ቃለ መሕተት ምስ ኣቶ ናስር ዑመር ዓሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • ቃለ መሕተት ምስ ኣቶ ናስር ዑመር ዓሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት

ความคิดเห็น • 757

  • @rahelshiker6564
    @rahelshiker6564 ปีที่แล้ว +6

    Dear Mr Nasir you are the one honest man hopefully you wil be Eritrean leader because from the beginning to the end you stand up for Eritrean by Eritrean so we proud on you 👍 God bless you more more we love you more 😘 ❤

  • @rahelshiker6564
    @rahelshiker6564 ปีที่แล้ว +4

    Henok no one standing to solve Eritrean situation except someone like Naser. He is honest and Absolutely he has 💯 % confidence keep going with your a beautiful idea Naser is a real Eritrean.

  • @imamsuleman3323
    @imamsuleman3323 ปีที่แล้ว +9

    ዎው ብራቮ ጹቡቅ ሰራሕ ሄኖክ ሓውና ከምኡ እውን ሓውና ናስር ብሩጉእ መንፈስ ውሕሉል ኣቃርርባኻን ኣስተምህሮኻን ብጣዕሚ ነመስግን ቀጽልዎ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ኤርትራ ግና መሪሕነት ጀብሃ ኣል ታሕሪር ናቶም ባዕሎም ዘሕተምዎ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም። ንቋንቋ ትግረትግርኛ ንምድኻም ድማ ብዙሕ ስጕምትታት ወሲዶም። እዚ ኩሉ ንኤርትራ ዓረባዊት ንምግባር እዩ ዝነበረ።
      መንነቱ ቋንቋታቲ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ከኣ ይትረፍ ክመርሕ ከም ዜጋ ውን ብሰላም ከንብረካ ኣይክእልን።
      "ኢንዶኖዝያ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ሶማል 100% ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ቱርኪ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኢራን ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኣብ ኤርትራ "ማይኖሪቲ" ውሑዳን ብሄራት ኣስላም ኣለዉ፥ ሃገራዊ ቋንቋ ኤርትራ ዓረብ ክንገብሮ ይብሉ።"
      ኣቶ ኢሳያስ ብዛዕባ "ትግርኛ ከለዉ ዓረብ ክኾኑ ዝደልዩ፥ትግረ ከለዉ ዓረብ ኮይኖም ንዮ በላ እዛ ትግረ ዝብሉ፥ ኣብ ሂወተይ ክልተ ጊንጢነት ኣጓኒፎምኒ " : ይብል።
      ብዘይ ብሄረ ትግርኛን ፡ ብዘይ ግቡእ ክብሪ ንቋንቋታት ትግረ ትግርኛን (85% ናይ ኤርትራ)፡ ሃገረ ኤርትራ ትርጉምን ህላወን የብላን። ዓረባውነት መንነት ኤርትራ ኣይኮነን። ብናይ ክራይ መንነት እትምስረት ሃገር የላን።

    • @abukamil7376
      @abukamil7376 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275
      For the last 20+ years you are trying to use language as a means to split Eritreans. Don’t think this can pass unnoticed. Shame on you.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

      @@abukamil7376 ፖለቲካ ኤርትራ ኣበይ ይባላሾ ፧ እነተተባህለ ፡ ኩሉ ነገር ብጸቢብ ሃይማኖታዊ ረብሓ ክምዘን ከሎ እዩ። ንሕና ንነብስና ንኤርትራ ክንመስል እምበር፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራ ወይ ንዓረባዊ ባርነት ክንወርስ ኣይተሰዋእናን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብር ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @salmanal6532
      @salmanal6532 ปีที่แล้ว

      @@abukamil7376 he “@Zeg Dagmawi”always copy and paste the same words never has a clue

    • @eveprecious3169
      @eveprecious3169 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 for maybe 3 years I've read your comments aytdekimn dikha lol kisab kndzi mifrah gin kemey eyu teatatiyuka zelo am sure you never raised in very diverse environment.

  • @Wedi_kahsay
    @Wedi_kahsay ปีที่แล้ว +3

    ሄናክ ናዓይ ተሓላቂ ናይ ኣጋዚያን ትግራይ ትግርኝ ከምእዉን ናይ ሕውሓት ኢኻ።

  • @gideyberhane2123
    @gideyberhane2123 ปีที่แล้ว +1

    አደ ወሊዳ በረተኮል መሊዑ ጀግና ጋዜጠኛ ሄኖካ ወዲ ተኽለ ፈጣሪ ይሓልወልና ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    ዝገርም ፃኒሒት ምስ ናስር ዝጨኖቆሲ ወዑይ ይሐንቆ!!!!!!!

