ቃለ መጠይቅ ፍሰሃየ ወርቅነ 2ይ ክፋል interview fisehaye werkine part2

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 59

  • @randsweet-ll2jh
    @randsweet-ll2jh หลายเดือนก่อน +4

    እዋይ ፍሽ ደስ ዝብል በዛ ኢንተርቢ ኣብዓሚቅ ትዝታ ኣጥሒልካን ኩሉ ተራእዩኒ❤❤❤❤❤

  • @andemariamYemane-g2j
    @andemariamYemane-g2j หลายเดือนก่อน +4

    ክቡር ፊሽ ኒስኻን ብጾትካን ተደሚርኩም እንድኹም ህዝባዊ ግንባር ስለዚ ታርኽካስ ኒወለዶታት ደኣ ኣሕሊፍ ጅግና እኻ ክብሪን ሞጎስን ይሃብካ

  • @ብርሃን-መ9አ
    @ብርሃን-መ9አ หลายเดือนก่อน +7

    I respect you. I admire your dedication for the people.wish you a bright future.

  • @terrinegash4501
    @terrinegash4501 หลายเดือนก่อน +6

    ቢስም ፊሽ ሳብስክራይብ ላይክ ጌረ አሎኹ

  • @saintgallus8047
    @saintgallus8047 หลายเดือนก่อน +3

    Respect Fisch 🎉❤🎉🎉🎉🎉

  • @benkal8062
    @benkal8062 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ ፍሽ ከምዚ ታሪኽ ዘለዎ ኣይመስለንን a big respect 🙏🙏🙏🙏

  • @lemlemghiwot186
    @lemlemghiwot186 หลายเดือนก่อน +2

    Botaimi des zibil progiram kexiliwo deki erina❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @kokebgebremariam3140
    @kokebgebremariam3140 หลายเดือนก่อน +1

    Fish niskawn hade kabtom serahti tarik hzbawi gnbar eti AWET NHAFASH elu zhalefe jigna megadltka hdru axnieka tkeyd zeleka jigna eka kurae haben ysemaeka ❤❤❤❤ERITRAWNET KUBUR MENNET!!

  • @Efokeradyon
    @Efokeradyon หลายเดือนก่อน +1

    I respect you all my people.i am so proud of you we are the best in this world

  • @yonatanbokristion7598
    @yonatanbokristion7598 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝባዊ ግንባር ማለት ስነ ስርዓት ምግባር ኢዩ ኩሉ ግዜ ውጩ ምስ ስብሃት ከም ስርዓት ከዕሉሉኒ ከልዉ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኣሎ ምስ doc ላይሹ ዓይነይ ናተይ ህዝባዊ ግንባር ማለት ምስጢር ኢዩ ኩሉ ግዜ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦታተይ እንቃዕ ናትና ኮንኩም ❤❤❤❤

