ATV: ኢሳያስ ክዓብድ እዩ! - `ርክብ ኣቢይን መራሕቲ ትግራይን ንኢሳያስ መርድእ እዩ` - ዝርርብ ምስ ዶር ገብረ ገ/ማርያን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 150

  • @hamelmalkahsay1535
    @hamelmalkahsay1535 ปีที่แล้ว +6

    አሰና ቲቪ በሐቂ ናይ ፍትሒ ሚዲያ ዕድመ ጥዕና ይሀብኹም ልዑል እግዚአብሔር አሜን 3

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 ปีที่แล้ว +15

    ኣ ሜ ን ይበሎ ፈጣሪ ዓቢዱ ብሰንሰለት ተቐፊዱ ክጉተት የርእየና። ኣፍኪ ምዓር ይምላእ ጸባ ላም ባርካ ስተይ ብርኽቲ ዘርኢ።

  • @aexum1597
    @aexum1597 ปีที่แล้ว +11

    Selam ATV 🙏🏾 hagere tgray teser 💪💪💪💪❤💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @mihretmihrrt335
    @mihretmihrrt335 ปีที่แล้ว +4

    Welcome asena

  • @tesfaykehsay7098
    @tesfaykehsay7098 ปีที่แล้ว +3

    Merhab 💖👈🏿

  • @berhanetewelde5577
    @berhanetewelde5577 ปีที่แล้ว +13

    ሊቃዉንቲ እንበዓል መምህር ገብረ ካብ ዓዲ ኣርሒቕካ ኣበይ ክሓልፈላ እዛ ዓዲ

  • @gebreandemichael8975
    @gebreandemichael8975 ปีที่แล้ว +4

    EDME YHABKUM fetari Dr Gebre and Eden.

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 ปีที่แล้ว +20

    እንታይ ክዓብድ ኢዩ ዳኣ :: ዓቢዱ እምበር ::

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam ปีที่แล้ว +3

    ዶ/ር ከም ኩሉ ግዜ ቡዙሕ ምስጋና ይኹንካ ስለቲ ሃናጽን ፍትሓውን እስተምህሮኻ🙏🏽🙏🏽🙏🏽::

  • @medihanye5875
    @medihanye5875 ปีที่แล้ว +4

    Wow keep going !Great discussion 👍

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 ปีที่แล้ว +5

    ንተጋሩ እዚ ኩሉ ምዓት ዝወረዶም ብስንኪ ናጽነትና ምእማኖም ኢዩ ክ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ክቡራት ኣሕዋት።

  • @ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ
    @ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏Dr. Gebre

  • @hagosmokonnen9799
    @hagosmokonnen9799 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ምቀር ኣገላልፃ
    እቱ መስርሕ መገዛእቲ ኢሳያስ ብምዕራባውያን ተንክል ነቲ ቅዱስን የዋህ ህዝቢ ምድሪ ባሕረ ሪ ሱር ነቀል ንቲ ህዝቢ ንምፅናተን ንምብተታንን ዝተሾመ በላዒ ህዝብና ኢዩ ንፍለጦ

  • @berhedesta2225
    @berhedesta2225 ปีที่แล้ว +7

    Good job as always

  • @eyasusamuelteklay2276
    @eyasusamuelteklay2276 ปีที่แล้ว +6

    ሓቂ ብሓቂ

  • @LaboMastery
    @LaboMastery ปีที่แล้ว +10

    He is aready mad

  • @michaeltito3438
    @michaeltito3438 ปีที่แล้ว +7

    God bless you both of you

  • @tesfayegebre7706
    @tesfayegebre7706 ปีที่แล้ว +6

    Great discussion. Thank you Eden, thank you Dr. Gebre-you told the truth🙏🙏🙏

  • @danielberhe4619
    @danielberhe4619 ปีที่แล้ว +6

    Selam selam welcome welcome Asena media 🙏Elen and guest of hiunor sir.:
    Great beginning 👍, fantastic explanation 👏

  • @teckleabhagos8773
    @teckleabhagos8773 ปีที่แล้ว +7

    Wala ensisa eyu kefiewo,zelo ab eritrea

  • @yonasyonas3249
    @yonasyonas3249 ปีที่แล้ว +13

    ወድ መድህን በራድ
    Game over 🥊
    VIVA አብቾ & ጀጋኑ ትግራይ🤙🏻

    • @divoramedia
      @divoramedia ปีที่แล้ว +2

      ዮኒ ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንስኻ ውን ግበረለይ ♥️

    • @misganapawlos7300
      @misganapawlos7300 ปีที่แล้ว +1

      Tegaru hasewti serrati lementi🐒🐒🐒🐒🐀🐒

    • @yonasyonas3249
      @yonasyonas3249 ปีที่แล้ว +2

      @@misganapawlos7300 @ ውድዛ ተውልጀ ወድ ኮማሪት ህርርርርር በል 🥊😆ተደማራይ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 ปีที่แล้ว

      @Misgana Pawlos you sound uneducated mhyme yhgdef barbarian animal esaias paid cadre living for his belly on the expense of innocent young Eritrean blood

    • @genetgidey
      @genetgidey ปีที่แล้ว

      @@misganapawlos7300 ሓስውትን ስረቅትን ምካኑኩም ድኣ አለም መስኩርዎ እንድዩ ክትፍጠሩ ንባርነት ክትሞቱ ንሓሶትን ስርቅን ሑሱር መንነት ክክክክክክ

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 ปีที่แล้ว +2

    ሓቂ🙌

  • @michealwolday8882
    @michealwolday8882 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቕ መግለጺ ኣቦና ዶክተር ገብረ ።

  • @rezenetesfay2199
    @rezenetesfay2199 ปีที่แล้ว +5

    ግን ንምንታይ እዩ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ ናይ ሰላምን ምርድዳእን መድረኽ ዘይርአ?

