritreawyan habesha dina? Habesha entay malet u. Plizz aqrbelna😊

  • @yonasteages2600
    @yonasteages2600 4 ปีที่แล้ว

    Auwayyyy halefti Eritrea n Ethiopian nay alemna donakur barayu natom jeganu gedifom bifilay ka nay higdef mendef zereba yebulun

  • @efrimangesom3495
    @efrimangesom3495 4 ปีที่แล้ว

    Well com bro

  • @tesfahiwetfsahaye3881
    @tesfahiwetfsahaye3881 4 ปีที่แล้ว

    i am so happy today neza tarik kseme abkekani fnan

  • @Beti642
    @Beti642 4 ปีที่แล้ว

    thanks for explaining let's go head

  • @zeniwedimera6857
    @zeniwedimera6857 4 ปีที่แล้ว

    Eritrea mes temelesna eti kedamay kengebro zelena nayzi hawelti yelena naytom jeganu kensekel eina

  • @amanmogos4548
    @amanmogos4548 4 ปีที่แล้ว +1

    ✝️❤️✝️

  • @semerehabtom5986
    @semerehabtom5986 4 ปีที่แล้ว

    Ezi musliynet tray eu jeganuka definka do abey aleka deybeleka abzi aleku mibelka kabzi musluy sriat yewxiana amen🙏🙏🙏

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว +1

    HIGIDEF ZIBELIAO EMIBEREY ZIGEBIRO AYIFELITIN EYU EMO BAHAK NAY KIDIAET KIDIATI MUKONU EYU GERU ZOLO!!!!?

  • @semerehabtom5986
    @semerehabtom5986 4 ปีที่แล้ว

    Well come fani gudus yatatawi🤙🤙🤙

  • @snt5477
    @snt5477 4 ปีที่แล้ว +4

    ን ዓድና ምስ ተመለስና ነዛ ሓወልቲ ፑሽኪን ካብ ሱሩ ቦንቂርና ን ኢጦፒያ ክንጉሕፈልም ኢና. ኣብታ ቦታ ከኣ ናይ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርኣም ሓወልቲ ንዘላለም ክሳብ ዓለም ተብቅዕ ድልድልቲ ሓወልቲ ክንተክል ኢና.

  • @danielgebrehiwot4071
    @danielgebrehiwot4071 4 ปีที่แล้ว

    Hawelti eti jigna raesi alula afriska Hawelti xaeda metkal malet nebse methat eyu . nezi sele zriu eyo xeadu dema duhuraten denakurun mukana zetarebu .

  • @user-wn8cm9oi5q
    @user-wn8cm9oi5q 4 ปีที่แล้ว

    Fnan nugus negestat aleka aleku bety teqribena nsika awelka keybluni aytbl ika nhaqi teko ika tebla 🤴🤴🤴🤴🤴🤴👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏

  • @user-pk5ss6he6j
    @user-pk5ss6he6j 4 ปีที่แล้ว

    Adia gedifas hatna dyom zbelwo

  • @robelangesom257
    @robelangesom257 4 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና ፋኒ
    ዘይሕማምካ ረስኒ እዩ ናይ ህግደፍስ ጀጋኑ ክም ዝተሳእኑስ ንባዕዳውያን ሓወልቲ

  • @kiflomtesfamhret1278
    @kiflomtesfamhret1278 4 ปีที่แล้ว

    Nay xehafi haweti enda serhe nxahfti zasir mengsti. Wellcome to Eritrea

  • @masaratimasarati1610
    @masaratimasarati1610 4 ปีที่แล้ว

    Merhaba jegna

  • @kidaneberhe8275
    @kidaneberhe8275 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan si bzaba nay gana tarik hawelti serihom elka tegediska😂😂😂 nska do aykonkan tarik abotatka gedifka tarik israel ktnegr twil zeleka senef amselu ezi kulu srhit nay gana ab Eritrea ztegebre eyu beal nska gin ketemslu ekum tzarebu atawi ktrekbu ember kali yenlka zarkey

  • @lulaweldeabgebremichael6256
    @lulaweldeabgebremichael6256 4 ปีที่แล้ว

    Entay kgbea dea gn entay ygeber zihzin eyu

  • @fikaduhabtay1410
    @fikaduhabtay1410 4 ปีที่แล้ว

    Xbuk medeb fnan wedi kereney xada. Pushkin Eritrawi eu. Kab twldi lagon zbhal alet ab adi tekelezan bwhud number ynebru. Ab kulu kfalat kebesa adtatna zerkebu alet eyom. Ezom lagon zbhalu alet b kshenet flutat eyom resi wn alewom bhaki ane kem zgmgmom. Ezi seb ka kab aletom eu zbl elal ab asmara ysem nere. Hzbawi shkak eba afrisom pushkin serihoma. Mesheni sena nerna.

