ብፁዓን ኣቦታት መንበረ ሰላማ ኣብ ዶብ ኤርትራን ትግራይን!

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 246

  • @Nakfa-Erdina
    @Nakfa-Erdina หลายเดือนก่อน +20

    🇪🇷🇪🇷 Eritrea has paid high price for the last 70 years - We never been an enemy to any one- but our country come First to us 🇪🇷🇪🇷

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏❤❤❤💖💖

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 หลายเดือนก่อน +5

    ሰረቐብርሃን ካድረ ወያኔ ጸላኢ ህዝብ ኤርትራ

  • @amanuelhaylu4501
    @amanuelhaylu4501 หลายเดือนก่อน +4

    ሰይጣን እውን መስቀል ሒዙ ይመጽእ እዩ !! ጸላኢ እናበልካስ የሕዋት ኢናዶ ገለዶ Game over period

  • @barakitekle4445
    @barakitekle4445 หลายเดือนก่อน +5

    ሀደ ህዝቢ ዝብል መታለሊት😂😂😂ብመኣር ዝተለወሰ ቶንኮልን ዘረባ። ኣጋሜ ገደል ግቡ

  • @ስደተና
    @ስደተና หลายเดือนก่อน +3

    Eritrean kolu geza dluwyu nselam
    Nskum gn aytmenun

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey หลายเดือนก่อน +14

    መንበረ ሰላማ ብሌን ዓይንና እያ፡ ህዝብና ኣካቢት፡ ቋናቋና ዓቃቢት፡ መንነትና መኽበሪት፡ ኣቦታትና መኽበሪት🙏🙏

    • @kidane6417
      @kidane6417 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 terwati balyom reshat

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 หลายเดือนก่อน +1

    Algeras Agerment 🇪🇷 ❤

  • @TesfalemBahta-j1i
    @TesfalemBahta-j1i หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen tseletkum ayfelena Selam yewrdela

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen thank you

  • @KhurshidAli-q9k
    @KhurshidAli-q9k หลายเดือนก่อน

    አቱም ልቃዉንት አቦታትና አብ ዝዉዓልኩሞ ሰላምን በረከትን ይታሓወሶ ❤❤

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 หลายเดือนก่อน

    ክቡራት ኣቦታትና ፈጣሪ የበርትዕኹም❤❤

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 หลายเดือนก่อน +6

    ኩሉ ጽቡቖ እነዳሃለወ ኣግኣዝያን ዝብል ስም ብምጽዋዕኩም ነቶም ኤርትራውያን ቂር ተብልያ

  • @ሃገረይ
    @ሃገረይ หลายเดือนก่อน

    ቡጣዕሚ ጹቡቅ ኣምላኽ ይታሓዎሶ ኩቡራት ኣቦታት🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 หลายเดือนก่อน

    Amen /3/ abotatina yiqnaekum fetari yihagizkum🙏🙏🙏🙏

  • @zem1988
    @zem1988 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላኽ ፍቃዱ ይኹን ክቡራን ኣቦታት ፣ ቃልኩም ይስዓር ፣ ኣነ ኤርትራዊ ኣብዚ ኸባቢ ተወላዲ እየ፣ ብጣዕሚ ሰላምን ፍቅርን ዝምነ ፣ነዚ ህዝቢ ብርሃን ክወጸሉ ናይ ኩሉ ግዜ ጸሎተይ እዩ።

    • @Yohanasenafe
      @Yohanasenafe หลายเดือนก่อน

      Selam ziselei yelen gin respect eritrean sovereignty.

  • @ermihaile3011
    @ermihaile3011 หลายเดือนก่อน +6

    Eritrea not for sale 😂😂😂😂😂

  • @SelamAk-mn5pj
    @SelamAk-mn5pj หลายเดือนก่อน +3

    Atum kenat zeyaynom zirieiu nhna 9 biher eina tgraway neti eityopya hawka afkro yelen emoyelen abadka selam gber zelilka khasmekum yehwat eina aytbelu sudan somal ykerbuna rahaktray

  • @YhmYalfal
    @YhmYalfal หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ቡጹአን አቦታትና

  • @Hadguasgedom4
    @Hadguasgedom4 หลายเดือนก่อน

    Selam yigberelna Egziabher ❤

  • @Haregte
    @Haregte หลายเดือนก่อน

    ሰላምና ይመልና ኩቡራት ኣቦታትና😢🤲 ቃለ ህይወት የስመዐልና🤲

  • @brkomandat3300
    @brkomandat3300 หลายเดือนก่อน +1

    መንደላይ ሐወይ ነዞም አቅሽሽቲ ኢና ዝብሉ አጋንንቲ ግንባር ግንባሮም ልክዕ ከምታ ናይስዩም መስፍን የሕጊስኒ ጀጋኑ ደቂኤረይ ግንባሮም በልውም

  • @SonOfHorne
    @SonOfHorne หลายเดือนก่อน

    የቀኔልና ኣቦታት ጽቡቅ ተበግሶ ፈጣሪ ይሃግስኩም🌴🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴 ዝሓለፈ ይኣኽለና ።

  • @atsedeamenamenamentesfay8523
    @atsedeamenamenamentesfay8523 หลายเดือนก่อน

    Amen amen Amen 🙏🙏🙏

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 หลายเดือนก่อน

    For me it is a good start let’s pray for peace.Peace for Eritrean and Tigrain people.Let’s start fresh start God help us.