  • @mebrahtughebretensae2459
    @mebrahtughebretensae2459 ปีที่แล้ว +3

    Dear Dr.Ghebre ,please send him the Mohamed Hiya Song during our army struggle ,it will telll him who he is ..

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 ปีที่แล้ว +3

    Amlak MULUE selam ygberalikume wegen were Wegen ytfalina

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 ปีที่แล้ว +3

    ዶክርተር ሓወይ ናይ ብሓቂ አመስግነካ፡ እዚ ናይ ኢሳያስ ቂምታ ኣብ ተጋሩ እንታይ ኢዩ ክሳዕ ክንድዚ ኢለ ብዙሕ እየ ዝሓስብ ኔይረ ሎሚ ጽቡቕ ገይሩ ተረዲኡኒ መለስ ኣብ ናጽነት ኤርትራ ስለ ዝኣምንን ብረፈረንዱም ብድሌት ህዝቢ ክውሰን ኢሉ
    ዝተቓወሞ ምዃኑ ጽቡቕ ገይረ ተረዲኦ የቐንየለይ ኤምስግነካ ተባረኽ ዕድመ ይሃብካ።

  • @hailegebretekele1383
    @hailegebretekele1383 ปีที่แล้ว +3

    Welcome

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman5131 ปีที่แล้ว +1

    Eddo very good question.

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 ปีที่แล้ว +5

    ካልኣይ ቀብሪ ህግደፍ ንዝመጽአ ሰሙን ተቆጺሩ ስለዘሎ ኣብዚ ካልአይ ቀብሪ ናይ ዲክታቶርን ደገፍቱን ኣብ ኣስመራ ክፍጸም ስለዝኮነ ኩሉኩም ኣሪትራውያን ካላኣይ ቀብሪ ህግደፍ ክትርከቡ ብክብሪ ይአድም፥ብድሃን ምጹ፥ፍዮሪ ኣይትረስኡ፥

  • @fthi3585
    @fthi3585 ปีที่แล้ว +6

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯

  • @girmaykidane2032
    @girmaykidane2032 ปีที่แล้ว +8

    May God bless Dr. Gebre.

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 ปีที่แล้ว +9

    🙏💖🙏💪💊💪🥰

    • @kaibronabraham3470
      @kaibronabraham3470 ปีที่แล้ว

      ኢትዮፕያውያን ታሪክ ሰሪሆም አዚ ድማ ንካላኣይ ግዘ ሙካኑ ኢዩ ፥ዋላካ ብናይ ኣፍሪቃ ህብረትን ኣመሪካን ምአራባውያን ጻአርን ተጽኡኖን ፥አንተኮነ አቶም ኣንጻር አህወደግ ኮይኖም ብሳዲስት ዲክታቶር ኢሳያስ ዝህገዙ ዝነበሩ ኣቢ ኣብ ስልጣን ምስ መጸ ኣብ ኣሪትራ ዝነበሩ ተቃወምቲ ሃገሮም ኣትዮም ኣብ ስልጣን ክሳተፉ ተገሩ ፥ይኩን አምበር ብናይ ኢሳያስ ህዱር ቅርህንቲ ንምትጋባር ከም ወትሩ ብዋጋ ደቂ ህዝቢ ኣሪትራ ኣባጋይላ ዲክታቶር ጎስጋስን ኢትዮፕያ ናብ ኩናት ኣዘይምልከቶ ጉዳይ ብምአታው ገም ኦቨር ዝብል አቲ ናይወትሩ ረሳህ ጪሪሁኡ ብምዝራብ ናይ ሃደ ሚልዮን ሂወት ኢትዮፕያውያንን በሺሃት ዝቁጸር ኣሪትራውያን ኣህልቁ፥አንተኮነ ብኣንጻር ኣሪትራውያን ክረኣ አንተኮይኑ ኢትዮፕያውያን ዘጋኖፎም ናይ ህድህድ ኩናት ብሰላም ምፍትሆም ዮሃና አብሎም ፥ንኣህጉር ኣፍሪቃ ድማ መሃርን ምሳለን ኮይኑ ታሪክ ተመዝጊቡ ኣሎ፥ብኣንጻሩ ናይ ኣሪትራውያን ፖሎቲካዊ ፍልልያት ካብ 40 ታት ጀሚሩ ጉዳይና ብምቅታልን ብምቅፃልን ብሃሊ የህዋትካ ምጥፋአ ባህሪ ቃልሲ ካብ ዝጅመር ጀሚሩ ፖሎቲካዊ ፍልልያት ኣሪትራውያን ብሰላም ፈቲህናዮ ኣይንፈልጥን፥ቀዳማይ ጀብሃ ኣንጻር ሃራካት ማህበር 7 ኣብ ኢላ ጻአዳ ናይ 200 ተጋደልቲ ምቅታልን ምድምሳስን፥ጀንሃ ኣሪትራ ናይ ዉልቃ ሃገር ብምቁጻር ኣብ 1974 ንህግ ንምድምሳስ ዘካየደቶ ዉግአ ህድህድ ናይ ብዙሃት ተጋደልቲ ሂወት ከም ዝሃልቁ ተገሩ ፥አንተኮነ ንሰብ ዝሃሰብካዮ ጉድጋድ ጀብሃ ዘጥፈኣት ኣጥፊኣ አቲ ንህግ ዝኯተቶ ጉድጋድ ባአላ ኣትያቶ ፥ካብ መዳ ኣሪትሪትራ ተጸሪጋ ከምትስወር ኮይና፥ህጂ አውን ድንበ ተጋውሞ ደንበ ኢንኪልል ናብ 40- 50 ድካናት ከፊቶም ሃደ ኣረመናዊ ጉጂለ ኣሪትራ ሃኒቁ ዘሎ አንኮ ሰራም ጸላኢ አናሃለወ ነንህድህዶም ክናከሱ 30 ኣመታት ኣቁጺሮም ኣለዉ አዚ ዘርኢየና ኣሪትራውያን ናይ ኣዛብአ ወይ ናይ ኣውረ ባህሪያት ዘለዎ ዝተረግመ ህዝቢ ምካኑ የርኢየካ፥ተመሊሰ ዮሃና ኢትዮፕያውያን ክብሎም ይደሊ፥ብኣንጻሩ አቶም ተደሚርና ተሃዊስና ዝበሉን ዝጨደሩን ደንበ አንስሳን ዲክታቶር ኢሳያስን ገመድ ኣብ ክሳዶም ክመልሱን ንብሰ ቅትለት ክፍጹሙ ደም ክጎስኡን ይግበኦም፥ኣብ ሊአሊ ህዝቢ ኣሪትራን ህዝቢ ትግራይን ዝፈጸምዎ ስብኣዊ ግህሰትን ጆነሳይድ ካብ ተሃታትነት ከምልጡ ከምዘይኮኑ ክከፍልዎ ዘለዎም ከቢድ ዋጋ ይጽበዮም ከምዘሎ ክርድኡ ኣለዎም ፥Rip hgdef