  • @h.gebrndras6749
    @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว +7

    ሄኖክ እቲ ንሐው ናስር ትሐቶ ዝነበርኻ ኩሉ ጸግዕ ትግራይ ኢየ ንሱ ግን ከምቶም ሐርበኛታት አበሐጉታትና ኤርትራ አብል አሎ ይኮርዕን እሕበንን ብ ሐዊ ናስር ሐወይ ብምኻኑ እአብዘ ሕጂ ተረአኩ ከምዝከማካ media እቶም ሙሁራት ዝተደናገሩ በዓል በረኸት አሰፋው ቶማስ ወዲ ሐረሰተይ ገብረመሰቀል ዓወት ትምምኒት ወዘተ ሀገር አፍሪስኻ ብዘይጠቅም ገንዘብ እዞም ትማል ናአሽቱ ከለና በለስ ዝርፍዕ ዝውልውሉ ዝነበሩ ከደምቶም ሙኻኖም የሕዝን።ኤርትራ 2 እምነት አለዎ ግን ኩሉ ክወንጂል ዘይኾንኩ ጥዕያት ሙህራት አለው አብ ክርስትና አመንቲ ግን አብ እዞም መእመና ምስልምና የሕዎትና ሐቂን ምስ ሀገሮም ዝተጸግዕ እንበር ወስላት ዝከሐደ ሀገሩ ምእመና እስልምና የሕዎትና አይረኤኩን ልክዕ ከምቲ ታሪክ 40 ን ሐዊ ናስር ነቶም ክሎም አብ ሀገሮም አቦታተይን የሕዎተየ እስልምና ተከተልቲ ዓብ አኽብሮት አለኒ ።ከምዚ ከማና አብ ክርስትና ንአምን ግን አይግድን አብ ሕማቅ ታሪክ ተመዝጊቡ ኽነብር እዮ፣።

  • @shimayteklom6417
    @shimayteklom6417 ปีที่แล้ว +8

    ሀኖግ ጸዋር ብዓል እዚ ሓውና ፖለቲኮኦም ዓረብን መስጊድን እዩ ብገጋ ዋላ ብዛዕባ መሰል ወዲ ሰብ ኪዛረቡ ኣይክእሉን እዮም።

    • @Eri_nur5835
      @Eri_nur5835 ปีที่แล้ว +1

      ቀደሙ ተኽሎም ኢለሙኻ ተተኺልካ ተሪፍካ

    • @user-vq8pz7gl7e
      @user-vq8pz7gl7e ปีที่แล้ว +1

      @@Eri_nur5835 kkkkሃሲካዮ

    • @Ibrahimschannel123
      @Ibrahimschannel123 ปีที่แล้ว

      @@Eri_nur5835 kkkkkkkkk

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p ปีที่แล้ว

      መሰል ወዲ ሰብ እንተዝኣምን ኣይኮነን እንትርፎ ጀለብያን ዓረብን ኢስላምን ።
      ናይ ትግርኛ ተዛራቢት ምስ ወዳ ስእሊ ሰቒሉ ***ትግራይ ትግሪኛ ጠፊኣ ሕጂ ዝተረፈ ስንኻ እንዳመወጽካ እዩ*** ዝብል ጽሑፍ ዘፕዝጠቕዐ እዩ ።

    • @Ibrahimschannel123
      @Ibrahimschannel123 ปีที่แล้ว

      @@user-xt1hb9wq2p ms tegaru mesel zbehel yelen nskum kab risi eritrea eritrawnetn enta zyweridkum bzkefe hiji kemexekum eyu gidefo mesel do mehgol eytbel entay mesel aflitukum

  • @biniam6455
    @biniam6455 ปีที่แล้ว +34

    ክቡር ናስር ትዕግስትኻ አዝየ አድንቕ!!!!!

