ብርጌድ ንሓመዱ ዞባ እስራኤልን ንጥፈታቱን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • Help Eritrean journalism, support Radio Erena now: donorbox.org/b...
    ዘተ ኣብ ግዜና ምስ ደጀን መንገሻ ካብ ካናዳ - Discussion with Dejen mengesha on Brged Nhamedu in Israel - Wednesday, 17 July 2024
    Radio Erena is Eritrea's only independent and impartial radio broadcaster. We reach 500,000 listeners weekly in the country and are followed by more than 100,000 people online.
    Follow us online:
    - Website: erena.org
    - Facebook: / radioerena
    - X: x.com/RadioErena
    You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone: +33 6 34 90 96 97
    Or by email: newsroom@erena.org
    #Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
    #eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

ความคิดเห็น • 160

  • @radioerena1
    @radioerena1  หลายเดือนก่อน +3

    Thanks for watching the video!
    We need YOU to continue: donorbox.org/become-a-radio-erena-supporter

  • @user-fi7cb4lx1e
    @user-fi7cb4lx1e หลายเดือนก่อน +11

    ብቕዓት የብሉን ክምልስ እዚ ወዲ እዚ መራሒ ጓሓላሉ'ዩ።

  • @user-uj4nk2gn5w
    @user-uj4nk2gn5w หลายเดือนก่อน +9

    Berged nhamedu esile eyom .gasot seb kebti denaqur eyom

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155 หลายเดือนก่อน +5

    ሽሺ ሕቶታትካ ኣብ ሰማዒ ዘየብለን ዘሪእካየን
    ሰብ ኢልካ ድምጺ ዘውጽእ ርድኢት ኣልቦ ተደርብየን ሓዚነ።

    • @JemalBerhane
      @JemalBerhane หลายเดือนก่อน

      ሺሻይ ንባዕሉ ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱ ኢዩ

    • @JemalBerhane
      @JemalBerhane หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኩሉ ኢንተርቪውካ ተኸታትለካ ኩሉ ዝገበርካዮ ድማ ን ብርጌድ ንሓመዱ ዝሃርም ጥራሕ

    • @michaelhagos1701
      @michaelhagos1701 หลายเดือนก่อน +1

      @@JemalBerhane ጸረ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ክህረም ጥራይ እዩ ዘለዎ።
      ኤርትራዊ ኮንካ ንኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ዝምልከት ቃልሲ ግበር ብሓባር ክንሰርሕ ለውጢ ክነምጽእ።

    • @michaelhagos1701
      @michaelhagos1701 หลายเดือนก่อน

      @@JemalBerhane ሽሻይ ጥራይ ዘይኮነ ኩሉ ዝሰምዕ ዘበለ አንጻር ብርጌድ ንኸብዱ እዩ።

  • @user-yz4it2zn4j
    @user-yz4it2zn4j หลายเดือนก่อน +4

    Deju jegna wedi hezbi ajoka 💪🏽 well said 👍🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿

  • @samsomghebrehans997
    @samsomghebrehans997 หลายเดือนก่อน +2

    ሺሹ ሓወይ ሕቶታትካ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓቶ ሕቶ ኢኻ ትሓቶ ዘለኻ በዚ መሰረት ድማ ብቁዕ ሕቶ ኮይኑ ረኺበዮ ቀጽሎ ድማ።

  • @michaelnegusse2652
    @michaelnegusse2652 หลายเดือนก่อน +2

    ደጀን ሓደ ደንቖሮ ዕሱብ ኢኻ፥ንስለማውያን ሲብል ምጥቃዕ ምህራም ከም ገበን አምበር ከም ቃልሲ ኣይቁጸርን ዩ፥ ክትቃለስ ኪድ ብረት ኣልዒልካ ሜዳ ዉረድ።

  • @user-ns7ic2sq6q
    @user-ns7ic2sq6q หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ መልሲ ደጀን ጅግና
    እዚ ሽሻይ ግን ሕቶኡ ደስ ኣይበለንን ሓደ ዕሱብ ባርያ እዩ ዝመስል ኣብ ኤርትራ እንታይ ዓይነት ሽግር ኣሎ ህዝብና እንታይ ኮይኑ ይስደድ ኣሎ ጠፊእዎ ማለት ድዩ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪

  • @philiposyonas744
    @philiposyonas744 หลายเดือนก่อน +1

    ሺሻይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፎዕ ሓተታ ኣምላክ ይባርካን ይሓልካን 🎉❤

