ሕቶታትን ሪኢቶታትን ህዝባዊ ዋዕላ ከተማ ዓብይ ዓድን ወረዳ ቆላ ተምቤንን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 48

  • @MenkamMan
    @MenkamMan 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    አታ ጀግና ህዝቢ ተምቤን ናትና ታሪኽ ምስክርነት ሓቁ እሱ እዩ....ቀፅልሉ አብጎንኹም ኢና.......ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ሓድነት

  • @abrahaghebreslassie6517
    @abrahaghebreslassie6517 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉እንጌራ ዓለም ብላዕ። ትግራይ ሰብ ኣለዋ ንብል ስቕ ኢልና ከምዘይኮና ህያው ምስክር።❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Ophkiber
    @Ophkiber 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቤተ ምክሪ ኣበይ አለካ? ቤት ምክሪ ደኣ ብውዕሊ ፕሪቶርያ እኮ ተበቲኑ ...ምድረ ፈናቁርት

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፦ ትኽክለኛ ሓሳብ እዩ ሪኢቶ ቆላ ተቤን ከምኡ ገይርኹም ቀፅልሉ።

  • @hiruytitigray5379
    @hiruytitigray5379 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ብሓቂ በሳል መንእሰይ ✊️✊️❤️❤️💛💛 ኣታ ንህዝቢ እዙይ ዶ መራሒ ይስእን

  • @yohansdebesai9252
    @yohansdebesai9252 13 นาทีที่ผ่านมา +1

    ክሒደት ደአ ባህላዊ ስራሕኩም እንዲዩ ዘይትሐፍርሉ እኮ

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️ሓቂ ህዝበይ ሙህር አካ ማንም ድማ ባውራጃ ዝፈላልየካ የለን ሓደ ህዝቢ ሓቲ ትግራይ 🤲

