መንእሰያት ምስ ሜሮን
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2024
- Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat
ሜሮን ሳት ካብዚ ዘላቶ ንምዕባይ ኣባላታ ኬንኲም ክትዳጋገፍዎ ትደሊዩ ኣብዚ ሊንክ ኣትኩም ኣቲኹም ክትድግፍዋ ትክእሉ። ኣቀዲምና ነመስግን ። th-cam.com/channels/ZIGu-tPHbIc6B9PsE4xNRQ.htmljoin
ዘለካዮ ዘየሕጎሰና ስ መሽና ከነዕብየካ ድሙ ክሽነ
Anta qrub do ayhafirn diu
Dhul kebabi adna fengi girom kekbbwo nzdeli sebat ketesmeana dina kenebiya serihka zeytebya lemani
N esu ktefalkum dikum tmneyu men dyu ztabekelkum zelo ember Kem tgray dea mtebatatenkum nerkum...aytashwu eritrin 😢
Lomeanti rieka gene des ktebele zerebaha teum
ሜሪ ኣስሊ ቀጽሎ ነዞም ብርጌድ ንሓመዱ ይእቲኻ ሓሳቦም ግለጹ በሎም ኤርትራ ቢኤርትራዉያን ኢና ንቃዎም ትግራይ ዶ ገለ ዘብል የብልናን። ታንክስ
ነጻጊት ዕምበባ ኣይጸላእኩዋን 😂
😂ሜሮን ሚንስትሪ ዜና ክትከዉን ተስፋ ኣለካ። ዘይስሚዕታዊ ኑፍዕ ጋዜጤኛን ፍትሓዊ ፓለቲከኛን ኢካ። ቀጽሎ Brother 👨 ሜሮን ነብሲ። ከምዚ ከማካ እንዳ በዝሑ እንዳተባዝሑ ይኪድ። ከም ሕጻ ባሕሪ ብዛሕ። ንኸምዚ ከማይን ንኹሉም ብቃልን ብግብርን ጹቡቅ ናይ 🇪🇷ኤርትራዉያን፤ ሓድነት ናይ 🇪🇷ኤርትራዉያን ዝጉስጉሱ ኤርትራዉያን ኩላትና 🇪🇷ኤርትራዉያን SUBSCRIBE LIKE SHARE ንግበር ብተግባር።
Nooo he is our future president
Trully
Nice program meri hawey thanks so much zearkey
ሜሪ ሹኮር ሰሓቅ እኮ ቀጢልካኒ ፑሮየይ
Bro good kexlo❤❤❤❤
ሜሪ ሽኮር ብሉፅ መንእስይ ኢካ ብሓቂ❤
Love u merry bejaka qexlo
Haxira 😂😂😂 please part two
ናይታ ዝበልካያ መጽሓፍ ኣርእስቲ ኣይነገርካናን ሜሪ please I need it badly thank you
The girl is sweet ❤
ኣዝማሪኖታት ተጸጊዖም መንከሶም ሒዞም ሱቕ በቃ በዓል ጎልጅ ሞልጅ ከኣ ኣብ mass media ጀፋዕ ክብሉ ይውዕሉ ገለ ዓይነት ጊዜ😂😂😂
Meron tsemamat kabey eka taryom deleka kalie i love you
Mieri shkor ❤❤❤❤❤❤
ሜሮን ሓውና 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Yes
Meri shkori ❤❤❤❤
ሰላም ሰላም ሜሪ ሓውና፡ እታ ዝበልካያ ምጽሓፍ ናይ ኣውሽጅም፡ እንታይ እዩ ኣርእስታ ፕሊስ ጽሓፈለይ
