ስልጣን ን ምሓዝን ተካእቲ ን ሙኻንን እኹል ውዳበን ብቅዓትን ኣለኩም ዶ ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 57

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሜሪ ሓውና የቐንየልና ነዚ ጅግናዚ ለባም ሃገራዊ ካብ ጽበትን ወገንነትን ኣውራጃ ሓራ ዝኾነ እሞ ኸኣ ተባዕ ሰብ ኣቕሪብካልና ተስፋ ሃገር እዩ እዚኣቶም ዓይኒ ጸላኢኦም ይደፈን ዕድመን ጥዕናን ዓወትን እምነየሎም።

  • @mosoberitrea
    @mosoberitrea 2 หลายเดือนก่อน +3

    Wow nezi kemzi zbele kumneger zsemo yelen bhlmi eko teraeyatni eta nay mexaet adey❤

  • @alfooz8964
    @alfooz8964 2 หลายเดือนก่อน +3

    Wow amazing explanation, so we will have hope with our country, thanks Meron and Merhawi wish you all the best ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💐💐🎉🎉🎉❤️

  • @miag1791
    @miag1791 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንህዝቢ ስይነርክብን ኢና ትብል ቃል ናይ ብሓቂ ሓደገኛ ቃል
    ህዝብ እምበር ክረከብ ኣለዎ እቲ ስልጣን
    እንተዘይኮይኑ ንሕና እና ብቁዓት ካባኩም ንስልጣን ዝበቅዕ የለን ትብሎም ኣለኻ ማለት ኢዩ

  • @MikelNegash-m8h
    @MikelNegash-m8h 2 หลายเดือนก่อน +1

    መርሀዊ ጽብቅ ጀመራ ዘስምዕ ዕድመን ጥዕናን ከምኡ ውን መንእሰይ ሜሮን።

  • @habtetekeste9195
    @habtetekeste9195 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላማት ብሓበራ
    ብዙሓት ወረጃታት ማዕዶ ሓሊፎም ኢዮም።ዕፉን ሽፉን ኣብ ዝተናወሐ ዘይቅላዕ ስለ ዘየለ ተቐሊዖም ግዜ ዘይቀልዖ ስለዘየለ ምጽባይ ጥራይ።ደሓር ከኣ ህ.ግ.ደ.ፍ ውድብ'በር ሰልፊ ኣይኮነን ክትፈልጥ ኣሎካ ሓውና ፖለትከኛ።

  • @ERIPASE962
    @ERIPASE962 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi wedi seke hseb ablka nemngseti idka endawatewetkase nseka ke mengsetn hezben amihirka keyagelgelka zekone zey aberketka emo ka awreyti, mederti ember behgi zemxe teqawemti bemntay ketemenu yakel kalen eko nay Eritrea iu bahli neru gen tegarun kalot merabawyan xewyomo nezi menesey selam zeythebwo kemharn kserhen nemntay ikum anawnese tegebru kali ka mert mengset iu kehelwo ember meryt bi wehudat habtamat kegebet aykonen susa alat eza zerebaka

  • @abelyemane9786
    @abelyemane9786 2 หลายเดือนก่อน

    New chicken ሓዳሽ ደርሆ

  • @samsonukubamicael8977
    @samsonukubamicael8977 2 หลายเดือนก่อน

    kesina ERI, BLESS YOU.

  • @AO-ee7fv
    @AO-ee7fv 2 หลายเดือนก่อน

    Seb ba. Alewa ba zhager

  • @Eri.detective7524
    @Eri.detective7524 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሕጂ ውን ከይተጠንሰ ዝበርዓነ መበል 78 ናይ ሓሸውየ ሃገራዊ ሰልፉ😂

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 2 หลายเดือนก่อน +1

      ርእስኻ ኣዝዩ ብሰይጣን ዝተወነን ክፉእ ዝምነ ኢዩ ጸሊ ካብዚ ክትድሕን እንተ ምድማር ፍጹም ዘይከውን ኢዩ ኣፍካ ማይ መሊኡካ ከሲርካ ኢኻ ክትተረፍ ሞይቱ ኢዩ ጎይታኻ ከምቲ ዝበሎ ተኾሊፉ ኣኦሮማይ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 2 หลายเดือนก่อน

