If Detsi's faction is capable of assigning a Mayor to Mekele, then all opposition parties have also a right to assign one. Then taking this logic, then it follows that SAWOT, BAYTONA, WUNAT, ARENA,etc., should also have a right to assign Mayors to Mekelle, in so far as these parties are all operating within a legal purview, than that of the illegal DTsion's faction, which is acting as if its party is legal. For all purposes & intents , such illegal activities are criminal and will amount to usurping power utilizing illegal force What a mesa & chaos that this faction is inflicting over the oeople all over Tigray.
ንሰላምን ቅሳነትን ህዝቢ ትግራይን ጎረባብቱ ህዝብታትን ምሕሳብ ይሓይሽ።
ግዝያዊ ምምሕዳር ግዚኡ ዝወደኤ እዩ። ስለዚ ገታቾው ወይ ደብረፅየን መራሕቲ ከቐሙጡ መሰል የብሎምን መራሒኡ ክመርፅ ዝኽእል ህዝቢ ጥራሕ እዩ።
ህዝቢ እዩ ዝለዓለ መንኢኻ ህንፉፍ ወዲ ሽዋ? ናይ ህዝቢ ወኪል ድማ ተወከልቲ ቤት ምኽሪ እዮም። እዚ ኣተሓሳስባ ናትካ ንህዝቢ ትግራይ ኣይምጥንን ኣብ ሽዋ ከይድካ ፈትን
እንዲህ ያለ ጉድ በትግራይ ። ስራትና ደንብ የሚጥስ ጊዛዊ አስተዳደር ። ስርአት የሚያስከብር የጠፋበት። ለዚህ ነው ልጆቻችን የተሰውት። እንባችንም አልደረቀም
ብሕጊ ክፍታሕ ምድላይካ ጽቡቅ እዩ ኮይኑ ግና ፀጥታ ኣካላት እንታይ የእትይዎም ዝእከቡ ኣብ ዘይምልከቶም?
ተረዳዳኡኡ መራሕቲ ትግራይ
ፕ/ኢሳያስ ናይ ወያነ ኣተሓሳስባ ሕጂ ውን ባድመ ሓዊስካ ኣብ ትግራይ ክንመልሶ ዝብል ኣተሓሳስባ ይዝረበሉ ስለዘሎ, ካብቲ ናይ ኣልጀርስ ውዕል ንደሓር ዝኾነ ናተይ እዩ ኢሉ ዝመጽእ ዘየድሊ ኲናት ዝመርጽ ዩ, ምባሉ ሓሶት ድዩ? በየናይ ሕጊ ኸ ክመጽእ ይኽእል? ህዝቢ ትግራይ ዳግም ናብ ኲናት ንክኣቱ ዝበሃል ዘሎ ዓለም ዝሰምዖ ዘሎ ሓቂ እንድዩ። ነየናይ መሬት እዮም ክመልሱ? በየናይ ሕጊ ኸ? ንዝሽል መልሲ ምሃብ ብሩህ መልሲ ዩ ሂቡ። በንጻሩ ከኣ ህዝቢ ኤሪትራ ዓለም ዝፈልጦ ሰላምን ቅሳነትን ብጽፍሩ ዝነብር ሓድነቱ ዓቂቡ ዝጎዓዝ እምበር ተመጽዊቱ ረድኤት ተጸብዩ ዘይነብር ኣብ ውሽጡ ስጡም ሓድነትን ሰላሙን ዓቂቡ ዝኸይድ ህዝቢ ምዃኑ እና ረኣዩን እናሰምዑን ዘይናቱ ታሪኽ ንምሃብ ዝግበር ዘሎ ኣብ ትግራይ ገና ሓዊ ምስዋር ዘይኮነን።
If Detsi's faction is capable of assigning a Mayor to Mekele, then all opposition parties have also a right to assign one. Then taking this logic, then it follows that SAWOT, BAYTONA, WUNAT, ARENA,etc., should also have a right to assign Mayors to Mekelle, in so far as these parties are all operating within a legal purview, than that of the illegal DTsion's faction, which is acting as if its party is legal. For all purposes & intents , such illegal activities are criminal and will amount to usurping power utilizing illegal force What a mesa & chaos that this faction is inflicting over the oeople all over Tigray.
