ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብመጀመርት ኣዝየ የመስግነኩም ስለት ኩሉ እትህቡና ትምሀት ኣዝየ የመስግነኩም መምህር ከምእዉን ኣንገሶም ሓዉና እታይ ተመስጦ ኣሕድርኩም ወይ ተመሃርኩ ካብ እዝብል ነስወከፍ መዓልት ናይ ህወትካ ናይ መወዳእታ እዳሓሰብካ ትንብር እንተ ኮንካ ብርግጽ ሓንት መዓልት ቁንዕ ክትኸወን እኻ ብዝብል ደስ እላትን የቀነለይ ቡሩኽ መዓልት ቡሩኻት ይሕዋት ንኹልና 😍😍😍😍💚💝🙏🙏
Kem kulugzye xbuk akarariba tnx👏👏👏
ዛንታ ናይዚ ሰብኣይ ኣዝዩ ዘገርም እዩ ! ሓንቲ ነጥቢ ግን ዝያዳ መሲጣትኒ ! ነብሲ ወከፍ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ሂወትካ ጌርካ እንተደኣ ሓሲብካያ : ኣብቶም ኣብ ሂወትካ ኣገደስቲ ዝኾኑ ነገራት ከተድህብ ትግደድ ! ሽዑ እቲ ንሂወትና ሓሊዅ ዝሕዘና ጠቓሚ ዘይኮነ ነገራት ቦታ የብሉን ! ነቶም ኣብ ሂወት ኣገደስቲ ዝኾኑ ወሰንቲ ነገራት ከተድህብ እትሕግዝ ጠቓሚት ኣባሃህላ ኮይና ረኺበያ ! ብሓፈሻ ሞዛይክ ባህሊ ጽቡቕ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ኣጆኹም በርትዑ እብለኩም ! ተርጓሚ ኣንጎሶም ተስፋሚካኤል ከኣ ስለ'ቲ ብሉጽ ስራሕካ ነመስግነካ ! ኣጆኻ በርትዕ ከኣ ንብለካ !
ናይ ብሓቂ መሳጢት ! እንተ ደስ ዝብለካ ብዝወሰንካዮ ብሓለፍካዮን ዘይምጥዓስ ኩሉ ንጽቡቕካ እዩ ፥ ኮለጅ እንተ ዘየቋርጽ ከምዚ ኣምኾንኩን ፥ እንተ ዘይስጎግ ን በዓቲ ቤቱ ምስኣ ዝፈጠሮ ኣይምረኸብክዎን ፥ ኣነ እዚ ናቱ ኣበሃህላ የስምረሉ እዩ ብዝኾነ ምቕባልን ንጽቡቅካን ምዃኑን
Good job.meharin agedasin melikti.
ከም ወትሩ ነመስግነኩም መምህር መኮነን: ኣንጎሶም ተስፋሚካኤልን : ከሙ ውን ንመዋቲ ስቲቨን
Thank you Taechr ❤❤❤❤❤❤❤
Thank you so much . Km kulu gze blux medeb
Perfect
Abza alem wsun edme ekum tnebru, slezi bnay kalaot hasabat tegotitkum aytkidu ...... fetertn mahaztn kunu
Btami eye zemesgneka hawey kabtom hade zkateleka Forsa hagzena
Keep up it my brother thanks a lot
"ጥመዩ" መቐረት ውሒድዋ፡ ኣብ ክንድኡ "ንፍልጠት ከም ጥሙያትን ዓያሹን ኩኑ" እንተትኾውን ግርም ብዝኾነ የቐንየልና ።
thanks more I like this Stay hungry stay foolish!!!
ጽቡቅ ንባብ፡ ጽቡቅ ዛንታ ቀጽሎ። ሕቶታት ንምሕታት ብኸመይ ክንረክበካ እኽእል?
ሰላም ዘርእሰናይ moka7842@gmail.com ኢልካ ክትረኽበና ትኽእል ኢኻ።
Bravissimo
Btami eya zemasg Memhrey bei etkrbulna medebat.Eta wesaneu des elatni zewesedo Risk eu abawet abxihwo
Hero
ነብስከፍ ቃል ነብሲ ወከፍ ምሉእ ሓሳብ ምሉእ ትሕዝቶ ብሓፈሻ ኣዝዩ መሳጢ ዩ ብፍላይ ድማ እታ መደረኡ።
Bdlietna mber b winta kaleot keynmrah
Belibi eye zemsgnekum mesati tarik hiwet Steve Jobs bemkrabkum.
“Stay hungry, stay foolish”
ኩሎም እቶም ብ ሩፋኤል ተ/ሚካኤል ብመልክዕ ትርጉም ዝዳለዉ መደባት ኣነቓቓሕትን ማሃርትን እዮም እሞ ክጽሎምን ከሐይሎምን ሉዑል ትጽቢት ኣለኒ። ሞዝይክ ባህሊ ድማ ስለቲ ወትሩ ቁምነገር ዝመለለይኡ ትሕዝቶኹም አድንቕ!
Ata bejaka aselchawi konka aytmteto neti zereba
ሜሪን እንድሕሪ ኣሰልችዩካ ኣን ሳብስካራይ ጌርካ ካብዚ ገዛ ውጻእ። ኣገዲዱ ስማዕ ዝበለካ ሰብ የለን። ስርሐይ ኣሰልቻዊ ድዩ ኣይኮነን ንስኻ ክትነግረኒ ኣይጽበን'የ። እንታይ ይሰርሕ ጽቡቕ ጌረ ዝፈልጥ ሰብ'የ።
Beto thbena enda amesgena classical instrument gn mara tihti alo aw tebele krub des mbeleni
Stay hungry,stay foolish

Btami eya zemasg Memhrey bei etkrbulna medebat.
Eta wesaneu des elatni zewesedo Risk eu abawet abxihwo