"11 ለካቲት ህዝባዊ ባዓል ድዩ"? ክትዕ ብክልተ ትውልዲ ብተጋዳላይ ጠርጣራው ስቡሕን ተክሊት ገብረመስቀልን
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
- Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#ጠርጣራው_ስቡሕ
#ተክሊት_ገብረመስቀል
#Interview_Tertaraw_Sibuh
#dialogue_Among_Two_Tigrian_Generation
#Tertaraw_sibuh_Teklit_Gebremeskel
ኣብዛ ሊንክ ኣቲኹም እዚሚዲያ ናብ ሳትላይት ንክምለስ ንብራኸ ሾው ሓግዙ!
lm.facebook.com/l.php?u=https%3A%2F%2Fwww.gofundme.com%2Ff%2Fhelp-brakhe-show%3Ffbclid%3DIwAR2z_G3Cr9ubbDkHrU4t4L8Vg8Ppp39EECS1mxZSXB_2EniAOta9TFzWDr8&h=AT3Iy51Xl2SS85K_vq68qEIe3oJF_lYltuVbcSGkkdcYW4s0pLk5djcH0kpAstPRNujyRytO-l521XGr3kFMBV7EtQzUEnEAI7xxv9Fibs77IaxBDppL4JqT4qs0gGtdWTTu
0äüo
ብራከ ሚድያ እን ጠርጣራው ንዙ ሓድሽ ወለዶ ካብ መንከራ ካልእ ኣየምፅኡይ
ዝገርመኒ ና ሐዚ ፀገም ባዕልና ኢና ከይብሉ ውቤ ሚኒሊክ ይሓዋውሱ ህዝቢ ንቃሕ ካብዚ ሰብ ንልዕሊ ከባቢ ክፈላሊ ዝዛረቦ ኩሉ ንከባቢኡ ብቻ ጅግና ዝገብር እዩ ጠርጣራው
ተኽሊት ናይ ብሓቂ ተባዕን ዓቃልን መንእሰይ ብጣዕሚ ንፉዕ
ተክሊት የቀንየልና ትሕትናካ ከይኣድነቅካ ምሕላፍ ኣይካኣልን ናዓካ ገኒሖም ዘዕበዪ ወለዲ ይባረኩ🙏🙏🙏
Thanks Teklit, you are really Voice of the people of Tigray. Medhin you are coming to the track of Jornalism. Keep it up enlighting the people of Tigray!!!
What an amazing young man! Brilliant! you guys are our hope
ጠርጣራዉ ብሱሩ ኣይሰምዕን! ነቲ መንእስይ Big Respect 🙏🙏🙏
Tertaraw eba eti Jegna!
It depends on the status of your mind . I never expect all minds to be equal. Vincent Van Gogh never been understood by his people. It takes centuries to crown his idea. This is what I saw on this discussion. TERTARAW as Van Gogh. Heeemmmmm
@@EbH767 😂😂😂😂 right ?
ደደብ
ዋውውውው ነዚ መንእሰይ ዓቅሉ ከየድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይደልን well done 👍 keep it up mate 👌
ዓቅሚ ስለዘይብሉን ተቃውምኡ አብ ተራ ጽልአት ዝተደረክ ስለዝኮነን እብ ቅድሚ ጠርጣራው ጫቁዊት ስለዝኮነእዩ]
ዓቕሊ ኸይመሰሰለካ ጉድለት ብቕዓት እዩ
ብጣዕሚ ጎበዝ ወዲ
@@tesfaymekonen3914 ብቁዕን ፈረቃን እምበር ነታ ከም ጣኦት ተምልክዋ ሕውሓት ስለ ዘየምለከ ክምዘይብቁዕ ይውሰድ:: እዚ ድማ ብሕማም ማርክሲስት ዝተለክፈ ሰብ ጥራይ እዩ ዘመልክት::
ዋይይይ ኣብ ምንታይ ተድንቆ ?ህልም ዝበለ ድንቁርና ስለ ዘለዎ ድዩ?