  • @hiwotgebremichael1803
    @hiwotgebremichael1803 ปีที่แล้ว +5

    Betaemi tsebok agelaletsea. Nefeoat.

  • @mussieteklezhgi9283
    @mussieteklezhgi9283 ปีที่แล้ว +2

    Game over ብጽሑፍ ዘይኮነ ናብ ተግባር ትኸይድ ዘላ ትመስል ጠፉእካ ህ ግ ደ ፍ ።

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 ปีที่แล้ว +4

    Esayase SeGA zelebese Ganenen 👽👽👽👽👽Eartra abadimewa. Etom ne Esayase ZEDEGEFU kab Esayase nelaeli Gebenegnatate eyom.💔💔💔💔💔😭😭😭😭

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +3

    ምዕባድ ገዲፉስ ወላ ገመድ ዘይሰቅል ኣብታ ናይ ዓዲ ሃሎ ጉድጓዱ

  • @wagayeredahegn5510
    @wagayeredahegn5510 ปีที่แล้ว +4

    👍👍👍🙏🙏🙏

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 ปีที่แล้ว +2

    ኢሳያስ ካብ ዳአብድ ነዊሕ ጌሩ እቲ ዝገርም ካብ ሐደ ከባቢ ካርነሽም ካብ ሐደ አዲ 6 7 ጀኑራላት ሐደ ሰብአይ ክሸነሎም ገደል እቶ ተበሎም ዝአትው እብደት እቲ ዝጉርም ተመን አብ እግርኻ ብረት አብ ኢድካ ሐደ ጀግና ተሳኢኑ

  • @wedid.c6732
    @wedid.c6732 ปีที่แล้ว +2

    ኢሱ ተጸሊሉ ኢሎሞ እንስሳ ዋላ ተሪኦሞ ኢዮም ካብኡ ዝሃድሙ ደቂ ሓደ ልቢ ኣበይ ኣለኩም ።

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 ปีที่แล้ว +4

    ደገፍቲ ዲክታቶር ጨርቆም ደርብዮም፥ብኣል ተደሚርና፥ሃደ ኮይና ኢና ፥ተሃዊስና ክህደት ኣንጻር ስዉኣትና በሉ ቅበጹ ኣመጸኛ ንግዚኡ ዝተኣወተ ይመስሎ፥ህግደፍ መንደፍ ህማም ሾሮክ ተታሂዞም ምስቲ በላኢ ሰብ ዲክታቶርን ጀነራላቱን ሃገራዊ ጥፍኣትን ጽህጻህ ንጽህጻህን ኮይኖም ኣለዉ ፥ብባህሪኦም አሉላት ጸረ ሰላም ስለዝኮኑ ሰላም ጸላኢቶም አያ፥አዚ ማፍያ ጉጂለ አታ ዝበላ ( ገይም ኦቨር) ተገምጢላ ናብ ኣቶም ትዘዙ ከምዘላ ዝርድኦም ሸፋቱ ኣይኮኑን፥ኣብ ወጻኢ ዘለኩም ተበለጽቲ ደምበ አንስሳ ህጂከ አንታይ ትሃስቡ?