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +3

      ፖለቲካ ኤርትራ ኣበይ ይባላሾ ፧ እነተተባህለ ፡ ኩሉ ነገር ብጸቢብ ሃይማኖታዊ ረብሓ ክምዘን ከሎ እዩ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +3

      ኣብ ኤርትራ ግና መሪሕነት ጀብሃ ኣል ታሕሪር ናቶም ባዕሎም ዘሕተምዎ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም። ንቋንቋ ትግረትግርኛ ንምድኻም ድማ ብዙሕ ስጕምትታት ወሲዶም። እዚ ኩሉ ንኤርትራ ዓረባዊት ንምግባር እዩ ዝነበረ።
      መንነቱ ቋንቋታቲ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ከኣ ይትረፍ ክመርሕ ከም ዜጋ ውን ብሰላም ከንብረካ ኣይክእልን።
      "ኢንዶኖዝያ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ሶማል 100% ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ቱርኪ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኢራን ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኣብ ኤርትራ "ማይኖሪቲ" ውሑዳን ብሄራት ኣስላም ኣለዉ፥ ሃገራዊ ቋንቋ ኤርትራ ዓረብ ክንገብሮ ይብሉ።"
      ኣቶ ኢሳያስ ብዛዕባ "ትግርኛ ከለዉ ዓረብ ክኾኑ ዝደልዩ፥ትግረ ከለዉ ዓረብ ኮይኖም ንዮ በላ እዛ ትግረ ዝብሉ፥ ኣብ ሂወተይ ክልተ ጊንጢነት ኣጓኒፎምኒ " : ይብል።
      ብዘይ ብሄረ ትግርኛን ፡ ብዘይ ግቡእ ክብሪ ንቋንቋታት ትግረ ትግርኛን (85% ናይ ኤርትራ)፡ ሃገረ ኤርትራ ትርጉምን ህላወን የብላን። ዓረባውነት መንነት ኤርትራ ኣይኮነን። ብናይ ክራይ መንነት እትምስረት ሃገር የላን።

    • @freezium8198
      @freezium8198 ปีที่แล้ว +3

      Kubr haw Nasr nzeleka tegsti endadnekiku ketsilo kalska ybl kubr Hinok hawey dma ane kem errtrawit trgta hzbkum fletu yblekum Erisat.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      @@freezium8198 ንኤርትራ ብሃይማኖት ጥራይ ክመዝንዋ ዝፍትኑ ተበልጽቲ ኣለዉ።
      እዚኦም ጉዳይ ሃይማኖት ኣብ ፖለቲካ እናልዓሉ ፡ ኣፍ ሰብ ከትሕዙ ዝሕልኑ ጓሓሉ እዮም።
      ኤርትራ ናይ ኣስላም ወይ ናይ ክርስትያን ኣይኮነንትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ሰብ እያ።
      ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ሓደ ወዲ ብሌን ብቐዳምነት ናይ ሃይማኖት ኣይኮነን ፡ እንታይ ደኣ ናይቲ ዝዓበየሉ ከባቢ ብሄር ፣ ቋንቋን ባህልን እዮም።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

      ኤርትራ ናይ ኣስላም ወይ ናይ ክርስትያን ኣይኮነንትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ሰብ እያ። ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ሓደ ወዲ ብሌን ብቐዳምነት ናይ ሃይማኖት ኣይኮኑን ፡ እንታይ ደኣ ናይቲ ዝዓበየሉ ከባቢ ብሄር ፣ ቋንቋን ባህልን እዮም።

  • @berakiteklu1529
    @berakiteklu1529 ปีที่แล้ว +4

    ክብረት ይሃብካ ሓውና ናስር ከም ሓደ ንቁሕ ደላይ ፍትሒ ኢኻ ንዓይ ንዞም ኣብ Facebook ዝዓንተሩ ካድራት ክርዳኡኻ ግዜ ክወስድ ዩ.

  • @user-kk7pw4rw1j
    @user-kk7pw4rw1j ปีที่แล้ว +3

    Good job Mr Naser keep going with brilliant mind and clear speech 100%. God bless you more and more 🙏

  • @h.gebrndras6749
    @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว +5

    🇪🇷❤️ሐዊ ናስር ❤️🇪🇷ናይ በሐቂ አንበሳ ወዲ ኤረይ ኤርትራ ንኤርትራዊያን ።ብሐሳባት ፊሊሊ ይ ሀልውና ግን ቀዳምነት ኤርትራ። ከምዞም ፍንፍናት አይተድሊናን ዝበልዎም ተጋሩ ደንበ ዕንክሊል ናይ ቅልውላው መንነት ግን ዕባይ ኤርትራ ዘለዎም ኤርትራዊ ዜግነት ቦታ የለን ተፋሊጥና ኢና ሀገርና ከፍርሰ ዓዲ አብኦም ክሀንጹ።ትግራይ ትዕወት ዎላ ሰበይቶም የሕሊፍም ክህቡ ቁሩባት እዮም።Eritrea for Eritrean's only ❤️❤️❤️