  • @semayeyuderetey3616
    @semayeyuderetey3616 4 ปีที่แล้ว

    Ethiopia Amo nklom eyom natna zblwom

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว

    AJOKUM BERUTUAU EKUM

  • @kingnip6018
    @kingnip6018 4 ปีที่แล้ว

    Abehageu Abrham hanibal eritrawi iu ab Google alo wedi Sergey wedi 60 amet kulu arini abe Google wela amawteu negirni ferencawi iu ketilwo

  • @KAKATZ1993
    @KAKATZ1993 4 ปีที่แล้ว

    እዛ ጉዳይ ቀጻሊ ያ ትገርመኒ ኔራ ብዝኾነ ሓወልቲ ምስርሑ ኣይጽላእን ግን ቅድሚኡ ኣብ ኣስመራ ሓወልቲ ዝግበኦም ኣሽሓት ጀጋኑ ከለዉና!?
    ጽምብላሊዕ ምዓኮራ ዘይከደነት መሬት ትኸድን ዩ ነገሩ

  • @samiteyfkr3693
    @samiteyfkr3693 4 ปีที่แล้ว

    ፋኒ ሎሚ ናይ ልበይ ረኪቢካን ዝገሪም አዩ!!!(Thanks you)

  • @tesfahiwetfsahaye3881
    @tesfahiwetfsahaye3881 4 ปีที่แล้ว

    igbon neru

  • @wwicxxcx805
    @wwicxxcx805 4 ปีที่แล้ว

    Gele kabti ግጥሙ እስከ ኣስሙዑና

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว

    Dear fnan where is his parents now likewise have got any information about his parents where they are no matter where they are

  • @temutemu5483
    @temutemu5483 4 ปีที่แล้ว +4

    Fenan jegena keferes alewo keman ezi haweleti nay Weldab wedmaryam keserhha alewo

  • @amasedetna2035
    @amasedetna2035 4 ปีที่แล้ว

    Nezi aferskia wey nay abona weldeab weldemaram wey nay betew kengebro ena kia

  • @binyamsamsomsamsombinyam112
    @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว

    መጀመርያ እቃዕ ብድሓን መጸኻ ፋኒ ሓወልቲ ፑሽኪን መን ሰሪሕዎ መኣስ ከ ተሰርሑ ?እዚኣ መሉሱለይ ዝፈልጣ እተ ሎ

  • @metkeltseggai9378
    @metkeltseggai9378 4 ปีที่แล้ว

    Simae endo entay eyu shigrka hade ni alem bi sine tsihuf zedeneke eritrawi mikanu entay eyu himamka ?
    engliziwian aykonun zifeltiwo himak .
    Kemuu kitkewin tsear seney

  • @AsTikatok
    @AsTikatok 4 ปีที่แล้ว

    Finan shikor nay Zerai deres kiha tariku akiribelna amharu natika eyom diblu ykifae yxebiki ne hageron ykun nekale zegebriwo eritrea nab hagrina kinmeloso kineqibom delena eyu

  • @thinktwice827
    @thinktwice827 4 ปีที่แล้ว

    Ertrwyan kia n jgna bteweded Hawelti knserhalu ena

  • @hailabweldeslasi8267
    @hailabweldeslasi8267 4 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ፍናን ኣብ ኣነ ብተበርክቶ የመስግነካ, ግና ኣሎ 1 ሓቂ ኣሎ ኣብ ሃገርና ኩሉ ናይ ጀጋኑና, ዉሩያት ሓወሎት ክግበረሎም ከመኡ ውን, ካብ ጸበብቲ ሓታሓስባ ውጻአና (ጽልኣት ) ንዲፕሎማስ ምክንያቱ ኣብ ጎደናታት ፓሪስ (paris ) represent ህላወኦም ትገብር ከተማ, አያ ናይ ሰብ ዉርያት, ወይ ሃገራት, ስለሺ ባኤልካ ሕሰበላ ከይ ኣንውሕኩልካ.