  • @asterhailehruy1175
    @asterhailehruy1175 ปีที่แล้ว +5

    Ganen adi halo miebad zeykones kerew yibel kab ziabid dea xenihu endyu ezi aregit sheytan mafya

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 ปีที่แล้ว +2

    ኢሳያስ ክዓብድ እዩ ትብሉ አለኹም " ጥራሕ ነብሱ አይውጻእ ዳአ እምበር እምኒ ተደርበየ ዳሓንስ !!

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 ปีที่แล้ว +2

    ኢሰያስ ድኣ ብቐደሙ ዕቡድ

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 ปีที่แล้ว +9

    The dictator must go:::::

    • @eyobgebremaskel4728
      @eyobgebremaskel4728 ปีที่แล้ว

      Happy birthday to ESSAYAS AFEWERKI junta is dead mekele

  • @genetgidey
    @genetgidey ปีที่แล้ว +2

    ኢትዮጵያን ከይትፊርስ ወያነ ን 4 ኪሎ ከይትኣትው ክንመውት ኣለና ክክክክክክክክ ወይነ 4 ኪሎ ኣትያ ኢሳያስ ከሲሩ ክክክክክክክክክክክ 90 ሽህ ዝተገበረ ንኤርትራ ካብ ባርነት ነፃ መውፀኣ ነይሩ ክክክ ክክክ

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 ปีที่แล้ว +5

    ሓደ ዝተሳዕረ ሓይሊ ንዝርርብ ኣይዕደምን ኢዩ :: ንዝርርብ ዝዕደም ሓይሊ ዝሳዓረ ሓይሊ ጥራሕ ኢዩ ::
    ምክልኻል ሓይሊ ትግራይ ድማ ስለ ስሳዓረ ንኣብይ ኣሕመድ ኣገዲዱ ናብ ዝርርብ ከምዝመጽእ ገይሩዎ :: ምክልኻል ሓይሊ ትግራይ ብጸላእቲ ተደፊኡ ካብ ትግራይ ኣይወጸን :: ኣብ ውሽጢ ትግራይ ኮይኑ ንህላወኡ ንመርየቱ ንመሰሉ ንኽብረቱ ንኽብሪ ባህሉ ተቓሊሱ ታዓዊቱ ::
    እዚ ዶ ኣይኮነን እቲ ሓቂ?
    ስዕረት መራር ኢያ :: ካብ ዕረ ትመርር :: ንኢሳያስን ንኮራኩሩን ካብ መጠን ንላዕሊ መሪራቶም ክውሕጡዋ ኣይካኣሉን :: ንግዝይኡ ይተፍኡዋ ኣለዉ :: ውዒሎም ሓዲሮም ግን ናይ ግድን ክውሕጡዋ ኢዮም ::
    ISAIAS AFEWERKI BYE BYE. GAME OVER. What are you going to do now?

  • @arayayergalem7795
    @arayayergalem7795 ปีที่แล้ว +3

    Hacki zereba hauna

  • @rigatgebreyohanes5069
    @rigatgebreyohanes5069 ปีที่แล้ว +6

    ቀደሙ፣ጽሉል

    • @eyobgebremaskel4728
      @eyobgebremaskel4728 ปีที่แล้ว

      Tgraway tgraway hazbei tgray teweduu eyu. Kkkkkk. Bnay hzbei tgray hiwet tkldu alekum kkkkk.

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 ปีที่แล้ว +3

    Degime Esayase be seriou or be kamecheu. SABA KA NETA TAWELA KAB EGERU AGELES ABILA THAGEZO.😂😂😂😂

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 ปีที่แล้ว +8

    ኢሳያስ ዓቢዱ ቀለብ እቶም ኣብ ኣፍ ደገ ግዛኡ ዘሎዉ ሓራግጽ እንተዝኸውን ምስ ዶክተር ገብረ ዳግም ኣብ "Auditorium Santa Familia" ምተራኸብና! ኣብ'ቲ ብ"Love Square" እውን ናይ ናጽነትን ተስፋ ንሃገርናን ኮፍ ኢልና መዕለልና!

  • @r-hgman3651
    @r-hgman3651 ปีที่แล้ว +5

    ABIY today smells and sounds like a leader, having learnt the wrong way but after causing so much misery to the people and devastation to the country. We hope he has learnt that there is no alternative to peace and the welfare of the people is a priority to his rule. Now it’s clear that Abiy has rejected Isaias’s warmonger and destabilisation activities.