      ካብ ምድማር ኩርናዕካ ምስዓም ትቐለልካ ፈቲንካ ቅበጽ።

    • @rushbush7320
      @rushbush7320 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@tsegaygebru9534ጸሊ ዳበልካ ባዕልኻ ትዕንድር ኣምላኽ ብሓደ ኮና ክንነብረሉ ሰፊሕ ሃብቲ መሬት ሂቡና ሕጂ ምድማር ዝጸልእ ኣምላኽ ኣበይናይ ፍቕድን ምዕራፍን ዩ ዝርከብ?እዚ ስቕ ኢልካ ሃለውየ ገዲፍኩም ት ክውንነት ሕሰቡ።ንስኻ ብዛዕባ ምድማር ትዛረብ ኣለኻ ንስኻ ኮ ንባዕልኻ ካብ ስድራኻን ዓድኻን ፋሕ ኢልካ ኣብ ምድማር ዘየለኻ ሰብ ኢኻ።45 ሰባት ብሓንሳብ ኣብ ኡጋንዳ ዝተመርዓው ርኢኻዮም ዶ?ስድርኦም ኣውጺኦም ርስቲ ገዝኦም ዓጽዮም ዝወጹ ዮም።ኣብ ዓለም እታ ኣብ ህይወትካ ትሕጎሰላ መርዓ ያ መርዓኻ ኣብ ኢትዮጵያ ተሕልፎ ተኾንካ ሞ ክኣ ተፈሊና ስዒርናያ ትብላ ሃገር ካብዚ ዝኸፍእ ታሪኽ ሓዘን የለን።

  • @HannaTesfamicael
    @HannaTesfamicael 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay9236 2 หลายเดือนก่อน

    ብኣእምሮ ዝዛረብ ምኻኑ ፍሉጥ እዩ ደንበ ተቓውሞ ከምዚኦም ሰባት ተሰሚዑ መስቀል ከም ዝረኣየ ሰይጣን እዩ ዘዕገርግር

  • @ERIPASE962
    @ERIPASE962 2 หลายเดือนก่อน

    Eway zeyhalfelu menesey Eritrea egerm mhur seraqi hasawi luke zey nihezbu zegelgel kba nay gebeha mhurat aynberun nay lom zelena meneseyat ke abey nwedeqe alena atnta mezenay nheseb key xawetulna temhirna ina kab zehalefe geydegm ni baraber lomi ka enqaqoho tewlida mexia ala

  • @Hager330
    @Hager330 2 หลายเดือนก่อน

    Merhawi enquae dahan mexaeka

  • @LovelyChameleon-ix7bx
    @LovelyChameleon-ix7bx 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኖኖኖ ጽቡቕ ጸኒሕካስ ኣብታ ናይ ሃይማኖት ፋሕ ኣቢልካያ ዋላ ኡካ እምነት ናይ ግሊ ቶኾነ በጀካ 2 ሃይማኖ ካሊእ ክህሉ የብሉን ምኽንያቱ ዓለም በዞም ካብ 2 ሃይማኖት ወጻኢ እያ ትሕመስ ዘላ እዚኣ ሕሶቡላ

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂 gbre shiabera zgebr si kabzen klte wexaei eyu tbl ealeka

