ኪኖ ደገፍትን ተቃወምትን ክንሓስብ ኣለና ፥ ካልድ ዓብዱ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 285

  • @meronsat7665
    @meronsat7665  3 หลายเดือนก่อน +12

    ሜሮን ሳት ንምዕባይ ኣብዚ ሊንክ ኣቲኩም th-cam.com/channels/ZIGu-tPHbIc6B9PsE4xNRQ.htmljoin

    • @jemaldrar7794
      @jemaldrar7794 3 หลายเดือนก่อน +2

      Bravo lomi abi qumneger gerka thanks eretrin hawey

    • @SamiHadgu-hk2rd
      @SamiHadgu-hk2rd 3 หลายเดือนก่อน +2

      መሮን ነዞም ብህዝቦምን ብሃገሮምን ዘይ ሓስቡ ኣይ ተምጻዮም በጃኻ ንኣብነት ኣነ ኣብ ፍራንሳ እየ ዘለኹ ንመንግስተይ ጸሊአ ማለት ህዝበይን ሃገረይን ክጸልእ ኣለኒ ማለት ወይ ከኣ ምስ ትግራይ ሓደ ኢና እሞ ብሓደ ንኹን ወይ ስለ ትግራይ ክሓስብ ኣለኒ ማለት ድዩ ንሱ ድዩ ምቁዋም ማለት ኖ እዚ እንተ ኮይኑ ምቅዋም ካልእ ተልእኾ ኣለዎ እዞም ኩሎም ዝቃወሙ ዘለዉ እንተ ሪኢኻ ኣብ ሃገር ምጽላምን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣረትራ ቅትለትን ጸለመን በኣንጻሩ ከኣ ትግራይ ትዕወት ትግራይ ዝብል ኣጀንዳ ጥራይ ኢኻ ትሰምዕ ንሃገርን ንህዝብን ሃናጺ ግን ዘይ ርኮቦም ትቃወምቲ ኢዮም እዞም ሃገራውያን ዝበሃሉ እንተ ሪኢኻ 100% ቁኑዓት ስለምንታይ እንተ በልካ ሃገረይን ህዝበይን ዘይ በልኩ ናይ መን ሃገር ደኣ ከፍቅርን ወይ ህዝቢ ደኣ ከፍቅር ሓቆም እዮም ኣቦታትና ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፍቅ ዝበሃል ጽባሕ ንግሆ ግን ሃገርና ብካልእ ምስ ትውረር ንሕና ሃገር ኣልቦ ከም ንኸውን ርግጸኛ እየ ሕጂ ኢና ደኣ ኣብ ጎኒ ሃገርና ደዉ ክንብል ዝግብኣና ንሕና ናይ ሕጂ ኣይ ንሕሰብ ናይ ጽባሕ ኤረትራ ንሕሰብ በጃኻ መሮን ጥራይ ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን ጽቡቅ ዝሓስቡ ጥራይ ተሞርኮር እዞም ንሎሚ ዝሓስቡ ሳላ ደገ ዝወጹ ብሎቲካ ዝፈለጡ እሞ ዶንቆሮ please 🙏

    • @AfwerkiRussom
      @AfwerkiRussom 3 หลายเดือนก่อน +1

      Tgray keydika Tezereb

    • @erimetera4208
      @erimetera4208 3 หลายเดือนก่อน

      Tim Bel komal agame Teguar Tgraway loser jihadis wedi Alnahda ( Muslims Agazian )

    • @amanabdulsamed3171
      @amanabdulsamed3171 3 หลายเดือนก่อน +1

      እንቱም ደናቁር ትግራዋይ !ትግራዋይ ! ኢልኩም እትጻረፉስ ተጋሩ ማ ጎቶትኩም ደኣ ኣይኮኑን ከምዝብልኹም ኣይትረስዑ፡ ምኽንያቱ ካብ እሳያስ ጀሚርካ እትም መራሕትኹም ትግራዎት ምኹኑ ኣይትረስዑ ፡ ደናቑር።

  • @kebrontedmer6581
    @kebrontedmer6581 3 หลายเดือนก่อน +3

    Khalid is my favourite activist, journalist and very good analyst especially in regional politics. I have been following him and never been far from truth or happening, his forecast is well thought and supported by facts.