  • @mehreteabYhannes1952
    @mehreteabYhannes1952 หลายเดือนก่อน

    በዳህን ሕቶታት ብፍሽኽታ ምምላስ ዝለዓለ ብቕዓት'ዩ።
    ንኹሉኹም የቀንተልና።

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155 หลายเดือนก่อน +4

    ሽሻይ ብቁዕ ሕቶታት ኢኻ ሓቲካ ግን እዚ ቆልዓ ክምልስ ዓቅሚ የብሉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብሃል ስነ ሓሳብ ወያነ ዝተቀበለ ኢዩ። ኩሉ ዝገብሮ ድማ ሕጋዊ ሕቶ ዘይኮነ ኣንጻር ኣቃውማን ክብርታትን ሃገረ ኤርትራ ኢዩ።
    ዋላ ሓንቲ ዝኾነ ጸግዒ ዘየብሎም ዝተሃረሙ ንፈልጦም ኣለዉ። ዱኳናቶም ዝዓጸዉ ብሰንኪ ምሳና ኣይኮንኩምን ኣለዉ ኣብ ኩሉ ዘየለዉ ስለዚ እዞም ሰባት ካብ ውሱን ከባቢ ሃገራዊ ራኢ ዘየብሎም ንሃገራዊ ታሪኽን ህዝባዊ ክብራታትን ዘየኽብሩ ዘይቅበሉ ኢዮም ። ህዝቢ ድማ ኩሉ ተረዲእዎ ኢዩ።

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ክልተ ቡሉጻት 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @natnaelgebreamlak6854
    @natnaelgebreamlak6854 หลายเดือนก่อน +2

    Well explain deju hawey ❤

  • @michaelberhane9247
    @michaelberhane9247 หลายเดือนก่อน +1

    ኣድጊ ንሓመዱ ብፉጹም ክዕወት እይክእልን አዩ በዚ ዝኸዶ ዘሎ እካይዳ

  • @haisemshifa4347
    @haisemshifa4347 หลายเดือนก่อน +2

    neutral hard to identify his personal opinion non biased journalist this is what journalism should be I personally admire him.

  • @user-wz4bn8zr7x
    @user-wz4bn8zr7x หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ ሓታታይ

  • @meskelasibhatu8187
    @meskelasibhatu8187 หลายเดือนก่อน +1

    If u wanna fight anyone fight the government. And stop killing innocent Eritreans citizens you are tigray stop saying ur Eritrean!

  • @ghebre171
    @ghebre171 หลายเดือนก่อน +3

    እዙ ደጀን ዝበሃል ኮለል እንተዘይኮይኑ ብቅንዕና ኣይምልሽን ኣሎ።

    • @yosiefhabte5602
      @yosiefhabte5602 หลายเดือนก่อน +1

      Gis mushmush😅

    • @ghebre171
      @ghebre171 หลายเดือนก่อน

      @@yosiefhabte5602 ንሳ ኢያ ዓቕምኻ

    • @selam7603
      @selam7603 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@yosiefhabte5602you are right he is saprter of the dictator ❤❤❤

  • @hntsarussom
    @hntsarussom หลายเดือนก่อน +2

    Ktkales delika hgdef meas israel alo kido eritrea abak rograg hasawi canada tehabieka 4 b 4 geza ktkaleseley hankas atari

  • @marssemay69
    @marssemay69 หลายเดือนก่อน +1

    ጋዜጠኛ ንፉዕ። እዚ ወዲ ግን ብቕዓት የብሉን፡ ክምልስ ውን ኣይክኣለን። 🇪🇷

  • @michaelhagos1701
    @michaelhagos1701 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ብዓል እዚኦም ዝመርሕዎ መንእሰይ ሰብ ምቅታል ክውሕዶ
    እዚ ሎሚ ዝምልሶ ዘሎ ጽባሕ በዚ ዝፈስስ ዘሎ ደም ተሓታታይ ሙዃኑ አይርድኦን እዩ።
    ሽሻይ ሕቶታትካ ንጹር እዩ። እዚ ግን ክምልስ ዓቅሚ የብሉን ሕቶኻን መልሱን በበይኖም እዮም።

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie2713 หลายเดือนก่อน +4

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉good job Dejen

  • @user-tf1kc6ub9j
    @user-tf1kc6ub9j หลายเดือนก่อน +1

    ደጁ ሰብኣይ ሰብኡት ኩሩዓት ኢና ባኣኻ ካብ ቴል ኣቪቭ❤

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham5322 หลายเดือนก่อน +3

    Dejen you,re hero100%🎉🎉🎉

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ኣብ ካናዳ በጥ ኢሉ እንዳ ሓደረ ነቶም ስተተኛታት ኣብ እስራኤል ገዲፉዎም ዝኸደ ሕጂ ካኣ ብሩሑቕ ኪሎሜተራት እንዳ ተቐመጠ የራስኖሙን ግዳይ💔 ይገብሮምን ኣሎ😢😢😢😢😢
    ነበርቲ እስራኤል በጃኹም ነቶም ኣብ ኤሮጳን ካናዳን ኣሜሪካን ደቆሙን ሂወቶሙን በቲ ዝነብሩሉ ሃገር ሕጊ ተኣዚዞም እሺ ኢሎም እንዳ ኸዱ!!። ስለዚ ንስኹምከ እንታይ ትማሃሩ ካብዞም ካብ እስራኤል ወጻኢ ዘለዉ ተጠንቀቑ!!!!! ንዓኹም የራስንኹም ኣለዉ😢😢😢😢 ናፉቖት ወለድኹም ርኣዩ?? መጻኢ ደቅኹም ሕሰቡ😢😢😢😢፣ ተዓረቑ ከም ቀደምኩም ተኸባቢርኩም ኩዱ ሰስራሕኩም ስርሑ👍👍

