ሰበርዜና🔥 ኣብይ ኣሕመድ ተኣጊዱ / ንጀ/ታደሰ ዘሐጎሰ ፍፃመ / ፅቡቕ ዜና ካብ መቐለ /

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 43

  • @KhurshidAli-q9k
    @KhurshidAli-q9k 21 วันที่ผ่านมา

    ይግቦኦም ❤💚💚

  • @FhgGhcg-p6w
    @FhgGhcg-p6w 21 วันที่ผ่านมา

    ትክክል. በርትዑ. ተጋርዋይ ጀጋኑ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 23 วันที่ผ่านมา +4

    እዚ ሰማዒ ንምስሓብ ተባሂሉ ከም ኣርእስቲ ዝቀረብ ፡ ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ ፡ TDF ፡ ደቡብ ትግራይ ፡ ተመዛበልቲ ዝኣመሰሉ እዝኒ ክሰምዖም ጥዑማት እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ግን ንበይኑ ዝኾነ ሃጠውቀጠው ኣርእስተ ዜናታት ምቅራብ ኣቋርጽዎ ። ኣነ ብወገነይ እቲ ሓቂን ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነታት ስለዝፈልጥን ሰማዒ ንምስሓብ ዝቀርብ ምኳኑ ኣቀዲመ ስለዝፈልጦ ክሰምዖ ኣይደልን ።

  • @HiwotGebreegziabher
    @HiwotGebreegziabher 23 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑና በርትዑ ምስ ፀላእትና ዝሰርሑ አደብ ይግበሩ

  • @sara-habeshashow4851
    @sara-habeshashow4851 23 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏

  • @sara-habeshashow4851
    @sara-habeshashow4851 23 วันที่ผ่านมา

    ሐጎስ ጅግና👌👌

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 23 วันที่ผ่านมา

    💛❤️

  • @tsehayberhe1063
    @tsehayberhe1063 23 วันที่ผ่านมา

    Hagos very capable tekalasay Kab Zara betami zebelts seb eyu. Reenayo ab mekete Tigrai (DIGITAL WOYANE)

  • @addistedla
    @addistedla 23 วันที่ผ่านมา +2

    ሐጐስ good to see you!

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቱም ኣፈኛታት ን2ዓመት ንምንታይ ትውዕል ተነፂፈሞ ተቀምጦም መልሱ እባ ናብ ካሊእ ኣይትእተው።

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 23 วันที่ผ่านมา

    ኪዴ ፅቡቅ ኢልካ

  • @hsabu9046
    @hsabu9046 23 วันที่ผ่านมา

    መትከላት ሚድያ ሒዝኻ ምጉዓዝካ ይንእድ!

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @ArayaBrhane
    @ArayaBrhane 23 วันที่ผ่านมา +2

    መን ሓታቲይ መን ተሓታቲይ ዘይብላ ተሪፉ ትግራይ መሓዘኒ

  • @sara-habeshashow4851
    @sara-habeshashow4851 23 วันที่ผ่านมา

    አታ በይዛኹም አድሕኑና በይዛኹም ህዝቢ አብ ፀገም አሎ

  • @KhurshidAli-q9k
    @KhurshidAli-q9k 21 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕም እዮም ገልጾሞ ተዛቲኻ እዩ ኹሉ ፀገማት ዝፊታሕ ተሃላልክኻ መፊትሕ አይመጽን

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 23 วันที่ผ่านมา +1

    TBS ኣነ ዘኽብረኩም ረዘንቲ ብዃንኩም ኢኹም።❤❤❤

  • @Addisalem-j8h
    @Addisalem-j8h 23 วันที่ผ่านมา +2

    ሕጂ ግርም ኩሉ እጃሙ ይዋፃእ

    • @hagosmeles7685
      @hagosmeles7685 23 วันที่ผ่านมา +2

      ዘረባ ኣብዚ ኣሎ

  • @tsnatፅንዓት
    @tsnatፅንዓት 23 วันที่ผ่านมา

    ኣበይ ኣለኩም ፍቱዋት ተናፋቅቲ ደቂ ዓደይ ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 23 วันที่ผ่านมา +1