  • @mussiefutun7880
    @mussiefutun7880 4 ปีที่แล้ว +2

    ቡሽኪን መቦቆሉ ኤርትራ ኢዩ ኣብ ላጓለን እትበሃል ዓዲ ጥቃ ዓሻ ጉልጉል እትርከብ ተወሊዱ ፡፡ ኢትዬብያን ድማ ንኤርትራ ከም ክልል ስለ ዝሓስብዎ ኢዩ እቲ ጸገም ፡፡

    • @wedikeshi9502
      @wedikeshi9502 4 ปีที่แล้ว

      Bhawri aytzareb eski. Chbti teleka ja ngerena dos ab laguen koynu u adka

    • @kidaneberhe8275
      @kidaneberhe8275 4 ปีที่แล้ว

      Abeyenay asha golgol eka tzareb zeleka

  • @eritrea8881
    @eritrea8881 4 ปีที่แล้ว

    Eway hafire 🤦🏼‍♀️ ane ka ab megzaetat do gele hagizna ybl nire

  • @myfamilynaodnaod8430
    @myfamilynaodnaod8430 4 ปีที่แล้ว

    ዳሓን ተስፋ ገብር ባዓላትና ቦንቂርና ክንስንድዎ ኢና ምስ ህግደፍ ኩላቶም ጌርና። ካብ ንዕኡ ነብርሃምን ባርያን ክግበረሎም ነይርዎ፡ ምክንያቱ ስዋኣት እንተ ኢልና ሰለ ዘይካኣል ። ምክንያቱ 60.000 ሓወልቲ ክስራሕ ሰለ ዘይካኣል ። ኤርትራውያን ካብ ጋኖት ኣሕዋትና ነፍቅረሉ ግዜ ክንፈጥር የድልየና ኣሎ ፡

  • @tsehayzerit7874
    @tsehayzerit7874 4 ปีที่แล้ว

    Gdi yelon fnan app gzie trah yhlef ember pushkin nab bahri zdrbeyelu beal zeray deres haweltom zskelelu gzie kiwled u

  • @user-dy8bz6vl2j
    @user-dy8bz6vl2j 4 ปีที่แล้ว

    ቲሪክ ካብ ዓለም መዳርግቲ ኣልቦ ዝፈጸሙ ጀጋኑ ኣቦታትና ቀቢሩ ኢሰያስ ግን ናይ ባዕዳውያን ክንዲ ሕጻብ ናይ ኣቦታትና ታሪክ ዘይብሎም ኣብ ሃገርና ኣቀሚጦምልና ኢሰያስ መንደፍ ግን ብክሳዱ ዝጉተተላ የርእየና

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye908 4 ปีที่แล้ว

    Adia gedifas hat a tnafq eyu negeratu...

  • @tgraytgraytgray8814
    @tgraytgraytgray8814 4 ปีที่แล้ว

    Fnan
    Fnan
    Fnan
    Fnan
    Fnan
    Fnan
    Fnan

  • @mamaafricamomaafrica3090
    @mamaafricamomaafrica3090 4 ปีที่แล้ว

    Brgix ab kitkel aygban u jeganuna neana hiwetom kefilom kindi hixab egrom wn aykewnn u

  • @danielghebremicael5341
    @danielghebremicael5341 4 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየልና ስለቲ ተኣቅርብዎ ዘለኹም ግን ዘይተረዳኣካ ነገር ኣሎ መጀመሪያ እቲ ሓወልቲ ካብ ራሻ እዩ መጺኡ ነቲ ሓወልቲ ተሰኪሙ ዘሎ ማርሞዩ ኣብ ኣስመራ ተነዲቑ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተማናጢለናሉ ዘይኮነ ምናልባት ኣብቲ ተተኸለሉ ጊዜ dewtsche walle amharic ሙሁራት ታሪኽ ኢትዮጵያ ቃለ መሕትት ይገብሩሎም ኔሮም ሰሚዕካዮ ተኮይንካ ኤርትራ ተዘይትቕበሎም ኣብ ኢትዮጵያ ክተኽልዎ ሓሲቦም ኔሮም ኢትዮጵያ ከኣ ታሪኾም ዋላ ታሪኽ እንዳማቶም ኣይገድፉንዮም ራሻ ከኣ ኣብራሃም/ኢብራሂም ሃኒባል ካብ ኤርትራ ከባቢ ድባሩባ ወይውን መረብ እዩ ኢሎም ስለዝኣምኑዩ ስለዚ እቲ ሓወልቲ ካብ ራሻ እዩ መጺኡ ።