  • @MassawaMendefera
    @MassawaMendefera หลายเดือนก่อน +2

    ደጀን ግደፈና ዘይከውን ኣይትዛረብ ኣነ ንደገፍቲ ጸግዒ ክከውን ደልየ ዘይኮንኩስ እቲ ሓቂ ክንዛረብ ተኮይና እዚ ትብሎ ዘለካ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ ኢዩ ካብቲ ዕለት ክልተ ኪሳብ ሕጂ ሚሸት ሚሸት ንሕብረተሰብናን ንህዝቢ እስራኤልን ረቢሾም ዘለዉ እቶም ተቃወምቲ ኢዮም ሓቂ ዘይትዛረብ ደጀን ቁሩብ ነቲ ሂወቱ ዝመርሕ ዘሎ ሕብረተሰብና ቁሩብ ኣይትሓልየሉን ኣብ ዘለዎ ጸገም ጸገም ኮይንኩሞ

  • @serekeyosief3233
    @serekeyosief3233 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሓውና ንሞት እዩ ዘታባብዕ ዘሎ እዞም በርጌድ ንሓመዱ ሲ ንትግራይ እና ንቃለስ እየ እሉ ዝተሰኤ እዩ ፡ ንሕና ጻዕዳ ክዳን ዝተከድንና ትዲኤፍ እና እሉ ባዕሎም እንዲዮም ዝዛረቡ ዘልዉ ብከመይ እዩ ካብ እሰያስ ዝፍለዩ ? ነዚ ኣብ ስደት ዝመቱ ዘልዉ ሰባት ሓደ ካብቶም ተሓተትቲ እዩ ስለዚ እዩ ዋላ ትንፈር ጤል እያ ዝብል ዘሎ ።

  • @yousefhassen3606
    @yousefhassen3606 หลายเดือนก่อน +8

    በቃ ዝተሰደ ኩሉ ሓደ'ዩ ምኽንያት ስደቱ!? ሓደገኛ ሰብ እዩ እዚ ካብቶም ናይ ከተርቲ ኣዛዚ እዩ። እዚኦም ከምዚኦም እዮም ጸላእቲ ሃገር ! ትሕቲ ሃገር ዝሓስቡ እዮም።ሺሺ እናበለ ማኖ ከትሕዞ ማለት ከየትርረሉ ሕቶ ቤላ ግን እዚ ወዲ ኣዝዩ ቸካንን ስድርኡ ኩሉ ደገ ዘውጸ እዩ ዝመስል።

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham5322 หลายเดือนก่อน +2

    Thenk you Dejen.🎉🎉🎉🎉

  • @Muzite4
    @Muzite4 หลายเดือนก่อน +4

    ደጁ ሓወይ ንፋዕ ጽቡቕ ገሊጽካዮ
    ናይ በሓቂ ካባኻ ዝጽበዮ ዩ 💙💙💙🙏🙏

  • @WaltaHzbi
    @WaltaHzbi หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ምስ ሓመምካ ምሕካም እኮ ኣቀዲምካ ጥዕናካ ምክንካን እዩ ብሉጽ ሓሳብ። ካብ ናብትን ናብዝን ተወደቡ ሕድሕድ ምቅትታል ደው ክብል ዘይትጽውዑ። ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት።

  • @ghebre171
    @ghebre171 หลายเดือนก่อน +4

    እንታይ ዓይነት ዕላማ ክተስልጥ ኢኻ ኤርትራውያን ተቃትል ዘለኻ ኣቶ ደጀን።

  • @afworkiandit6680
    @afworkiandit6680 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሽሻይ ንኩሉ ሑታትካ ዋላሐንቲ መልሲ አይሀበካን