ሰላም ፅቡቆ ሕጊየከበር
ኣንቱም ሰባት እዙ ሰራዊት ትግራይ መሸቀጥን መሐብእን ኣይትግበርዎ::
ግዝያዊ መንግስቲ ክንሱ ስልጣን ከሕድግ,ወይ ክህብ መሰል የብሉን ::
ዝህብን ዝኸልእን ህዝቢ ትግራይ ጥራሕን ጥራሕን አዩ
ተጋዳላይ ኣበይ ነሩ ኣይተራክሱ ልዕሊ ህዝቢ ማኒም የለን ዩቱበራት ዓርዩ።
እዚ መምህር ተመስገን ኢሉ ኢልኩም ትህብዎ ዜና ንፍተውቲ ትግራይ ኤረትራውያን ዝገርመና እዩ
1) ትግራዋይ እዩ ኤረትራዊ ኣይኮነን
2) ብፖለቲካ ኣብ መጭርሽታ ዝስራዕ ሰብ እዩ
3)ኣብዝኾነ ውድብ ወይ ስርርዕ ዘየሎ ሰብ እዩ
ንምንታይ ከም ዓቢ ፖለትካዊ ሰብ ተቕርብዎ
ንመምህር ተምቕርብዎ
ዝፈልጥዎ ሰባት ይሕቀኩም ኣሎ
ጸለመ ከይምስለኩም
ንዝኾነ ኤረትራዊ ሕተቲ
ተመስገን ካሕሳይ ካብ መዓስዩ ኤርትራዊ ዝኾነ. መምህር ኢልካ ኣይተተዓባብዮ..ካብ ምሕዝነት ክልቲኡ ህዝብታት ዝኸስር ባእታ እዩ
Selam ❤❤
ናይ ትግራይ ጀነራላት(military)
ጌታቸው ረዳን ,ዶ/ር ደብረጽዮንን
ካብስልጣን አውሪድካ ስልጣን ሂዝካ ትግራይ ሰላም አውርድ። እንካብኡ ንትግራይ ህዝቢ ዘመሃዳድሮ ክመርጽ ባይታ ምድላው ግበሩ። ግዘ ብኸንቱ ይከይድ አሎ እስካብ መአስ እዩ ህዝቢ አብ ኢንክሊል ክነብር ዝክል? አመራርሃ እኮ ህዝቢ ከገልግል እበር ክግልገል አይኮነን አብ ስልጣን ኮፍ ዝበለ። ስልጣን ናይ ህዝቢ እዩ ስለዙይ ጀነራላት ትግራይ ሃዲኡ ግበሩ።
ጌታቸው ረዳ ዝተዋሃቦ ውሱን ስራሕ እዩ ዝተዋሃቦ ዘይስረሔ አብዘይውራዩ ሽመት ክህብን ክባርርን ስልጣን የብሉን መንግስቲ እውን አይኮነን ግዛዊ ምምህዳር እዩ ትግራይ ንአብይ አሕመድ ንከረክብን እናታሓመሰት ቅሳነት ዘይብላን ተስፋ ዝቆረፀ አሜን ኢሉ ዝግዛእ ሕዝቢ ክህልው እዩ ብእቱብ ዝሰርሕ ዘሎ ስራዊት ትግራይ ንምንታይ ክንድዚ ትእግስቲ አብዚሑ ሕዝቢ አብ ሓደጋ እንተይአተወ ክስተኻኸል አለዎ
ናይ መን ፕረዚደንት እዩ? ደደባት መን ወኪሉ እዩ ፕረዚደንት ዝኸውን ጌታቸው?
💛❤️
ኩሉኹም ሓደ ኢኹም ተኾስተሩ በይዛኡ ዴኣ ዝሃለቐ ህዝቢ ገዘፍቲ ከብዲ ፒፒ እጻወተለኩም ኣሎ ጌታቸው ዓገብ ቦታኻ ገደፈሉ ንህዝቢ።
አይተ ጌታቸው ረዳ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ከምዚ ከማይ ተራ ትግረዋይ እዩ። በቃ ንመን ወኪሉ እዩ ፕረዚደንት ዝኸውን ሓሰውቲ ከደምቲ
ጊዚያዊ መንግስቲ ንኽንደይ ጊዜ እዩ ተሰይሙ ኔሩ ጊዚኡ ወዲኡ እዩ ዝብለና ዘሎ?