  • @mamitgebrehiwot6083
    @mamitgebrehiwot6083 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን አምላኬ

  • @zaidyemane8414
    @zaidyemane8414 หลายเดือนก่อน +5

    Game over Tigray. Go to Gonder. Please don’t mention Eritrea. We never been brother and sister. I hope the border will never been open again

  • @ariamdawit9894
    @ariamdawit9894 หลายเดือนก่อน +21

    ኩቡር አባሰላማ ብዝዓባ ሃይማኖት ጥራይ እንተትዛረቡ ምሐሸ ምክንያቱ ከም መራሒ ሃይማኖት ናብ ሐደ ከይወገንኩም ክትዛረቡ ምሐሸ እቲ ናይና እንዳበልካ ዕርቂ አይኮነን ቀዲሙ ብአልጀርስ ዝተወድኤ ጉዳይ እስካትኩም ሕጂ ትጥርርዎ አይኮነን ። ህዝቢ ኤርትራ ተገፊዑ ክባረር ንብረቱ ተወሪሱ ድምጺ ኮይንኮሞ ዶ ነርኩም ዓገብ ሕጂ ህጽቢ ትግራይ ጥራይ ከምተበደለ ምዝራብ ። ከም መራሕቲ ሃይማኖት ፖለቲካዊ አንፈት ሒዝኩም ምካድኩም ጽቡቅ አይኮነን ። ካብ ፖለቲካ ውጹ አምላክ ዝፈትዎ ስራሕ ። ምስ እታ መድህን ትባሃል ኢንተርቪው ገርኩም እባሰላማ ዲቅ ዝበለ ፖለቲካዊ ሐዘል ኢኩም ትዛረቡ ነርኩም ሕጂእውን ካብኡ ዝፍለ አይኮነን ንሰላም ስበኩ ሰላም ዘየምጽእ ስዋስው ዘለዎ ዘረባ አይትዛረቡ።

    • @MK-rg1og
      @MK-rg1og หลายเดือนก่อน +1

      ኩቡር|ቲ ሓው |ሓፍቲ
      ከምልቢ አምላክ ቅዱስ ዳዊት፡ ከም ሙሴ ፡ብሓፈሻ ከም ኩሎም ቅዱሳን ናይ እምነትና መሰረት ናብ ስላሴ አጋእዝትአለም እንተዝልምኑ ይሰምር 😢
      አምላኽና ውን አየሕፍረናን።
      ሕጂ ውን ኣብዛ ሓጻር ምንባር ሂወትና ኩድሎቶም ሓዲግና እቲ ዘምጽዎ ሓሳብ ውን ንዕርቂ ክሳብ ዝኾነ ብምሕረቱ ጠሚቱ ሓደ ክገብረና ተስፋ ንገብር❤

    • @awetgirmay1312
      @awetgirmay1312 หลายเดือนก่อน

      Selam kbur haw, Merahti haymanot selam ab msfan abi tera alewom: ezom abotat gbom eyom zgebru zelewu:: Hakom dma eyom ab mongona bztefetre baesi nuhna aytamena hzbi Tigray ayteamo: adeda sdetn wrdetn koyna: yehwatna ab fekedo Sdet endateametsa entay rebihna: kulna NSelam nzemr::

    • @MK-rg1og
      @MK-rg1og หลายเดือนก่อน

      @@awetgirmay1312
      ህዝቢ ትግራይ ጥራይ ኣይኮነን
      2ትኡ ህዝቢ ኢዩ ስራሕ ቃኤል
      ኣደ ኤርትራዊት ውን ኣብ ዘይከውን ዕሸል ወዳ ጓላ ኣጥፊአ ኢያ ስለዚ ኩሉ ሰብ ደላዩ ሰላም እንተደኮይኑ
      አምላኽ ክቕይረልና ኢዩ።
      ንኹልኻትኩም ተጋሩ ገበሩቲ ኣይንብለኩምን
      ወተሃደራት ካብ ትግራይ ንካብ ኤርትራ ንዝመጹ ኣሕዋት
      ሒዞም 6000$ ክፈሉ ይብሉና ኣለዉ
      5ሽሕ $ ዝኸፈሉ ውን ኣለዉ እንታይ ክንብል።

  • @tk-eri.dchannel1685
    @tk-eri.dchannel1685 หลายเดือนก่อน +3

    Hade ena tibil himam tegaru aynideliekumin ena.akshishti si ab poletics.

  • @titi1401
    @titi1401 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen❤❤❤!!!

  • @HalefomWediHaile
    @HalefomWediHaile หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ይሓግዝኩም ወለድና

  • @hagoshebet5123
    @hagoshebet5123 หลายเดือนก่อน +24

    ውዕል ኣልጀርስ ኣክቢርኩም፡ ብሕጊ ተማእዚዝኩም፡ ልእላውነት ኤርትራ ኣሚንኩም፡ ክሳብ ዝከድኩም ሰላም ክህሉው እዩ። ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ጊሮባቢተ ህዝብታት እዩ፡ ከማንንም ጎሮባቢቲ ህዝቢታት ሱዳን፡ ዓፍር፡ን ኣምሓራን። ስለዚ እዛ የሕዋት እና ትብል መታለሊት ቃንቃኩም ኣትፍእልና።

    • @gechnegasi4635
      @gechnegasi4635 หลายเดือนก่อน

      ክላእ ድንቁር ባዶ ርእሲ

    • @HiwotKidanemariam-bu6yn
      @HiwotKidanemariam-bu6yn หลายเดือนก่อน +1

      ተቃፀል ንዓካ እልና ድና እሞ ኣሕዋትና ንገድፍ ደፋር

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራን ቅዱሳን ኣቦታትና ኣባ ሰላማን ኣባ ኣረጋውን ፀሎትኩሙን በረኸትኩሙን ይብጽሓና ናይ በሓቂ ንሕና ኣግዓዝያን ተጋሩ ኢና ኩሉ ድማ ከም እቲ ዝበልምዎ ኣብ ቀረባ እውን ክንተሓዋወስ ኢና።