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 หลายเดือนก่อน +2

    ኮቡር ሺሻይ ሬዲዮ ኢሪና ደቂ ኣንስትዮ ዘይቲዒዲሞውን ስሊሚኒታይ ዘይቲዒዲሙ ስሊሚኒታይ❤❤❤❤❤❤

  • @chaeyge8486
    @chaeyge8486 หลายเดือนก่อน +8

    ሹሻይ ሓውና እትሓቶ ዘለኻ ሕቶ ርትዓዊ ሓቂ ኣብ ባይታ ዘሎ ኢዩ።
    ደጀን ሓውና እትምልሶ ዘለኻ ግን ካብ ስምዒት ደኣ ምበር ቅንጣብ ርድኢት እውን የብሉን።
    ምኽንያቱ ንስኻ ዝቐተልካዮ ንስድራኻ ምሉእ ኢዩ ደም ትሓድገሎም ዘለኻ።
    ንዓኻ ዝቐትል ድማ፡በንጻሩ ከምኡ ዩ።
    ኸምቲ ንስኻ እትብሎ ግን ብስኻ ዝቐተልካዮ ዝሕተተልካ ውድብ ፡ብወገን መንግስቲ ድማ ዝሕተተልካ መንግስቲ የለን ።
    ስለ"ዚ መንእሰይ ደም ኣብ ልዕሊሌኻን ልዕሊ ስድርኻን ከይትዘርእ ተጠንቀቕ።
    ቃልስኻ ብርድኢትን ብንቕሓትን ኣካይዶ።

    • @amanuelluaul2161
      @amanuelluaul2161 หลายเดือนก่อน +4

      እዚ ሪዲኢት ሒዝካ እሞ ኣብ ቅድመይ ደው በል ሕቶ ስድራኻ ፈሪሐ ዝገድፎ ዕላማ ከምዘይብለይ በቲ ዝርዳኣካ ከረዳኣካ እየ።
      ደጀን ድማ ተረዲእዎስ ንዓመጽ ከጥፍእ ይቃለስ ኣሎ።

    • @solomonteshagerethiopian6483
      @solomonteshagerethiopian6483 หลายเดือนก่อน +1

      @@amanuelluaul2161bro he is hgdf 👍

  • @happyentertainment864
    @happyentertainment864 หลายเดือนก่อน +10

    ዝይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ ትብል ብህሎ ንዓኻ ክትብል እያ ተባሂላ።ደጀን ንስኻ ኣብ ውሑስ ሃገር ካናዳ ኴንካ ንኩነታት እስራኤል ክትገልጽ ኣይግባእን።ኣነ ኣብ እስራኤል ኣሎኹ ተቃላሳይ እየ። ብርጌድ ንሓመዱ ግን ኣይኮንኩን። ብርጌድ ንሓመዱ ንዓይ ውሕስነት ክህበኒ ኣይክእልን እዩ።ብርጌድ ንሓመዱ ውሕስነት እንተዝህልዎ ስለምንታይ ንወዲ ወርቁ ውድ ሓጎስ ውሕስነት ዘይሃቦም፥ስለዚ ኣነ ናብ ሓደ ውሕስነት ክህበኒ ዘይክእል ጥርናፈ ክውደብ ኣይደልን።ኣብ እስራኤል ዘሎ ብርጌድ ንሓመዱ ግን ካብ ሻዕብያ ንላዕሊ ሰለማውያን ሰባት ክቀትልን ክዕምጽን ብጒጅለ ኮይኑ ለይቲ ክኸትርን ክቅጥቅጥን ከስንክልን ሜባይልን ብሽክለታን ክሕድግን ብግዴታ ንሰባት ገንዘብ ክኸፉሉን ክውደቡን ንሕና እናተቃለስና ንስኻ ስራሕ ተራኢካ ስራሕ ደው ክትብል ከፈራርሑን ንርእዮን ንሰምዖን ኣሎና። ስለዚ ንስኻ ከምዚ ክትብል ክትሓፍር ይግባእ።በዓል ንስኻ ኢኹም ነዚ ኣብ እስራኤል ዘሎ ኣብ ዘይደሙ ትሽምዎ ዘሎኹም።ስለዚ ዓገብ ሞት ደው ይበል ክትብል ይግባእ ውይ ድማ መልሓስካ ምኣከብካ። ንኪድ ጥራይ፤
    NB፡።ኣብታ መጻእት ኤርትራ ንስኻን ክምዚ ከማኻን መሪሕነት ብርጌድ ንሓመዱን ተራ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ኮይኖም ሰለማውያ ሰባት ዘሰንክሉን ዝኸትሩን ዘፈራርሑ ዘለዉ
    ተሓተቲ ኢኹም፥

  • @user-yt6vm7ob4k
    @user-yt6vm7ob4k หลายเดือนก่อน +1

    Shshay nay behake seb eka.ente eze resah dejen gn abtea zelewa hager kemze nay israel ygber

  • @asfahatesfamical1345
    @asfahatesfamical1345 หลายเดือนก่อน +1

    ፖለቲካ ማለት ረብሓ ማለት እዩ: ዝብል ርድኢት ዘለዎ: ን-ፖለቲካ ኩምዚ ገይሩ Definition ዝህብ ሰብ: ተመሊሱ ቤት ትምህርቲ ክኸይድ ከምዘለዎ እዩ ዝሕብር ዘሎ።