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 หลายเดือนก่อน +3

    ኣንታ ሓወይ ጀግና ህዝባዊ ግንባር ኢልካ ብዙሕ ክትምካሕ ሰሚዔካ እሞ፡ እቲ ህዝባዊ ግንባር ሰብዶ ኣይኮነን፡ መንፈስ እኮ ኣይኮነን፡ መንፈስ እግዚኣብሄር እዩ፡ ስለዚ ህዝባዊ ግንባር ኣካል ኣይኮነን ሽም እዩ፡ ኣብዚ ግን ክብለካ ዝደሊ እቲ ቃል ኣምላኽ ኣብ ዘይቦቱኡ ከተእትዎ ጸኒሕካሞ፡ ቃል ኣምላኽ ኩሉ ናይባዕሉ ትርጉም ኣሎዎ፡ እግዚኣብሄር ወይ እየሱስ ክርስቶስ ወይ እቶም ነብያትን ሃዋርያትን፡ ነቲ ቃል ካብ ኣፎም ክወጽእ ከሎ ንኹሉ ምኽንያት ኣሎዎ። ኣነ ግን ከም ናይ እግዚኣብሄር ሰብ፡ ክዛረብ እንተኾይኑ፡ መጀመርያ እቲ ዝምካሕ ብእግዚኣብሄር ይመካሕ ፡ ብሰብ ዝምካሕ ርጉም ይኹን ይብለና። ብኻልእ ወገን ከኣ ሰብ ብሓይሉ ኣይብርትዕን እዩ፡ ይብለና፡ ቃል ኣምላኽ ዚ ይብለና፡ እግዚኣብሄር ሓይሊ እንተ፡ ዘይህቦምሲ፡ ኣምላኽ ምስኦም፡ እንተ፡ ዘይነብርሲ፡ እቲ ሓደ ንዓሰርተ ሽሕ፡ እቶም ክልተ ኸኣ ንዕስራ ሽሕ ኣይምሶጎጎምን ይብለና፡ ሰብሲ ከምቲ ኣርኣያ፡ በላይ ዝበሎ፡ ሰብን ዕንጨይትን ተሰባራይ እዩ፡ ይብል ነይሩ፡ሰብ ሎሚ ኣሎ ጽባሕ የልቦን፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ግን መጀመርያን ምወዳእታን እዩ። ኣብ ሰብ ምውካልናን፡ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ኢልና ብቕልጽምና ዝብል መፈከር ምፍካርናን፡ እግዚኣብሄር የልቦን ኢልና እግዚኣብሄር ኣምላኽና ምኽሓድናን፡ ንዓበይቲ ወለድና ክብሪ ብዘይ፡ ብሃብናን፡ ወላዲ ብውሉዱ፡ ብሓለንጋ ኽግረፍ ኸሎ፡ካብዚ ዝኸፍእ መርጋም ኣሎ ድዩ፡ እዚ ኹሉ ግፍዒ፡ ኸኣ ናብዚ ሕጂ ዘሎናዮ ወዲቕና ኣሎና ፡ መርገምሲ እንትናኡ ዘይቐተለ የዕነውንው። ብዙሕ ምቦልኩ እሞ፡ ደሓን እስኪ ገለ ኽብል ነቲ ሓያል እግዚኣብሄር ኣምላኸይ ኽገድፎ፡ ህዝበይ በጃኻ ነቲ ብምሕረት ሃብታም ዝኾነ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ገዛኻ ዕጾ እሞ፡ ነቲ ብስውር ዝምልስ ፈጣሪና ንስሓ ንእቶ፡ ኣምላኽ ቀልጢፉ ምተዓረቐና ኔይሩ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ናይ ምሕረት ኣቦ፡ በሓጃኻ ህዝበይ፡ ናብ ልብኻ ተመለስ፡ ታሪኽ ታሪኽ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ፡ ምስ ኣምላኽ ምትዓራቕ ግን ናይ
    ዘልኣለም፡ ህይወት ይህበካ። እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ ፡ ህይወት የብሉን። ህዝበይ ኣምላኽ ምስትውዓል ይሃብካ።

    • @AbibAbis-j7l
      @AbibAbis-j7l หลายเดือนก่อน

      Wudub eyu bgley ayjeharn eye jgna ele maletu eu teredayo wey teredeyo hji wun hzbawi gnbar eu jgna

    • @AbibAbis-j7l
      @AbibAbis-j7l หลายเดือนก่อน

      Eti nay amlak kalie eu eti nay gedli kea kalie eu

  • @sawrawidegans2900
    @sawrawidegans2900 หลายเดือนก่อน +2

    በጃኩም ደቂ ኤረ ነዚ ታሪክ ስምዕዎ ዋውው ይገርም

  • @bbnaam9220
    @bbnaam9220 หลายเดือนก่อน +2

    ❤AMLAK nKULU HZBNAN MERYETNAN YBARK

  • @DejenZeray
    @DejenZeray หลายเดือนก่อน +2

    Fisch yeaake artist xrh aykonkan eba❤❤❤🎉🎉🎉Hero eka

  • @minyaweldegaber8905
    @minyaweldegaber8905 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @diborates1416
    @diborates1416 หลายเดือนก่อน +2

    Kbur snetbebawi kubur weladi amlak admen tanan yhabka ❤

  • @hani5721
    @hani5721 หลายเดือนก่อน +1

    Fish fish❤❤❤❤❤❤❤ you are best actor in Oslo side

  • @DejenZeray
    @DejenZeray หลายเดือนก่อน +2

    Wedi mezelo ❤❤🎉Fisch

  • @Bini-v4v
    @Bini-v4v หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 abshrka

  • @rezeneandemariam7039
    @rezeneandemariam7039 หลายเดือนก่อน +1

    ፍርቱ ጽቡቅ ቃለ መሕትት እዩ ግን እዚ ኩሉ ግርማኺስ እዚ ኩሉ ጋዕ ገልተም ናይ ነብስኺ ኣጽፋር ከፋት ኣፍ-ልቢ ግርማኺ ኣትፊኡዎ ኣሎሞ በጃኺ በጃኽን ኣሕዋትና ግርማኽን ኣይትቀንትታ በጃኽን በጃኽን ብግርማኽን ደበኽ በላና ግሩማት። መብሬስ ሓደ ግዜ ኣብ ቃለ መሕት ነጸላይ ተወንዚፈ እየ ክመጽእ እንተ ዘይኮይኑ ኣይመጽእን እየ ኢሉዎ ብግርሙ መጺኡ ስለዚ ብናይ ሰብ ዝሰርሖ ነብስኽን ኣይተባላሽዋ ፍርቱ ሽኮር፣ ሰሰናዩ ንዓኽን ኩለን ብጾትኪን።