  • @eagle4413
    @eagle4413 4 ปีที่แล้ว +3

    ፖርቱጋላውያን ኢዮም ካብ ምጽዋዕ ወሲደሞ። ኒኤርትራን ኢቲዮጲን ድማ ሓንቲ ሃገርን ከምዘይነጻጸላን ንምምስሳል ኢዩ ። ኒኤርትራ ናጻ ዘውጹ ድማ ከም ጎሓፍ ታሪኽ ከምዘለዎም ንምርኣይ ኢዩ ሓወልቲ ዘይስራሓሎም ።

  • @toronqa453
    @toronqa453 4 ปีที่แล้ว

    Rekibkaya libay betomi u zegermrni neru ab asmera keyde reyeyo nere ezy hawelty jeganu kem tesenu yegermmmmmmmmm u !!!

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว

      I will break up down soon when I back eritrea

  • @fkadunegash628
    @fkadunegash628 4 ปีที่แล้ว

    አብ አዲስ ኣበባ ጎዳና ኮነ አደባባይ ምጽዋዕ ብፕሽኪኝ አይተጀመረን ወይ ናቱ ጥራሕ አይኮነን ዘሎ ነአብነት ንምግላጽ ዶጎል አደባባይ ቸርችል ጎደና ሉቡንባ ጎደና መክሲኮ አደባባይ...ወዘት ብብዝሒ አሎ ግን በአሻሕት ዝቅቁጸሩ ጀጋኑ ስወአት አናሃለው ጥር ኢልካ ሓደ አብተን ዝጻሓፍ መጽሕፍቲ ከማንሽም ናይታ ናየቦሕጎታተይ ዝብላ ዓዲ ከማን ጹብቅ ገሩ ዝገላጻ አይምስላኒን ጥርኢልካ አብማአከል ከተማ አስመራ ሓወልቲ ጠጠው ምባል አዚ አንታይ ዓይነት ናብዕልግና ብዕሉጋት ምካኖም የሪኢየና፡ ጎደና ወይ፡አደባባይ ሰጋብ አቲ ስርዓይ ዘሎ መአከሎ ነሩ ካቡኡ ንንየው ከም ናይ ሰዳም፡ገርና ስባቢርና ንፑሽኪን ናብ ፑቲን ምላeknalu

  • @kokatesfalem8331
    @kokatesfalem8331 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ጅግና ተዓወት ካባይ ዝሞቱ ኢዮም ዝፈትዉ ህግደፍ ቀተልቲ ስለዝኮኑ ኢቶጵያ ንባዕላ ሽግራ ዘይጸረት ውሽጣ ባዶ ምኮኑ ምስ ይነበርስቲ ዝዓጽዉ ብሙዉት ዝካትዑ ካብኦም ፈሌ ኣይሪኦምን kkkkkkkk

  • @user-qn4bw8tu5v
    @user-qn4bw8tu5v 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ብዘይ ወዓል ሕደር ትፍረስ ምበልኩ

  • @user-yy4op1mf5x
    @user-yy4op1mf5x 4 ปีที่แล้ว +4

    ፑሽኪን ከም ሓደ ድልድል ን ኣፍሪቃን ሩስያን ዘራኸበ መቦቆል ጸሊም ኣፍሪቃዊ ገጣማይ ሕቡብ ስነጥበበኛ ሩስያ ኢዩ ኔሩ። ቅድሚ ቴስዓታት ንላዕላዋይ ትምህርቲ Scholar ኢትዮጵያውያን ናብ ሕብረት ሶቪየት ነበር ሩስያ ብብዝሒ ይውሕዙ ኔሮም። እቲ በቲ ህዝቢ ሩስያ ጽቡቕ ኣቐባብላ ክብረትን ዝረኽቡሉ እንኮ ታሪኻዊ ሰብ (ፑሽኺን ) ጥራይ ኢዩ ኔሩ።
    ብስም ፑሽኪን ኣብ ኢትዮጵያ ኣዳራሻትን መገድን ቤት ንባብን ተኸፊቱ ሩሲያ ኣምባሳደራትውን መሪቖም ይኸፍትዎ ኔሮም። ነዚ ከም መተኣሳሰሪ ድልልድል ዝኾነ ታሪኻዊ ሰብ ኢትዮጵያዊያን ከሲቦሙሉ ኔሮም። ኤርትራ ዋላ እንተደንጎየትውን ኣርኪባትሉ ሓወልቲ ሰሪሓትሉ።
    ገለ ውልቀ ሰባት ኤርትራውያን ኢና ዝብሉን ኤርትራውያን ተመሲሎም ብዓይኒ ፖለቲካ ጥራይ ኤርትራዊ ኣይኮነን ዘስምዕ ዝቃወሙ ምንባሮም ግን ድንቁርና ጥራይ ክትብሎ ኣይከኣልን። ታሪኽካ ክምንዛዕ ደው ኢልካ ምርኣይ ንመንነትካውን ዘይትግደስ ዘይትሕበነሉ የብለካዩ። ከም ድልድል ምስ ዓለም ዘራኽቡና መበቆል ኤርትራውያን ኣያታትና ታሪኾም ክንሕበነሉ ይግባእ።