ትግራይ ብዙሕ ጊዜ እዚ ዓይነት ብግልፂ ናፃ ምይይጥ የድልያ እዩ ቀፅሉሉ::👍🇻🇳👏👏👏
Listen ዑዕ-ጋመ። Tigrai is on a one way dead end road, that means it is finished. Tigrai is like a sick dying donkey. ትጉራይ ትዕጐት 😂😂😂
ስምዑ ዑዕጋ-መ። ትግራይ ኣብ ሓደ ዕጹው መንገዲ እያ ዘላ፣ ተወዲኣ ሂወት የብላን ማለት እዩ። ትግራይ ከም ሕምምቲ ትመውት ዘላ ኣረጊት ኣድጊ እያ። ትጉራይ ክትዕረ ዘይትኽእል ዝዓነወት ሕማቕ ንብረት እያ። 😂😂😂
ወደነይ ዳሓሰዉ ዲዮም እሞ ሕዋሓት ክጠፍእ ጥራይ ዩ ኔአዋ
ገገማ ውጣ የጠንቓይ ልጅ ስለ ትግራይ አይመለከትህም እውቀትም የለህም አማራ ኤርትራ በታሪክ የለም አማራ ማለት የአረብ ቱርክ ስብስብ ባዳና የጣልያን ባንዳ አልረሳንም አንረሳም ዱላው አይቀርም ውጪ አድጊ
ኣየ ኤርጢሪን 😂
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣቀራራብ እዩ ከምዚ ኢልና ክንቀራረብ ክንደራደር እዩ ዘጥዕመልና
ሰላም ንዓኪ ትግራየይ💊
ምንም አያገባሽም ምንስ ተፈጠረ መግባባት አለመግባባት አይመለከትሽም ግን በትግርኛ ማን ፃፈለሽ ህዋህት ታሪካዊት ከትግራይ ህዝብ የተወለደች ናት እዛው በርቁ አልንረሳም
ነዚ መንእሰይ ብልሑን ትዕግስቱን ፈትየሉ
ብጣዕሚ ብሉጽ መንእሰይ 👌
ተኽሊት ተስፋ ዘለካ ጎበዝ መንእሰይ ኢኻ በርትዕ!
ብሓሳብ ፣ ብዲስፕሊን ብኩሉ ንፉዕ
ደደብ
ተኽሊት ~ ዝገርም ፍልጠት ዝንኣድ ዲስፕሊን
Lifui lifui inte beliwo nifui nifui zibeliwo yimeslo ! Mihurat ina zibahalu iyom! (A little knowledge is dangerous millions!)
Teklit gobez,tebae seb
@@regbegebremariam1342 ኣን ታይ ደኣ ኾይንካ ? ዋይ😮?
ንኹለኹም ንመድህን ሓዊሱ ብጣዕሚ የምስግን ።ቀፅልሉ መድህን ። ንትግራይን ተጋሩን ከምዙይ ዓይነት ናይ ሓሳብ ክርክር መፃኢናን ሕርያናን ንፁርን ዕውትን ክኾን ይገብሮ ።❤❤
ብጠዓሚ ጽብቅ ዝርርብ ኢዩ፡ ተጋሩ ሓደ ስጉምቲ ንቅድሚት ከይድኩም ኣለኡም፡ ኣያና ጠርታሮ ግን ኣብ ስሚዓት ኣቲካ ምፍርራሕ ግደፍ፡ ብሓሳብ በድህ። Thank you Medhn.
ጠርጣራው፣ ሃሳብካ ቀስ ኢልካ ክትዛረብ ትክዕል ነይሩካ። እናተጻረፍካ ናይ ውልቀመላኪ ባሕሪ እዩ አሪኢካ። መሕፈሪ! Teklit and Medhin, I really appreciate your composure. Teklit you made your points. That's what matters.