  • @kemalemey
    @kemalemey หลายเดือนก่อน +4

    ሽሻይ ብቑዕን ፍትሓውን ሕቶ ኢኻ ሓቲትካዮ እዚኦም ግን ሓንሳብ ብዝረኸብዎ ዝናን ገንዘብን ሰኺሮም ኢዮም እቲ ዝመውት ድኻን ገርህን ኣፍልጦ ዘይብሉን ኢዩ
    ንታሪኽ ኢዩ ዝነብር ሰብ ኢሉ ኪድ እሞ ኣብ ኢርትራ ኬድካ ተቓለስ ሞት ዘይትፈርህ እንተኴንካ
    ዘሊልኩም ዘሊልኩም ናብ መሬትኩም ኢኹም
    ድኹማት ሓንቆል😂

  • @hagosmeles7764
    @hagosmeles7764 หลายเดือนก่อน

    ሽሻይ ጸረ ፍትሒ ጠበቃ ህግደፍ ኣብ ረድዮ ኤረና

  • @user-kx4kk2dx7d
    @user-kx4kk2dx7d หลายเดือนก่อน +1

    ደጀን ፈኪሰ ኣብ ትካል ሰብአዊ መሰል ዝተሓብኤ ዓማጺ

  • @medhinmahrai7373
    @medhinmahrai7373 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks sisay akrabi medeb medebatkum felitna kab hgi zktel hawena b natkum megedi mkad kngdedd ena ab mulue zelokum deki hamasen medebatom felitkum hiwet yehwatkum awhsu just started standing for your life jone zblo znebere natu zeykone nai ezom kalemeteyek zgeber zelo wesika eyu

  • @hidaatephrem3159
    @hidaatephrem3159 หลายเดือนก่อน +1

    ደም-ደም ዝጨንዎ መንእሰይ ሓላፍነትን መሪሕነትን ክቕበል ኣይኽእልን እዩ። እንቋዕ ኣብ ኤርትራ ኣይሃሎኻ፡ ኣይክትህሉን ኢኻ ድማ፡ ዓሪፍካ ኣብ ካናዳ ኮፍ በል።

  • @user-fi7cb4lx1e
    @user-fi7cb4lx1e หลายเดือนก่อน +6

    ሓሳዊ'ዩ ዚ ወዲ'ዚ። ክሰራቁ ኢዮም እዞም ዝኸትሩ ዘሎዎ ሰርቕቲ ኢዮም ። መራሒ ሰረቕቲ ።
    እዚ ጃጃዊ እዚ ካብ ግዜኡ ኣይወጽእን ዩ ። ቃልሲ ድማ ይብለና ሰራቒ ክሰርቕ ድልየ ይብለና ጃጃዊ ኣበዲኡ ኸ ጀይብጽሕ ዩ።

  • @tesfalemberihu5109
    @tesfalemberihu5109 หลายเดือนก่อน

    ከም ኩሉ ግዜ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሕቶታት ሽሻይ ❤። "እቲ ፍታሕ ተሳኒኻን ተኸባቢርካን ምንባር እዩ "።

  • @yemanemenghstab6139
    @yemanemenghstab6139 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ጋዘጠኛ ንፍዕ ሐታቲ እቲ መላሲ ግን ዘርድኦ ስብ ኣይኮነን ብላሽ እዩ መልሱ :: 😂😂😂

  • @MassawaMendefera
    @MassawaMendefera หลายเดือนก่อน +2

    ሽሻይ ናይ ብሓቂ ኣብ ባይታ ዘሎ ሕቶታት ኢካ ሓቲትካዮ ልክዕ ምሸት ኣይትበል ቀትሪ ሰባት እንዳ ከተሩ መጀመርያ ተለፎን ይሓቱካ ደሓር ኣበይ ዓድካ ይብሉካ ኣብዚ
    የለኩ ኣብቲ የለኩን ተይልካዮም ክሳብ 2000 ይሓቱካ ደዊልካ ሕተት ተልኣቪብ ሰብ ዝበሃል የለን ኩሉ ናብ ገጠራት ከይዱ ገዛ ብ ደላሎ ኪደሊ ከመይ ተመዛቢሉ ኣሎ ክነግረካ ኣይክእልን ኢየ ስድራቤታት ቆልዑ ከዛውርዎም ኣይክእሉን ደጀን እንዳ ፈለጥካ ከምዘይ ፈለጥካ ኣይቱኩን ነዓይ ኣብዝኮነ ውድብ የለኩን ግን ብሽክለታ ጌሮም መጽዮም ቀትሪ ምድሪ ሰለስተ ሰባት ከቲሮምኒ ሳላ ፖሊስ እስራኤል ግን ብሰላም ወጽየ እንተ ሽሻይ ግን ስለ ቲ ሓዊ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደሊን

