ኣውራጃዊ ጥሩፍነት መስርሒ ጸላኢ ፣ ሰንኪ ሚድያታት 02-06-24

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • ኣውራጃዊ ጥሩፍነት መስርሒ ጸላኢ ፣ ሰንኪ ሚድያታት 02-06-24

ความคิดเห็น • 64

  • @Bereket-vj1dg
    @Bereket-vj1dg 3 หลายเดือนก่อน +3

    መርሓባ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይስዓብካ ጽብቅ መደብ ቀጽሎ🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷

  • @senaitfoto
    @senaitfoto 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Tabino 🇪🇷 👋 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rishanlady5041
    @rishanlady5041 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌷⚘️🌿🙏🙏🙏🙏

  • @johannesfizahazion8239
    @johannesfizahazion8239 3 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @BisiratTSEHAYE
    @BisiratTSEHAYE 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zeresenaytecle9988
    @zeresenaytecle9988 3 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @mekonengebrezgabiher5866
    @mekonengebrezgabiher5866 3 หลายเดือนก่อน +2

    ንመር ክበር ወዲ ጣባ ፡ንክዕ ንሕልናካ ዘቅስን ኢካ ትሓስብ ዘሎካ፡ እዚ ኔገር ከብቅዕ እንተ ኮይን፡ንስካ ጥራይ ዘይኮንካ ፡ዝሕጉስካ ሰብ ወዲብካ ንሰላም ከተሓለልካ ኢኣብ ምጽዓር ኣትሕመቅ ኢየ ዝብለካ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @timnithaile9385
    @timnithaile9385 3 หลายเดือนก่อน +1

    🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷

  • @amanaelasfaha
    @amanaelasfaha 3 หลายเดือนก่อน

    ስማእ ኸዳአ ትማል ኸዳእ ለሚ ኸዳአ ሰአብ አጽናአለና እዳበሉ ድዛረቡ ደለዉ ገንዘብ ኽንመቅሎምባልኻ ደሕዝን

  • @mercyshikortsegai7832
    @mercyshikortsegai7832 3 หลายเดือนก่อน

    Kemti natom tewedbka kemti natom mgbar eti zketele eyu asha entekberkayo zferahkayo ymeslo ezi nsom zgebrwo zelewu seytenawi bahri kae hzbi ertra abom entezgebro entay mbelu hzbi tgray kemzi nay ezom eyom geremo nethiopiyawyan 1.5 million ms atfeu gn tadibom.

  • @tesfomgebremichael6225
    @tesfomgebremichael6225 3 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ጣባ ሃዊና ሰላም ሰላም ንሰባት ንሶም እዩም ከምዚ ገሮም ኣይትበል ፂቡቁ ኣይኮነን ክንብል እንተኮና እዚ ኩሉ መንእሰይ ንሲደት ንኪወፂእ ዝገበሪኩም እኮ ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ውዲባት እዩም
    2003 ረቡኡን ኣሪብን በረራ ኣሎ ንAmerica እልካ ዝተዘሪገሀ ወረቃቅቲ ሰምኡ ዝወፀ መንእሰይ ግዳይ ሲደት ዝኮነ ዳሃሪ ዲማ ፖሎትካ ተሰራሃሉ ብሰንኪ ሻኣብያ መንእሰይ ይጠፊእ ኣሎ እንዳበልኩም እንዳበልኩም እንዳበልኩም ማኣሲ ይሪሳኣ ኮይኑ !!!
    ህጂ ዝቀደመ ከም ዘይተገብረ ኣቅምጢኩም ነዞም ህጂ ናብ ኣገራዊነቶም ተመልሶም ዘለው ብሰንኪኩም እንካ ዳውን ኪትገብሮም ኣይፈትን ኩሉ ኣኣብ ግዝኡ ንመንእሰይ እሪትራ መሳሪሂ ፖሎትካ ተጠቅምኩምሉ እኩም ::
    ካብ ትምለሲ ናብ ሃገራዊነትካ ዲሰራሃካዩ ጉሲጉሲ ናይ መናኣሰያትና ብጣእሚ ዝናእዲን ዝምሲገንን እዩ
    እዞም ህጂ ዮቱበራት ኮይኖም ሀገራኢያንእኮ ንሲካ ዘፊረካዮም እዩም