ናይ በሓቂ ናይ ወለዶ ፍልልየ ኣብ ተኽሊትን ጠርጣራውን ተራእዩ፣ ተጋዳላይ ጠርጣራው ሕሉፍ ጅግንነቱ ክብሪ ይግብኦ እዩ። ኣብሕሉፍ ተተኺልካ ራእይ ዘይብልካ ምትራፍ ግን ዓቕሊፅበት እዩ። ሽማግለ ሰብኣይ ደቁ ዝኣኽሉ ኣኽቢሮም ሓሳቦም በርግኣት እንተቕርቡ ንሱ ግና ብፀርፊን ዓውዓውን ምንሻው ዘሕፍር እዩ ናይ ውድቀት ምልክት እውን እዩ። ኣቱም መናእሰይ ግን ነዓኹምእውን ኣድናቒትኩም እየ። ትግራይ ተስፋ ኣለዋ።
Great analysis Teklit and wonderful discussion
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ፡ነገር ግን ናይ ግዜ ገደብ ብማዕረ ክወሃቦም ኣለዎ።
ምኽንያቱ ብምሉኡ እቲ ግዜ ጠርጠራው ኢዩ ብሒትዎ ጸኒሑ።
ተኽሊት ግን ኣዝዩ ብሉጽ መንእሰይ ኢዩ።
ዋው! ትግራይ ከምዚ ዓይነት ክትዕ እዩ ዘድልያ! keep it up
ተምሄሩ መድህን ናይ ሕጊ ሙሁር ብቂም ዝዓወረ እዩ ዝመሰል ካብ ብትምህርቲ ዝዓወረሰ ቆርቁረሉ ሰብሕ
ተክሊት ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ከምኡ ገይርካ ኣረደአልና ነዞም ደናቁር ካድረታት ህወሓት
Wow it reminds me mengstu hailemariam speeches when እምቢ ያለ ሰዉ ሳንጃ ኣጉርሶዉ ጠርጣራዉ please we love you but you are solid
Teklit keep it up u r really lawyer I appreciate your patience!!!
ተኽሊት ብሓቂ ጎበዝ ኢኻ።ሓቅን ታሪኽን ኣሳኒኻ ኢኻ ተንቲንካዮ።እቲ ሰብኣይ ፈፂሙ ዝሰምዕ እዝኒ ኮነ ልቅበል ኣእምሮ የብሉን።ካብቲ ፀማም ውድብ ስለ ልመፀ ወናኒ ልሙፅ ኣእሙሮ ከም ልኸውን ፍሉጥ እዩ።ተሰዕግስትኻ ከኣ ይበል እዩ😅
ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተባረሩሉ ሓሳብ ዘይምርዶኦሙን ዓለም ዘይምርደኦሙን እዪ።
ጀግና አያና እድመን ጥዕና ይሃብኻ አንዲ ህዝቢ ትግራይና ኢካ ተጋዳላይ (ጠርጣራው )💪💪💪💪💪💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጠርጠራዉ ጀግና
Teklit you are so smart keep it up brother .thank so much medhin!!!
ብራኸ ሸው መድህን ልኽሊቲኦም ምቕራብይ ብትዕግሥቲ ጋዜጣዊ (ሕዝባዊ ) መጠየቕታ ምግባርኺ የቐንየልና እወ ኸዚለ ኣብ ህቶይ መልስይ ህንዲ ልቱ ኃሳብ ብኃሳብ ምእማን (personal attacks ) Emotional ክዋሀብ ሪእና እዙይውን ሀም ጽቡቕ ሪእናዮ ዲሞክራሲ ታይ ምኻኑ የምህረና ። ብዙህውን ሰሚእና ፣ ተማሂርና ዲሞክራሲ ናወዲሰብ መሰረት እዩሞ እቱ ናትግራይ ችግርለ ብዲሞክራሲ ሕዝባዊ መረፃ ፣ ብሀቂ ፣ ተባእነት ድፍረት ምጉኧዝ ጽርየት የምጽእ እዩሞ ብጽቡቕ ስለ ልተዛዘመ ይበል ክንብል ንፎቲ ። ካብ አሜሪካ
ጠርጣራው ጀግና ተጋዳላይ ❤💛✊
Great analysis, Teklit.
Tertaraw is also clear in his own merit.
It is critical that we remain civil in our discussions.
I just hope it doesn’t have any kind of hidden agenda, because our enemies are working tirelessly to dismantle Tigray nonetheless very civil discussions.
@@mikeyfutbol3561Surely, they are. However, the best defense we have got is clarity of thought. TPLF's is dead, and a new, nationalist narrative should be built around which we all can embrace.
@@mulugetakide964 ብሱል ሓሳብ
@@mulugetakide964 how is tplf dead with 500,000+members?just becouse you don't like it, it is dead? that's very Ethiopian, destroying at each step, than building better on top. No one can destroy TPLF except itself, if need for it.