  • @kemmenbibu8246
    @kemmenbibu8246 2 หลายเดือนก่อน

    ቅዋም ዝዕረ ክህልዎ ባህሪያዊ እዩ ናይ ኩሉ ዓለም ቅዋም እንዳተዛራረብካ ሓድሽ ሓሳብን ጥቕምን ዘቕድም እንተኾይኑ ይምላአሉ ማለት እዩ ህግደፍ ንምንታይ ዘየተግብሮ እንተኢልና ወይ ዘይጥቀመሉ እንተኢልና ተሓታትን ስለዘስዕበሉ ንከይሕተት ድማ አይጥቀመሉን ጥራይ ዘይኮነስ ሞይቱ እዩ እውን ኢልዎ እዩ ስለዚ አዝዩ አገዳሲ እዩ። ኮይኑ ግን ናይ ሓደሓደ ሰባት ርድኢት ጌጋ እዩ ሓደ ርጉም ሰብ ቀታሊ ሰብውን ዝነበረ ጥዑይን ሓጋዝን እንተአጽኒሑልካ እሱ ስለዝጸሓፎ ጥራይ አይንቕበሎን ምባል ጌጋ እዩ አብ ቅዋም 97 ድማ 80% ቅኑዕን ሕጋውን እንተኾይኑ ነቲ 20% ምዕራይን ምምሕያሽን እዩ ዝቐለለ ይመስለኒ።

  • @AbrahamWghere
    @AbrahamWghere 2 หลายเดือนก่อน +1

    ማሕፉዳ ዝጻሓፈ ድዩ

    • @nikhatkirossereke706
      @nikhatkirossereke706 2 หลายเดือนก่อน

      እወ፡ ማሕፉዳ ዝጸሓፈን ከምኡ ውን እዚ ውን ትብል ጽብቕቲ መጽሓፍን ካልእን። ግጥሚ ወዲ ብዳማ ቡዙሕ ትፍለጥ። ከምኡ ውን ደርፊ ኣልማዝ ኣረጋይ ትደርፋ፡ ኣይትዓንቅፉኒ ትብል ዝሰርሐን ኢዩ።

    • @AbrahamWghere
      @AbrahamWghere 2 หลายเดือนก่อน

      @@nikhatkirossereke706 እሺ የቀንየለይ መጽሓፉ ቁሩብ ጠቂማትኒ'ያ።የመስግኖ!

  • @betyhagos2783
    @betyhagos2783 2 หลายเดือนก่อน

    ሰለምንታይ ግን ምሰ ሀግደፍ ተመላልእኩም ዝጎደ

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 2 หลายเดือนก่อน

    መስፍን ሓጎስ ሐምሳ ተቓውሞ ርእየ ይብል አዚ ሕጻን ከኣ መበል ሓምሳን ሓደን ተቓዋማይ ለመጭ መጺኢካ ኣሎ በልዎ። ሓፍ ከይበላ ቋቅ ኣበላ ይብልዎ ከምዚ ሕጻንዩ ማለት እዩ።

  • @tesfamariamsolomon8308
    @tesfamariamsolomon8308 2 หลายเดือนก่อน

    No , tegagika aleka Switzerland kab mmhdar ksab zoba wey awraja zlaale sltan alewom kab federal.

  • @jemalabdulkadir9141
    @jemalabdulkadir9141 2 หลายเดือนก่อน

    Khab nay 97 kowam ayenekbelen mebal zeykone kebahal zogubow negative zemesel atahassasba zeybolu bedomdomu nukulo zesatef kemow wun kabten kabzen xexuboku melaleyna hadish behezby tekebalenet zelewo knedef ena mebal ayehayeshen .
    Zookone koynu fetyka xeleyka siltan nay hezy eyou ; hezby kaney naina kimerhe bekait alewo elu eyou siltan zerekbeka .
    Ember eza kab kisad nilailey werja kalat mekbetar zeytkowon koynatka ember already failed siltan yelan wodebka wun ayekitholin eyia .

  • @Eri.detective7524
    @Eri.detective7524 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ መልሓሽ ጨለ።
    ዶኩመንትኻ ብሚሮን ላኣኸለይሞ ኣነ ሽም ቀይረ ፖርቲ ክምስርት !!

    • @Hager330
      @Hager330 2 หลายเดือนก่อน

      Mushmush mem koynka eka kemu elka btebit tezz zelka, tustus

  • @DavidFissehaye
    @DavidFissehaye 2 หลายเดือนก่อน +3

    Wow meri hawey kemzi zibele welela hasabn sinelbona zimeleo zereba eu, haqi entekoynu malet u nezi hasab zitselie ni Eritrea kem Eritrea kitqewm zeydeli ni hizbi Eritrea kibetatn zideli tiray eu.
    Bizkone bietgebron tekirbon hasabatn muhuratn keyemsgenkuka ayhalfin kemaka yibzhulna thanks more ❤🎉🙌

  • @hermonghermay5422
    @hermonghermay5422 2 หลายเดือนก่อน

    Mieri kab neti beal barnieta denaqur tekbelna si kemzieatom zeytemxe. Eska wn aytuyn eika harif kelekasss!!!!

