ልዕሊ ኹሉ ሃገር ትሃሉ !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • ግዳያት ሚድያ ሕማቕ ኣለኹም ፣ ኤርትራ ከም ሃገር ፣ ህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቢ፣ መንግስትን ሰራዊትን ድማ ከም ዋልታን ድርዕን ሃገር ፣ ኣብቲ ጸዋግ እዋን ዝኸፈሉዎ ከቢድ መስዋእቲ ፣ብህይወት ፣ ብግዜ ፣ ብዕድላት ፣ ብዙሕ እኳ እንተጸለዎም ግና እብለኩም ኣለኹ ሓደኳ ዝጠዓስ ወይ ብዘጋጠመ ብድሆ ርእሱ ዘድነነ የለን ኩሉ ግዜ መልሶ ዓወት ንሓፋሽ ኢዩ ኣብዚ ሓድሽ ናይ ዳግመ ህንጻ ድማ እጅገኦም ሰብሲቦም ኣለዉ ፣ እጃምና ንግበር ።

ความคิดเห็น • 205