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Adey anbesa❤

  • @wisdom4000
    @wisdom4000 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንመዳለዊ አካል
    ፓለቲካ ትግራይ ክሓምም ዝጀመረ ዓመታት አለዎ። ግኧዝይና ፣ ብወገንን ብኔት ወርክ ሠራሕተኛ ምዉፋር ሹመት ሰቪል ሰርቪስ ምሃብ ፣ ዲሞክራሲያዊ መሰላት ሕዝቢ ምጉኧፃፅ ፣ ኸባቢያዊነት ዝኣብሎሎ ቤተሰባዊ አሠራራሓ ፣ ትምክሕቲ ፣ መን ኸማይ ፣ ናይ ህዝቢ ቃልስታት ናይ ዉስናት አምሲልካ ምቅራብ እንታይሞ ንአብነት ተጠቂሱ እምበር ሕመቅ ፓለቲካን ፣ ፓለቲከኛ ትግራዎት ንዝሓለፉ ሰለሳ አርባዓ ዓመታት ሱር ዝሰደደ ምኻኑ ግሁድ እዩ። በዚ ምኽንያት እዩ ሕዚ ሕዝቢ ትግራይ አብ ኸቢድ ሕሰም ንኽሽመም ተገይሩ ዘሎ። ስለዝኾነዉን አመራርሓ ሕወሓት ዝነበሩን ሕዝዉን ዘለዉ ነዚ ኹሉ ሓላፍነት ኽወስዱ ዝግባ እዩ። ንምንታይ እንተተባሂሉ ንዝሓለፉ አርባዓ ዓመታት ብአብላልነት ሃገረ ኢትዮጽያን ዝመርሑ ፣ ትግራይ ድማ ብብሕታዊነት ዝመርሑን፣ ዝመርሑ ዘለዉን ስለዝኾነ እዩ። ሕዚ ድኣ መን እዩ ካብዝኹሉ ገበን ነፃ ኾይኑስ ወዲ ሕዝቢ እየ ዝብል! ይድግፈኒ እትብሎ ኧስለ አኪብኻን እተፈላለዩ ሚዲያታት አዋፊርኻ በቲዉን በዚዉን ተጎጃጂልኻ እትኧንድረሉ ጊዜ ዶ ምኾነ ነይሩ? ሕዚ አብ ትግራይን ካብትግራይ ወፃኢ ዝነብር ትግራዋይ ንዝበፅሖን፣ ንዝበፅሖ ዘሎን ኸቢድ መከራን ስቃይን መን እዩ ተሓታቲ? ብሕልፊ ብዝሓለፉ ዉሕዳት ዓመታት አብ ሕዝቢ ትግራይ ዘቕነዓ ኹናት መበገሲኡ እንታይ ነይሩ? አመራራሓ ሕወሓት(ሃገረ ኢትዮጽያ ብኣብላልነት ይመርሑ ስለዝነበሩ)ን ካልኦት ሊሂቃን ፓለቲካ ትግራይ እንታይ ግደ ነይርዎም? ላዕለዎት አመራራሓ ሕወሓት ናይ ማእኸል(ፌዴራል) ሥልጣን ራህሪሖም ናብ ትግራይ ምምፃ ኸ እንታይ አሉታዊ ኺሳራ አምፂኡ? ኹናት ንኸይመፅ ኸ ይካአል ዶ ነይሩ? ዝብሉን ካልኦት ተዓጊዶም ዘለዉ ናይ ሕዝቢ ትግራይ ሕቶታት ዝምልስ ብዘይሻራዊን ዉግንና ብዘይብሉ ይምልከተና እዩ ብዝብሉ ግዱሳት ትግራዎት ወገናት ብስፋሓትን ብዝኣሞቐ መንገዲ ክፅናኧን ኽስነድ ይግባእ።
    ድሕር ዚ እዩ እምባአርከስ ሕዝቢ ትግራይ ገበነኛታትን ሕመቕ ፓለቲካ ትግራይ ምስአለለየ መን ክመርሖ ከምዝግባእ ክዉስን ዘለዎ። እንተሰ ሕወሓት ወይም ካልኦት ተቓወምቲ ዉድባት ወይም ኻኣ ካልኦት ዝበፅሓኒ በደላት ኹሉ ክድብሱኒ እዮም ዝብሎም አካላት መሪፁ ናብ ሥልጣን ከደይብ ዝግባእ።
    ሕዚ በትን በትን ዝግበር ዘሎ ናይ አዳራሽ ፈኸራን ፣ ፀለመን፣ ናይ ማሕበራዊ ሚዲያ ወፍሪታትን፣ አብናይ ቴሌቭዥን መስኮት እናወፃእኻ ዲስኩር ምግባርን ካልኦት ሜላታት ምፍጣርን ፣ ንሓቀኛን ምስገለ ጉጅለ ብግብርን ፣ ብሓሳብን ዘይተፀምበረ ትግራዋይ ዝጠቀም እምበር ንዝተጎጀሉ አመራራሓ ይኹኑ ኻድረታት ሕወሓት ዋላ ኽንድጣፍ ፍረ ዝጠቕሞም የልቦን ኮታስ ክዝፅረጉሉ ዘኽእል መስርሕ ክፍጠር እንተ ዘይ ኾይኑ።

  • @mashimashi1214
    @mashimashi1214 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ybel hasab❤❤❤

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    This is a leader!!!

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖💖

  • @Ademrose90
    @Ademrose90 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tigraians are Tigraians forever ❤❤❤❤❤those nations Tigaru with brilliant smart mind respect and love ❤️ 😍 💖

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ayi zokoum wodubna musmurna enablkin kuthsyo ekoum

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግቡኡን ግዴቱን ዝፈልጥ ሙህር ህዝቢ አዩ ህዝብና ❤️❤️❤️

  • @ezze3156
    @ezze3156 35 นาทีที่ผ่านมา

    Thanks so much, the gentleman spoke properly and told the truth

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 29 นาทีที่ผ่านมา

    ካብዚ ህዝቢ ምፍጣረይ ሕጉስቲ አየ

  • @haftomtesfay3112
    @haftomtesfay3112 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ህዝቢ እዚ ሕዝካ ተላኣኣኺ ምኻን ውርደት እዪ