  • @Meng430
    @Meng430 3 หลายเดือนก่อน +2

    Waww meron you invited the greatest Eritrean teacher, you deserve respect, but more respect especially for kald andu, God bless you both !!!
    And I request all the young eritrean fellow to learn more from this briliant lesson.

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 3 หลายเดือนก่อน +16

    የቀንየልና ነቲ ብቁዕ መምህር ካልድ ዘምጻካልና ሜሪ ሓውና 🙏💪

  • @logo967
    @logo967 3 หลายเดือนก่อน +18

    This guy is so intelligence .no matter what have difference every one should pay attention.

    • @AbramTesfay
      @AbramTesfay 3 หลายเดือนก่อน

      Because you are dumb.

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu2300 3 หลายเดือนก่อน +8

    Thank you kaled you’re always the best adviser and god bless you.

  • @Freeworld-k8r
    @Freeworld-k8r 3 หลายเดือนก่อน +11

    Khalidino , You are one the smartest person in blue revolution ,keep it up

    • @MichielHaile-te3vn
      @MichielHaile-te3vn 3 หลายเดือนก่อน

      መን ኢልካ ኣባል ብሉ ሪቮልሽን ከይተጸዋዕካ ኣቤት 😂፣ እምኒ ምድርባይ ናይ ኣህባይ እዩ ዝብል ዘሎ

  • @BergedNhameduFthawi
    @BergedNhameduFthawi 3 หลายเดือนก่อน +7

    ሰላም ሰላም ሜሪ ክብሪ ይሃብካ፡ ነቲ ናይ መጻኢና ሑጹይ መንግስትና ስለዘምጻእካልና፡ ካሊዶም ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሜሮን ነዚ ብሱሉን ተቓላሳይን ለባምን ካልድ ዓዲምካ መናእሰይ ክመሀሩ ምግባርካ የድንቐካ።

  • @negassioqbay6496
    @negassioqbay6496 3 หลายเดือนก่อน +3

    ከመይ ዝበለ ልቦና እዩ!!!! ከምዚ ብሉጽ መጽሓፍ ዘንብብ ዘለኹ ኮይኑ ይስምዓኒ ኣሎ። ኣታ እዚ ዓድናስ ለባማት መሊኦማ እባ እዮም። ክብረት ይሃብካ ኻልድ፡ ካብ ሎሚ ጀሚረ ክከታተለካ እየ

  • @semeregebru4914
    @semeregebru4914 3 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ብሓቂ ፍሉይ ትምህርቲ እዩ

  • @simonbekele5468
    @simonbekele5468 3 หลายเดือนก่อน +3

    Very smart man khalid!👍

  • @DanielWerede
    @DanielWerede 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ዚ ገጻት ብከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ክንዛረብ ተጀሚርና ቲ ዝድለ ክንበጽሖ ኢና ብዝኾነ መምህር ካልድ ቀጽሎ ራኢዘለዎ ሕበረተሰብ ክንሃንጽ ንኽእል ኢና ፍልልያትና ብዘየገድስ ጽባሕ ጽባቀና ክኸዉን ይኽእል ዩ ሜሪ ከኣ የቀንየልና ብዙሕ ነዞም ጠቀምቲ ሕብረተሰብ ኣምጽኣልና

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 หลายเดือนก่อน +1

    ግርም ሜሪ ንኻልድ ዓቢ መምህር ስለ ዘቕረብካልና ክልተ ጀጋኑ ተባረኹ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 หลายเดือนก่อน +6

    መርሓባ ሜሪ ከምኡዉን ኻልድ ወናኒ ዓቢ ስነ ልቦና ዓቢ መምህር በለለይ መሪ ጅግና ዓቢ ሰብ።

  • @helentekle1741
    @helentekle1741 3 หลายเดือนก่อน +4

    I always love hearing his speech

  • @FjG-ot9dn
    @FjG-ot9dn 3 หลายเดือนก่อน +2

    መሻአላህ ኻልድ ሐወይ እንካዕ ብደሐን መፃእካ

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 3 หลายเดือนก่อน +9

    ካልድ ብኣፉ ትግራዋየ ክብል ሰሚዐ ኣለኩ
    ኣይርደአንን ግ ስለምንታይ ዮም ከም ካልድን መሰልቱን ፖለቲካዊ ንጹሩነት ዘይብሎም ሓዲኡ ዘይመርጹ ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ
    2 እግሪ ኣለኒ ኢልካ ኣብ 2 ገረብ ኣይትስቀልን
    ምስናይ ይቅሬትኡ ተተጋግየ ግን