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 หลายเดือนก่อน +1

    Abza zhalefet gumama film teqeymelu nere hjikaa lbeyseruwo bnaygignnet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @katie462
    @katie462 หลายเดือนก่อน +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @Ourvision971
    @Ourvision971 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ Fish flue sentebebawi harbegna ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @senayitawelkhar2502
    @senayitawelkhar2502 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @terrinegash4501
    @terrinegash4501 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Weldezghi
    @Weldezghi หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤

  • @WediSielu
    @WediSielu หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @ZEYNEB1964
    @ZEYNEB1964 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @FiyoriHayle
    @FiyoriHayle หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @WediSielu
    @WediSielu หลายเดือนก่อน +2

    😥😥😥

  • @-se9hk
    @-se9hk หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉ ጊዜ ንዓበይቲ ምድፋር ንስድራካውን kala ሰብ ከምዝደፍሮም ክትፈልጥ ኣለካ

  • @aziebgebrekrstos835
    @aziebgebrekrstos835 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤😢

  • @NgstiHabte
    @NgstiHabte หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤❤

  • @dahabtzeggai3251
    @dahabtzeggai3251 24 วันที่ผ่านมา

    18:39 👍👍❤❤

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 หลายเดือนก่อน +1

    ፍሽ ጂግና ህ/ግ እዩ ዶ በልካ እዚ ሚስጢር እዚ ግን መኣስ የንትጎ ይኸወን ህ/ግ ጂግና

  • @zafugofar9050
    @zafugofar9050 หลายเดือนก่อน +1

    Hizbawi.gbar.NEZElLALE.NBERELNA

  • @AbibAbis-j7l
    @AbibAbis-j7l หลายเดือนก่อน

    Sorry nay mezamtka fish jgna❤

  • @GodsMercy123
    @GodsMercy123 หลายเดือนก่อน

    B simit kıt zaten keleka bsimit sle zteketatelkuka i found it hard to watch sewran fkrin bflay eta gitmi I can’t stop crying!
    Kulu tegadalay entezkidah emo ezi nay hiji weledo blubu entezsemo ezi tarik

  • @anderberhantesfaledet5671
    @anderberhantesfaledet5671 หลายเดือนก่อน

    Anta kelbi Iseyas gigna hzbi Ertra iyu nskatkum dhri swat telimkumo ikum telamat

  • @tweldeabraha2221
    @tweldeabraha2221 หลายเดือนก่อน +2

    bi hizbawi gimbar aitshektu rae hzbawi gimbar tetelimu iyu gdefuna kelam farq

  • @anderberhantesfaledet5671
    @anderberhantesfaledet5671 หลายเดือนก่อน +1

    Akalb anda merengi alo higi nskatkum msmesakum kulu berisu suk ilka hateftef aytbel zerrt Iseyas indalmeska

  • @Bini-v4v
    @Bini-v4v หลายเดือนก่อน +1

    busul sab fulut iyu tawat ingera alam bila

  • @Bini-v4v
    @Bini-v4v หลายเดือนก่อน +1

    bilaka sudawyan kaman ab asmara yhikamu kam znabaru habarata alana

  • @anderberhantesfaledet5671
    @anderberhantesfaledet5671 หลายเดือนก่อน +1

    Drbayat abhluf tarik ketenbrwo nhzbi Ertra tenbruwo alekum
    Intay koynu hzbna nhkmna nab Ethiopia ykeyd alo nskatkum dma ab hlmi tenbruwo alekum akalb Iseyas btarik kthtetu ikum kedat

  • @benkal8062
    @benkal8062 หลายเดือนก่อน +1

    26:50 was real hard to watch i almost cried

  • @MeskelaAndom
    @MeskelaAndom หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @brktirezene5144
    @brktirezene5144 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senayitawelkhar2502
    @senayitawelkhar2502 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michealtesfay4899
    @michealtesfay4899 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @FurtunaAtobrhan-sk6wn
    @FurtunaAtobrhan-sk6wn หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @zafugofar9050
    @zafugofar9050 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