    • @Azmeratecleweldu
      @Azmeratecleweldu 3 หลายเดือนก่อน

      ወዲጣባ ኣዝዩ ግዝያዊ ብሱል ዘረባ ተዓወት ተሓቢነልካ❤❤❤❤❤

  • @mesfinteklemariam2207
    @mesfinteklemariam2207 3 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ጣባ ጸሪኻ ኣይትጸርን ኢኻ ሚኪ ዝብሃል ኣምቸ ሐሳዊ ኤርትራዊ መሲሉ ሰብ ከናቑት ዝውዕል ምዃኑ ትስሕቶ ኣይብልን እየ

  • @EseyasRezene
    @EseyasRezene 3 หลายเดือนก่อน +3

    Tegaru eyom defirom awraja dzarebu hednetna kbetatnu nqah ertrawi

  • @samiyemtek1982
    @samiyemtek1982 3 หลายเดือนก่อน +3

    Tabino you’re very amazing. You’re the only one who officially apologized to the people of Eritrea, even though you were not part of the stupid group.

    • @lillysworld4352
      @lillysworld4352 3 หลายเดือนก่อน

      He was part of the main opposition organization called EPDM (Demha'ie) backed by weyane tplf, he was responsible in poletikawi gosguasen haberetan, that is why he aplogized many many years ago. Wedi Taba is a super brilliant political science expert and analyst. Nehizbu beti zelewo moya geru yekhso alo..ma'eleya zeyblom men'eseyatn hafashen anqihu eyu::

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you very much for your teaching and creating awareness on young generation. Keep it up Tabino. We love and respect you brother.

  • @KukKok-r4s
    @KukKok-r4s 3 หลายเดือนก่อน +1

    WEDI TABA HAWAY KMTY NI MIKI DEWILE HATITYO ZBLKAYO NI ZERASENAY KE DEWILKALU DO KITHATO FETINKA DO BZAEBA ETY GENZEB PLZ KAB KILTEOM KAYSEMAEKA AYTFRED ETY GENZEB DMA NAB WANATATU TEMLISU EU

  • @nezenetukbayAraia-jx9ov
    @nezenetukbayAraia-jx9ov 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hdh ilna nhsebelu, mengsti Srahel id alewo. Hgi keman, juntan husubatn ytsawetulna alewu deki Errei, nestewhl.

  • @amanueltesfamichael5776
    @amanueltesfamichael5776 3 หลายเดือนก่อน +1

    Taba eziom tealamo nay weyane eyom tebekilom eyom weyane adiwa shire kalie waga yebilun tegaru nezia kidegimu keydekesu yihadiru

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 3 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ደረጃ ንቕሓት ንኽትቅይር ቀሊል ኣይኮነን እሞ ኣጆኻ በርትዕ ጣቢኖ።
    ኣብ ሓሳብካ ይሰማማዕ እየ።

  • @senaittekle
    @senaittekle 3 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi taba hwey kemo aytbel bejaka hbretkum zeydelyo alewo❤

  • @LEMLEM-ERITREA
    @LEMLEM-ERITREA 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹