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 หลายเดือนก่อน +2

    ርኩሳት ኣቅሽሽቲ ህብሪ ዓይንኩም ደስ ኣይበለናን ኢሎም መራሕትኩም ህዝቢ ካብ ኢትዮጵያ ክት ሰጎም ከላ ንብረቶም የሕዲጎም፣ ኣይ ሰላም ኩናት ኢሎም ሃስዮም እገዳ ክገብሩልና ምስ ኣመሪካ ከዲሞም ህዝቢ ክጠሚ ክስደድ ዝገበርኩም እኩያት መራህትኩም። ሕጂ የህዋት ኩም ኢና ትብሉ ካብ ጥንቲ ቀንዲ ጸላእትና ኢኩም

  • @maharenatsegezab3551
    @maharenatsegezab3551 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ የሓግዝኩም ብጹኣን ጳጳሳት ትግራይን ኤርትራን እንተ ተዓርቀን ብዙሕ ጽንቂ ኽትሓፍሱ እኩም ።

  • @JesusisMysavior-x7f
    @JesusisMysavior-x7f หลายเดือนก่อน +3

    ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ብፍጹም አብ ታሪክ የህዋት ኮይኑ አይፈልጥን እዩ አይከውንን'ዩ ከኣ
    ምህላም ይካኣል እዩ ግን ብፍጹም
    ጸላእትና ዘይኮንኩም ደመኛታትና ኢኩም አጽኒትኩምና ኢኩም ይቅረ ዘይባሃሎ በደል ንዝሃለፈ 100 አመት በዲልኩምና

  • @AsmelashAsmelash-o3c
    @AsmelashAsmelash-o3c หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ሓሳብ ኢዩ

  • @satrebsahil5090
    @satrebsahil5090 หลายเดือนก่อน +3

    Tahdso deqiqe Estifanos❌❌❌❌

  • @negasiberhe9513
    @negasiberhe9513 หลายเดือนก่อน +1

    ጳጳስ መሰል ይሁዳ ኣብ ኣውስትርያ ኮይኑ ዝዛረቦ ዝነበረ ብዛዕባ ኤርትራ ኢትዮጵያን መሊስካ ንክትዛሮቦ የሰክፍ እዩ ነይሩ ኣነ ኣብ ኣውስትራልያ ኮይኑ ዘቃፅሎ ዝነበረ ሓዊ መሊሱ ድኣ ንባዕሉ የቃፅሎ እንበር እዚ ኹሉ መንእሰይ ትግራይ አወዲኡ ድንበር ኤረትራ እየ ዝነኹ ኢሉ ይዛረብ ኣሎ ኣነ ንሰላም እነተዝኸውን ኣይምተቃምኩዎን ግን ኮነ ኢሉ ትግራይ ተመሊሳ ብኢትዮጵያ ክትውቃዕን ክትዕፆን ይፅዕር ኣሎ እዚ ሰብኣይ እዙይ ንሕና ኤርትራ እውን ኢትዮጵያ ኩለን ይጠቅማና እንበር ኣይጎድኣናን ግን ሕወሓትን ሻዕብያን እናሃለዉ ሰላም ክርከብ ማለት ዘበት እዩ ሀይዚ እውን ደም ዝመነወ ኣይመስለንን ዝሰብኣይ እንበር ሕጂ ካብ ኤርትራ ክንረኽቦ እንኽእል ጥይት መሳርያ ክኸውን ይኽእል ወይ ትቀትለሉ ወይ ትቅተለሉ ካብኡ ሓሊፉ መንእሰይ ኤርትራ ኣዲስ ኣበባ አጥለቂሊቁ እናሃለወ እንተዝምችዎ ዓዱ ማሓሾ ነይሩ ግን ኣይኮነን ሕጂ ድማ አብ ኤርትራ ከይዱ ኣሕዋት ኢና ይብል ኣሎ ኮነ ኢሉ አብ ኢትዮጵያ ዘሎ ህዝብና ተወቂዑ ክባረር እሞ ናብ ሽግር ንምዳቅ ይፅዕር ኣሎ ሓቂ እንተዝህዎ ነይሩ ኣብ ኣኹሱም ማርያም ፅዮን ተሸጉጡ ትግረዎት ነንባዕልትና እናተባላዕና እናረኣየ እንድያውም ክንባላዕ ኣስተዋፆኦ እናገበረ ኤርትራን ትግራይን ከዓርቅ እየ ማለቱ ትግረዋይስ ይእመኖ ኤርትራውያንከ የኣምንዎዶ ኣምሓራ ክምስሉሲ የራስዋን አሮባት የሰው ታማስላለች ድዮም ዝበሉ ወይ መሳርያ የሓዝ እሞ ራብዓይ ወያነ ይመስርት ሓቂ እንተዝህልዎ መጀመርያ ትግራይ ናብ ሓደ ክመፅእዶ መፃዓረ ብድሕሪኡ ድማ ሰብኣይ እንተዝኸውን ከባቢና እውን ምስ ኩሉ ሰላም ክገብር ምፀዓረ እንበር ነቲ ፀላኢ ነቲ ሓደ ፈታዊ ገርካ ትግራይ ናይ ጦር መይዳ ንምግባር እሞ ወፅዩ ካለኣይ ዓዲ ስለ ዘለዎ ኣውስትራልያ ከይዱ ብመንእሰይ ሞት ኮፍ ኢሉ ፊልሚ ክርኢ ደልዩ ዘበት መንእሰይ ትግራይ ምስ ኤርትራ ይኹን ምስ ኢትዮጵያ እምኒ እውን ኣይድርብን ካብ ኣውስትራልያ መፅዩ እናተዝናነየ እናረኣየ ሂወት ኣይኸፍልን ምኞት ኣይኽልከልን

