ቃለ መጠይቅ ፍሰሃየ ወርቅነ 3ይ ክፋል interview fisehaye werkine part3

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 44

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ዋው ዘገሪም ታሪክ ፉሪቲ ሽኮር ምሰጋናይ ወሰን የብሉን ነዝ ኩቡር ተጋዳላይ ፍሳሃየ ሓዉና ዘቅረብክልና 🙏🏾🙏🏾መጸሓፍ ታሪክ ኤርትራውያን ምበልኩካ ሰለ ኩሉ ግዜካ ታሪክና መምህሪ ታሪክ ጅግና ወድ ኤረይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 💪🏽💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗💕💕🍇🌽🌻🌿🌻🇪🇷💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗

  • @danielabraham6099
    @danielabraham6099 หลายเดือนก่อน

    ፍሽ ናይ ባሐቂይ ታሪክና ብምግላጽካ ሐበን ይስማዐኒይ ስወአትና ብክብሪይ ብምግላጽካ ደስ ኢሉኒይ ንስካ ናይባሐቂይ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኢካ ቀጽሎ ታሪክና ካባኻትኩም ኢና ንወርሶ ፍሩቱ ካአ ናይ ባሐቂ አበሲኢት ቀጽሉዋ ❤❤❤❤❤

  • @asmeromtesfaslasie70
    @asmeromtesfaslasie70 หลายเดือนก่อน +1

    ዝኸበካ ገዲም ተጋዳላይን ሰነ - ጥበባውን ፍሳሃየ (ፉሽ) ንስኻ ጸሊም ድሙ ዘይኮንካስ ጸሊም ነብሪ ኢኻ! ክብርቲ ጋዘጠኛ ፉርቲ ድማ ነዚ ሓደ ካብቶም ኣርካናት ስነ-ጥበባውያን ገዲም ታጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ዘምጻክልና'ሞካ ምስ ኣዝዩ ብቅዓትን ዕምቆት ዘለዋ ሕቶታት ምሕታትኪ ብቅዓትን ኩቱር ህርፍን ታሪኪ ናይ ምፍላጥ ዘለኪ ባሄጊ ድማ በቲ ሓደ መዳይ የርኢየካ' ሞ ልዑል ምስግና ይብጻሕኪ ።ብዝተረፈ እግዛቢሄር ኣምኣኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረትርይ ሓላላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 หลายเดือนก่อน +2

    ፉርቲ ሕጂ ጽብቅቲ መደብ ጀሚርኪ ኣለኺ ከይተሓለልኪ ክትጉርጉርዬም ኣለኪ:ታሪኮም ተተተርኢሶሞ ክኸዱ የብሎምን: ታሪኾም ሒዞሞ ከየዘንተውልና ዝሓለፍ ክቡራት ጀጋኑ ኣይወሓዱናን በጃኺ 🙏

  • @Freedom-bk6rt
    @Freedom-bk6rt หลายเดือนก่อน +1

    እንኴዕ እዛ ቃለ መጠይቅ ገበርኩማ 👌👌 አ ነው በዛ ነብሰይ ንፊሽሲ ከም ስነ ጥበበኛ እምበር ተጋዳላይ ከምዝነበረ እኳ አይፈልጥን ነይረ 😔😔 እሞ ኸአ እዚ ኹሉ ጅግነነትን ክእለትን 💪💪 🎉🎉 ክብርን ምሳግናን ኩቡር ሐዉና 🌹🌹 ረቢ ዕምርን ዓፍያን ይሃብካ ። 🇪🇷🇪🇷🐪🐪

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 หลายเดือนก่อน +2

    ፍርቱና የመስግነኪ ንፍሽ ገዲም ተጋዳላይ ውሩይ ስነጥበባዊ ዘቅረብክልና።ኣዝየ የድንቀኪ
    ኣቀራርባክን ምድላውክን ህቶክን፣ቀጽልዮ ታሪክ ናይ ገድሊ ጅግንነት ንክዝተው ከም በዓል ፍሽ ኣቅርቢ ኢኪ