ደብረጽዮን ትግራይ ንክመርህ አቅሚ የብሉን
ጌታቸዉ. አቅምይ. የቡልይ ልክመርሕ. አቅምይ . ዘይቡሉ. ሐሳዉ ምስጥር. ዘዉፅእ ሐሽከር አቢይ አህመድ. ሰካራም እዩ. ዋሐጥዎ እዝእዩ. ዝሐቅይ ሐሰማ ዝመስል. ገፁ. የምህር. መሀይም
@@SaadaMahmmedጌታቸው ብ University full time ሕጊ ዝተማሐረ አሜርካ ዝተማሕረ ሕጊ ዘጽነኤ እዩ ደብረጽዮን ምሸት ✅✅ ሐብው ተባሂሉ ፌክ ዶክተር መሐይም አድዋታይ ዶክተር ይኹን ተባሂሉ ዝተዋሐበ ተጨባጥ ናይ እዚ ጽንተት ትግራይ እዩ ዝመርሐ ተሐታታይ እዩ ሳላ ሴንታይዘር ፕሪትርያ ዝተረኽበት ሕጂ ድማ ጎጅለ አድዋ ኣሕዛብ ክተጽንት ላእልን ታሕቲ ትግራይ ራብሻ ብራብሻ ጌራቶ.
እዚ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ዘለአለሚዊ መንግስቲ እንዳኾነ እዩ ዝመጽእ ዘሎ። አብ ኩለን ወረዳታት ኢትዮጽያ ቤት ምኽሪ ወረዳታት መረጻ ካብዝግበር ነዊሕ እዋን ኮይኑ እዩ። ንምንታይ አብ ትግራይ ወረዳ ቤትምኽሪ ክፈርሳ ይድለያ አለዋ?
ጋዜጠኛ ኣንደበትካ ኣስተኻኽል ዘይተጋደለ ተጋዳላይ ኢልካ ንናይ ብልፅግና ሰራዊት ኣይወሃብን ክብሪ ትራዋይ ትነክእ ኣለኻ
tbs ሚዛንኩም ዘምባዕ ዩ
ትግራይሲ ከም ቁምነገር ተቆጺራሲ ። ክክክክ
ደቂ ሽዋ ትነፍሰኩም ኣላ
አይ ዋይ አታ እንታይኢኻ ተስመዐኒ ዘለኻ ኮይኑዋ ድዩ ትግራይ ተተራሚሳ ቀርያ
ንምንታይ ንመምህር ተመስጌን ኢሉ ትብሉ:: እዚ ናይ 3ይ ክፍሊ መህር ነበር: ካልኦት ክትንትኑ ዝኽእሉ ከለው:: ተመስገን ኤርትራውያን ከም ትግራዋይ ኢዮም ዝፈልጥዎ:: ክንደይ ካልኦት ኣለው ጽዕንቶ ፈጠርቲ: ንበዓል ኬሮስ ኣስፍሃ: ውፍይ ሕተቱ
Merehti beakum EBA selam Siena bejakum kulukum weredulna
ms abalat bet mkru eyu metsina ezuys sltan nay mengst eyu kea ybl alo halay serakiy
Mimchichaw is pure Amharich .please say Mitieam or Mititah.again not Mitinikar say Mihiyalor Midildal. Ilove Tigrinya mother language
ነመስግን🙏
L
ረዳኢ በርሀ ማለት ካብቶም ኣብ እግሪ ቃብቀብ ብብልፅግና ዝተማረኹ ምሩኻት ሓደ ዲዩ?
Why are the people of Tigray keeping quiet ? Is Tigray belongs only to TPLF , please it is time to stop them from kidding the people,
ግምት ክሳብ ስግግር መንግስቲ ላዕለዋይ ሓላፍነት ኣለዎ።
ግዝያዊ ምሕዳር እውን ኮ ግዚኡ ወድኡ እዩ
The Tigray Government is the governor of Tigray but TPLF is a single part like the other parties
There is no government. There is an interim adminstration
ቀዉሲ ከልቢ ጁርናሊስት
ጋዜጠኛ ኣንደበትካ ኣስተኻኽል ዘይተጋደለ ተጋዳላይ ኢልካ ንናይ ብልፅግና ሰራዊት ኣይወሃብን ክብሪ ትራዋይ ትነክእ ኣለኻ