  • @semereabberhanykun2480
    @semereabberhanykun2480 ปีที่แล้ว +1

    kqunena zmxa tenexyen wexa

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 ปีที่แล้ว +2

    አዚ ጨጋአ አግሪ ሳዲስት ኣብ ሂወቱ ተኣዊቱ ኣይፈልጥን፥ዝተኣዎቶ ጉዳይ አንተሃልዩ ኣብ ልአሊ ህዝብና ዝፈጸሞ ህዝባዊ ጽንተት ጥራይ አዩ ፥

  • @seifueshetu8347
    @seifueshetu8347 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ኢሳያስ ሽይጣን ከዚ ድማ ናብይእዪ ከይዱ ጦርነት ክጅምር? አቱም ሰባት ዕድሚኡ ክሖፀር እንማሀለል እምበር ብጀካ ወያነ ካሊእ ዛጥፋኦ ሰብ የልቦን::

  • @eyasusamuelteklay2276
    @eyasusamuelteklay2276 ปีที่แล้ว +2

    እታ ራዕዲ ዝበልካያስ ብጥበራ እንተትትካኣ ዝያዳ ትገልጾ ይመስለኒ ። ንህዝቢ ከርዕዱ ዘይኮኑስ ክጥብሩ ፡ ከቀባጥሩ ፡ ከታልሉ ፡ ከሽክዑ ማለት ብሓሶት ከደዓዕሱ ስለ ዝደለዩ ኢዩ ። እታ ሓሳብካ ርድእቲ እያ እታ ቃል እምበር ። ክብረት ይሃበለይ ንኽልቴኹም ።

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray ปีที่แล้ว +3

    🤮🇪🇹🤮🇪🇹🤮

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    Alena 1978abikeren similes atekebolonnajebisiasiOm beyunuayisaasian elikum eyi alena....

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 ปีที่แล้ว +2

    ኢሰብን አርሓ ፋሽሽትን ኢሳያስን ዕስለኡ ህግደፍን ፀሓዮም ትዓርብ ከምዘላ ፈሊጦም ወይ ኤርትራ ገዲፎም ናብ መወልቶም አዕራብ ይደሙ ወይ ድማ ከም ናዝያዊያንን ሂትለርን ዓርሰ ቅትለት ይፈፅሙ ??? 🤣🤣🤣🤣

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ኤደን ምስ ኩቡሩ ጋሻኪ ደ/ገ እቶም ሑሙም ከልብ ዝንኮሶም ባራዩ ኣገልገልቱከ ምሱኡ ዶ ዓብዶም ይኮኑ ትብል ?

  • @birukabraham7285
    @birukabraham7285 ปีที่แล้ว +2

    በግለሰብ ፍላጎት የምትዘወር አገር ትሁን? ሲፈልግ ባድመ የትግራይ ሲፈልግ ወልቃይት የቤጌምድር ሲፈልግ ደግሞ ወልቃይት የትግራይ ባድመ የኤርትራ ምናምን እየተባለ እንደተፈለገ .... ኸረ በቃን የግለሰብ ሴራን እስከመቼ? እንንቃ

  • @asmeromyosef
    @asmeromyosef ปีที่แล้ว +1

    ህዝቢ ደቅና ኣበይ ከይዶም ኢሉ ህዝቢ ከይሓቶም ዝገበሮዎ ሜላ እዩ ኢዩ ኢልካ ምትንታን ሓቂ ኣይኮነን ። ህዝቢ ኤርትራ ደቅና ኣበይ ኣለዉ ኢሉ ንህግደፍ ሓቲትዎም ኣይፈልጥን ።ሕጂ ኣብ ትግራይን ኦሮሚያ የእትዩ ከየጥፎም ከሎ ክሓትት ኔርዎ ። ወላዲ ከይተረፈ ኣብ ነብሰይ ጥራይ ኣይትምጻኣኒ ኢሉ ደቁን ደቂ ደቁን ኢሳያስ ኣብዘይ መሬቶም ወሲዱ ከጥፎአኦም ከሎ ማንም ሰብ ንህግደፍ ዝሓተቶም የሎን። ብጣዕሚ ዘሕዝን ከማን ኣጆኻ አንበሳ ቀርኒ እናበሉ የወድስዎ ኣለዉ። ዘይተፈልጠ መርገም እዩ እዚ። 👍👍👍

  • @abrahaguangule5181
    @abrahaguangule5181 ปีที่แล้ว +1

    Shaebiya is in Asmara tantamountly Woyane is in Mekely.

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    Linking bizaba sebeyiti nibyiti sebiay nisebia .kinididikunun 3kifilina eluwa nihina hizibi ertrea kuwam stiraeyu hitona zikunehito kuwami zimiliso zikunehito.... ....

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    N nayi ethiopiawiyan gudayieyu..

  • @justicejustice8667
    @justicejustice8667 ปีที่แล้ว +10

    ኢሰያስ ኣብ ምዕራባዊ ሃገር ዝነብር ሰብ ኔሩ እንተዝነብር: ናይ ስነኣእምሮ ሕሙም ኮይኑ ብ ሓካይም ናይ ስንኣእምሮ ቅልውላው: ምተኣለየ ኔሩ:: ግደ መርገም ኮይኑ ግን ኣብ ኤርትራ ፕረዝደንት ኮይኑ ይነብር ኣሎ:: ጽሉል ዝመርሓ ሃገር ንኤርትራ ክትመስል ድማ ግድን እዩ::

    • @eyobgebremaskel4728
      @eyobgebremaskel4728 ปีที่แล้ว

      Agame agame agame kkkkkk. SYUM MESFUN ABAY XAHAYE abey alewu kkkkk.