    • @kidaneberhe8275
      @kidaneberhe8275 4 ปีที่แล้ว

      Enjera alem bla

    • @MATTI-YOW
      @MATTI-YOW 3 ปีที่แล้ว +1

      ደም ብላዕ ከኣ ይብለካ ኣነ! እዚ ናትካ ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፍቕ ኢይ ዝብሎ ብታሪኽካ ትሓስብ ተትኸዉን ጸዊዕካ ዘይዉድኡ ጭደድ ኣብ ግምባሮም ኣንጻር ኩሉ ባዕዳዉያን ገዛእቲ ገጢሞም ዝሳዓሩ ጀጋኑን ሓየታት ሰብ ፋረ ኣቦታትን ኣቦሓጎታትን ትግርኛ ኣለዉና ናይዚኦም ሓወልታት ከ ክርእያ ምደለያ ዶ የዒንትኻ?

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 4 ปีที่แล้ว

    በቲ ካልእ ገጽ ንዲፕሎማሲን ትሩዝምን ተባሂሉኮ ዝግበር ኣሎዩ፡ ንኣብነት ኣብሓቲ ዓዲ ዓረብ ዘሎ ኢምባሲ ኤርትራ፡ ዓቢ ስእሊ ራሻይዳ ኣብቲ መንደቅ ተለጢፉ ክዕዘብ ይዝከረኒ፡ እቲ ሕቡእ መልእክቲ ድማ ንጹርዩ

  • @habteabghebretnsae49
    @habteabghebretnsae49 4 ปีที่แล้ว +2

    ሓውና ፍናን ፡ ብተቅርቦም መደባትካ እንታይ ክወጾ ይበል አዩ ዘብል ።
    ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ ፡ ንሳ ከኣ ከምዚ ዓይነት መደባት ከተቅርብ ከለካ ምንጪ ጽሕፍካ ካበይ ምካኑ እንተትነግረና 'ሲ ፡ ዚያዳ ምመቀረ በሃላይ አየ ።

  • @tedrosgirmay2795
    @tedrosgirmay2795 4 ปีที่แล้ว +1

    ቡሽኪ ትውልዱ ካብ ላጌን እዩ ካብ ሎጎ ኣይኮነን ናብ ሎጎ ምስ ከዱ ክሉ እቲ ኣባሓጉኡ ዝነብሮ ዝነበረ ቦታ ከምዚ ዝብሃል ቦታ ኣለኩም ዱ ኢሎም ምስ ሓተትዎም የብልናን ምስ በልዎም ናብ ላጌን መጼም ክሉ እቲ ጽሕፋቶም ስም ናይቲ ቦታ ምስ ነገርዎም ኣብ ዕዲ ላጌን ረኪቦሞ ከም ኡውን ኣብ ትውልዲ ናይ መጽሓፍቲ ተረኪቡ ጽርግያ ከማሕሽዎ ጀንቢሮም ኔርም ናብቲ ናይ ኣባሕጉ ቦታ ሃወልቲ ክስራሕ ምስ ሓሰብ ኢሰያስ ክኣ ናብ ኣስመራ ጠዊዎ

    • @beletse3
      @beletse3 4 ปีที่แล้ว

      ኣበይ ከባቢ እዩ ላጌን

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ጻዕዳ ኣምላኽነት እዩ
    ናይ ራእሲ ኣሉላ ኣፍሪስካ እዚ ምትካል ሕማም እዩ

  • @Filmontesfa
    @Filmontesfa 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ትግርኛ ጽሃፋይ ድዩ ኔሩ። ስለምንታይ ድኣ ኤርትራ ሓወልቲ ሰሪሐሙሉ።