  • @frezhgitsegay375
    @frezhgitsegay375 3 หลายเดือนก่อน +1

    Aslamay Christian wedi Eritrea hanti kemey geru dea Christian tifeli kkkkk

  • @abrahamkidane1771
    @abrahamkidane1771 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ኣተውራሃን ሰጊድ በቲ ዝተዓደልዎ ውህበት ኣምላኽ ካብ ነ'አስነቶም ጀሚሮም ብዜማን ደርፊ ኣቦ ኢርትራዊ ከተሓለሉ ዝማሃሩን በዓል ሓድር ወዲ ዕዳጋሓሙስ ዝሰርሕሉ ዝነበሩ ኣብታ ጎኒ አስካላ ሓንካሳት ሚስ ሓደ ጥልያንብካብ ገዝ'ኦም ናብ ስርሖም ብብሽግለታ ዘዘውትሩ ዝነበሩ ኣካዳድና ፕርቶኮል ሊጋንሳ፡ጻዕዳ ካምቻ ዘዘውትሩ ዝነበሩ መረጽየን ዘይፈሉዩ ብሰንኪ ሓደጋ ጸል'አቲ (ሃይለስላሴ)ሓንቲ ዓይኖም ብሰንጢ(ካራ) ጉድ'ኣት ዝበጽሖም ብሰንኪ eye injury ዘወረዶም መው'አአሎም አታ ዓይኖም ብጻዕዳ ሻሽ ብ dressing ትሽፈን ዝነበረት፡፡ም'አንቲ ሃገሮም ኣብ ሱሳታ ጀሚሮም፡ኣብ ህምብርቲ ኣስመራ ዝተቅለሱ ህቡብ ፍትው ኣብቲ ግዜ ኣብ ዓቢ ናስትሮ ኢና ንሰምዖ ዝነብርና፡ከም አኒ"ወይሰ'አለይ ስ'አለይ ወሲዶምለይ"ብዙሁት ደርፍታት ስጋብ ሕጂ ዘይምነውሰሚዒካ ዘይምነው፡ናይ ኩሉ ኢሪትራዊ ኣበርክቶ ኣርቲስቲት ፡ነዛ ካብ ጸልማት መግዝ'አቲ ናብ ጸደለ ብርሃን ናጽነት፡ገድሊ ኢርትራ፡ ግንቦት 24 1991 ካብ ኣርዑት ወረርትን ጉሒላታት መግዛ'አቲ ኢትዪኦፒኣያ ሓራ ዝወጻአና መን'አዩ ዝትክፈኪ ኢሪትራ ዓደየ ኣለውኺ ሓለውቲ ወሰን ኣብዚ ሰዓት ብክልተ አ'አግራ ደው ዝበለት ኣብ ልምዓት ትግስግስ ዘላ ብሳላ መስዋ'አቲ ደቃ ኣልፋ ው'ኦሜጋ አግዜብሄር ሓለዋ ስለ ዘብዝሓላ አንድሳተኽልርዔት ብልምዓት ትግስግስ ትርከብ፡፡በቲ ተር'አዮ ዘላ ለውጢ መዕባለርሑቅ ኣብይክኸውንን አዩ ኣብዚ ከባቢናin the horn of Afriqa ብሰላም ረግ'ኣት ቅሳነትን ብ'አኮኖሚ ክብ ዝበለ ደረጃ ከምትስራዕ፡ፍሉጥ ስለዝኾነ ኣምላላኽ ምስጋና የብጽሓዮ ኣሜን፡