    • @justicejustice8667
      @justicejustice8667 ปีที่แล้ว +1

      @@eyobgebremaskel4728 ንስኻውን ጽሉል ዝጎይታኻ ካብ ጽሉል ሓሊፍካ እንታይ ከይትኸውን: ካብቶም ኣንስቶምን ደቆምን ዝቐትሉ ውጽኢት ንግስና ኢሰያስ ስለዝኾንካ: ከም ከልቢ ምንባሕካ ዘገርም የብሉን:: ክንድ ፍረ ኣድሪ ጥዕና ዘለዎ ሓንጎል ኔሩካ እንተዝነብር: ክንደይ ዝኣኽሉ ኤርትርውያን ዕሸላትን ኣቦታቶምን ኣባሓጎታቶምን ካብ ትሕቲ ዓራውቶም ተተገፊፎም ኣብ ኩናት ትግራይ ተጠቢሶም? ኣብ ምንትምንታይ? እንታይ ከ ፈይዶም? ኢልካ ምሓተትካ:: ዘሕዝን ሓቂ ኮይኑ ግን ባርያ ናይ ጽሉል: ጽሉል ብምኳንካ ከምኡ ኢልካ ክትሓትት ኣይኮነን ካልእ ሰብ: ኣዴኻ እኳ ካባኻ ኣይትጽበዮን:: ኣብ'ዚ መጺእካ ምእንቲ ጎይታኻ ካብትነብሕ: ሕክምና ስነ-ኣእምራዊ ቅልውላው ኣናዲ:: ወድሓንካ::

    • @eyobgebremaskel4728
      @eyobgebremaskel4728 ปีที่แล้ว

      @@justicejustice8667 kkkkk. Tetemneyu trah edmikum edme weyanei ktkewn eya kkkk.

    • @justicejustice8667
      @justicejustice8667 ปีที่แล้ว

      @@eyobgebremaskel4728 the origin of your name indicates you are more Agame than anyone I know. There is absolutely nothing wrong with being Agame; in fact Agame people are known for being hard workers and heroes in any war history. What is wrong here is the mental state of your master and his followers whose origin is Tigray but who self hate and are on a course to destroy anything good. You are psychologically disturbed beyond repair. I have nothing else to say to you and your type. If modern medical help is beyond your reach, at least try the traditional one. ማይ ጨሎት ክልተ ሽውዓተ ፈትን እንተተመሰለልካ:: 😂😂

    • @eyobgebremaskel4728
      @eyobgebremaskel4728 ปีที่แล้ว

      @@justicejustice8667 kondaf merat agame kkkk

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    Enitayi tfitatinom dia aderara tesegugudim ebiri Hina temqsilom awidika adigi wodikom emiberi.....

  • @mengeshawelehslassie5403
    @mengeshawelehslassie5403 ปีที่แล้ว +2

    Gebre kemey alka. Esyas gen intay do elo dyu walahanti ezi seb izi hiji zibel entebel intY yegdsh? Nhna kem nhna kabom itom aglgletom iyom.selezi nhzbi nhager Eritrea zbdlo zelewo baalom whdat eritrewyan iyom.

  • @yohannisberhane8775
    @yohannisberhane8775 ปีที่แล้ว +2

    Isayas argit zebi bela'ii Seb Dem Eritreans setiyu zehatre Dem tegaru setiyu hatiru neyneru hiji Gina zeste Dem zeblai Sega Seb tesinu AMT ayetsen eyu.haki nezareb zetesare Abey Adi eyu kab south Africa Addis Ababa zestow? Game over mesahki sherafat. Tegaru tigrayans men mekanom ab alem adebabay amskirom afletot zerekhebu hzbi eyom aha anem 75% anem 😂😂😂ina

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    Haylie mestieka testefistifika kemiyi kitistifistif tetimine .agebi Newbridge kitibile aleka nifitihi dowitibili eniber anemia hagiaeye haresitay maletiyu....

  • @asmarinom3425
    @asmarinom3425 ปีที่แล้ว

    I am confused, what’s going on here.
    1, who is responsible for all the life’s lost in this war?
    2, who won?
    3, why/who start the war and why they solve it peacefully?
    4, do we have to question all the leaders?????

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    O biboadika mikabiya fewusa.......

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 ปีที่แล้ว +2

    Naye Aemero segem zelewom ekua eyom kemou zeblu hemumat seserat katwu eu zgebom.😂😂😂

  • @tsigewainiengman5131
    @tsigewainiengman5131 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂😂

  • @Hboys661
    @Hboys661 ปีที่แล้ว

    Meibad yexeleo

  • @berhanzebelo5952
    @berhanzebelo5952 ปีที่แล้ว

    9

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 ปีที่แล้ว +2

    በጃኺ ኤደን ኢሳያስ ንተጋሩ ጸላኢኹምዩ እናበለ ጽዝፈጠረልና መለስ ኤርትራውያን ብረፈረንዱም ናጽነቶም ከረጋግጹ ንናጽነቶም ዝተቓለሱ ምስ ኢትዮጵያ ክጽምበሩ የብሎምን ስለ ዝበሎ ምዃኑ ቂምታ ኢሳያስ ብግቡእ ትምህርቲ ክህቡና ሓብርልና ከማይ ዘይተርድኦም ብዙሓት ምህላዎም ስለዝኣምንየ ይቕሬታ።

    • @eyobgebremaskel4728
      @eyobgebremaskel4728 ปีที่แล้ว

      Kkkkkk. 1200. 0000. Tegaru awediekas. Lomi ab terepeza kof elka kkkkk. Abey daa nerom hazbei tgray tekostiru endyu kkkkkk. Tgraway tgraway. Haliku eyu

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 ปีที่แล้ว +1

      Anna hawes emo net xentet xentet yeweseko behalf dika abeye axnitu Kab teareke isayaske entehatitu nementay aiereken beka nezes nelebamat negdefelom bejaka.