  • @sasi12able
    @sasi12able 2 หลายเดือนก่อน

    Hji kea do fetewti eritrawinet mesilkum mexikum aye niskatkum

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 2 หลายเดือนก่อน

    ቁሩብ ናይ ሙሁር ቃንቃ ዘይብሉ ዝ ሓውና ዕሽነት ዝተሓወሶ ኣዛራርባ ዩ ዝጥቀም
    ገና ኢይበሰለን ይመስል ሓቆም ዮም ወለድና ካብ ምህሮ የእምሮ ክብሉ ከምዚ ምስራኣዩ
    ዋይ ዋይ ዘይበልየላ ሃገር
    ኣንታ ሙሁር ተሰተር ግደፍ እንዶ ተኮስተር (ጽረ)
    ትብዓትን ሓቅን ከም ዑንቂ ምስ ወደቃ ኣይተረአክባን ተሳኢነን ( ተሰዊረን ተሸሪበን)
    ህዝበይ ለዋህ ካብ ዚ ወለዶ ተስፍ የብልካን ኩላ ብስሰዐ ስልጣን ዝፈጠጠት ጎታት ያ
    ብደዐ ትዕቢት ሓሶት ነብስካ ኣተዓባባካ ምርኣይ
    ሓሶት ሓሶት ሓሶት ኣበይ ዩ ከብጽሕ ንኪድ ጥራሕ ነዊሕ ዩ ቲ መንገዲ
    ሕልምን ጋህድን ክላስ ወሲድ ክቀስሞም ዘድልዮ ወለዶ።

  • @SimonGhimay
    @SimonGhimay 2 หลายเดือนก่อน

    መንግስትን ሕዝብን ኣብ ከቢድ ስራሕ ናይ ለውጢ መገዲ እዩ ዘሎ። ከምዚ ከማኩም ኣብ ዘረባን ኣብ ሓሸውየ ኣይኮነን ዘሎ።ንከምዚ ከማኩም ዝከውን ግዜ የብሉን

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 2 หลายเดือนก่อน

    ከመይ ከመይ ድኣሉ ገይርዋ ካብ መባእታ ናብ ይንቨርስቲ ኣታኣታትዋ ብሓቂ ወዲእዎ ዶ ትብሎ ኢካ እዚ ክላስ 🤣🤣🤣

  • @eritrea63
    @eritrea63 2 หลายเดือนก่อน

    ጤል ምስ ገዛእና ኣበይ ክንኣስራ ኢና። ጥር ኢልኩምሲ ስልጣን ክትሕዙ ትጋየዩ የሕዝን ኢዩ።
    ህዝቢ ኤርትራ ሽግሩ ዝፈትሓሉ እምበር ዝመርሑዎስ ከንደይ ሙሁራንን ሰብ ተሞክሮን ኣለው ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ።

  • @samuelsolomon4700
    @samuelsolomon4700 2 หลายเดือนก่อน

    መንግስት ኤርትራ ኣብ ከቢድ ምክልኻል ምህንጽን ብምድር ብሰማይ ብኽሉ ኣብስርሓ ኣሎ ንዓኹም ዝኸውን ግዜ ሕዝብ ኤርትራ የቡሉኑ ሸንኻ ደቕስ

  • @negasigerensea9993
    @negasigerensea9993 2 หลายเดือนก่อน

    Mennetey tgrawa eye zbl (hakli dmus) bayta yeblun malet eyu nmenesey btsle hagerun hzbun jho hizwo zelo