😂😂😂 mireye shkor ❤️🥰🥰🥰🥰
ኣሰይ ጥዕም ሕልሚ 😂😂😂😢😢😢😢
ክክክክክ ሜሪ ጎራሕ ክትበልዓ ዝደለካ ዛግራ ኣባጉንባሕ በላ ብዘይ ልብካ ሓዳር ክትጅምር
ሜሪ ምስ ሰገን ኣራክበኒ ኣነ ክምርዓዋ ደልየ ኣለኩ
Eeeehhhhhhh deA internet si 🙌 ewayyyyyy mergem😮💨
😂😂❤❤❤😂😂😂😂😂😂😅😅😅
ሜሪ ብሉጽ መንእሰይ ❤❤
እንታይ ምሩጽ ወደይ ጃዕባብ
❤😂😂😂😂😂
❤❤❤
❤❤😂❤❤❤❤
😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Aleko anye ❤
The girl means "well." She is still young and doesn't know the deeper history
Yes newri au
❤❤❤❤❤❤❤❤
Eritrea🥰😍🥰😍
🎉
😂😂😂😂😂 Meron shkor ❤️🌹❤️❤️🌹
Nice miron
Wc meri ❤❤
Dihri hiji wc elka aytixehaf, shikak malet u bi germen qanqa 😂
Anta ezom b gobo teweledu gdefom😂😂😂eritrea ade and abo amxaelna🎉🎉🎉 aye yeakl😢😢😢
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤😂
👍👍👍🥰Meron smart wedi🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐝🐝
Bure nefu meniesy blebey yednuco thut menise ica ajoica kezulo thtnica icab dem nkedmt yezbkelica sewoedy dem senu icakedn yegbrlkum❤💍❤
ያ ሜሮን መሕረርር 🤣🤣🤣❤️❤️
Meri bluxxx funny ❤🎉
😂😂😂😂😂😂😂😂
Mieri ya haqika tami adniqeka b zaeba zeybahlna new belwo❤
MERI Asli 💪🏾🇪🇷😅🤣🤣🤣 Tht Tht 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂😂
ዕምባባ ከቀበል 😂😂😂😂😂😂ኣሕ እዋይ ኣነ
መሮን ሐወይ ሐደራ ሽለል ኢልካ ከይትሐልፎ። ኢዛ ጓል ጋሽ ባርካ ክትምርዖ ትብል ዘላ ፣ ሐዊ ምሐዛይ ብጣዕሚ ርጡብ ሰብ ኣሎሞ መላለናዮም ፣ ካቡኡ ተተፋቲዮም ባዕላቶም ይውስኑ። ግን ናይ ጸወታ ከትኸውን ትብል ዘላ ፣ ንሱ ኣዝዩ ርጡብ ሰብ ወዲ ኣስመራ ኢዩ። ሐደራ መሮነይ ብዕቱም ሐዞ ይላገጽ ኣይኮንኩን ዘለኹ።
Meri wedi Eriy shikorn 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷👍👍👍
Kef zelewom shikorinatat 😂🎉
eway 😂Meron hawey gohaf tedefieka 😂😂😂
❤❤❤❤❤❤መሪ shcor
😂😂😂😂😂😂ሜሪ መሕረር😂