    • @Free_World_YT
      @Free_World_YT หลายเดือนก่อน

      ሓሶት ግን ጽቡቅ ኣይኮነን

  • @mehariemehazion9718
    @mehariemehazion9718 หลายเดือนก่อน +2

    Wey gud falso dkone kalsi zero wutsiet

  • @adamyonas6711
    @adamyonas6711 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ሰብ ብዘስካሕክ ን ዋያ እናሞተስ ክክፈል ዘለዎ ትብል 🤔ኣብ ርሑቅ ኬንካ.ከመይ ዝበሉ ኻ ጉሒላ ሕልና ኣልቦ ኢኻ . ካበይ ኢኩም ትኣርይዎም በጃኹም🤔

  • @yafietdawit6325
    @yafietdawit6325 หลายเดือนก่อน

    ደጀን: ሄኖኽ: ሰልጠነ ብደም ተሓተቲ ኢዮም

  • @aynomgodefa8228
    @aynomgodefa8228 หลายเดือนก่อน +1

    እዚስ ጣውላ እዩ

  • @wediselie7897
    @wediselie7897 หลายเดือนก่อน +1

    ደጀን ኮለል ኮይንኪ ኮለል ክትብሊ ክትነብሪ ድርባይ

  • @Aliza155
    @Aliza155 หลายเดือนก่อน +4

    ዋውውው ኣበሳ ደጁ❤❤❤❤

  • @Ehhhhbbxncnnc4485
    @Ehhhhbbxncnnc4485 หลายเดือนก่อน +3

    ሓው ሽሻይ ነመስግነካ ብደገ ኮይኖም ዘቃትሉ ኣቃሊዕካልና፡ ደጀን ብደም ተሓታቲ ሙካንካ ኣይትረስዕ

  • @habtomberhe4077
    @habtomberhe4077 หลายเดือนก่อน +1

    Eway fuluy bi eray beyen amxiekyo wedey? Ab Canada dea kemza nay Isreal zey tigbir

  • @ariamdawit9894
    @ariamdawit9894 14 วันที่ผ่านมา

    ሃለውለው ዘረባ እዩ ሐቂ ስለ ዘይሐዘ መልሲ የብሉን ምኒያኮለል እዩ ዝብል ዘሎ

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu2300 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ክቡር ሓው ምስ ጋሻኻ::ክቡር መንእሰይ ኣብ ብዙሕ ቃለመጠየቅን እትህቦ መግለጺታትን ይሰምዓካ እየ ካብቶም ዘድንቀካ መንእሰይ ኢኻ:: እንተኾነ ኣብ ናይ ሕጂ ቃለመጠየቅ ዘካየድካዮ ምስ ጋዘጠኛ ሺሻይ ግን ኣይግድን :መክኒያቱ እዚተቃውሞ ንፍትሒ ናይ ስዓርን ተሳዓርን ክኸውን ኣይግባእን ብተወሳኺ ሰብ ኣሚኑን ብድልየትን ጥራይ ኢዩ ንቃልሲ ክጽንበሩ ዝክእል እቲ ለውጢ እውን ንደጋፋይ ዘጏኑ ንተቃዋማይ ዝሓቁን ክንገብሮ እንተድኣ ንፍትን ኣሊና ኣብሃገርና ዘይጠፍእ ሓዊትውልዑ ከምዘለኹም ኣስተውዕሉሉ ህግደፍ እንተተሳዒሩ ከመይ ዝዓይነቱ ስርዓት ዲኹም ክትተክሉ ዕላማኹ መጻኢ መንግስቲ ንደገፍትን ተቃውምቲን ክሓቁምን ማዕረመሰል ዝህብን እንተድኣ ዘይኮይኑ ውጽኢታዊ ኣይኮነንእሞ ምስትውዓል ዘድልዮ ጉዳይ ኢዩ:: ከም ደለይቲ ፍትሒ ፍትሒ ካባኹ ኢዩ ክጅምር ዘለዎ ከም ሰብ ድልየቱ ናይ ምግባር መሰል ኣለዎ :መዓልቲ ናጽነት ከብዕሉ ብደስ ዝበሎም መንገዲ ምሰሎም ኢዩ መዓልቲ ሰማእታት ከኽብሩ ብድስ ዝበሎም መንገዲ መሰሎም ኢዩ : ንርኤኩም እኮኣለና ከም ኣብነትኣባላት ብራይት ፉቸርን ኣባላት ፈልሲን ንመዓልቲ ናጽነት 24 ጉንበት ኮኒኖም መዓልቲ ዓወት ወያነ ክስዕስዑን መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ 20 ሰነ ኮኒኖም መዓልቲ ሰማእታት ወያነ ርእሶም ከድንኑ ርኢናን ሰሚዕናን ኢናሞ ገና እቲስርዓት ብኳዕናኑ ከሎ ወነንቲን ኣዘዝቲን ክንከውን ኣይንፈትን::