  • @piealpha795
    @piealpha795 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኣማኑኤል(ወዲ ጣባ)
    ብዛዕባ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ መርበብ ዝነጥፍኡ ዩቱበራት እንድሕሪ ክዛረብ ፈቲና ስራሕ ምፍታሕ ጥራይ እዩ ዝኸውን ፣ ጥቅልል ኣቢለ እንታይ ምበልኩ ይመስለካ ፣ ካብ ልቢ ድ'ዩስ ወይስ ካብ ጥቅሚ ብዘየገድስ ብዛዕባ ኤርትራ ጽቡቅ ፣ ጥዑም ክዛረብ ኸለው ብኣዎንታ ንቅበሎ ጉዳይ ስለ ዝኾነ እዩ ፣ እቲ መምርሒ ድማ " እቲ ዘይጻረረኻ ምስኻ እዩ" ይኸውን ፣፣ ኣብ ግላዊ ባህርያት ናይ ዩቱበራት ኣቲኻ እንድሕሪ ክትዕዝብ ጀሚርካ ግን ትሓምም ኢኻ ፣፣ ብዙሕ ነገር ኢኻ ትዕዘብ ሱሱዕ ፣ ቀናእ፣ ትዕቢተኛ ፣ ናይ ሰብ ጽቡቅ ዘይፈቱ ፣ መላኽዒ ፣ ፍቅሪ ንዋይ ዘዕወሮ ፣ ተፈሊጠ ኢሉ ብዝና ዝሰኸረ ወዘተ ትርኢ ዘይንዛረብ ከምዝቲ ዝበልኹኻ እንተስ ካብ ልቢ ድዩ ጥቅሚ ኤርትራ ስለ ዝብሉ እዩ ። ንሕና ድማ ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ ኢልና ነቲ ዓቢ ስእሊ ርኢና ሸለል ስለ ንብሎም እዩ ፣ ምስ ግዜ ይእረሙ ፣ ይልብሙ እውን ዘይንብል ኣይኮናን ።
    ብዛዕባኻ እንድሕሪ ክዛረብ ኮይነ ምሁር ኢኻ ፣ ምኩር ኢኻ ፣ ፖሎቲካዊ ብስለት ኣለካ ፣ ነገራት ናይ ምትንታን ዓቅሚ ኣለካ ፣ ኣቀራርባኻ ድማ ኣዛናይ እዩ ። ኣፍልጦ ዓለማዊ ፖሎቲካ ፣ ኣህጉር ኣፍሪቃ ፣ ዞባታት ቀይሕ ባሕሪ ፣ ቀርኒ ኣፍሪቃን ፣ ፖልቲካ ገደናታትና ብደንቢ ትርዳእ ሰብ ኢኻ ፤ ከምዞም ካብታ ኣስመራ ፣ መቀለ ፣ ኣዲስ ኣበባ ዘይወጹ ፣ ወይ ድማ እዚ ስቅ ኢልካ ኩስቶ ከምዚ ኢሉ ስምዕዎ /ስምዕዋ እንዳ በልካ ዝግበር ሃለውለው ዝብሉ ዩቱበራት ኣይኮንካን ፣ ደረጃታ ትምህርትኻ ፣ ኣፍልጦኻ ፣ ንቅሓትካ ኣዝዩ ኻብኦም ይፍለ እዩ ፣ ብልጫታትካ ግን ብግብእ ኣይትምዝምዞምን ኢኻ ዘለኻ፣፣
    ቀዳማይ ነገር ስሩዑነት መድብ እዩ ፣ ማንም መደበኛ ስራሕ ከም ዘለካ ይፈልጥ ፣ ንግሆ ፣ ንግሆ ፣ ወይ ድማ ጽባሕ ጽባሕ ምጸና ኣይኮናን ንብለካ ደለና ፣ ሓንቲ ስርዕቲ ዘይትተርፍ ሰሙናዊት ወይ ኽልተ እንተ ጌርካ እውን እኮ እኽልቲ እያ ፣ ከምዚ ሕጂ ትኣቱ ፣ ስራሕ ይበዝሓካ ትጠፍእ ደይ ስሩዕ ኣካይዳ ይጎድ'ኣካ እሎ
    ስታይል ናትካ ፍሉይ እዩ ፣ ነገራት ካብ ዓለም ጀሚርካ እንዳ ወረድካ ስጋብ ክልላት ደሎ ወግዓዊ ፖሎቲካዊ ኹነታት እንዳ ኣተሓሓዝካ ፣ ንዓና ከመይ ይጸልወና እንዳ ኣብርሃካ ኣዝዩ ብዘዛኒ መገዲ ስለ ትጉስጉስ ውጺታዊ እዩ ስራሕካ
    ንተዓዘብትኻ ፣ ንሰማዕትኻ ትህቦ ዕድላት ድማ ሓድ ካብቲ ነቲ ናትካ ፕሮፕግራም ሰሓቢ ዝገብሮ እዩ ፣ ካብ 2-3 ደቂቅ እንተ ዘይበዝሕ ግን ጽቡቅ እዩ
    ኣብ ፕሮግራምካ ናይ ሰባት ሽም ፈጺምካ ኣይተልዕል ፣ እንታይ ጌርካ ንመን ሓጊዝካ ህዝቢ ስለ ዝር'እዮ ሽም ሰብ እንተ ዘየልዓልካ ጽቡቅ እዩ ፣፣ ከም ሓደ ምሁር ፣ ምኩር ሰብ እቲ ኣነ ዝር'እዮ ግላዊ ባሕርያት ናይቶም ትሕግዞም ዝነበርካ ኣይረኣኻዮን ኢለ ኣይሓስብን ፣ ምእንቲ ሞጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ ኢልካ ጌርካዮ እንተ ኾንካ ሕጂ ዘጣዕስን ዘዛርብን የብልካን ፣ መለበሚ ኮይንካ ኽኸውን ግን ተስፋ ይገብር
    ሰማዕትኻ/ተዓዘብትኻ ከተለሊ ክትክእል ኣለካ ፣ ማሕበራዊ ሜድያ ባፌ እዩ ፣ ዘድልየካ ትሰምዖ ዘየድልየካ ኣይትኸፍቶን ኸማን ፣ ምስቲ ዘለካ ኣፍልጦን ተመኩሮን ፣ ንዓቢ ፣ ንናኣሽቱ ብዘዛኒ ፣ ብዝምስጥ ጌርካ ናይ ምቅራብ ዘለካ ተውህቦ ፣ ናትካ ተዓዛቢ ወይ ምሁር እዩ ወይ ድማ ልቦና ዘለዎ እዩ
    ወዲ ጣባ ናትካ መድብ ኹናት ኣንጻር ስነ ኣኡሙራዊ ኹናት እዩ ክኸውን ደለዎ ፣ ኣብዚ መዳይ እዚ በይንኻ ዓሰርተ ድፋዕ ጸላኢ ደርዒምካ ክትሓድር ከም እትኽእል ኣይጠራጠርን ፣ ነገራት ክትንትን ከለኻ ነቲ ዝወጠንዎ ስነ ኣኡሙራዊ ኹናት ምፍሻል ፣ዕርቃኑ ምውጻእ ጥራይ ዘይኮነ ፣ ብዓብይኡ ድማ ህዝቢ ኣብ ምርግጋእ ዘለዎ ተራ ዓብይ ምዃኑ ክትፈልጥ ኣለካ
    ቀጻልነት ፣ ስሩዕነት ፣ ኣጀንዳካ ሰሪዕካ ምሂርካ ፣ ምስ ሰብካ ኢሂን ሚሂን ተባሂልካ ብዲስፕሊን ምኻድ ኸገዳስካ እዩ ፣ ካብ ኹሉ ድማ ትዕግስቲ ፣ ትዕግስቲ ፣ ትዕግስቲ ወዲ ጣባ ለባም ኢካ ፣ ፈላጥ ኢኻ ፣ ምሁር ኢኻ ፣ ኣሽሓት ብልጫታት ዘለካ ሰብ ኢኻ ፣ እዛ ሰብ ምልዓል ፣ ምስትምሳል ፈጺሙ ፣ ክደግመልካ ፈጺሙ ምስ ክብርኻ ኣይከይድን እዩ