  • @jususmezmur2879
    @jususmezmur2879 4 ปีที่แล้ว +4

    ፑሽኪን መቦቀሉ ኤርትራዊ አዩ፡ ፡ዓለም እንዳተመናጠለትሉ ፡ ኤርትራ ናተይ ኢዩ ኢላ
    ሓወልልቲ ምግባር እንታይ ነውሪ አለዎ፡
    ነቶም ካልኦት ጀጋኑና ሓወቲ ክግበር እለዎ፡ነዚ ነገር ክንድፍአሉ አለና ኢልካ ሓሳብ
    ምሃብ ጽቡቅ አዩ።ምቅዋም ግን ጌጋ አዩ
    ን ህ ግ ደ ፍ ፡ትቃወሙ እንዳመሰለኩም
    ናይ ሃገርና ታሪክ ምቁሻሽ ግን ጌጋ ኢዩ

    • @myfamilynaodnaod8430
      @myfamilynaodnaod8430 4 ปีที่แล้ว +2

      ኤርትራዊ ኣይኮነን ግን እንተኮነ ከ እንታይ ኢዩ ጌሩ ፡ ንኤርትራ እንታይ ኣስተዋጾኦ ኢዩ ጌሩ፡ ካልእ ጀጋኑ ኣለውይና ኮ ንዖኦም ኢዩ ዝግባ፡ ተስፋ ገብር ንሕና ቦንቂርና ሱሩ መሰረቱ ክንስንድዎ ኢና

    • @user-pk5ss6he6j
      @user-pk5ss6he6j 4 ปีที่แล้ว

      Antay amo gierla wela ertreawi tekone.

    • @vsfdhhvsjdjdk791
      @vsfdhhvsjdjdk791 4 ปีที่แล้ว

      Gega natika eu men eritrawi elika hasawi higdefawi

    • @B.R.H-G.z.E.i8246
      @B.R.H-G.z.E.i8246 4 ปีที่แล้ว

      ጎሓፍ መዓስ ጀጋኑ ሲኢና ኢዶምን ኢግሮምን ዚወፈዩ ኣለውና ኒዓኦም ቲኸለሎም።

  • @mihreteabmengisteab1311
    @mihreteabmengisteab1311 4 ปีที่แล้ว

    Our peoples are dying because hunger. To feed the hungry people is the fair thing

  • @afewerkieyob6732
    @afewerkieyob6732 4 ปีที่แล้ว

    ምስ ሃገራት ከተኣሳስረካ ዝኽእል ታሪኽ ምእካብ ዝጽላእ ኣይኮነን መክንያኡ ንዲፕሎማስያዊ ፖለቲካዊ መስርሕ ኣበርክቶ ክኸውን ስለዝክእል። ብዛዕባ ሓወልቲ ሰማእታት ንዝብል ርእይቶ ግን ክስራሕ ፑሽኪን ስለዝተሰርሐ ኣይከልከለን፡ ሕጂ ውን ክንሰርሕ ንኽእል ኢና መስለኒ

  • @user-hg8dc4uk2y
    @user-hg8dc4uk2y 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkk ኢትዮ ዳኣ ኣስመራስ ናትና ዶ ይብሉ
    የለዉን ንኢሱ ሒዞም ዘርኣይ ደረስ ኤርትራዊ
    ፒሽኪን ኤርትራዊ እቲ ግእዝ ናይ ኤርትራ
    ኢሱ ጎሓፍ ኢትዮ ከይትፈርሶ ዲጋ ኣባይ ግብጺ ተፍሪሳቶ ኣዲ ሃሎ ሰድዋ ክብል ዮ

  • @superdude8215
    @superdude8215 4 ปีที่แล้ว

    ኣታ ፍናን ድዮም ዝብሉካ ታሪካ ከም ዝዋሓደካ እንዲካ ታሪካ ዓዲ ሃገር ክተቃናብር ትውዕል ደለካ ኣቀዲምካ ኣብ ዓይንካ ደሎ ገፈል እለ ድሕሪኡ ንህግደፍ ዲካ ንካልእ ትዝንጥል ሃላው

  • @yoelyg6282
    @yoelyg6282 4 ปีที่แล้ว

    Fana
    Kulu tegagika aleka
    Pusking zeteweledelu 6 /6/1799
    Please please delete the video!! First read about him )))

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  4 ปีที่แล้ว +1

      ንስኻ ካብ wiki ትበልጽ ኣይኮንካን ንባዕልኻ ምንባብ የድልየካሎ

  • @user-ym5db8vs6g
    @user-ym5db8vs6g 4 ปีที่แล้ว

    ፑሽኪን ወዲ ሎጎ ሳርዳ ሰንዓፈ እዩ