  • @abotewilabotewilabotewilab6334
    @abotewilabotewilabotewilab6334 ปีที่แล้ว +2

    👉🤔ኣይትጋገዩ ኩቡራት ኣሕዋት ማሓዉር ኢሰያስ ረቂቕን ነዊሕን ዩ : ኢሰያስ ኣብዚ የሎን ክንብል ኣይንኽእልን ኢና : እቲ ቀንድን እሙንን ስለያ ኢሰያስ ኣብዚ ኣሎ :
    👉መን ዩ ንዝብል ሕቶ
    👉ሬድዋን ሑሰን ይባሃል : ኩሉ ምንቅስቓስ መራሕቲ ትግራይን ምስ ኣቢ ኣሕመድ እንታይ ይባሃሃሉ ኣለዉን ምስጢር እርይ ቁጽር ኣቢሉ ናብ ኢሰያስ ዘረክብ ምኻኑ 💯% ክነረጋግጸልኩም ንደሊ :
    ንኹሉ ብጥንቃቐ ክኽየድ ይግባእ ::

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    Ialotiarikom diarikom misianu.....

  • @hagosmokonnen9799
    @hagosmokonnen9799 ปีที่แล้ว +3

    ኢሳያስ ንልዕሊ 62 ዓመታት ነጊሱ ይነብር ኣሎ
    ዕድመ ኢሳያስ 88 ዓመታት ኢዩ
    ወላዲቱ ሌዕሊ 104 ዓመተን ብሂወት ኣለዋ
    ኣቡኡ ድማ ዓብደላ ሓሰን ይብሃል
    እዚይ ኢዩ እቲ ሓቁ

    • @hagosmokonnen9799
      @hagosmokonnen9799 ปีที่แล้ว +1

      @@zekariashadgu6536
      ኣይዘክሩኻ
      ኣበይ ክረኽበኒ ክን ይምድረሉ ኣለኹ
      ኣታ ጫምኡ ሓሽከሩ

  • @eritrealove8953
    @eritrealove8953 ปีที่แล้ว +1

    ፣Atv asena. ወያነ. ይፍከር. ሻዕቢያ ይድክር. አጋመ ይብከይ ናይ አሜሪካ ዝጨነዉ ሰርናይ የለምን🚚🚚🚚🚚🚚👉👖👉👖

  • @M.M-m2i
    @M.M-m2i ปีที่แล้ว +2

    ተምበርኪኮም እዮም ብዘሰላም አማራጺ የብሎምን እምበር ቕድሚ ዕመት ዝብልዋምን ዝገበርዋን ኩሉና ኢና ንፈልጦ

  • @filmonsolomon7943
    @filmonsolomon7943 ปีที่แล้ว +5

    Game over beal tigray tiewet hrir dea belu

    • @anmeb6220
      @anmeb6220 ปีที่แล้ว +3

      Tigray has already prevailed!

  • @habtemichael485
    @habtemichael485 ปีที่แล้ว +3

    ዶክተር ገብረ
    (ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ ኣብ ክቡር ነገር ድማ ይጸንዕ።
    ትንቢተ ኢሳይያስ ምዕራፍ 32 ቁጽሪ 8)
    ስለዚ ግደፍ ስለ ሃገርካ ክቡር ነገር ሕሰብን ምሃርን፣ ምታን መጻኢ ትውልዲ ብክቡሪ ክዝክረካ ክነበር።ምስቲ ዓቅሚ ትምህርትኻ ዘይምጥነካ መግለጺ ኣይትዛረብ መንእሰይ ኤርትራ ዝምህሮን ኣኪቡ መኣዝን ዘትሕዞ ኣያን መምህርን ዝኾኖ ስኢኑ ፋሕፋሕ ኢሉ ይርከብ ኣሎ።
    በል ሃየ ታሪኽ ኤርትራ ኣጽኒዕካ መንእሰያትካ ምሃር።
    ንዚ ዕድልዚ ተጠቂሞም ተጋሩ ወያኔ ቅድሚ ምምጽእ ጥልያን ኤርትራን ትግራዪን ሓደ ኢየን ኔረን እንዳበሉ ንመእሰይ ኤርትራ፣ ቅድሚ ምምጻእ ጥልያን ኤርትራ ጥንጣዊ ታሪኽ የብላን እንዳበሉ የደናግርዎ ኣሎዉ።
    እሞ ደ ኣ ሙሁራት ኤርትራ ኣፎም ተሎጉሙ ዘይጠቅም ፖለቲካ ወያነ ከውርዩ ስለዝውዕሉ ዘሎዉ፣ ኤርትራዊ መንእሰይ ታሪኹ ዝምህሮ ስኢኑ ፋሕፋሕ ይብል ኣሎ።
    በል ሃየ ኢቲ ሰብ ካባኻ ዝጽበዮን ንዓኻ ዝምጥነካን ትምህርቲ ምሃር።