    • @ድምጺልቢ
      @ድምጺልቢ 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣብ ኤርትራ፡ የመናዊ ኤርትራዊ፡ ናይ ጀርያ ኤርትራዊ፡ ትግረ ኤርትራዊ፡ ኩናማ ኤርትራዊ ወዘተ ኣለው። ከም በዓል ኢሰያስ፡ ካልድ ኣቦና ወል-ወል ክኣ/ ትግራዋይ ኤርትራውያን ክኮኑ ዜጋዊ ግደታዊ ኣለዎ። ከምቲ ንስካ ኣብቲ ዘለካዮ ዜግነት ዝተዋሃብካዮ ጌርካ ተረዳኣዮ ኤረትሪን ዕደ!

    • @osmanali3142
      @osmanali3142 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ድምጺልቢ እዞም ተቕስካዮም ዝሎኻ ሰባት ብጀካ ኻልድ ሲ ተጋሩ እና ኩቡሉ ሰሚዕካዮም ተፈልጥ? ወይ ናጀራዊያን እና ክብሉ ሰሚዕካዮም :- ሰብ መቦቁሉ ካብ ዙኩነ ይኹን በዘተዛረቦን በዘሰረሑን ጥራይ እዩ ናጀራውን ትግራዋይን ዘካዊን ሰለዚ ዕደ ተልመደን ስግብግብ ጁንታዊያን እንታ ዘይደክምኩም የሕሸኩም ::

  • @mikekidane2907
    @mikekidane2907 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሓደ ካብቶም ንቅድሚት ክሓልፉ ዘለዎም ፖለቲከኛ ወናኒ ብሩህ ሓሳባት ካልድ የቀንየልና።

  • @filmonfisseha5769
    @filmonfisseha5769 3 หลายเดือนก่อน +2

    Tnx Meron n Kalid zemxakayo tefiuna eu kenyu ❤❤❤

  • @superbaba5658
    @superbaba5658 3 หลายเดือนก่อน +3

    ياخا لد احلي مقابله مع احلي انسانmeron

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 3 หลายเดือนก่อน +3

    Meron thanx ❤️❤️❤️❤️nkalid demzakalna

  • @wegihutesfamariam1567
    @wegihutesfamariam1567 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሜሮን ጽቡቕ ኣቀራርባ፡ ለካ ብቑዕ ጋዜጠኛ ኢኻ። እዚ ገዛኻ ብጀካ እቶም ካብ እርጋን ዝኾብለልና ውሑዳት፡ ናይ መንእሰያት ቤት ኢዩ እሞ ከም ካልድ ዛኣመሰሉ ብሱላትን ክኢላታት ማሃርትን ጎስጎስትን ኣዝዮም ኢዮም ዝጠቕምዎ እሞ ቀጽሎ።

  • @hagereyalemey
    @hagereyalemey 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks merry °imka amxalna

  • @eyasuyonas5626
    @eyasuyonas5626 3 หลายเดือนก่อน +4

    መም/ካልዲ ዓብድ ዕምቆት ዘለዎ አገዳሲብ ኢዩ ክብርበር ዘለዎ ኢዩ::የቀንየልና ካባካ ብዙሕ ተማሂርና❤❤ /ሜሮን ❤❤ ብርቲዕ::

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 3 หลายเดือนก่อน +10

    Thank you Meron hawna nezi bulux beal hlna hawna zemxakalna. Bxuh ika tmehar. Izom zxarefu btami iyom zehznu, haqi merar iya. Very sad

  • @arsemaasfeha5363
    @arsemaasfeha5363 3 หลายเดือนก่อน +1

    Bsul Seb nay behakqi kald Abdu thanks mir.