  • @ሰብዲዩግዜ
    @ሰብዲዩግዜ หลายเดือนก่อน +2

    ልእላውነት ሓድነት ኤርትራ 9 ቢሄር 2 ሃማኖት ከም ሃገር ኣሚንካ
    ሰላም ኢዩ ዝበሓል እንበር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዝብል ኣምር ቶንኮል ኢዩ ። ካብ ቀደም ጥንቲ ኣትሕዝኩም ብጥዕም ቃላትኩም ገርኩም ኣራሽ ኣምሲልኩ ፍረ ዓንዳል ትዕድሉ እንዲኩም ። መስቀል ሕሽካ ኮመዲ ምስራ ናትኩም ኢዩ ጽቡቅ ገጸባህርያ ኣለኩም ።

  • @negasiberhe9513
    @negasiberhe9513 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳውነ መሲሕ ዝበሃሉ ከምዚኦም ዘኣመሰሉ እዮም ኣኹሱም ተቀሚጦም መቀለ ሪሕቅዎም ድዩ ትግራይ ኣብ ክልተ ተመቂላ እናተመሓደረት እናረኣዩ ኮፍ ዝበሉ መራሕቲ ሃይማኖት ኢና በሃልቲ ኣነኳ ኣይኣምነሎምን ኤርትራውን ከይትታለሉ ብዞም ተኳሉ እንተኣትዮምኹም ከምታ ንሕና በኣውራጃ ፈልዮም ዘባሉዑና ዘለዉ ነኣኹም እውን ከባልዑኹም እዮም ክዳኖም ካልእ ልቦም ካልእ እዩ

  • @Eyamo-51
    @Eyamo-51 หลายเดือนก่อน +10

    ነዚ ህዝቢ ሓበሻ ባዕዳውያን ኣይኮኑን ዘጥፍእዎ ዘለው ኣብዚ ሕጂ ስዓት ካብቲ ህዝቢ ዝተፈጠሩ ኢዮም ንግዝያዊ ሰልጣን ክብሉ ኢዮም ዘጥፍኡና ዘለው ብጣዕ ጽቡቅ ዜና እግዝኣብሄር ቦዞም ኣቦታት ጌሩ ይስምዓና

  • @mom12127
    @mom12127 หลายเดือนก่อน

    Amen

  • @Zarameley
    @Zarameley หลายเดือนก่อน

    Kemzi ente zemirna selam zeynerkbelu yelen,selam yewrdelna

  • @BuyaSapiens
    @BuyaSapiens หลายเดือนก่อน

    Tegaru deqoru dichum tigebruna ,men iyu bische hadnet kab meretu siheb,wela qeshi yimtza,wela gele yimtza..meret eritrea wahas hilawe hisbi eritrea iyu...Luck you tigray

  • @selameuderetey7076
    @selameuderetey7076 หลายเดือนก่อน

    ይኣክለኩም ይበለና ፈጣሪ
    ሕጂ 'ከ እንታይ ክንደግም
    ስለ መድሃኒኣለምሰላም ንግበር 🙏🙏🙏🙏

  • @YordanosEfrem-y1n
    @YordanosEfrem-y1n หลายเดือนก่อน +1

    ሕማምን ጽላለን ዘይበልየሎም ህዝቢ፡፡ ኣግኣዝያን ዶ ገለ እንዳበልኩም ህዝብኹም ኣይተታልሉ፡፡ ንሕና ኤርትራውያን ኢና፡፡ ንስኹም ኢትዮጵያውያን ኢኹም፡፡ ሕማቅ ዕድል ኮይኑ፡ ጎረቤትና ኢኹም፡፡ ኣኸለ፡፡ ሓደ ኣይኮናን፡፡
    ኣቕሽትኹምን ፖለቲከኛታትኩም ሓሶትን ወረን ዝባህልኹም ህዝቢ፡ ብኸመይ ለገብኩሙና፡ ፎእ🤮
    ኣይንደልየኩምን ኢና!
    ብሓይሊ ድለዩና ኣይትበሉና!

  • @gebrehiwottirfe7099
    @gebrehiwottirfe7099 หลายเดือนก่อน +13

    ዘላቂ ሰላም ክመጽእ ዝክእል እቲ ትግራይ ከም ዝተበድለት ኤርትራ ከምዝበድለት ጌርካ ምቅራብ ተሪፉ እቲ ንልዕሊ 20ዓመት ዝገበረ ውዕል አልጀርስ ይተግበር ኢልኩም ብድፍረት ምስትዛረቡ ጥራሕ እዩ ሰላም ክመጽእ ዝክእል ።አብ ናይ በደል ሚዛን እንተ መጺእና ግን ልዕሊ 20 ዓመት ዝተበደለን 2 ዓመት ዝተበደለን ሓደ ክመጽእ አይክእልን እዩ ።
    ሓደ ሕዝቢ ዝባሃል የለን አብ ሓደ ከባቢ ንነብር ጎረባብቲ ሕዝቢ ኢና ።