ብልጽቲ ጋዜጠኛ መድህን።thank you.
Brakhe show handles interviews with professional manner.❤ In this one though I see our young ones not only knowledgeable but also descent. This gives hope to Tigray people that we have great leaders ready to go.👌💐🥰
ትግራይ ምሩፃት ምውላድ ትፈልጥያ!🙏
ተኽሊት ብጣዒሚ እየ ዘምስግነካ ተዕግስትካ ኣጀኻ በሪትዕ❤🙏
እዚ ስራዓት ግን ዋላ ኣብ ሚዲያ እዩ ዝዕፊን ዘሎ ተጠሊዑ
እዞም ንአሽቱ ወለዶ ከም ባዓል ተኽሊት ዝአመሰሉ ንትግራይ እተዝመርሕዋስ ኤርትራዋን ሰላም ምረኸብና
@@Kbo27 😜😜😜እወዶ ሃግደፋ
ዋው ተኽሊት ኮሪዐልካ❤❤❤
ተኽሊት ብሓቂ ቡሉጽ ናይ ሕግን ስነስርዓትን ዑጉስ ባዓል ዓቕሊ ❤
ናይ ጠርጣሮው ቃለመሕተት ዘይከነሰ ቃለ ቃንዛ !!
ጅግና ጠርጣራው ንዝሃብካና ሰፊሕን ዓሚቕ ታሪካውን፣ ኢኮኖሚያውን ፖለቲካውን መረዳእታ የቐንየልና። እዝወዲ ተክሊት ድዮም ኢለምዎ ዝዛረቦ ክሳብ ዝፈልጦ ይቕረ ንበሎ።
ተኽሊት ተባዕ ሰብ ጎበዝ ኢኻ ብሓቂ ትግራዋይ እዚ አተሓሳስባ ከመዕብል ይግባእ
Tertaraw you are very good analyst, we are proud of you
dear Medhin, thank you for bringing old and new generations in front of the camera.there is still a big gap between the two generations.keep up the good work 👍
The kid lies and the old trying to correct that’s the difference!Stand with TPLF!!
@@edentesfaye6195 You are the one lying here, we the young generation are tired of Tplf enough is enough!
ሰበይቱ ኪክትኪት ዚሃደር ዚተባአሱ ከታኣሪቅ ዪወአል አዩ ነገሩ😊
Gegna tertaraw ❤❤❤❤you gave them a good lesson.
Thanks n kulukum..
Brakhe show- great job this kind of debate is what needed in Tigray not hiding in office. Others should come out in the medias tell the people of Tigray what your vision for Tigray.
Genious teklitey big respect medhin also
ናይወለዶታት ናይሐሳብ አፈላላይ ከምዘሎ መሠረት ዘርይ ክትዕ እዪ :: መድህን ሐፍትና በርትዒ !!❤
ጅግና❤❤
ኣነ ነዞም ክልተ ኣጋይሽ ኣድኒቐዮም።ጠርጣራው ብርግጽ ተጋዳላይ እዩ።very straight forwarded.ወላ ጌጋ ተተዛረበ ከማን እምነቱ ኮይኑ እንበር ከታልል ኢሉ ዘይዛረብ ኮይኑ ተሰሚዕኒ።"ኣይበልኩን እንተይለውን ተጋግየ"፡ከምኡ ኣይትብልን እያ ሕወሓት እንተይላውን ጌጋ" ዝዓይነቱ ኣዘራርባታት።ወትሃደራዊ ባህርያት ውን ይረኣዮ።ግን ኣይጸላእኩዎን።ኣዘራርቡኡ ኮ ተዘይኮነ ኣብ ገለ ሓሳባት ድማ ቀላማዊ ነገር ይረኣዮ።
እቲ መንእሰይ ድማ ምሁር እዩ ቀላማዊ ባህርይውን ይረኣዮ።ህዳኣት ኣዘራርቡኡ ድማ ኑኡድ።
ጋዜጠኛ ድማ ወላ ጠርራው ካብ ስርዓት ውጽእ ክብል እንኮሎውን ብዓቅሊ ኣቦን ናይ ነዊሕ ዓመታት ተጋዳላይ እዩ ብምባል ብዓቅሊ ምሕላፍኪ የድንቀኪ።