  • @robelsultan8980
    @robelsultan8980 3 หลายเดือนก่อน +2

    Abzi geza Hasab tray eka tsemie thanks meri ms Kalid

  • @AranArom
    @AranArom 3 หลายเดือนก่อน +2

    Amazing guy ❤

  • @gerezewoldy6418
    @gerezewoldy6418 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዐሊ ዓብዱ ከምዚ ኸመኻ ሰብ ኢዩ ዘድሌና ጽቡቅ ጌርካ ስነ ልቦና ህዝብና ጌሊጽካዮ ሞ ብጣዕሚ የመዝግነካ ቆጹሎ ዓወት ንሐፋሽ።

    • @user-uk8bo1pv3p
      @user-uk8bo1pv3p 3 หลายเดือนก่อน

      ረቢ ብንቁር የብልካ ነቲ ጀግና ኤርትራዊ ዓሊ ዓብዱስ ምስ ትግራዋይ ከተወዳድሮ

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ሜሮን ከምኡ እውን ጋዘጠኛ ካልድ ዓብዱ

  • @kibromnega1947
    @kibromnega1947 3 หลายเดือนก่อน +1

    waw
    Khalid Abdu is simply the best too smart

  • @keeee9507
    @keeee9507 3 หลายเดือนก่อน +1

    Meron kemiziom sebat tray amxalina bravo 👏 ❤

  • @woldugebrehans9195
    @woldugebrehans9195 3 หลายเดือนก่อน +3

    Thank u meri kalid abi seb sle zemxakalna ❤❤❤❤❤❤

    • @forobia-ss7ye
      @forobia-ss7ye 3 หลายเดือนก่อน

      KALID IIS SIMPLY ABI, AGAME 😂😂😂😂😂

  • @bittynoahmikal1516
    @bittynoahmikal1516 3 หลายเดือนก่อน +2

    Khaled bal abi libona🩵

  • @tesfamhretgebrekristos5627
    @tesfamhretgebrekristos5627 3 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል ስነ ሓሳብ ሜሪ&ካልድ

  • @awetgebre7710
    @awetgebre7710 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bhaqi des zebiln menkahtatan qexluwo ❤❤❤❤

  • @hope52052
    @hope52052 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kaleb is sharp mind, with detail knowledge of matters,

    • @zeromkidane6284
      @zeromkidane6284 3 หลายเดือนก่อน

      @@hope52052 ንሓሶት ደኣ እንታይ ብልሒ ኣድልዩዎ እዩ።

  • @LuelKflemariyam
    @LuelKflemariyam 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you nay bhaki khalid jgeni

  • @edentesfankid4090
    @edentesfankid4090 3 หลายเดือนก่อน +3

    Meron beteme nemesgenka nekaled zemsakalna edemen teman yhbka kaledy🩵🩵

  • @eri-creative4918
    @eri-creative4918 3 หลายเดือนก่อน +1

    Great talk !

  • @habtemar
    @habtemar 3 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ትግራዋይ እየ ዝበለ ሰብ ።ኣብ ዛ ኤረትራዊት ሚድያ አቅሪብካልና። መልስኻ ንጽበ ሜሪ

  • @Wedieritrea323
    @Wedieritrea323 3 หลายเดือนก่อน +21

    እዛ ቪድዮ ከይወዳእኩዋ'የ ዝጽሕፍ ዘለኹ !
    መጀመርታ ንፈትዎ ሰብ ኻልድ ዓብዱ ስለ ዘምጻኣካልና የመስግነካ
    ነቲ ክብርታት ወይ ስነ ልቦና : ህግደፍ ንሕብረተሰብና የዕንዩዎ'ዩ ! እቶም ገዛእቲ ኢልና ንጽውዖም'ኳ ከምቲ ህግደፍ ዘብጸሖ ዕንወት ኣየብጽሑልናን ! ከም ሕብረተሰብ ኣፍሪሱና'ዩ ! ክብርታትና ፈሪሱ ባህልና ዓንዩ ! ዋላ ንመጻኢ ሓቢርና ክንነብር ኣብ ዘይንኽእለሉ ደረጃ በጺሕና ኢና ! ከም ሃገርን ሕብረተሰብን ክንቅጽል ዲና ኣይንቕጽልን ኣብ ሕቶ'ዩ ዘሎ ! ከቢድ ሓደጋ ኣንጸላልዩና'ሎ !