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 หลายเดือนก่อน +1

      እዛ ዝበልካያ እያ እታ ሓቂ።

    • @wsgd3301
      @wsgd3301 หลายเดือนก่อน

      ህዝቢ ትግራይ ንማንም ፀሊኡን ጎዲኡን ኣይፈልጥን ❤❤ህዝቢ ኤሪትራ መራሒኡ እዩ ፀላኢኡ🎉😢

    • @Haregte
      @Haregte หลายเดือนก่อน +1

      ኤህህህ እሞ ምስ 2+ ዓመት ዝናፃፀርስ ኣሎ ኣብ ዓለም እኳ ኣይተርአየን ዝገደደ እዩ እንተኢልካ ኣሕሊፉ ይሃብካ😢🤲

    • @asmerthabte2492
      @asmerthabte2492 หลายเดือนก่อน

      Suk bel melhasena​@@wsgd3301

    • @ArayaBerihun
      @ArayaBerihun หลายเดือนก่อน

      ውዕሊ አልጀርስ በሎ ካሊእ በሎ ውዕሊ አልጀርስ አብዪ አረኪብኩም ንሱ ኒእሱኩም ወረዳ ኢሮብ ዛላንበሳ ጎቢጥኩም ንስኻትኩም ምኽንያታዊ እምበር ቁናዓትን ደለይቲ ዕርቅን አይኮንኩምን4ነጥቢ::

  • @amareshamenkalhiwetuyesmea9443
    @amareshamenkalhiwetuyesmea9443 หลายเดือนก่อน

    Ezom kahin zeykonus hasewti zeregti selam eyom

  • @meharifrezghi6854
    @meharifrezghi6854 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ንኹሉ ህዝቢ መጀምርያ የስግነኩም ሰላም ንህዝቢ ኢትዮጵያን ህዝቢ ኤርትራን ስለ ዝበልኩም ።ግን ክሓተኩም ኣበይ ድኣ'ሞ ነበርኩም ሕብሪ ዓይንኹም ደስ ኣይበለናን ተባሂሉ ብድስካሕክሕ ግፍዕታትን ጭካነን ክግፍዕ ኣይነበርኩምን እንዲኹም ትማሊ? ህዝቢ ኣግኣዝያን ክኣ ትብሉና ግደፉና ዘይሓወየ ቑስሊ ኣለና ክንደይ ግዜ ክንብደል ንስኹም ኢትዮጵያ ንሕና ድማ ኤርትረያ ንብሃል ህዝቢ ኢና'ሞ ደረት-ኣልቦ ክንከውን ኣይትሕሰቡ ።ተማሂርና ኣለና ኣቕሽሽቲ መሲልኩም ብረት ለበሰ ምዃንኩም ኣይትረስዑ ከተዛርቡና ኢንዲኩም ደሊኹም ዶብና ሕጂ'ውን ደምና ከምኸፍለሉ ጸላእትና ክፈልጡን ክኣምኑን ኣለዎም።

  • @SelamAk-mn5pj
    @SelamAk-mn5pj หลายเดือนก่อน +2

    Naymntay kalom zser abeden tgray meseritra kthwes abeden abeden aythsebwo nskum eityopywyan̈ nhna aritrawyan hlmitgray menedeka yeblun rahak tray tgaway

  • @berhanabelay5596
    @berhanabelay5596 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @BuyaSapiens
    @BuyaSapiens หลายเดือนก่อน

    Tigraway qeshi tiiy alo diu

  • @AbabeHiule
    @AbabeHiule หลายเดือนก่อน

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😊😊😊

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ
    ኢርትራ ወርርኩም የኢድኩም 30 ዓመት
    ደም ኣንብዒኩሞ ኢኹምም
    ዉሳነ ኣህግራዊ ቢት ፊርዲ ነጽኩም!!!
    ቦታና ወርርኩም ኢኹምም፡
    ዶብና ይተሓንጸጽ።
    ብስም ሃይማኖት ኣግዛኣያን ዚግበርር ላግጺ ጠጠውው ኣቡሉ

  • @yohannesbaraya4269
    @yohannesbaraya4269 หลายเดือนก่อน

    ክድሚ እዚ ኹሉ ሃይማኖታዊ ድራማ ኣብ ሕግን ስርዓትን ምምዛዝ የድሊ። ሰላም ብግብሪ እምብር ብሸፈጥ ኣይመጽእን'ዩ። ቅድሚ ኹሉ ግዝኣተ-ሕጊ ይከበር።

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi tigbrwo zelekum neanaa ne eritreawian qechich ayblwnan,ageazuan do gaegazian elkum aythawtetuuu

  • @meharitedros4196
    @meharitedros4196 หลายเดือนก่อน +1

    ክንዲ ትሓንከለይ'ሲ .... ! ዝብል ረዚን ብሂልን ምሳሌን ኣሎ ። መራሒ ሃይማኖት ማለት ብዛዕባ መንግስቲ እግዚኣብሄር ዝሰብኽ: ስኒት : ፍቕሪ: ሰላም ዝሰብኽ መንፈሳዊ ኣቦ እዩ ። እዞም ንርእየኩም ዘሎና መስቀል ዝሓዝኩም : ክህነተ ቀሚስ ዝለበስኩም: ጥምጣም ዝኣሰርኩም: ግን ኣብ ክንዲ መንፈሳዊ ተልእኾኹም ጥራይ ትገብሩ : ፖለቲካዊ ተልእኾኹም ክትዛረቡን ክትውስኑን ኢና ንርእየኩም ዘሎና ። ሐራይ ይኹን'ውን ንበል : ቅኑዕ ፍርዲ ውዕል ኣልጀርስከ ክተልዕልዎ ትፈርህዎስ ንምንታይ ኢኹም? ሰላም ክልቲኡ ህዝብታት ትምነዩን ካብልቢ ትደልዩን እንተኾንኩምሲ ፍርዲ'ዶ ይገሃስ እዩ ? ኣብ ባይታ ዶብ ይመልከት ሰላም ክወርድ ዘይምበልኩም ። ኣግኣዝያንዶ ሃበስቀደስ ዝበሃል ጔል መንገዲ ሰላም ከይወርድ ዝሓላልኽ እምበር ፈጺሙ መፍትሒ ኣየምጽእን። ታሪኽ ንድሕሪት ኣይምለስን።ሓደው ልብስኹም ኣራጊፍኩም ፖለቲካ ሓንብጥሉ: ወይ ሰላም ጥራይ ስበኹ ። መፍትሒ ሽግር ኢትዮጲያን/ ትግራይ ምስ ኤርትራ ምምልካት ዶብ ኣብ ባይታ : ውዕል ኣልጀርስ ምትግባር ብተግባር ። ብድሕሪኡ ህዝቢ ምስ ህዝቢዶ ካልእ ማልእን ይስዕብ። ቅድሚ ፈረስ ዓረብያ ዝበሃል ጣቌኹም ግን ቦታ የብሉን።