  • @mansurabdalla3646
    @mansurabdalla3646 ปีที่แล้ว

    Hhhhhhhhhhhhhh

  • @meseretmessi7454
    @meseretmessi7454 ปีที่แล้ว +1

    kkkkkkkkk

  • @samonsamonmogos7721
    @samonsamonmogos7721 ปีที่แล้ว

    😁😁😁😁😁😁😁😁😁

  • @zetamful
    @zetamful ปีที่แล้ว +2

    Eza seli ne Isaias tesenbed nezom Eritreanwen Tigray Tigray teblu ke teredikum do Tigray Ethiopia kem zekonet

  • @berhanemesfin2379
    @berhanemesfin2379 ปีที่แล้ว

    ክልተ ደናቑር ክዳናቖሩ ከለው፣ የስሕቕ፣የብኪ፣የሕዝን ድዩ?

  • @yacobgenzebu7341
    @yacobgenzebu7341 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkk aye Eskimo GEME OBeR HJiKeman

  • @menkemanhager2032
    @menkemanhager2032 ปีที่แล้ว

    gexka trhaq iseyas dea nweyane mekabr abxihiwa eyu heteftef aytbel wehata tray
    thri sreka mftah entay alo

  • @bennyaraya4288
    @bennyaraya4288 ปีที่แล้ว

    😂
    😅
    z

  • @hallonamaste9314
    @hallonamaste9314 ปีที่แล้ว +3

    This Mission started with attacking the northern command and bombin asmara ended with the fully disarmement of tigray rapist tdf rebels and controlling back 100% of tigray by endf federal army .
    Yes this dirty game is once and for All over.
    Congratulation to the horn.🥳🤩🇪🇹🇪🇷💪

    • @justicejustice8667
      @justicejustice8667 ปีที่แล้ว

      Can you tell us how many old and young Eritreans were rounded up from every Eritrean village and town and were sent to their deaths in the valleys and hills of Tigray before you bullshit us with fantom victory? What has PFDJ gained from the untold deaths and destruction other than stollen second hand ambulances and fernellos. If you don’t have a number for killed Eritreans, please don’t come back with verbal diarrhea for what you Isaias slaves are known for.
      Eritrea under your master will continue to lead a life in the stone ages. You’ll keep dragging your jerrycans to the water truck once a week. You will continue to burn overpriced candles to eat your meagre dinner. This will not change in Eritrea whether your game is over or not.

  • @kinfemanna5574
    @kinfemanna5574 ปีที่แล้ว +1

    MLLT supporters have already lost your minds

  • @berhewoldelibanos5284
    @berhewoldelibanos5284 ปีที่แล้ว

    Always your dream is negative, please some times try to dream positive.. The Tigray leaders and Aby are Ethiopians they can do their Ethiopian politics. Nothing to say about Issaias and Eritrea.

  • @beletseasgedom1132
    @beletseasgedom1132 ปีที่แล้ว

    ሓሹል ዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠዠ

  • @jossykennedy7406
    @jossykennedy7406 ปีที่แล้ว

    wey hateftef ab poletics gasha eka tmesl doctor eka kea knegreka gn esayas ketf'e zeywefere yelen kab kedem jemiru gn esu yetf'e alo ember aytef'en sgab hji God is with him eziom ab wember kof sle zbelu nothig for esayas wedehanka

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ ปีที่แล้ว +1

    መሳኪን ዕቡዳት ኣኽላባት! ዓቅሊ ጽበት ሙኻኑ ድዩ? መን ድዩ ኣብኡ ኣብጺሕዎም? ገብረ ዕንፈ ቀደም ብኣካል ብደርጊ ሎሚ ብወያነ ናይ ሕልና ምሩኽ.ይርዳእካ በል.

  • @shikorinatatdeqierey91
    @shikorinatatdeqierey91 ปีที่แล้ว

    ደንቆሮ ! ! ! ንኽቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ስምምዕ ናይ ኢትዮጵያውያን ፡ የሐጒሶ እምበር ፡ ኣየጒህዮን እዩ ፡ ምሕሳው ግደፉ ፡ ቁም ነገር ጠፊእኩም እዩ ዘሎ ፡ ሓመማ እንተበዝሑስ ፡ መኽደን ኣልባ ነይኸፍቱ ዲዩ ዝበሃል ፡፡
    ኣመሪካ ትዝውሮም ደኣ ፡ ኮፍ ኢሎም ጥራይ ዘይኮነስ ፡ ተንበርኪኾም እውን ይዝትዩ ፡ ለመንትን ተለኣኣኽትን ደኣ እንታይ ከ ምርጫ ኣለዎም ፡፡
    ግን እዚ ዶክተር ኢልኪ ዘቕረብክዮ ደኣ ንሙዃኑ ዶክተር ዲዩ ኸ ፡ ገጹ እንተተሪኢናስ ዲንቂ ምኾነ ዔዔ ዔዔዔ ኣብዚሑ ፡ ገይም ኦቨር ኢሉ ማለት እዩ ፡ ከመይ ኢሉ ማለት እዩ ከምዚ ዝበልኩኺ ማለት እዩ ፡ እብለኪ ማለት እዩ ፡፡ ወዳጀ ዶክተር ፡፡
    ዓወት ንሓፋሽ ኣታ ፡ ዓወት ንሓፋሽ ! ! ! !