  • @mercyshikortsegai7832
    @mercyshikortsegai7832 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ወዲ ጣባ ዓገብ ዘይትብሎም ንዝዕኦም ኣገለኡሳይ ምስኦም ዝተሰዱ የሕዋትና ኣብ ትግራይ ምስ ተጋሩ ኮይኖም ሓርደሞም ሕጂ ክኣ ኣብ ኢስራኤል ባዕሎም የሕዋቶም ቀቲሎም ሓማሴን ቀቲለሙና ይብሉ ኣለዉ አንታይ አዮም አዞም ዓሌት አዚኦም መነዩ ሓማሴናይ ኣስመራን ከብብኣን ንሶም አንድዮም ወሪሰሞ ዘለዉ ህዝቢ ኤርትራ ስምዑ አውዚኦም ዓሌት ንሓማሴን ጥራይ ዝጸሊኡ መሲልኩም ዓገብ ኣይትብሉን ኢኩም ዘለኩም ድሕሪ ሓማሴን ሰራየን ኣስላምን ሪጋኩም አዩ አዚኦም ንህዝቢ ኤርትራ ኣጥፊኦም ሰብ ዘይብላ ኤርትራ ኢዮም ንተጋሩ ከረክቡ ዝደልዩ ዘለዉ ዓሌታውይውን አዮም ክመርሑ ብቁዓት ኣይኮን ሕጂ ጠጠው ኣብልዎም ጽባሕ ናባኩም ከይባጽሔ።ዓገብ አዚ ንጹህ ደም ናይ ሓማሴን ጽባሕ ንግሆ ኣከለጉዛይ ንኣከለጉዛይ ባዕልኩም ክትፈድይዎ አኩም ሰብ ከማካ ብካራ ኣይቅተልን አዩ ኣምላክ ፍርሑ ንነብስኩም ሕዘኑላ።