  • @ArayaHaileyesus
    @ArayaHaileyesus หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho หลายเดือนก่อน +3

    መንግስቲ ኤርትራ በሉ መሪሕነት ንውድባት ንእኒ ሕዋሓት፣፣ ውናት ምናምን እዩ ልምልከትሕዋሓት ውድብ እምበይ መንግስቲ የኾነትይ መንግስቲ ኢትዮዽያ ለይፈልጦ ብውሽጣዉሽጢ ዉድብ እናሀለየት ሕዋሓት ሀመይ አቢላ ምስ ሀገር ናልሞዓት ጉጅለ ሐንሳብ ካድራታ ሀምኒ መንበረ ሰላማ እናለአኸት ርክብ ተካይድ አላ? በዝን በትን ሀምቆርበት ምስተገተረት ድሕሪ አብ 2 ምክፍፋላ ሎሚ ሰላም ምስ ኤርትራ ይደሊ እየ እንተበለት ንጉጅለ ስብሓት መን ይአምና እዩ። ንነብሳ አታሊላ ንህዝቢ ትግራይ ረሚሳ አይ ንላዕሊ አይንታሕቲ ደው አብዝበለትሉ ሕብራ እናቀየረት መዝሙር ሰላም ክትዝምር እንተጀመረት መን ይአምና። ከቢድ ናሕሾት ዘመተ አብ ርእሲ ጀነራል ፃድቃንና ጌታቸው ፈልያ ንምቃዕ አብትርበሉ ግዘ ሕዚ ሰላም ምስኤርትራ ናእማማን ድዩ? ስምምዕነት ፕሪቶርያ ይተግበር እናበለት ስምምዕነት አልጀርስ ንከይፍፀም ንዐመታት ተጭበርብር ዝነበረት ሕዋሓት ሎሚ ንናአልጀርስ ስምምዕነት ተቐቢለዮ እየ ክትብል አይትኽእልን ስልጣን ብሀገር ይቅርና ብትግራይ ደረጃውነይ ስለዘየብላ። ናፕሪቶርያ ስምምዕነት አብ መንጎ ግዝያዊ ክልላዊ መንግስትን ፌደራልን እዩ ናአልጀርስ ስምምዕነትና ግን አብ መንጎ ክልተ ሀገራት እዩ። እቲ አብ ስልጣን እናሀለየት ክትቅበሎ ዝነበራ ስምምዕነት አልጀርስ ሎሚ ህዝቢ ትግራይ አይተድልይናይ ምስበላ ካብ ጭንቀት ልተላዕለ ብሕብእ ሕብኢተይ ምስኤርትራ ሰላም ይደሊ እየ ምባላ ንግዝያዊ ከስቢ እምበይ ናእማን የኾነትይ።

    • @Trendy-nd9ho
      @Trendy-nd9ho หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @emunman
    @emunman หลายเดือนก่อน

    True . Eritreawayann hizbi Tigrayin Mexiaina hade eu, hizbi Eritrea deldilu melet Hizbi Tigray deldilu malet eu. Hizbi Tigray deldilu malet hizbi Eritrea deldilu malet ezivhade hizbi ab 2 hager ziner hizbi Haiylu tifatu bhade eu. Nay Timali Tarik hizbawi Ginbarin weyane wun nisu eu zinerena . Telatina sieirna zinegesinalu ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zarahagos
    @zarahagos หลายเดือนก่อน

    ካብ ልቢ እንተኾኑ ካብ ሰላም ተረባሒ እበር ጎዳኢ ኣይኮውንን ልክዕ ክልተ ሃገር ኣብ ክልተ ሃገር ንነብር ተዛረብቲ ትግርኛ ኣለና በብኽርንኡ ድማ ኣሎ ከማና ዛኣመሰሉ ስለዚ ኩሉ ህዝቢ በዳሊ ኮኑ ኣይፈልጥን እዩ ኩግዜ ናይ ቦለትኻ ሽግር እዩ ነቲ ኩንነት ዘይ ምቕባል እዩ እሞ ኣምላኽ ምሕረቱ ይኳኣወልና ንዓኹም ስማ የስምረልኩም ቡጻን ኣቦታትና ❤️❤️🥰🥰

  • @URCHRISTIANOSUI
    @URCHRISTIANOSUI หลายเดือนก่อน +2

    At the border of ERITREA 🇪🇷 AND ETHIOPIA 🇪🇹. TIGRAY IS A REGION IN ETHIOPIA 🇪🇹. 😂😂😂

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @saze1177
    @saze1177 หลายเดือนก่อน +3

    Agaziyan ? you gays that is not pece that is looking war Eritrean we don't accept garbej agazyan edit ideas we need peace wis tegaru ethiopan and Eritrean?