  • @you4alali
    @you4alali หลายเดือนก่อน

    Shishay you are phenomenal ❤️

  • @T-smArtMss
    @T-smArtMss หลายเดือนก่อน

    ጋ/ ሺሻይ ፡ እቲ ሓቂ ኩሉ ፈሊጥካዮ ኣለካ ።
    ኣጋይሽካ ግን ኣይግድንን ።
    እስራኤል ዘለው ዜጋታት (ስደተኛታት) ፡ ብዘይካ እቲ ብመንግስቲ እስራኤል ዝወርዶም ኣደራዕ፡ ተወሳኺ ተሓታቲ ዘይብሉ ዕግርግር ተፈጢሩ ጸገም ረኺቦም ኣለው።

  • @TmgGuale.mengis
    @TmgGuale.mengis หลายเดือนก่อน +1

    Anbesa Shishay Good Cushion 👍 👌 👏 😋 Zemlsio Zelio Welahanti MealebyZey Belu Yehzine Menaseyat Bekemzi Ketefu🤔🤔🤔

  • @ablelyemane9709
    @ablelyemane9709 หลายเดือนก่อน +1

    Brilliant explanation and definition of our combat!
    As always Dejeu good job and let’s keep shining 💙

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 alghis cenawi kondaf agame....wala enda motkum tihisuwu

    • @ablelyemane9709
      @ablelyemane9709 หลายเดือนก่อน

      @@eriblood803
      Ayebzahkaleyen dea🤣🤣

  • @free-ly6lv
    @free-ly6lv หลายเดือนก่อน

    ሽም ኣብ ቦቱኡ ክሱዃዕ ኮሎ ደጀን ደጀን ይኸውን።

  • @hudomteklebrhan4953
    @hudomteklebrhan4953 หลายเดือนก่อน

    ብዓል ኢዚ ስ ዕድሚኦም ምሉኡ ልሓስ ልሓስ ምስ በሉ ኢዮም ኣብዚ ኢንዳ ቢዛ

  • @user-cx4vv6gv2q
    @user-cx4vv6gv2q หลายเดือนก่อน +1

    Kula nebsu weyane eya teshitit zela😂😂😂

  • @sadat4271
    @sadat4271 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ለውጢ ዝደሊ ሰብ ኣሎ ብርግጽ ግን ለውጢ ብኸመይ? መጀመርያ ዝኾነ ተቓዋሚ እየ ዝብል ውድብ ይኹን ምንቅስቓስ ብዘየገድስ ማኒፌስቱኡ ንህዝቢ ፓፕሊክ ክገብሮ ኣለዎ

  • @Onlygod78605
    @Onlygod78605 หลายเดือนก่อน +3

    Shishay ዒሉ tegetimki aleki

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂 agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...ghena kitsilelu ikum

    • @Onlygod78605
      @Onlygod78605 หลายเดือนก่อน

      @@eriblood803 wedi mebelet
      Barya chew edu lumus guhaf
      Agame sebayka eyu kafr

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      @@Onlygod78605 😆 🤣 😂 1 million agame ab tihti gudgad alewu...5 million agame b timet yisakeyu alewu....firki meret tigrai tewesidu....missile tementilkum...elelelll eyu imbeiii 😆

    • @Onlygod78605
      @Onlygod78605 หลายเดือนก่อน

      @@eriblood803 aleqti resi hbey eti merdie zeyrekebe eritrawi ke hamema qoxirkayo wedi lewti b jubuti.sudan yemen.ethiopia zteqormemet Adi hizkas nab kalie b fnistra trie jeljal teref rashayda

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      @@Onlygod78605 😆 🤣 😂 eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala...komal agame

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 หลายเดือนก่อน

    Why is it the father or the mother has to ask the question what his son or daughter did? The person who did wrong is responsible for the consequence instead you’re asking him what the parents think because he has no weapon. The parents are not responsible for their kids actions. Whoever did wrong paste the price.

  • @Free_World_YT
    @Free_World_YT หลายเดือนก่อน +2

    ደጀን ጽቡቅ ኣገላልጻ:ንሶምን መንግስቶምን ዝጠፍእሉ ርሑቅ ኣይኮነን

    • @marssemay69
      @marssemay69 หลายเดือนก่อน

      💀💀

  • @yemanenegasi9252
    @yemanenegasi9252 หลายเดือนก่อน

    Excellent Shishay.

  • @-se9hk
    @-se9hk หลายเดือนก่อน

    ባሉሉም ቀቲልኩም ተኣውዑ 😭

  • @yafietdawit6325
    @yafietdawit6325 หลายเดือนก่อน

    ንፉዕ ሽሻይ

  • @user-fi7cb4lx1e
    @user-fi7cb4lx1e หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ወያኔ ልኡኽ'ዩ እዚ ሰራቒ'ዚ።

  • @esaysemere7c114
    @esaysemere7c114 หลายเดือนก่อน

    ሹሻይ ቆማል ዓጋመ ሳሕሳሕ አውራጃዊት ።

  • @hntsarussom
    @hntsarussom หลายเดือนก่อน

    Yehwatey lebmu mesahaki eziatom ay tkunu serihkum sdrakum eleyu

  • @Bayre-ku8ex
    @Bayre-ku8ex หลายเดือนก่อน +1

    Zay senka hixa kortmelu😮

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Veri good dehan xbukmelsi hibkaio❤