  • @Hager330
    @Hager330 2 หลายเดือนก่อน

    Ezi anbesa eu

  • @MarrNnhk-v3m
    @MarrNnhk-v3m 2 หลายเดือนก่อน

    Mengesti eritera si keytzarebe Kulu shegrate yesgre alo eskatkum ka tefeltu ekum gen nay afe chele Beka ketazarebu teray shabiya zelelalem yenber abza alem kem shabiya yelen Esukm nay hade amete hasab enber nay 100 amet vision yeblkume eskum hager aymemexakumen nerkum selatan ka tebele defar zayzaralu be afkum Hager ketmerhu zeyhseb eu yegeremeu shabiya abzi nateka edem si aziyom serah hagere yesrehu nerom eskatkum ka shabiya zemxalkum seltan kethzu eti zesenkel serawit keman aybelen seltan kenheze aybelen hagere ab eritera alewa seb eti ab godagudi koynu mes wekaru Zehadere zelo hagere Kelu nesu eu ab seltan zemxe balne neskatukm ab xebuk nabera endanberkum si seltan ala eskum hesbelu 30 amet hagere Kehlu zenbere kemu seltan alu aydeferen defar n defar tezarebti Kulu seqe sel zebele ab eritera zelo seb asha mesilkum afu sel zeykefete asha mesilkum eskum nezi hagere mada ekum

  • @karma5064
    @karma5064 2 หลายเดือนก่อน

    Anta meri kemziom poletika zeteredeom seb amxealna ezom serah seinom negize metfie abzi affefef zeblu aytemxeelna. Neeom kesab ab tegray meret gezina mes sedreom nabu neguhfom aytemxealna. Eziom guhaf nay hezbi iyom baelom bandereom hiziom mefleyi gerom alewu ezom adgi nehamedu.

  • @esuzemuy9283
    @esuzemuy9283 2 หลายเดือนก่อน

    Ata meron ab kerni africa muhurat alowu dyom susuat eyom bezihom wey gorehat ember tethiluwu ab alem delewu teakibom eti gidl mfetihiwo kolel aytbel

  • @SimonGhimay
    @SimonGhimay 2 หลายเดือนก่อน

    ህግደፍ ዓቅሚ የብሉን ካበልካ እንታይ ትጽበዩ ጎላጉል ባርካ ዘይትወርዱ

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 หลายเดือนก่อน

    ካብቶም ተቃወምቲ ኢና እና በሉ ዘጽምሙና ኣዚኻ ትምረጽ መንእሰይ ኢኻ የቀንየልና. ግን ሓፍ ከይበላ ቃቅ ኣበላ ከይንኒ. ህግደፍ ህግደፍ ኣብዚሕካ ጥራይ ዘይኮነ ንህግደፍ ዘግልል ዓይነት ትንታነ ኮይኑ. ሓደ ንህግደፍ ብፍትሕን መሰልን ጥራይ ክትሪኦ ፈቲንካ, ካልኣይ ንህግደፍ ብመንጽር ድሕነት ሃገር ዝወዳደሮ ፍጹም የለን.... ትንታነኻ ህዉኽ ፖለቲካ እዩ. ከም ፈረስ መደበር ዘይኮነስ 4ተ ማኣዝን ጠምት ንዝሓሽ ዕብየት.

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 2 หลายเดือนก่อน

    መሬት ናይ መንግስቲ ተዘይኮይኑ ናይ መን እዩ? መሬት ናይ ሃገር እዩ ማለት እንታይ ማለት እዩ?

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 2 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓጺሩ ቅድሚ ህግደፍ ዝወርሶ መሬት ናይ ወዲ ዓዲ ኢዩ ነይሩ ክቡር ሓዉ ንመርሃዊ ጽን ኢልካ ስምዓዮ ንዓበይቲ ድማ ሕተት፡ መሬት ንወዲ ዓዱ ምሃብ ኣዝዩ ብዙሕ ረብሓ ኢዩ ዘሎዎ።

    • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
      @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 หลายเดือนก่อน

      ኣፍልጦ ኣለካ ድዩ? ሕጅስ ናይ ወዲ ዓዲ እንድዩ. ኣብ ኤርትራ ኣብ ዓድኻ ዘሎ ናይ ሕርሻ መሬት ተጠቃምነት ወይ እቲ ገዛ ተሰሪሕሉ ዘሎ ናይ መን ድዩ?