ብጣዕሚ መሕዘኒ!! ምልክት ፀረ-ዲሞክራሲ እቲ ዉድብ እዩ፡፡ ኣነ ዝብለኩም ሰሙዕኒ አነ የፈልጥ ፤ ካሊእ ምንም ከም ዘይፈልጥ ምንኣስ ምንሻው ንዕቀት (ጨብረቕረቕ፤ ሓሰዉቲ፤ ጠንጥኖ፤ ደንበርበር፤ ከሓዲ፤ በአኪ አይልካዕን ፤ ፅንፈኛ፤ ዓቕሚ የብልክን፤ ብጣዕሚ ድኩም ፖለቲካ፤ ወዘተ ዝብሉ ………. )፤ ገና 50 ዓመት ክንፀንሕ ኢና፡፡ ብጣዕሚ ንሓዱሽ ወለዶ ንዕቐት ዝተመልኦ ዘረባ፡፡
ርእሶም ኣየሐድሱን ገና ብዙሕ ኣጉናድ ክውድእልና እዩም በዓል ጠርጣራው ንክበስሉ
መንእሰይ እንትጋገ ኣይትኣርሞ ድዩ. ተኽሊት ኣብምንታይ ከምዝተጋገየ ዘይምፍላጥካ ካብ ዓበይት ክትማሃር ግድን እዩ
@@dohan1.0 ክክክክ ብጸርፍን ትዕቢትን ኣብ ህዝቢ ምሽጋጥን ድዩ እቲ ትምህርቲ? ካብ ጠርጣራው ዝመሃሮ የለን ብጀካ ጸርፍን ሕሶትን ብደዐን። ጠርጣራው ልዕሊ ሚልዮን ህዝቢ ምጥፍኡ ኣይዓገበን 6ሚልዮን እተጠፊኡ እዩ ተሳዒርና ዝበሃል ይብል ኣሎ። እዚ መጥፍኢ ወለዶ
@@pawloshaben9730 1. ናይ ምብሳል ተፈጥረኣዊ ባሕሪ የብሉን፡፡ ካብ ምብሳል ምሕራር ዝመርፅ እዩ፡፡
2. ንምብሳል/ንምሕራር ከዓ አጉናድ ዘይኮነ ዝበልዕስ፤ ወሎዶታት ዝበልዕን ዘብርስን እዩ፡፡
@@dohan1.0 3. So, can you clarify it please?
Thank you, Medhin, for bringing the old guards vis-à-vis the new generation. Teklit, thank you for your well-articulated analysis and for representing your generation as it should be. Also, thank you both for your patience.
I don’t see that ! Accepting a new Generstion Like Abyi Ahmed and Rehecting the old one with out is unacceptable and is ignorance !
Because u are a Marxist communist@@Neverforget2020
ብራቮ መድህን
ዙ መንእሰይ ሓውና ለ በሊሕ ብሓቂ።
እንተ ጠርጣራው እሞ ታይ ክንፀውየሉ😄😄
ጠርጣራው👏👏👏👏👏❗️❗️❗️
ወዲ ስቡሑ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ❤ ብዛዕባ ትግራይ ክትዕ ክፅል አለዎ❤❤❤
Excellent Teklit.
ጅግና ጠርጠራው ኣኩርዕካና❤❤❤
ከምዚ ወዲ ዚ ሲ ብዙሓት ተሰዊኦም ይኮኑ 😢 ብዓልዚ ሃገር ክመርሒ ይኩእሉ እዮም ❤
ደስ ክብለካ ኣቅኒእኩምና ተጋሩ ጀጋኑ .መድሂን ተባዕ ጋዘጠኛ .
Quite interesting! I really appreciate the Journalist for the way she handled the situation. One comment though, I could see a little bit of your political affiliation despite being a moderator. I appreciate your respect to the veteran TPLF/Artist despite his arrogance. Tertaraw is so outspoken quite impressive; but I have reservation, personal attacks ...
Teklit was excellent. Some of his analyses seem to come from literature/ Theories; but they give a lot of sense. Probably , such and such fresh perspectives are what we need right now as a means to move forward. Thank you Brakhe!