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ኣብ ኤርትራ ግና መሪሕነት ጀብሃ ኣል ታሕሪር ናቶም ባዕሎም ዘሕተምዎ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም። ንቋንቋ ትግረትግርኛ ንምድኻም ድማ ብዙሕ ስጕምትታት ወሲዶም። እዚ ኩሉ ንኤርትራ ዓረባዊት ንምግባር እዩ ዝነበረ።
      መንነቱ ቋንቋታቲ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ከኣ ይትረፍ ክመርሕ ከም ዜጋ ውን ብሰላም ከንብረካ ኣይክእልን።
      "ኢንዶኖዝያ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ሶማል 100% ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ቱርኪ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኢራን ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኣብ ኤርትራ "ማይኖሪቲ" ውሑዳን ብሄራት ኣስላም ኣለዉ፥ ሃገራዊ ቋንቋ ኤርትራ ዓረብ ክንገብሮ ይብሉ።"
      ኣቶ ኢሳያስ ብዛዕባ "ትግርኛ ከለዉ ዓረብ ክኾኑ ዝደልዩ፥ትግረ ከለዉ ዓረብ ኮይኖም ንዮ በላ እዛ ትግረ ዝብሉ፥ ኣብ ሂወተይ ክልተ ጊንጢነት ኣጓኒፎምኒ": ይብል። ብዘይ ብሄረ ትግርኛን ፡ ብዘይ ግቡእ ክብሪ ንቋንቋታት ትግረ ትግርኛን (85% ናይ ኤርትራ)፡ ሃገረ ኤርትራ ትርጉምን ህላወን የብላን። ዓረባውነት መንነት ኤርትራ ኣይኮነን። ብናይ ክራይ መንነት እትምስረት ሃገር የላን።

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 ከላም ፋርቅ አይተብዝሕ አይትሀውትት። ስቅ ኢልኻ ጀብሃ ን ሻዕብያ አይትበል ንሱ ንኤርትራዎን እምልከት።ኤርትራዎን ንኤርትራ ዝተቃለሱ ውድባት ግን ናይ ሐሳብ ፍልልይ ነይሩ እከውን እዝ ስቅ ኢልኻ ትህውቲቶ ዘለኻ ንቀዳማይ ኽፍሊ መሀረሉ by the way ኤርትራዊ እውን አይኾንኻን አብቲ እንዳ ህውሓት አለኻ ሰለዚ ብዛዕባ ኤርትራዎን አየእትወኻን። ጉዳይ ክባን ዕጽዎን ፋፋ መጺኡ ፋፋ ደንጉ ወይ እውን ከምቲ ዝሐለፈ ሐገዝብ ምስ Erisat Tigray Sat 800,000 USA Dollar ዝሐገዝኩም ምስ ሄኖክ ክንኩም አክቡ ፡በዓል ሐው ናስር ከአኒ ንሀገርና ኤርትራ አለውዎ።

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

      ምሳኩም ክንባተክ መራከብና ቋንቋ እውን official languages
      (ትግረ) እንተኾነ ቁድስ ዕላማ እዮ ።እዞም ትግራይ ትግሪኚ ዓባይ ትግራይ ትብሉ ቀብጽኩም ክትዓርፉ።

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 ปีที่แล้ว +8

    ኣገብ ን'ጋዜጠኛ ሄኖክ * ንዝሓተትካዮ ሕቶ ንክምልሰልካ እድል ኣይትህቦን ዘለኻ * እቲ መልሲ ምሳካ እምነት ዘይሰማማእ ይክእል'ዩ ናግድን አይኾነን 100% ክትሰማማእ ኸም ጋዜጠኛ ግና ናይምዝራብ መሰሉ ክትከልዖ የብልካን * Dont interfere * ones you ask give him a chance to speak his mind please 🇪🇷✅✅✅

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      Henoke is a christian extremist and ethnofascist. Henoke is a cadre and an activists for the Greater Tigray Tigrinya secret movement in diaspora.