  • @wediere2238
    @wediere2238 2 หลายเดือนก่อน

    ከምቲ ዝበልካዮ ምሁር ኣይኮንኩን ኢልካ ሓቂ ተዛሪብካ፡ፖለቲክዊ ብቕዓትካ ውን እኹል ኣይኮንካን፡ ንኤርትራ ክመርሑዋ ዝኽእሉ ኣዚዮም ብሱላት ን20 ዓመት ዝተመልመሉ ኣሎዉ፡ ፓርትታት ክህልዋ ኢልካ ትጽቢት እንተሎካ ኣብ ጸልማት ምንባር ይሕሸካ፡ ኣብ ስደትካ ኮንካ ደቅኻ ኣዕቢ ብድኽነት ዓቢኻስ ድኻን ሃብታን ኢልካ ፍልልያት ከተማዕብል ዘይሕሰብ ኢዩ። ሜሬት ናይ መንግስቲ ክሽየጥ ክልወጥ ብመሰረቱ ረስዓዮ፡ ግርም ሕጋውያን መራሕቲ ኤርትራ ክክክክክክክ ካብ እምኒ ምድርባይ ነጻ ምኳንካ ነመስግነካ ፡እንበር እቲ ዝበልክዮ ኣንጻር ፖሊስና ኢዪ ሞ ኣይትሕሰቦ

  • @YergalemYakob
    @YergalemYakob 2 หลายเดือนก่อน

    አነታ ንሰካትኩም ናይመልሐስ ጨለ ኢኩም ሐቀኛ ተቃወምቲ በዚ አብልዕሊ ሰለማዊ ስብ ግፍዒ ደለኩም እዚኩሉ አብ እስራኤል እንዳተቀተሉ ዓገብ ዘይትብሉ እንደገና ድማ እቶም አብ ውሽጢ ሃገር ዘለው ምሁራት እናሃለው ብአኩም ትምራሕ ከምብዓል ንስካ መልሐሰኛታት አፍኩም ሕዝኩም አብታ ስደትኩም ተቀመጡ እግዚአብሄር ድማ ምስ ዉጽዓት ኢዩ ህዝቢ ኤሬትራ ድማ ብአኩም ዝታለል አይኮነን ብሕጂ ግን አብ ኤሬትራ ብርሃን ኢዩ ዘሎ ሽግርና ተቀንጢጡ ኢዩ ስቁልኩም አይትረብሹና ብሰላም ክነብር ኢና ንደሊ አብ ዉሽጢ ሃገር ድማ ልዕሌኩም ምሁራት አለው ብዓሎም አለውዎ

  • @LovelyChameleon-ix7bx
    @LovelyChameleon-ix7bx 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተቓዋሚ ወይ ፓርት ዝበሃል ከምዚ እዩ ሓሳብ ሕዝካ ትመጺእ ሰብ ከኣ ናብዚ ደለዮ ይኽይድ እምበር ብበትሪ ወይ ብዶንጎላ ትመጺእ ወይ ትዋሓስ ሃገር የላን
    ግን እስከ ምስ በዓል ኣቶ ውፉይ ኣስማዓዮም ክንደየናይ ከሪድኦም ግን ምላልባት ተተማህሩ
    እምበር ፓርት ወይ ምቁዋም እኮ ኣብ በይኒና ኣይኮነን ኣብ ዓለም ዘሎ እዩ።

  • @Numbers_May24
    @Numbers_May24 2 หลายเดือนก่อน

    Anbabi Awaqi yblu gorebetna --- izi wedi bizuh zenbebe ymesil . Melhasun gibrun kidane amena ytisfou.

  • @letina1242
    @letina1242 2 หลายเดือนก่อน

    Wey halewlew hawey ab lbka temeles

  • @Eri.detective7524
    @Eri.detective7524 2 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ ውን ከይተጠንሰ ዝበርዓነ መበል 78 ሓሸውየ ሃገራዊ ሰልፉ😂