ጠርጣራው ጅግና ተሓቢነ ብአኻ ንበረልና አያና
ነበረያ ነበረ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ታሪክ ዘንብር ተዝኸውን ታሪክ አክሱማውያን እኹል ነይሩ ስለዝኾነ ነቲ ኸዚ ገጢምዎ ዘሎ ህዝቢ ዝምጥን ፖለቲካ አቅምን ትሕዝቶን የብሉን እየ።
ጎረቢና😅
ባህ ዚብል እዩ።
ንዕቐት ጥራሕ ዝባና ሪአያ
Well said... Eta kalka ab hiwetey kitkemela eyd
ተክሊት ሓሳብካ ትክክል ይኩን አይኩን ብዘየግድስ ሓደሽቲ ወድባት ትግራይ ካባካ ክማሃራ አለወን ምይይጥ ብምክባር እምበር ብምፅራፍ አይኮነን እዚ ምይይጥ ናይ ስልጣን ድልየት ጥራህ ዘይከነስ ብስለት ዘለዎ ምይይጥ ዮ ዝደልዮ ህዝቢ ይመምይ ንብስለቱን ንምክብባሩን ግን ነህዝብና ዝምጥን አዮ የቀንየልና ነመስግን
ጠርጣራው ክጻረፍ ከስተናዕቅ ክጀሃር ጥራይ ሰዓት ተወዲኣ።
ምክብባር ዘይኮነስ ናይ ተክሊት ትዕግስቲ እንበር በቲ ናይ ጠርጣራው ኣካይዳስ 5 ደቂቃ እውን ኣይምተምያየጡን
What an outstanding argument.
ብራኸ ሸው ፅቡቕ ስራሕ እዩሞ ቅፅልሉ
ፅቡቕን መምሃራይን ክትዕ እዩ ነይ thanks you all 🙏🙏🙏
ትግራይ ሓራ ንምግበር እዩ ነይሩ እቲ መስዋእቲ
11 ለካቲት ትግራይ ዘይኮነስ ኢትዮጵያ እያ ክተኸብር ነይርዋ
ኣዋጅ 11/1987፣ ዓንቀፅ 2(ሀ): 'ለካቲቲ 11 ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ' ይብል እቲ ሕጊ፡፡
wow it's the best negotiation ever I heard. thank you all of you it's a great lesson for us.
ናይ በሓቂ ዓቢ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ይብሃል😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
She is smart and respectful journalist.
ተክሊት በዓል ሞያ ብሓቂ ጅግና ወለዶና 💜💙
ሕቶ ትግራይ ዝብል መጽሓፍ ተኽሊት ኣለኩም ብቅዓቱን ሞያዊ ብቅዓቱን ክትፈልጡ ተደሊኩም
።
ታሪኽ ካብ ሕቑኡ ተሪኹ ንህወሓት ምፅራፉ ዲዩ ጀግና ዘብሎ? ወይስ ክስን ጥርዓንን ስለ ዘቅርቡ ዲዩ ጀግና ዘብሎ?
@@ለምንይዋሻል endiyake ygermenalo wunjelan kisin kof ylkaba buna enaseteka mkisas girm eba 😅 50 amet keymelea tarik aybehalin dea kiblena 😮 dihri 50 amet ezi wedi entay kiserih ehyu 50 amet mulue akatsilu resa😅😅😅
@@ለምንይዋሻል ሕቶ ትግራይ ዝብል መጽሓፍ ኣለካ ዓቅሚ እንተ ለካ ኣንብብ።"
ጅግና ጥራይ ዘይኮነስ ሓቀኛ ብብቅዓቱ እባ 2ይ ህዉሓት ምጽራፍ ማለት ን ህዉሓት ምድፍር ኢዩ።"
ቀዳማይ ን ሓደ ስርዓት ምድፍር
ኢዩ።"
2ይ ተንቲንልካ ኣሎ ሓቂ ስለ ዝኾነ ጥራይ እዩ ዘይትጻወሩዋ
@@dc8625klae dekala kem beal nseka ekum neana eritrawiyan tenekuna zelekum
ኣብ ሱዑድያ ክረክባ ይክእልዶ?
Thank you @ Teklit u raise a constractive idea .
For example
He is really poetical blind. he is out of truth and logic.