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 หลายเดือนก่อน +1

    ዎው ጸሊም ድሙ ዘይኮንካ ፍሸይ ጸሊም ነብሪ እምበር ንስኻ ድኣ:እንቋዕ ተረፍካልና ንዓና ሒሹና እንሆ ድማ ታሪኽና ታሪኽ ምዑታት ኣሕዎትናን ኣሓትናን ተዘንትወልና: እሰከ በል ጸሊም ነብርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤

  • @grmaytekle1007
    @grmaytekle1007 หลายเดือนก่อน +1

    ከመይ ዚመሰልለ ጂግና ሃርበና ፉርቱና በሃቂ ኩሉታርክ ይሰነድ ሰንዲዎ ኩሉ

  • @GhirmayasgedomBekitghirmay
    @GhirmayasgedomBekitghirmay หลายเดือนก่อน +1

    ፍሽ በኣዋሃህባባኻ መልሲ ኣደኒቐካ ዘየተረዳኣትኒ ኡሙንን ጅግና ን ሱዉእ እዩ ይብለና ጅግና ወዲ ሚዒተ ጀግና ትብል ንስዋት ሰርትፊከት ውን ተዋሂባ ኣብ ዜሮ ሳዓት ናጽነት ኣነ ወዲሚዒተ ክስልም ይኽእል ናይ ዜሮ ሳዓት ናጽነት ዝተሰለፈ ዝተሰወረ እሱ እዩ ጅግና ኡሙኑን ይበለና ነይሩ

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 หลายเดือนก่อน +2

    Woooooo welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💯

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael1442 หลายเดือนก่อน +2

    I never knew that Fisehaye (Fish) was freedom fighter. I just know him as an actor; it's wonderful what you are doing, our dear sister Frituna. God bless you. Keep up the good job!!! 🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤ . . .

  • @YafetMehari
    @YafetMehari หลายเดือนก่อน +2

    arma snetbeb nay hagerna ❤❤❤❤❤

  • @tesfatekle7252
    @tesfatekle7252 หลายเดือนก่อน +3

    ፉርትየ ናይብሓቂ ዓሚቅ ቃለ መሕትት ስለ ዝገበርክልና ብልቢ ነመስግን ፍሽ ኣቦና ወይ ሓውና ብልቢ ነመስግን ስለ ምክሉል ኣቀራርባኻ ኣብዚ ታሪክ ብዙሕ ዝተሓልፈ ግን ከኣ ዘይ ተዘንተወ ወይ ዘይተነግረ ስለ ዘሎ በጃኹም ኣዘንትዉ ምክንያቱ ካብ ዝተረዳክዎ, እቲ ምረት ወይ እቲ ገድሊ ካብ ምረቱ ዝተላዕለ ወይ ካብ ተወፋይነት ተጋዳላይ ካብ ሕድሕድ ዘይትበላለጹ ስለ ዝነበርኩም ኣነ ደኣ መን ኮይነ ዝዓይነቱ ኮይኑ ይስመዓኒ ኣሎ እሞ ንስኹም ዝሓለፍኩሞ ወይ ዝገበርኩሞ ታሪክ ተኣምር እዩ እሞ ኣዘንቱዉልና እባ ❤!!!!!!!!

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf หลายเดือนก่อน +1

    Wawwwwwww Fshey Kulu zerebaka Btaemi desss eyu Zbleni Anbesa Halwelna Efmen Tenan Yhanka Amlak❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asefawmehari4228
    @asefawmehari4228 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤wow very interested I am touched. Please tell us this kind of wonderful history. We don’t know even one percent of our history. Please do more interviews from more freedom fighters. Thank you Thank you 🙏

  • @yordanosrezene7141
    @yordanosrezene7141 หลายเดือนก่อน

    Awetru hagrey❤❤❤wana tark 🎉🎉🎉

  • @khaledawali8563
    @khaledawali8563 หลายเดือนก่อน +1

    الاستاذ الكبير فسهيا نريد منك مزيد التاريخ انت قدوه لي الجيال الجديد إظهار كتير نستفيد منك وتحياتي لي الممثلة الأخت فورتنا حدورك رائع جدا

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 หลายเดือนก่อน +2

    ፉርቲ ክትምስገኒ ይግብኣኪ እዩ።

  • @AbelTekle-z2m
    @AbelTekle-z2m หลายเดือนก่อน +1

    Hambejeg

  • @grmaytekle1007
    @grmaytekle1007 หลายเดือนก่อน +1

    ጸቃር ኣኮንካን ወርቅ ቡሩር ኢካ

  • @matanarel9857
    @matanarel9857 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abigebrehiwet3207
    @abigebrehiwet3207 หลายเดือนก่อน +1

    Eway fish hawey ab gele smiet yetikana,bel xegu yebzhalka.