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 ปีที่แล้ว

      @@wintahabtom9894 No way 😂 there is no grater tigray that naver will happen 👍

    • @nohgeb7017
      @nohgeb7017 ปีที่แล้ว

      ሕፈር እስከ ፡ንምካኑ ቃለመሕተት እንታይ ምካኑ ትፈልጥ፡'ዶ

    • @nohgeb7017
      @nohgeb7017 ปีที่แล้ว

      ​@@wintahabtom9894 ብስምካ ምጻእ ዓብደላ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      @@nohgeb7017 አታ ስደተኛታት ዘርኢ ሃጸይ ዮሃንስ ዓብደላ ወዲ መሬት ወዲ ሃገር ኢዩ።። እሞ የለን ሙስልሚን አሕዋትና ናብ ቦታ ሕሱራት ቦታ ስደተኛታት አይወርዱን ኢዮም። ንኽማኻን ንኽምዚ ከማኻ ደቃሉ ስደተኛታት ወርቃዊ ግዜኦም አባኽኑን ኢዮም። ስደተኛታት ዘርኢ ሃጸይ ዮሃንስ አብ ሐዳስ ኤርትራ ካብ ኤርትራ ናብ መሬት አቦሐጎታትኩም ትግራይ ጎንደርን ክንጉሕፈኩም ኢዩ።

  • @danielberhane7359
    @danielberhane7359 ปีที่แล้ว +7

    It is a very good beginning by all parties to discuss issues that related to Eritrea. Mr Nasir hope to hear and see you more on the unifying our people to betterment of Eritrea and Eritrean.

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p ปีที่แล้ว +3

      For God sake do you even know what his core potlical and religious goal is 🤦🏽‍♂️
      some of you guys just listen but cant see through the words

    • @filimon1343
      @filimon1343 ปีที่แล้ว +2

      ኣታ ዓንጃል

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p ปีที่แล้ว +2

      @@filimon1343 እዚኣቶም እዮም ገዲዶሙና እምበር ከም በዓል ናስር ድኣ ዕላምኦም ንጹር እንድዩ ።

    • @danielberhane7359
      @danielberhane7359 ปีที่แล้ว +2

      @@filimon1343 illiterate

    • @sy5545
      @sy5545 ปีที่แล้ว +1

      I agree Daniel..👌🏽

  • @keren7723
    @keren7723 ปีที่แล้ว +15

    Naasir omer Ali
    Great job Thank you

    • @user-lo3hi4fn8z
      @user-lo3hi4fn8z ปีที่แล้ว +1

      አብ ምንታይ እዩ ወደይ ጽቡቅ ገየሩ ።ግን ደቂ መሓመድ ቫይረስ ዓለም እዚ ትግርኛ ክኽብረኩም ጸኒሑ ንስኹም ብኻልእ ክትርእይዎ ጸኒሒኹም ።ከረን ወዲ ከረን ዝባሃሉ ሰባት አብ ልዒሊ ትንባኾ ሽጋራ ዝስሕቡ ሙዕቡላት ህዝቢ እዮም
      ።ሕጂ ንስኽ ንናስር አስላማይ ብምኻን ጥራይ Great job እዚ ድማ እዩ ከጽርፈኩም ከዋርደኩም ሎሚ ሸለል የለን።

  • @rahelshiker6564
    @rahelshiker6564 ปีที่แล้ว +3

    Naser hewey Ade welida tmken kemzi kemaka ybzuhulna Ambesa I'm so proud on you 👍

  • @user-dg2mt3ml7s
    @user-dg2mt3ml7s ปีที่แล้ว +8

    ኣቶ ናስር ዑመር ድልየትካ ስለ ዘይረከብካ ጓይላ ኣይተባላሹ። ከም'ዚ ኣብ ጓይላ ኣባጓይላ ንሓደ ጎበዝ ኮቦሮ ስለ ዘይዓደሎ ጓይላ ዚዘራርግ ከሙ ኮይንካ ተሰሚዕካኒ። ሃይማኖት ናይ ግሊ ሃገር ግን ናይ ሓባር ምዃኑ መጀምርያ እመን!!! ኣብ ሓቂ እንተ መጺካ እቶም ዝበዝሑ ተከተልቲ እምነት ምስልምና ኣብ ደንበ ፍትሒ የለዉን ።ኣብ ጉዳይ ሃይማነቶም ብገለ ምስትትንክፍ ግን ካብ ገለ እዮም ዝተኣካከቡ እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ። ዘይስንካ ሑጻ ቆርጥመሉ ኣይትግበርዎ!