  • @MedhaneWolday
    @MedhaneWolday หลายเดือนก่อน +2

    Enafeletkum kem zeyfeletkum sik elka mizrab trgum yblun eti Salam zixelie ertrawi yelen u ygdas ab kiwninetn kum negern entezkewin xbuk neyru eti wana bet frdi zferedo frdi mikbal u wiel algeris zibehal Salam alo slezi gudayna ztewedie kinsu ab tewesaki demawi kunat zehamesenan zeitewenan guday haleftkum u hji win Salam kikonelna gidin temelisna ztehasemnayo Salam zemixie eti enko mefthi Salam nsu u

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 หลายเดือนก่อน

    ካድርታት ወያኔ ሐደ ህዝቢ ኮይኑ አይፈልጥን እዩ 5:19

  • @erieri8672
    @erieri8672 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ግደፍዎ ኣዚ ኣጋኣዝያን ኣንዳ በልኩም ነዚ ህዝቢ ኣይተታልልዎ

  • @kidane6417
    @kidane6417 หลายเดือนก่อน

    Terwi aba selama poltkana gayi

  • @HappyBlackberries-hd8hb
    @HappyBlackberries-hd8hb หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @habtombahre2356
    @habtombahre2356 หลายเดือนก่อน +3

    Hade aykonan ::

  • @AmanuelBelay-u7w
    @AmanuelBelay-u7w หลายเดือนก่อน

    Wele Aljeriea aminkum mes tezarebu egzabiher yehuges megedi sellam yefeter kem gorebete

  • @MeriEyoba
    @MeriEyoba หลายเดือนก่อน

    ሳሕሳሓት ቆማላት ዓጋመ። ንኩሉ ናይና እዩ ኣይትበሉ፧ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ቦትኡ እዩ ዘሎ። መጀመርታ ውዕል ኣልጀርስ ተቐቢልክን ኣኽቢርክን ትኸዳ። ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ከኣ ጎረባብቲ እምበር ሓደ ኣይኮነን። ኣግኣዝያን መግኣዝያን ኣይትበሉና።

  • @AwetTekle-w3q
    @AwetTekle-w3q หลายเดือนก่อน

    ብመጀመርታ ክብሪ ንመራሕቲ እምነትና ።ከምኡ ውን ቃልኩም ኣብ ልቢ ኩሉ ደላይ ሰላምን ይስፈን ። ንሓዋሩ ሰላም ክመጽእ እንተ ኾይኑ ሰላም ሃገር ምስ ሃገር እምበር ሃገር ምስ ክልል ዝኸውን የለን ።ልዕሌኹም ገበርን ሓደግትን መራሕቲ ኢትዮጵታ ክሳብ ዝሃለዉ ክብድ ዝበለ እዩ።ካብኡ ቀጺልና ኤርትራ ዓዲ ትግሪኛ ተዛረቢ ጥራይ ኣይኮነትን ኣደ 9 ብሄራት እያ።ከም ክልተ ሃገር ተኸባቢርና ጉዳይ ዶብ ኣብ መዕለቢኡ በጺሑ ከምኡ ውን ከም ኣሕዋት በብዘለናዮ ተኸባቢርና ቃንቃና፡ባህልና፡እምነትና ከነዕቢ ናይ ኩላትና ትምኒትን ሕልምን እዩ። ካብ 1991 ተኸባቢርና እንተ ንከይድ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምተሰደን ህዝቢ ትግራይ ውን ግዳይ ናይ ኩናት ኣይሙኾነን ሕጂ ውን ጉዳይ ዶብ እንተ ዘይተፈቲሑ እቲ ኩናትን ደም ምፍሳስን ቀጻሊ ክኸውን እዩ። እዚ ክልተ ተዛረቢ ህዝቢ ትግርኛ ክኣ ኣብ መወዳእታ ክበርስ እዩ።

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng หลายเดือนก่อน +3

    ኣቦታተይ ከምኡ ገይርክም ተከይደክም ምሕረተ ክወርደና እዩ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @WALTAEDF
    @WALTAEDF หลายเดือนก่อน

    እዞም ሰባት ጥዑያት ዲዮም ኣጠራጢሮምና ኮ ሕጅስ

  • @wedimelake9436
    @wedimelake9436 หลายเดือนก่อน

    እዛ የሕዋት የሕዋት የሕዋት ትብል ቋንቋ ገደፉዋ ወዕል ኣልጀርስ ኣኺብርኩም ልዕላውነት ኤርትራ ኣምንኩም ብሕግ ተቀይድኩም ስነ ስርዓት ገርኩም ን ህዝቢን መንግስትን ኤርትራ ኣኺብርኩም ይቅረ ተጋግና እና እልኩም እንተ መጽኹም
    ንህዝቢ ን መንግስትን ኤርትራ ን ሰላም ምንም ዝምህሮ የለን
    እንተዘይ ኮይኑ ኣብ ኣፍንጫኹም እና ዘለና ኦኬ ዶ ጨለ መልሓስ ግደፉ ።
    ዓወት ን ሓፋሽ ኤረይ ንዘልኣለም ተሓፍርኪን ተኸብርኪን ኪትነብሪ እኺ✊✊✊✊💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohannesbaraya4269
    @yohannesbaraya4269 หลายเดือนก่อน

    ሽም ወይከኣ 'ብራንድ' ክትርጎም ኣይግባእን'ዩ። ፍኖተ-ብርሃን/Fnote-Brhan ኢዩ ክኸውን ዘለዎ።፡ Way of Light ኢልካ ምትርጓም ጌጋ ይመስለኒ።