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 หลายเดือนก่อน +1

    ደጁ ጅግና ❤

  • @user-uj4nk2gn5w
    @user-uj4nk2gn5w หลายเดือนก่อน +1

    Higi eti teqawimo teqeyru eyu.anxar hamasien n akeleguzay melkie hizu alo which is hadegenna eyu kem hibretaseb

  • @hntsarussom
    @hntsarussom หลายเดือนก่อน

    Azile serihka blae wkarya hasawi metakosi

  • @selammehari4709
    @selammehari4709 หลายเดือนก่อน

    ደጀን ጋሐፋ

  • @weldaygebru2777
    @weldaygebru2777 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ደጀን ዎ ሺሻይ ሺሻይ ኩሉ ሕቶታትካ ጸግዒ ሓደ ልቢ ኮንካ ተሰሚዕካኒ ሞ ጋዘጠኛ ክመስሎ እንተትመስል ጽቡቕ ነይሩ እቲ ይፈልጥ ትብሎ ዘሎኻ ኣምጺኢኻ ኣዘራርቦም እንተ ደኣ ሓቂ ኣሎካ

  • @fishtareke3654
    @fishtareke3654 หลายเดือนก่อน

    Tsubuq agalaltsa dejen hawna

  • @daniel-jf6il
    @daniel-jf6il หลายเดือนก่อน

    Kemeles akmi zeybelu hezkalna mexika

  • @LualAbraha
    @LualAbraha หลายเดือนก่อน

    እቶም ደገፈቲ ስለምንታይ እዩም ከብሃገሮም ወፅኦም

  • @dawitgebremichael1806
    @dawitgebremichael1806 หลายเดือนก่อน

    keydi, Abzha dimtsi............

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham5322 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hntsarussom
    @hntsarussom หลายเดือนก่อน

    Tekal afu ganshera

  • @user-po4gc3kb7s
    @user-po4gc3kb7s หลายเดือนก่อน

    Degen tesfa zelewo tebae seb,ika. Ankefti gn alelikayom aleka, nayzi zhatekazelo seb gn bzuh gzie niezebo ina ???????

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179 หลายเดือนก่อน

    Kitlet men diu jemiruwo? Entay hitu eu zehatit zelo men eyu bikara zetezelzele? Nihade Esaias kiblu ezom Bareu ni hade fithi delye zeble abo 3 diu abo 4 kolu zeardu aremen hgdefawyan tihatuwo feletu leka Baryas barya da!!! Hiji win kitlet dew yebel bikltiu wegen kinbel tirau zelena mienti Esaias zetefe hiwet gin 10 motu emo ayahabna💔💔

  • @awetasgodom3091
    @awetasgodom3091 หลายเดือนก่อน +2

    Shishay ezi zblo zelo halewlew eu nska kaliee tehato nsu ka kolel ybleka alo

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham5322 หลายเดือนก่อน +1

    This guy is very smart🎉🎉🎉😢😢

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw หลายเดือนก่อน

    Selamms gahaka Anka dehen mxakum❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk หลายเดือนก่อน +2

    200%ካብ 100%እቶም ደገፈቲ ባሃልቲዮም ጉጉያት ኩሎም ኤረትራውያንዮም መንግስቲ ንዖኦም ንበይኑ እንታይ ይብጽሖም

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 alghis cenawi kondaf agame...wala enda motkum tihisuwu

  • @hntsarussom
    @hntsarussom หลายเดือนก่อน

    Nay bahri seraki u zi omo muluklak

  • @gottseidank3087
    @gottseidank3087 หลายเดือนก่อน +1

    Dejen hawey xbuk medeb blux melsi hbikayo aleka nay kulu geben ezom ade lbi eyom tihateki eyom::

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu

  • @LualAbraha
    @LualAbraha หลายเดือนก่อน

    Ylne djne tbuq alka

  • @tesfalemmichael-eg6cy
    @tesfalemmichael-eg6cy หลายเดือนก่อน

    ምውሓስ እታይ ማለት ድዩ?

  • @hntsarussom
    @hntsarussom หลายเดือนก่อน

    Bergag denkoro azile aynkan gexkan ynegrelka wedi fara

  • @hntsarussom
    @hntsarussom หลายเดือนก่อน

    Aboka du hawka ksab eska zey terekebka kulkul afom ydfue ember kid n esseyas kedka fthi belo wedi ta gahba halal hawey ketilka ktdks aletkum mlue yexntekum

  • @SamsungSamsung-ss7dq
    @SamsungSamsung-ss7dq หลายเดือนก่อน

    Dejen bejaka temahar kemu elka bdenkoreka aleka wala hanti aymeleskan bhaki dnkurnaka eka anexirka bejaka temahar