    Haswi lekbat kidane Amina

  • @KibromGebremichael-r2x
    @KibromGebremichael-r2x 23 วันที่ผ่านมา +1

    ክሳብ ሕዚ እኳ ዘረባ ዘኣበዮ የለን : ሓድነተዉ ን ብሄራዊ, ተግበራዊ ለወጢ እምበር ❗️ እንታይ ዝበለት ቡዃርያ ሓዞ ሓዞ ለሚድናዮ እና :: እስኪ ኸዓ መቸም ተስፍ ኣይንቆርፅን ዉፂኢቱ ንምርኣይ የብቀዕና ::

  • @gebremezgebetefnsrdum148
    @gebremezgebetefnsrdum148 23 วันที่ผ่านมา +2

    እቶም ኣብ ውዕል ፕሪቶሪያ ዝተገበሩ ውዕል ከመይ ኢልና ንሕና ዕንቅፋት ኮይንና?
    እቶም ዝተገበሩ ውዕል ብዘይምፍፃሞሞ እዩ እኮእቲ ዕግርግር መፂኡ? እቶም ጊዜያዊመንግስቲብፃድቃን ዘይከኣሉ ምኳኖም እኮ ተገሊፁ? ስለዚይከወርዱ ኣለዎም : ህወሓት እቶምናታ ኣባላት ትስሓብ እሞ ወይ ንሳ ተካይዶ ወይ ምርጫ ይገበር: እቶም ካብ ጉባኤ ዝሃደሙ እኮ Legislative Periode ሓሊፉ እያ:
    ኣብ ኣኼባ ዕጉም ጉም ኣይትበሉ:😊

  • @Tigrayfirst11
    @Tigrayfirst11 23 วันที่ผ่านมา

    ንዓይ ከም ሓደ ትግራዋይ TBS TV ዓለም ለኻዊ ህዝባዊ ሚድያ ክኸውን ሙሉእ ትምኒተይ ዩ

    • @tbstig
      @tbstig  23 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ ነመስግን🙏

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 23 วันที่ผ่านมา

    Tegaru mis eseyas keytitsemdu eseyas atsi eyu

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 23 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ሚድያ "ን ትንታግ ዝድግፍ ተኾይኑ ሓደ ቢሄራዊ ትግራዋይ ነዚሚድያ እዚ ብኸመይ ሳብስክራይብ ገይሩ ፅዋ ሞቱ. ክሰምዕ ይኽእል?

  • @Erifuturedreams
    @Erifuturedreams 23 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም ኢዩ ንሓደ ውድብ ብጽንዓት ከሰጋግር ንዝበለ ብጸላእቱ ካልእ ጉድ እንዳተሓልመሉ ስልጣን ደልዮም እንዳበልካ ምውንጃል ዘሕዝን ኢዩ እዚ ርእስኻ መስማር ተኺልካ ባዕልኻ ብ ማርቴሎ ምህራም ኢዩ ዝምሰል ብፖለቲካዊ ትንታኔ። ንህዝበከ ብኸም ኡ ተእምኖ ንመሪሕነቱ ብኸምኡ ትንጽሎ ደሓር ድከቱ ተስትዮ ንባዕሉ ነቲ ህዝቢ ፣አብ ትግራይ ከኣ ከምኡ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ። እምበር ስልጣን ከይሓዝካ ንዕላማኻ ንህዝቢ መሪሕካ ናብቲ ዝሓልሞ ከተብጽሖ ኣይከኣልን ኢዩ ዘሕዝንዩ

    • @Auroradivision
      @Auroradivision 23 วันที่ผ่านมา

      ናይ ገዛእ ርእስኻ ዕዮ ከይስራሕካ ኣብ ናይ ሰባት ስራሕ ጦብሎቕሎቕ ምባል ለሚድኩም ዶ ሓቀይ ኣንቱም መሃይማት?

    • @gabrielashebr9725
      @gabrielashebr9725 23 วันที่ผ่านมา

      Nay Kenya xigim bi emergency stop zigibiriwo America eyiom

  • @GhgHgu-o1p
    @GhgHgu-o1p 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