  • @abrahamkidane1771
    @abrahamkidane1771 3 หลายเดือนก่อน

    ጎጎ ፉንድሚ ኣብ ገሊ'ኦም ወሑዳት corrupted ሃንጎሊማታት ማንጃጁተ ሃረምረም ትብላዕ ኣላ ተባሂሉ ጸደፍደፍ፡ግን ገንዘብ ሓላላት ኮንቱ ኣይጥፈ'አን አዩ፡ኣምላኽ ኣብ ላዕሊ ኮይኑ የዕዘብ ኣሎ፡፡ንዝተሃስየ ዝተጎድ'አ ምሕጋዝ ካብቲ ሁርኩት መለልይኹም ነተቲ ተውፍይዎ በርትዑ ካብ ኣምላኽ ዕጽፊ በረኽት ክትረኽቡ ኢኹም፡

  • @YosiefAbraha-qw1oz
    @YosiefAbraha-qw1oz 3 หลายเดือนก่อน

    ኣዉራጃዊ ግጭት ኣብ ደገስ ኢሳያስ ዪ ሰሪሕዎ ዝብሉ ሰባት ከምዘለዉስ ሰሚዕኩም ትፈልጡዶ 😅😅😅😅😅😂😂

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 3 หลายเดือนก่อน +1

    Btaemi subuk tmhrti ketsilo ❤❤❤

  • @amanuelestifanos6687
    @amanuelestifanos6687 3 หลายเดือนก่อน

    ደም ብደም ኣብ ዓዲ ሕጊ አንዳተቀመጥካ ጌጋ ኾይኑ ተሰሚዑኒ። ሰብ ምስእተቀትል ሕጊ እዩ ዘረኻኽበልካ።

  • @ema.tes.9208
    @ema.tes.9208 3 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ወዲ ጣባ ከመይ ከመይ ኩሉ ሰላም ዲዩ ?

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 3 หลายเดือนก่อน

    Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9

  • @babekeraliedris7801
    @babekeraliedris7801 3 หลายเดือนก่อน

    Flut you syper Wigge ansar natzinnat eritra yekaied bedahreu wyani you, gen yegarim kamay wyani kamo manassi yetarnif kielu???

  • @EritreaisfarEritreansእሪትራ
    @EritreaisfarEritreansእሪትራ 3 หลายเดือนก่อน +3

    Good job wedi taba that’s the reality

  • @hasenkelifa339
    @hasenkelifa339 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️💯👍

  • @senaithagos6045
    @senaithagos6045 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ስራሐ ወዲ ጣባ እቶም መሳርሒ ዝኾኑ ዘለዉ ኤርትራዊያን የሕዙንኻ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @teklehabtesion-hu2wx
    @teklehabtesion-hu2wx 3 หลายเดือนก่อน +1

    awrajawnet ab 40tat kem xitekebre ngerom tabino

  • @TEAME922
    @TEAME922 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️🌹🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🌹🌹🌷