  • @merhawitesfamariam3868
    @merhawitesfamariam3868 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @akberetaraya7481
    @akberetaraya7481 หลายเดือนก่อน

    Hambejek itay malet iyu

  • @danielrussom2814
    @danielrussom2814 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @senayttekle8581
    @senayttekle8581 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @senayttekle8581
    @senayttekle8581 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤👏👏👏👍🏻👍🏻🥰🥰🥰

  • @NgstiHabte
    @NgstiHabte หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @angosomkbrab1117
    @angosomkbrab1117 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሸዊት ኢንተርተይመንት።
    ምስ ፍሽ ዝገበርኩሞ ቓለ መሕተት ብጣዕሚ ጽቡቕ ኔሩ። ኣብ ስነ -ሓሳብ ናይ ፍሽ ኣብ መብዛሕትኡ ይሳማማዕ ኣብታ ጂግና ህዝባዊ ግምባር እምበር ጂግና ሰብ የለን ትብል ግን ኣይሳማማዕን እየ።
    ምኽንያቱ ህዝባዊ ግምባር መን እዩ። ህዝባዊ ግምባር ዝብል ስም ንሓደ ወይ ንሓለፍቲ ዝወሃብ ስም ከም ዘይኮነ ፍሽ ውን ኣዳዕድዑ ይፈልጥ እዩ።
    ህዝባዊ ግምባር ዝሰርሕ ትካል እምበር ጂግና ንበይኑ ኮይኑ ኣይፈልጥን።
    በባሃህላ ፍሽ መሪሕነት ጥራሕ ጂግና ከምዝኮነ እዩ ዝገልጽ ዘሎ።
    ልክዕ እዩ እቲ ቕድሚ ምስላፉ ፈራሕ ዘነበረ ምስ ተሰለፈ ተባዕ ይኸውን ከምቲ ዝበልካዮ ተባዕ ይኸውን ንሱ ድማ ቅያ ይሰር እቲ ዝተሓተ ኣባል ህዝባዊ ግምባር እንተ ዘይውፈን ቅያ እንተዘይሰርሕን ብመርሕነት ጥራይ ዓወት ኣይምተረኽበን።
    ስለዚ ምስሓሳቡ ኣይሳማማዕን እየ።

  • @filmonteklit9830
    @filmonteklit9830 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ElsaTeklezgih
    @ElsaTeklezgih หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢 des zebel nkulom amxeki hettyuom pls kulom seb tarek eyuom

  • @betisami336
    @betisami336 หลายเดือนก่อน +1

    Frtuna n fish gebenu nmshifan zitegebre kalemeteyek dyu?

    • @GodsMercy123
      @GodsMercy123 หลายเดือนก่อน

      If it that so she succeeded! N egre megedina tarik felitna

  • @fyamietamehari7891
    @fyamietamehari7891 หลายเดือนก่อน +1

    Ruti nay bhai des zebl k

  • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz
    @AmanuelTewedemedhn-gz5vz หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @temesgengoyta4278
    @temesgengoyta4278 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @EdenAndom-p4q
    @EdenAndom-p4q หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @freweinigebrmariam6636
    @freweinigebrmariam6636 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @FurtunaAtobrhan-sk6wn
    @FurtunaAtobrhan-sk6wn หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @FurtunaAtobrhan-sk6wn
    @FurtunaAtobrhan-sk6wn หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @mussiearefe183
    @mussiearefe183 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @tsegagebray2805
    @tsegagebray2805 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MogosMehari-o9q
    @MogosMehari-o9q หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yorustadesse4653
    @yorustadesse4653 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