    • @BiniamBerhane
      @BiniamBerhane 3 หลายเดือนก่อน +2

      entay tebel krkrkrkrk

    • @RobelJETRO
      @RobelJETRO 3 หลายเดือนก่อน

      😂👉🇱🇷🍖🍗🦮💨🦴🦷🇪🇹👍

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 3 หลายเดือนก่อน

      @@Wedieritrea323
      ክቡር ሓው እዚ ትብሎ ኩሉ ኣውሪዱልናን የዉሪደልናን እንድዩ ዘሎ እዚ ድሑርን ሕሱምን ገዛኢ ካብ ናይ ብዓል ቱርኩን ቴድሮስን ወዘተ ዝድሓረን ዝጨከንን ገዛኢ።
      ምፍዋሱን ምሕዋዩን ግና ናባና እዩ ዝምርኮስ ኣውራጃባ ሃይማኖት ከባቢ እናበልና ሓድሕድ ምኑቛር ገዲፍና ብሕብረት ተጠሚርና ኣጻር ህግደፍ ጥራይ እንተተበጊስና ራህዋና ቀረባ ኢዩ ብዘይተስፋ ምቑራጽ ክንጓየ ጥራይ ዩ ዝግባኣሞ ልቢ ንግበር።

  • @josidaniel6771
    @josidaniel6771 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kaled abdu i proud of you ❤❤❤❤❤❤

  • @kameyalodahyeadisemere3077
    @kameyalodahyeadisemere3077 3 หลายเดือนก่อน +2

    Enko bselam metskum ❤❤❤ khaled & mieron ❤❤

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu9389 3 หลายเดือนก่อน

    Nay Kalid astemhiro eko benchelina u likie kemza medhanit eka tiwihto tanks Kalidino ❤❤❤

  • @solomonteklay7448
    @solomonteklay7448 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kald Abdu Amlak edmen tenan yhabka Keet it up ❤❤❤

  • @shishytafere5347
    @shishytafere5347 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካልድ ዓብዱ ሓደ ካብቶም ዝዲነቁ ሰብ አዩ ! ግን ኣብ ዚ ዘለናዮ ግዜ ክንዛረብ አንበር ኪንሰምዕ ኣብ ዘይኒኽአለሉ ቁመና ኢና ዘለና።

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 3 หลายเดือนก่อน +1

    C’mon bro ❤❤KHALID IS SIMPLY THE BEST ❤❤❤❤NO QUESTION ABOUT THAT ❤❤❤❤❤

    • @forobia-ss7ye
      @forobia-ss7ye 3 หลายเดือนก่อน

      KALID IS SIMPLY AGAME 😂😂😂😂😂

  • @josidaniel6771
    @josidaniel6771 3 หลายเดือนก่อน +1

    kaled abdu ❤❤❤❤❤❤ . Nefu sabe amxekalna hji

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi1997 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kald my favorite ❤❤

  • @KbromHiyle
    @KbromHiyle 3 หลายเดือนก่อน

    ናባሐቂ ኢቶፕይዊ ካልድ ሃገርና ውን ብቁጽሪ ማዕረ ብዛሐት ኢናንራኣ ንስኻ ትሐስቦ ኣይግበረልና

  • @negsamedhane6423
    @negsamedhane6423 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kheldi 🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👌👌👌

  • @tititeckle5413
    @tititeckle5413 3 หลายเดือนก่อน

    well done us usual Mr Khaled.

  • @watislove2650
    @watislove2650 3 หลายเดือนก่อน +2

    ካልድ ኣቤት ዓቅሚ ኣቤት ፍልጠት እዩ ዘብል እንታይ ምስ ኢሳያዝም ሲምንቶ ገይሩ ዝሓተሞ ርእሲ እንዶ ኾይኑ

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 3 หลายเดือนก่อน +1

    MERON SMART❤

  • @fshaemha4000
    @fshaemha4000 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ካልዶም

  • @ai_ziz
    @ai_ziz 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተሸርሺሩ ድዩ ተቧሕጒጉ⁉️