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk หลายเดือนก่อน

    ዕርቂ ክወርድ ተስፋ ንገብር ካብ ላተጣፋፋእካ በርግፅ ሰፈ ዘይብል በደል ተባዳዲልና ኢና ግን ትርጉም የብሉን ልኤርትራ ዝመስል ትግራዋይ እዩ ልትግራዋይ ዝመስል ካአ ኤርትራ እያ

  • @ምድረቡርዓደይ
    @ምድረቡርዓደይ หลายเดือนก่อน

    ሰኣን ብፍቅሪ ምንባር እዚ ኹሉ ሞት ኣምላክ ሰማይ ሓደ ኮይና የርእየና ፈጣሪ

  • @nakfa8862
    @nakfa8862 หลายเดือนก่อน +1

    ሎሚ ብአኩም ዝዳናገር ኤርትራዊ የለን።
    እታ ጠዋይ ልብኩም ሎሚ ፈሊጥናያ ኢና
    ይአክል ዘታለልኩምና ዝጠለምኩምና ዘዳናገርኩምና።
    ኤርትራ ናይ 9 ቤሃራት ናይ አስላምን ክርስትናን ሃገር እያ
    እዚ መዳናገሪ ስራኹም ኩሉ ኤርትራዊ ፈሊጥዎ እዩ።
    ሕጂ ከ እንታይ ክትደጉምና

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 หลายเดือนก่อน

    Xeadu aytemenu neyehwatkum ab kebabikum zelewu emenuuu

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 หลายเดือนก่อน

    Amselutat😮

  • @hagoshebet5123
    @hagoshebet5123 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዞም ኣጋንንቲ ዝኮኑ ካህናት ትግራይ ብዘካ ክፋት ጽቡቅ ዶ ከይትሓስቡ

  • @yemanemenghstab6139
    @yemanemenghstab6139 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ጠንቆሊ ንተንከስ እግርካ ትስበር በታ ፍርዲ ከይተገብረ የለን ኣጋዛያን ትብል ርኩስ እቶም 9 ብሄር ኣበይ ክትድርብዮም 20 ዓመት መርየት ክትሐዝ ኣበይ ነርኩም ሽጣውንቲ

  • @merhawitandegergish2839
    @merhawitandegergish2839 หลายเดือนก่อน

    እቲ ሓቂ ከም ጎረቤት ኩምተቀቢልኹም ሰላም ንግበር እንተልኩም ጽቡቅ እዩ. እንበር ኩሉ ህዝቢ ዓለም እኳ ኣሕዋት ዠ

  • @Tesfaye-ic5jj
    @Tesfaye-ic5jj หลายเดือนก่อน

    ሕውነት እንድሕር ደኣ ኣውሲእና በኢትዮጵያዊነት እሴት ዝተሓቅፉ ግና ኸ ዝተፈላለዬ ቋንቋታት ዚዛረቦ ሙሉእ ደቂ ኢትዮጵያ ኪንዝግዖ ኣይብልናን። እቲ ሕውነት በሕዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ጥራሕ ተሓጺሩ ዚዝንተው ኣይኮነን።

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን የሀብኩም አቦታትና❤❤❤

  • @ukbayc
    @ukbayc หลายเดือนก่อน

    ጋዕጋዕዝያን ዝበሃሉ ብሄር ኣብ ኤርትራ ፍጹም የለዉን

  • @yeibiotekie314
    @yeibiotekie314 หลายเดือนก่อน

    Algiers agreement ategbirka giegaka aminka mtsa

  • @First-Eri
    @First-Eri หลายเดือนก่อน

    ሓደ ምስ መን ኢና ሓደ ኢትዮጵያውያን ኢኩም ዘለኩም ንሕና ምስ ኢትዮጵያውያን ሓደ ኣይኮናን ሓደ ንከይንከውን ክኣ ናጽነት ኣውጅና። ስለዚ እዚ ተንኮል ሓዘል ሓደ ኢና ዝብል ላግጺ ግደፉዎ ወይ ተነጸሉ ካብታ ኢትዮጵያ ወይ ከም ኢትዮጵያውያን ኮይንኩም ሰላም ግበሩ።

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 หลายเดือนก่อน +1

    Nbskum emenuu agelgelti xeadu konkum nezi kebabi aytrbshewo

  • @мдор
    @мдор หลายเดือนก่อน +6

    ካሃናተ ባቢሎን

  • @tgjjtfjj3417
    @tgjjtfjj3417 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ቡፁኣን ኣቦታትና በረከትኩም ይቢፀሐና ኢግዛኣብሄር ዓዲና ሰላም ይግበረሊና🙏❤❤❤

  • @esuhabte4879
    @esuhabte4879 หลายเดือนก่อน +1

    Hhhhh tegaru enkae eka nifalet kona 😅😅😅😅

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🎉🎉🎉

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 หลายเดือนก่อน

    Shigr aghazayan ena enabelka hito fith aymexihn hasot entelay nhizbi tigeay ayteqimn eyu .

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @syumnelo4525
    @syumnelo4525 หลายเดือนก่อน

    Xbuki eyu aba zhalefe kulu gega bhiji keydgemi nhina abana zelo abakumi zelo da ngedina kab sidet ena kinmlesi ndeli amlaki kemi afikum ygberelina nhina hizbi Eritrea ka nfiker kulu gze dluwati ena dedobka hizka tekebabirka mnbar eri zblexe eyu tetkababirka abti zelo nabti datebhahile kimeabil zkiel eyu mo selamn fiker yhabena geta