@@gebrehiwetweleslasie1567you can't see his political view bcz you are super nationalist
አነ ንጠርጣራው ክም ሓደ አርቲስት ብጣዕሚ የኽበረካን ብጣዕሚ የድንቐካን ኢየ፡፡ ከም ፖለቲከኛ ክርእየ ካ ከለኹ ግን ንምንታይ ኢኻ አብ ልዕሊ ናይ ተኽሊት ሓሳብ ተፅዕኖ ከተዕርፍ እትሙክር ነፃ ኮይኑ ይናገር ንሱ ፅን ኢሉ ከምዝሰምዐካ ንስኻውን ፅን ኢልካ ስምዓዮ አይትወራጨ ናተይ ሓሳብ ጥራይ ኢዩ ትክክል ዝብል አተሓሳስባ አየድልየናን፡፡
Teklit you brave and decent person you presented Tigray culture
thank you teklit
I love you ተጋሩወኒ from Eritrean ሓዉኩም፡ ገን ነሃገር ተቃለሱ። ቀኔአ ገን ካብ ዘለኩም መሰል ናይ ምዝራብ።
ከምዚ ስርዓት ሒዝና ዓዲ ክንምስርት ተስፋ'ንገብ፤ ናይ ዓመፅቲ ዓዲ ምእንቲ ከይንፈጥር።
Kkkkk entay kbelue kenti emni dehar kea kab ethopia kfeleyu kebid eyu
Kemaka zebile Eriterawi yeblnan duhul ferki god ka mesom tekown wedi ataret
#ጠርጣራው ትኽክለኛ መግለፂ ህወሓት ዩ፡ መለለይኡ ከዓ ደረቕ ድንቁርና።
#ተኽሊት ብሱል መጓቲ ርጉዕ ሰማዒ።
#ብራኸ_ሾው ቀፅልሉ!!!
Gn hagos
ፅቡቅ ምይይጥ ቀፅልሉ ብተለይ መድሂን ከምዙይ ዓይነት ስራሕ ንኽተበርትዖ ብዝከአለና ንሓግዛ።
ተጋዳላይ ጠርጣራው ብጣዕሚ ነመስግን !!
ተኽሊት ይበል ናይ ዘመኑ ፖልትካ ዝምጥኒ እዩ ከም ተኽሊት ዝበሉ መናእሰያት ሕዝኽ ብምምፃእኽ መድህን ሐዚ ፅቡቕ ስራሕ ጀምርኽ
የቀንየልና መዴህን ሐፍትና ንዝ መደረክ ምምፃእኽ ንዝ ጀግና ሐውና ጠርጣራው ሐውና ዝለዕለ ክብር እለኔ
ክልተ ዘይራኸብ ሰባት ኣምፂእኪ። እቲ ሓደ ሳይንስ ዝተማህረ እቲ ሓደ ድማ ኣብ ኣኼባ ዝሰምዖ ሸምዲዱ ዝልፍልፍ።ንቐፃሊ ተመጣጣኒ ፍልጠት ዘለዎም ሰባት ኣቕርቢ።
ኣነ ብዝበልኽዎ እየ ዝረዳዳእ ።ረእይዎም ካድረ ህወሓት ዝበልናዮ ስሙዑና።ጠርጣራው ን እቶም ለዓለዎት ዝበሃሉ መራሕትን ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ የብሎሙን።
ጎደሎ ተነጊርዎም ኣይሰምዑን።እዞም ሰባት ብኽብሪ ከይተዋረዱ ንዝሰርሕዎ ፅቡቅ ነመስግን።
I'm with you what you are saying everything is very thick ❤
ንለካቲት 11 ምኽሓድ ማለት: ነቲ ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ: ጠርጣራውን ተኽሊትን ሓዊሱ: ኣብ'ዚ እዋን'ዚ: ብግብሪ ዝነብርዎ ዘለው: ማሕበረ-ፖሊቲካዊ ብርኪ/ደረጃ: ንቅሓትን ሓርነትን: ምዝንጋዕ ወይ ኣብ ግምት ዘይምእታው: ኮይኑ ይስምዓኒ።
ብራኸ ሾው: ከም ልሙድ: ብጣዕሚ ጽቡቅ/ምሃሪ መደብ!