  • @SalehIbrahim-jv7qp
    @SalehIbrahim-jv7qp 3 หลายเดือนก่อน +11

    አየ ሜሪ ሐወይ ሕጂድማ ትግራዋይ አምጺካልና ወይጉድ

    • @temesgen7233
      @temesgen7233 3 หลายเดือนก่อน

      Ata denkoro seb kunu stupide

    • @DagmawiLeul
      @DagmawiLeul 3 หลายเดือนก่อน +1

      kab isayas afeworki belaleli tigraway do alo eu kkkk tigray tinber

    • @amanuelmengsteab5384
      @amanuelmengsteab5384 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@DagmawiLeulsek bel eseyas xeruy hamasienay eyu eritrawi eyu

    • @rushbush7320
      @rushbush7320 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዛ ኤርትራ ትግራዋይ ከም ሓውና ዘይአምን ታሴራ ኣይክወሃብን ዩ እዚኣ ኣይትረስዕዋ እቶም ሰብ ጀለብያ የመን እቶም ሕማም ደንብያ ኣምሓርነት ዘለኩም ድማ ጎንደር😅

    • @Ibrahimschannel123
      @Ibrahimschannel123 3 หลายเดือนก่อน

      gn nska bealka tigraway eka eritrawi kitmesil eytifetin ab eropa wereqet bshim eritrawi enta tewahibkum mechem tegaru eritrawi konkum zsimekum deqalu😂😂😂😂​@@rushbush7320

  • @Eriboy
    @Eriboy 3 หลายเดือนก่อน

    ካልድ ሓሳዊ ! ኪድ ትግራይካ ! "ትግራይ ትዕወት "
    ብዛዕባ ጴንጠ መንግስቲ ብኽብረት ሕቲትዎም አዩ ፥ መን መራሒኩም ኣበይ ቤ/ጽሕፈትኩም ? ካበይ እዩ ባጀትኩም ? ዝብል ሕቶ ዝምልሶ ምስ ተሳእነ ሕጋዊ ስጉምቲ ወሲዱ ።

  • @eritrea91
    @eritrea91 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሱል ትንታነ!

  • @Kide252
    @Kide252 3 หลายเดือนก่อน

    "ድሓን ሉኡላውነትና ኣፍሪስና እሞ ነቲ ዘሎ ስርዓት ንእለዮ ድሓር ህዝቢ እንተሓተተና መሲሉና ተጋጊና ንብሎ" ካሊድ ትግራዋይ ዝበሎ ሜሮን ኣቢ ጌጋ ጌርካ

  • @tes4262
    @tes4262 3 หลายเดือนก่อน +1

    best man kaled🎉

  • @ፍትሒይንገስ
    @ፍትሒይንገስ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካልድ ዓብዱ ከምወትሩ ብሉጽ ኤርትራዊ ተቃላሳይ ❤❤❤❤❤❤

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom7979 3 หลายเดือนก่อน +3

    Hji wn stop⛔️ bzaba 🇪🇷 ktzareb ata Kahdam sebari xahlu: Meron gn,,,,???

  • @TsigeredaNegassi
    @TsigeredaNegassi 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካልድ ትጌራዋይ እዩ ስለ ኤርትራ አይምልከቶን

  • @Numbers_May24
    @Numbers_May24 3 หลายเดือนก่อน

    Khalid hawey - one of the few well round wise men in our cou ntry.

  • @berrak3105
    @berrak3105 3 หลายเดือนก่อน +1

    Khaled beal abi hasab beal hlna....thanks😊
    Meron sat kea nemesgn

  • @filmonyonas4362
    @filmonyonas4362 3 หลายเดือนก่อน +1

    Khaled the great
    Abzi sdet koyna aemurena ay abzi ay’bti fahfah keybl kurub amezazina knkeydn knekhn zhgzu kab zelewu agedasi zega yu edmen tienan yhabelna haw khaled

  • @HABIBSaeed-x5h
    @HABIBSaeed-x5h 3 หลายเดือนก่อน +1

    ከመኻ ዝወሐድዋ ሃገር ኮይና ኮለል የብሉና አለዎ እዞም ርእሲ ኩቦ

  • @AfromWeldehaymanot
    @AfromWeldehaymanot 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሜሮን ኤርትራዊ ዲካ ትግራዋይ ኤርትራዊ
    ስአንካ ስ ብትግራዋይ ገሪካ ኤረትራ
    ከተገምግሞ ነፋጥ አካ