እዋይ ጉድ መድረ ፋራ ካብ ጎቦ ድጸደፉ እዋይ ከምዚ ሰሚዔ አይፈልጥን 😂😂😂
Meri TIDWREKA YA ZELA 😂😂❤
መሮን ነዘን ኣዋልድ ኣጸልልካየን ❤❤❤
ሄርሞን በጃኺ ስቅ ኢልኪ ተማሃሪ ናብራኺ ኣማሓይሺ ፡ዋላ ሓንቲ ትፈልጥዮ የለን።ሎሚ ዘይትፈልጥያ ሃገረ ትግራይ ትናፍቂ ኣለኺ
"በቃ ካብ ትግራወይቲ ተወሊድኪ ስለዝተባሃልኪ"
ዋላ ሓንቲ ትፈልጥዮ የለን ብዛዕባ ህግደፍ
ወይ ጉድ መይሮን መቅሰን ዘይተምጽኦም የእማን ደናጉሉ የለን አስሒቕካና 😂😂😂😂😂😂😂
Meri 🎉🎉🎉🎉🎉
Meri zifetwoka tekatatalikhaya ❤❤❤
Zezerkebe tigraway twldi zelewo si teqawami ygermeni eu .eza hager eko dkas kelioma .bejakum eba mejemeria nay tigraykum gberu .belu kab hji degefti knkewn tgebruna alekum mknyatu men eu zqawem zelo felitnayo alena
ሚሪ ❤❤
😂😂😂😂😂😂😂
Meshaqiii aytsanu😂😂😂😂😂
Tenx Bro ❤
ክትለምድዮ ኢኺ ሜሪ መሕጎል
😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂😂
Hermon doen't know nothing about Eritrea,,,she just introduce her mom in this 6years
ከምዚኣ ገይርካ ቅጫኻ'ዶ ተብስል፡ ነገር ተምጽእ!!! ፖለቲካ ነቶም ዓበይቲ'ምበር እዚ young generation ከምዚ'ዩ ዝፈቱ።😂
💙💙💙💙💙♻️♻️♻️💙💙💙💙💙💙
😅😅😅 ata kabey eya jelibkaya
Mmkar aymhashekan mindset zytemaeblom 😢😢😢
Seraqi eka meron
Anefiet abesa nefiet adnkek 💪🇪🇷📚📚🖊🇪🇷🐪💪🇪🇷🐪🏖🏝💪🇪🇷🐪💪🇪🇷📚🖊💪🇪🇷🐪
ሜሪ ቆሎ-ጥጥቖ ዝኾኑ ቆልዑት እባ ኣብዚ ኩቡር ገዛኻ ኣይተቅርቦም
Enjra ezgi bela wedey
Dave - kef zelowa meniesey😂
Meron bring people with poletical knowledge!!!
Ata merry hawey kemty tdelyo seb ane aleku gin africa eye zeleku
ሰቅ በሊ ሃላው አብዘይትፈልጥዮ ጠብሎቅ ጠብሎቅ አይትበሊ ንኡሽተት ኢኪ ንሸዕቢይ ዝፍርሕ አብ ዓለም ዘሎ አየመሰለንን
አንኮን ብዞም ደርበይቲ አምኒ
አዛ ኢሳይሰ ኢልካ ዘርባ ክይትደግምይ ሰለ ዘይትምልከተኪ
ምክንይቱ አዛራርባኪ ትርጉም ወይ
ቁም ነገር ዘሎው ሰለ ዘይኮነ ንሎሚ አዚ የአክለኪ
Kkkkk
ሜሮን መን፡እካ፡ታሪካ፡እስኪ ግለጸለይ ኣነ፡ሓድሽ የ
Sq beli terewae😅😅😅😅😅😅😅😅😅
Meron sandue ymesl dbela deve tiktok hdmo gberelna
😂😂😂😂 Eza gal kulu tehawawiswa.