Thank you.
ተጋዳላይ ጠርጣራው the best, I really appreciate his political expression.
Birds of the same feathers flock together 😂😂😂
ጠርጣራ አብ ተግባር ዘይከውን ከም ማርኪዝም ሌሊኒዝም ፊሎሶፊ ሓሳብ ጸሎት እምበር አብ ቦይታ የለን ምክንያቱ ንስካ ከምትደልዮ ዘይኮነስ ሀዝቢ ከመወ ዝደልዮን ኩነታት ከም ዘጋጥመካን ኢዩ። ጠርጣራ ከም ሳጉኡ ጥርጥር ! ጥርጥር! አብዚሁ።
Thank you Tertaraw for teaching this young man.
The young man teach Tertaraw how he should debate. The gentle man was so patient and deliver his ideas to his audience. Tertaraw was so emotional. ንእሽተን ንዓብይ ከምህሮ ንመጀመርያ ግዜ ይርእይ አለኹ:
Keep it up Medhin.
Teklit long live bro keep it thankyou ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏👍👍👍👍
ጠርጣራዉ ኣደብ ተዝገብር መሐሸ ሃይለ ቃል ምምልላስ ኣየድልን
ዓቅሚ ብደርፊ እምበር ብፖለቲካ ውሱን እዩ ጎበዝ እኴ::
the old man was not a politician he was he was a solder and singer there after he got to isreal due to displin problems
እራቁታቸውን አስቀራቸው!!! አወይ የዚህ ጊዜ ወጣት ጦጣ ሆኑ😢😢 ጠርጣራው የቀንየልና❤
Ayekeniyeka donkoro
ነፃ ካብ ፍልጠት ጉሒላ
Waw I'm Eritrean and I've listened to the whole debate for the first time from Tigray ones. What I have observed is that there is a big tolerance between all and respect each other and express their ideas on their own time ❤. I wish our Eritrean people would have a voice to discuss like that in the future... I support Teklit cause he thinks about the people for the people but Teraraw is still a party person who can't see beyond.… and the same as Our Eritrean patriots Teraraw has a problem.… he threatens them both mdhin n Teklit.…Eplf and Tplf at the two faces of the same coin.… both ዓመጽቲ! Check this one 2:35:39
ተኽሊት ዓብዪ ሰብ ጅግና ❤❤❤❤
ዋው ክቡር አቦና ዝገርም ትንተና ኣዳሚፀ ኣዳሚፀ ክፀግቦ አይከአልኩን ደሞ ምድምማፅኩም በጣዕሚ ደስ ትብሉ ብሓፈሻ ግን ኮሪዓ
ብራኸ ሾው የቐንየልና!🙏 ዝተፋላለየ ኣታሓሳስባ ኣብ ሓደ መድረኽ ናይ ምትእንጋድ ፃዕርኺ ኣዝዩ ዝናኣድዩ።❤
ሓፈሻዊ ምኽረይ ንተኻታዕቲ ኸዓ ኣብ ሓሳብ ጠመተ ጌርካ ክንዲ ምክታዕ ቆልዓ ኢኺ ዙ ወደይ ዛጓለይ(ከም ሕጫጨ ዝመስል) እንተዘይተጠቐምና ፅቡቕዩ። ናይ ንሓዋሩ በሳላት መራሕቲ ዝኾኑና ተበገስቲ ኸይንዓግት።
መኔኦም እዮም ግን ዓበይቲ ትዕግስቲ ዘይገብር ጠርጣራው ክሳብ ዝውድእ ተኽሊት ለ ሕይል ቀል ኣይትሰከፍ
Bravo teklit 👍
I heard Tertaraws three times. Very intelligent. Our HERO.
Grateful youth. This is the difference if the want takes it.
Great analysis 🎉
Waww teklit btami belih meniesey
Thank you Artist Tertaraw.
What are the 3 definitions of history?
a: a written record of important events & their causes.
b : a branch of knowledge that records & explains past events.
c: events that form the topics of a history.
That means our brother Tertaraw is correct in the definition of history.
Thanks አቦና ጠርጣራውን ሀፍትናን ሀውናን እዚ እድል ኢዮ እግዚአብሔር ይመስገን