  • @tikuegoitom2183
    @tikuegoitom2183 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ ሰ ❤ላ ❤ ም ❤ሜሪ

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 3 หลายเดือนก่อน

    ዝኽብሮ ስብ ካሊት ዓሊ ዘይሐርቅ ብስሚዒት ዘይኮነስ ብፍቅሪ እዩ ንስብ ዝምልስሉ ❤

  • @eri72
    @eri72 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኻልድ ትግራዋይ ናይ ትግራይካ ጥራይ ግበር ምኻን እንታይ ጌርካ እዚ ማሕጋጽ ገጽ ፈረስ ዓዲምካ ሜሮን ሳት ከኣ ኢልዋ 😂😂😂 ብእሳት ተለብለብ ኣብዘይ ቦታኻ ኣቲኻ ኣለኻ እንዓል ጠበቕ ዋሒድ 😅😅😅

    • @YosiefGirmay-bx2fl
      @YosiefGirmay-bx2fl 3 หลายเดือนก่อน

      ተሐነቅ

    • @eri72
      @eri72 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@YosiefGirmay-bx2fl ኪድ እስከ ስገደሉ ድሁል ውዒግን ጉሓፍ ዘይትሕነቕ ንባዕልኻ 😅

  • @temesgen7233
    @temesgen7233 3 หลายเดือนก่อน +1

    Meron thanks nay khaled nexur eyu mes hgdef aytmshken pls 🖐

  • @asmireyyyy5669
    @asmireyyyy5669 3 หลายเดือนก่อน

    በጃካ ንዳኔልን ነዝን ኣራኪብካ ቃለመጠየቅ ግበረሎም እቲ ሓቀኛ ተቃዋመይ ክንፈልጥ

  • @danielgebrehiwet4495
    @danielgebrehiwet4495 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaki xibuk tentani nkulu biemkot tgelxo delay fthi kibri yehabka khald abdu❤

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጋውና ይጋሰስካ ድሁል ገፊሕ መዓኮር: ብዛዕባ ስነልቦና ኤርትራ ድማ ክትንትን ፈቲንካ ድሁል።

  • @ghideiberaki1177
    @ghideiberaki1177 3 หลายเดือนก่อน

    ሜሮን ሀሳዊ ምስ ቶጋሩ ክትልፍልፍ ጉንፍ ናይ ስድካ ግበር ካልን ትግራዋይ ብምንታይ ትራካብ ናይባ ኣይግኩምን

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 3 หลายเดือนก่อน

    ካልድ ምስ መሽረፈት እንታይ ይገብር ኣሎ?

  • @asefawsoliana5009
    @asefawsoliana5009 3 หลายเดือนก่อน

    My god this man is very intelligently funny.

  • @zak-o3k
    @zak-o3k 3 หลายเดือนก่อน

    ፈታው ነብሱ ኣምጺ እካልና

  • @mnasiehabtemaryam9050
    @mnasiehabtemaryam9050 3 หลายเดือนก่อน

    ሜሮን ከም ሪእይቶ ኣለኒ team work ማለት እዚ ቻነል ዓምድታት ክፋል ግበሮ እባ ማለት ስፖርት, ዋዛ ምስ ቁምነገር , ፍልጠትካ ዘዕቢ ማለት ሓፈሻዊ ፍልጥተት ዓምድታት ግበረሉ ማለት ከም ርእይቶ

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s 3 หลายเดือนก่อน

    ርእሰ ውሳነ ናይ ኤርትራ ዘይኣምን
    ኡንታይ ኣፍሊጥካ ኑሰላሙ ዝልምን
    ባርያ
    ሓሰማ ኻልድ ረብሓ ትግራይ ስጋብ ዘቀደምካ ዝሰምዓካ የለን. ተማእዘን

  • @taherdawud8048
    @taherdawud8048 3 หลายเดือนก่อน

    መምህር ኻልድ : መሃሮ ን ሜሮን

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 3 หลายเดือนก่อน

      Emni mederbay gedifka akli gerka kab kelitiom temahar,
      MERON SAT TIEWET!!!!!