ሓዲ ቆልዓ ንሓደ ኣቦ ኣድምስ እንታይ ኮይኑ ተጋጊዩ በዲልና እኮዩ ኢሉ ይሓቶ እሞ፡ አቲ ኣቦ ካኣ እንታይ እሞ ክንገብር ዝወደይ እሮማይ ተጋጊዩ ኢዩ ኢሉ ይምልሰሉ አቲ ኣቦ እዚ ወደይ እንታይ ኢካ ኬንካ ብምባል ይሓቶ እሞ ብጥሜት ናይዚ ዓለም ናብራን ጸሊኢናዮ ኢሉ ይምልሰሉ ዳሓን እዚ ኣጆካ ናዓናይ ምሳይ ኢሉ ናብቲ ገዝኡ ይማልኦ እዚ ሰብኣይ ባዓል ጸጋን በአይኑ ዝቅመጥ ኢዩ ዝነበረ ፡ዳሓር አቲ ሰብኣይ መገሻ ስለ ዝሓሰበ በል ዝወደይ ከምድላይካ ብላዕ ስተ እዛ ክላስ ካኣ ናትካ መደቀሲት ኢያ እዛ ሳንዱቅ ጊን ኣይትክፈታ ኢሉ ገዲፍዎ ይገይሽ እም፡ብድሕሪኡ ኣብቲ ገዛ ንኩላ በጺሕዋ በሊዑ ሰቲዩ ብዛዕባታ ሳንዱቅ ጊን ምሕሳብ ኣየቃረጸን ወላ ሪኤ ይዓጽዋ ኢሉ ክፍት የብላ ሽሞ ርግቢት ጸኒሓ ነፊራ ትከይድ ፡
ብድሕሪኡ ሰብኣይ ካብ መገሽኡ ተመልሰ በል ከ ዝወደይ ከመይ ቀኒካ ብምባል ጀንበረ ወግዒ ብድሕሪኡ ነታ ሳንዱቅ ኪድ ኢሉ እንተ ፈተሻ ርግቢት የላ ገለ እዝወደይ እንታይ ክትገብር ከፊትካያ ብምባል ሓቶቶ ፡
ኣቦ ንኩሉ እዚ ገዛ በጺሐዮ ብዛዕባ እዛ ሳንዱቅ ተጨኒቀ ወላ ሪኤ ይዓጽዋ ኢለ ሓሲበ ጊን ካኣ አታ ዝገደፍኩማ ርግቢት ነፊራትኒ ፡ ኢሉ ይነግሮ እሞ በል ዝወደይ ንኣዳም ካኣ ከምዚኣ ኢያ ኣጋጢማቶ ናዓ ውጻእ ኢሉ ካብታ ገዛ ሰጎጎ ።
ሕጂ ካኣ ኩቡራት ይሕዋት ንዝሓለፈ በደል ናይ ኣቦና ኣዳም ጎይታና ባዕሉ ተሰቂሉ ደምሲስዎ ኢዩ ናዓና ካኣ ሂወት ሂብና ኢዩ እሞ ሕጂ ውን በቲ ናይ ኣዳም ዘይኮና ንፍረድ በቲ ናትና እንገብሮ ኣብዚ ዓለም ኢዩ እሞ ኣምላክ ሰናይ ክንሰርሕ ይሓልወና ኖቦና ኣዳም ምክሳስ ውን ግድፍ እንተ ኣበልናዮ ሰናይ ይመስለኒ ኩልና ይሕዋት ።
ይቅሬታ ግን ረብሽና ባዓል ሜሪ።
Meri arkey ngereleys'k
ሰላም ንኩሉ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ወዲ ሰብ
ንኸምዚ ከማይን ንኹሉም ብቃልን ብግብርን ጹቡቅ ናይ 🇪🇷ኤርትራዉያን፤ ሓድነት ናይ 🇪🇷ኤርትራዉያን ዝጉስጉሱ ኤርትራዉያን ኩላትና 🇪🇷ኤርትራዉያን SUBSCRIBE LIKE SHARE ንግበር ብተግባር።
🇪🇷ኤርትራዉነት ኩኩር መንንነት። ኤርትራዉነት ዓለም ለካዊ ፈጻሚ ጅግንነት።
🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንህዝቢ ኤርትራ።
🇪🇷ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ተጋደልቲ ሰማእታትን ስንኩላንን ኤርትራ።
🇪🇷A tribute and honor to the people of Eritrea.
🇪🇷Eternal memory and glory to the heroes and heroes of Eritrea's FREEDOM FIGHTERS
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🦔 abesa esdelka alku meron fefrqna gn
Bezom deqalu endina inwared zelena Eritreawian amxie Meron
Kkkkk anbeba teqeblna ........ kkkkk
Meron Suzunino nayqereba betesebka dyu. Kkkkkk
Eway merante n heris sk elka afanikaya 😂😂😂
Meri bluts meniesey fltetka aziye eye zedniqo
😂😂😂😂😂motku merin segun❤❤
Meron da resu enjur weyka egru mestkorxe edu mesane weyka aynu mesfsese aytzkeryon keman haswite enbeba aykonene aytzkeryon keman