  • @bereketgetachew3384
    @bereketgetachew3384 10 นาทีที่ผ่านมา

    ጀግና ሰብኣይ ፅቡቅ መብርሂ እዩ ኣያና

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀግና ሀዝብ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️🌹🌹🌹🌹🌹

  • @tigray447
    @tigray447 48 นาทีที่ผ่านมา

    God bless you all, my beautiful people 💛 ❤

  • @kirosgebreselassie2818
    @kirosgebreselassie2818 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓት ኣይጠፍእን።

  • @ghideyhishe9395
    @ghideyhishe9395 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝገርም ጀግና ህዝቢ

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes ❤❤❤❤King ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤

  • @fsdsdgwsf971
    @fsdsdgwsf971 58 นาทีที่ผ่านมา

    😍😍😍❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏👏👏😍

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Very good dear tdf

  • @mowdave9578
    @mowdave9578 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkk ala agame tplf kedami silezikone eyu tseadu zideliyuwo gena kea ketfakum eyu mikniyatu geopolitical tekeyiru eyu chaw beluwo

    • @SelamMeles-lt8lz
      @SelamMeles-lt8lz ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናይ ዓድካ ግበር

  • @AlemGeday
    @AlemGeday 10 นาทีที่ผ่านมา

    Very nays

  • @elyasg-w6q
    @elyasg-w6q ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mekonnengurmesa4121
    @mekonnengurmesa4121 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👋👋👋❤️💛❤️💛❤️✊✊✊

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 14 นาทีที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @fegffghhfh6393
    @fegffghhfh6393 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahaghebreslassie6517
    @abrahaghebreslassie6517 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉❤

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👌👌👌👌

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @HilufeyasuAbrha
    @HilufeyasuAbrha 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓጀውጀው😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @SelamMeles-lt8lz
      @SelamMeles-lt8lz ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቅጥል በል ምንም ማረግ አይቻልም ከማካ ትሽርት ጉቦ ስለዘይሃቡካ ገንዘብ ጌታቸው ከየምልጠካ ድዩ አግዲህ ህዝቢ ይስዕር ናይ ህዝቢ ሃሳብ ይስር

  • @elyasg-w6q
    @elyasg-w6q ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክክክክ ትግራዋይ ደንቆሮ ካብ ናይ ኣሜሪካ ክድምና ከይወጻእካ ኣይሓልፈልካን ኢዩ::

    • @medhin8187
      @medhin8187 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣይይ ዘይምፍላጥ ባዕልኻ ኸ ትግርኛ ተናጋሪ ኣሜሪካዊ ማለት ድዩ ከንቱ 🤔

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 57 นาทีที่ผ่านมา

      @@medhin8187 ትግራዋይቲ ደንቆሮ ትግርኛ (ተናጋሪ) እንታይ ማለት ኢዩ? (ተዛራቢ) ማለትኪ ዲዩ? ክክክክክ ትግራዋይቲ ደንቆሮ መጀመርያ ትግርኛኺ ኣጽሪዪ::

    • @medhin8187
      @medhin8187 48 นาทีที่ผ่านมา

      @@adikeyh7770 🤪ድሓን ንሱስ ተረዲኣትካ እያ ዘላ ትግርኛ እናፀሓፈ ተጋሩ ዝፃረፍ ዩ ከምቲ ዝበልካዮ ደንቆሮ ዝበሃል
      ድማ ጦቡሎቕ ክትፈትዉ መዓት ኢኹም ናብ ገዛይ ኢኻ መፂኻ ።
      ታይ ዘሎ መሲሉካ ዩ ተፃሪፍካ ትኸይድ እንበር ዝዕመፅ የለ ዓየ የለ ጀሪካን ካልሲ ጫማ የለን ኣብዚ ።

  • @simonmengesha9369
    @simonmengesha9369 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጉራ አሮጊት ካድረ

    • @tigray447
      @tigray447 50 นาทีที่ผ่านมา

      That is very stupid, shem on you 👎 👎

  • @kbromgher9281
    @kbromgher9281 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ

    • @SelamMeles-lt8lz
      @SelamMeles-lt8lz 11 นาทีที่ผ่านมา

      👎👎👎👎👎👎👎👎