  • @robelteclemichael763
    @robelteclemichael763 3 หลายเดือนก่อน

    ካልድ ዓብዱ ትግራዋይ ስደተኛ ኣብ ኤርትራ ክኢላ ናይ ዘረባ ኩሓሊ መሲሉ መንቆሪ

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 3 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💙💎kalid hawey edmen tinan yhabka yeqenyelna nakum hizna tesfa ena ngebr

  • @sofiafeshaye1569
    @sofiafeshaye1569 3 หลายเดือนก่อน

    Khaled 💚💚💚💙💙💙

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 3 หลายเดือนก่อน +7

    ዉሽጡ ዕረ, ዘሕዝን, እቲ ኤርትራውስ ናይዚኦም መጻወቲ ኾይኑ.

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 3 หลายเดือนก่อน

      ንሪእሴካ ሕዘን ዲሞክራሲ አብዘትሕብ ኤርትራ ናይ አፍሪካ North Korea ተባሒላ ብዓለም ሽም ዝተዋሐባ ዓዲ አለኒ ኢልካ አይትመካሕ ድካ፣ ለማኒ፣ ዓድካ አጽሊኡካ አብ ዓለም ተበቲንካ ትርከብ፣ ፀርፍን ብብባዕስን ትፍለጥ፣ ለማኒ ዓጋመ።

  • @youmusthavehumanity.
    @youmusthavehumanity. 3 หลายเดือนก่อน +1

    kald Abdu you are number 1👍 thanks Mery!! N Zawletay kai amxeayo!

  • @imeritrean2724
    @imeritrean2724 3 หลายเดือนก่อน +4

    Moytatkum TPLF.....ember ab lili Eritrea 🇪🇷 zihasebkumo si nifelto ena.

  • @zeromkidane6284
    @zeromkidane6284 3 หลายเดือนก่อน

    ዓሊ "ዕቡድ"
    እቲ ምስ ጸዓዱ ኴንካ ኣንጻር ኤርትራን ኤርትራውነትን እትገብሮ ኩሉ ንፈልጦ ኢና ።

    • @موسعلى-ر7ذ
      @موسعلى-ر7ذ 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂 Khalid Abdu
      Not Ali Abdu

  • @Amanzeray-p3k
    @Amanzeray-p3k 3 หลายเดือนก่อน +2

    Meanti blux srah neti blux kald zemxakayo

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 3 หลายเดือนก่อน +2

    Meron lomi bhaki xbuk zkone medeb akribka Memher khaled kulu gze n menseyat meharti hasabatyu zekrb ❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Sunwhite-entertainment
    @Sunwhite-entertainment 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @HabtomYemane-yp7lw
    @HabtomYemane-yp7lw 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሜሮን ክምይ ትኸውን ኻልድ ድማ ወልኻም
    ኣብዛ ሓዳስ ኤርትራ ዝበልካያስ ቅሩብ ኣስፋሕ ዝዘብላ ጽቡቕ ንይሩ

  • @kifleberhane3762
    @kifleberhane3762 3 หลายเดือนก่อน +2

    This guy is crazy he doesn't know anything about Eritrea values

  • @habtomfseha4967
    @habtomfseha4967 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ረሳሕ ካብ ሽቅለት ወዲ ኢሰፓን ጓል ጭራምን ምስተባረርካስ ተጋሩ ገርካ ንህዝብ ኤርትራ ምቁንጻብ ይሓትሽ ኢልካ ፥ ወዲ ዛ ጉሓፍ ግዘኻ ጥራይ ተጸበ???

  • @melawit9956
    @melawit9956 3 หลายเดือนก่อน

    መሮን ትግረዋይ ጸረኤትራ ኢዩ ንዓኻ ክሰብኽ ኢዩ መጺካዞሎ ተጠቀቅ ምሳ ጽዶፉ ኢዩ ዝብለካ ዘሎ ካብሎሚ ምስ እዚ ምስረኣኹኻ ጸሊኤካ ብልሕኻ ተጠመሉ

  • @user-zu3xh5xe9m
    @user-zu3xh5xe9m 3 หลายเดือนก่อน

    Meri hawey please kulu gzye amxayo b.c audio mexhaf eyu khald