  • @timnithaile9385
    @timnithaile9385 3 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ እዩ እቲ ሐቂ ።

  • @Azmeratecleweldu
    @Azmeratecleweldu 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ መግለጺ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @BisiratTSEHAYE
    @BisiratTSEHAYE 3 หลายเดือนก่อน

    Merheba wedi taba

  • @fessahayeloul9976
    @fessahayeloul9976 3 หลายเดือนก่อน

    ምሳኻ ኣለኹ ጣባ

  • @mekonengebrezgabiher5866
    @mekonengebrezgabiher5866 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MesghenaTekie
    @MesghenaTekie 3 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome wedi.taba

  • @ahfernnegash6185
    @ahfernnegash6185 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks

  • @minassieberhe1089
    @minassieberhe1089 3 หลายเดือนก่อน +1

    Great job

  • @nezenetukbayAraia-jx9ov
    @nezenetukbayAraia-jx9ov 3 หลายเดือนก่อน

    Zehezn iyu, neti su nekisu ab hagher koynu nkulu tetsabho hndamekete, ab sdet zkona ab sdnet nrkeb alena. Nestewhl.
    Eritrawi aythashu.

  • @tirhasgofar655
    @tirhasgofar655 3 หลายเดือนก่อน

    Bravo memhr tabino 🎉🎉🎉🎉

  • @sabaandemicael2373
    @sabaandemicael2373 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉 1:15:18 ❤❤❤

  • @Sembelinomedia
    @Sembelinomedia 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @ema.tes.9208
    @ema.tes.9208 3 หลายเดือนก่อน

    ድምጺ

  • @tsegaande9299
    @tsegaande9299 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🥰😍💯💯💯

  • @ahfernnegash6185
    @ahfernnegash6185 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks

  • @Flower-p1u
    @Flower-p1u 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @hagosmebrahtu8617
    @hagosmebrahtu8617 3 หลายเดือนก่อน

    1111

  • @MesghenaTekie
    @MesghenaTekie 3 หลายเดือนก่อน

    Yes yes yes

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ካብ ኩሉ ዠሕዝን ኣስላማይ ክስታናይ ከይፈለየ ኣበይ እዩ ዓድኻ ኣውራጃኻ ከይተበሃሃሉ ሃገር ነጻ ንምውጻእ መንእሰያት ኤርትራ ብናፓልን ኽላስተር ቦምባታትን ክብርቲ ህይወቶም ከፊሎም ሃገር ኣረኪቦሙናስ፡ ናይ ሎሚ መንእሰያት ብኣውራጃ ነጺሎም ኣብ ደገ ኲናት ክእውጁ ምስ ምንታይ ይቝጸር ? እዞም ኣብዚ እከይ ተግባራት ካበየናይ ኣውራጃ ምዃኖም ተነጺሮም ዓገብ እንተ ዝበሃሉ ዝሓሸ እዩ። ብኣልማማ ምውንጃል ግን ቅኑዕ ኣይኮነን፡ ይነጸሩ !

  • @nezenetukbayAraia-jx9ov
    @nezenetukbayAraia-jx9ov 3 หลายเดือนก่อน

    Alena!

  • @AstiAsti-l1w
    @AstiAsti-l1w 3 หลายเดือนก่อน

    Timal gin afti nye walta hager hemak nerika hasad sakit fentaht kitbel s 😂kab aergai intye yeflka argit

  • @LovelyChameleon-ix7bx
    @LovelyChameleon-ix7bx 3 หลายเดือนก่อน

    ጣቢኖ ትማሊ ሕዝና እኮ ተዛሪብና ዓበይቲ ከም በዓል እስኻ ኣምጺእዎም እልና ኖ ናትን

  • @asmarabella2629
    @asmarabella2629 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bravo Wedi Thaba Nfelthom Eina. AEREGAY HEGOS and DRAR Eyom Ezi Aewurajawi Zgusgusulu Xbuq Gierna Nfeltho Eina !