    • @OmarAhmed-nl6od
      @OmarAhmed-nl6od ปีที่แล้ว

      ደለይቲ ፍትሂ ሪእናዮም ዕላሞኦም ትግራይ ትግርኛ ደለይቲ ኤርትራ ከይኮነስ ደለይቲ ክርስቲያን ትግርኛ ጸቢብ ኣታሃሳሰብ ዘለዎም ክነሱ ሚስሊሚን ከመይ ገይሩ ክሳተፍ ትጽበይ

    • @user-dg2mt3ml7s
      @user-dg2mt3ml7s ปีที่แล้ว

      @@OmarAhmed-nl6od Hager Akedmu gda gal mengedi aytdle

  • @aqa7860
    @aqa7860 ปีที่แล้ว +5

    Nasr ❤

  • @diddidadda7679
    @diddidadda7679 ปีที่แล้ว +9

    ኣምበሳ ናስር

  • @elsaabraha478
    @elsaabraha478 ปีที่แล้ว +23

    Wow Nasir! Good to see you here. No question you will come out a winner on all the obstacles you've endured and may still be going through keep smiling dear friend.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      If the real Arabs in Iraq, Syria, Yemen , Tunisia, Morocco, Saudi Arabia ... do not want to accept their own camel as a "national", why is the Arab slave trying to be more Arab than the real Arabs ignoring his own symbols and identity?Most of the rich and ordinary Arabs in Saudi, Kuwait, Emirates, Qatar ,Tunisia, Morocco ... study in French and English but the Arab slave again wants to Arabize Eritrea ignoring Eritrea's own identity.

    • @selamgeber5688
      @selamgeber5688 ปีที่แล้ว

      ብ ቃአቃና አንጽዋዕን ትጋሩ ኤረትራዊያን ኢና ንባሃል

    • @ermiasalem3010
      @ermiasalem3010 ปีที่แล้ว

      Ya seb ykales sgab k kalesese eyu zelewo

    • @senaitmekonen8186
      @senaitmekonen8186 ปีที่แล้ว

      Nasr hawey you are good jegna eritrawi

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      @@senaitmekonen8186 ንሕና ንነብስና ንኤርትራ ክንመስል እምበር፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራ ወይ ንዓረባዊ ባርነት ክንወርስ ኣይተሰዋእናን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብር ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

  • @jameasaeed6187
    @jameasaeed6187 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ትምህርት ህብካና ናስር ሓወይ

  • @lalumba1678
    @lalumba1678 ปีที่แล้ว +7

    ናስር ብጣዕሚ ንጹር መግለጺ 👍👍

    • @dawitjigna
      @dawitjigna ปีที่แล้ว

      ናስር ወሼላኽ ሐሳዊ አኾራሪ ብዘይካ ሀይማኖት ካልእ ዝሐስብ ንይአክል ክፍንጥሕ ዘይገቦሮ ዘየለ።
      ፎእ 🤮ናስር🤮

  • @samsommichael2368
    @samsommichael2368 ปีที่แล้ว +5

    Exactly good job 👏 Ato Nassir.
    Eritrea Niaritrawiyan Britrawiyan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @yonimiki1020
      @yonimiki1020 ปีที่แล้ว +1

      Eritrea ብ ኤርትራውያን ክክክ መን ኣሎ ዱ አብ eri zegnet ዝሓትት ኣነን ንስኽን ኩሉ ህዝቢ zeykonen zegnet ናይ ካልእ ሃገር ዝሓትት ዘሎ

    • @eveprecious3169
      @eveprecious3169 ปีที่แล้ว

      @@yonimiki1020 shut up

    • @yonimiki1020
      @yonimiki1020 ปีที่แล้ว

      @@eveprecious3169 kkkk ane zgermeni nayziom yehwatey shut up melsi du rietona kitabsena nibalka ab adi endamatka nationality leminka hizka haki aytsilai

  • @yohang2067
    @yohang2067 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ሓደገኛ ተበላጺ፡ እንታይ ካልእ ሓሳብ ክህልዎ፡ ተፋሊጥና አለና።

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p ปีที่แล้ว +1

      ፍሉጥ፣ እስላማዊ ዓረባዊ እዩ ።

    • @Eri_nur5835
      @Eri_nur5835 ปีที่แล้ว

      አብዚ ትቅረጽ ዘላኻ አብ ባዓል ሰልጠነ ገፈጥመፈጥ ምእካብ ዝለመደ አእዛንካ ቁኑዑን ዉሕሉልን ብምስማዕ ቃንዛ ፈጢሩልካ፡፡። ኤንቢኤን፡፡

    • @user-xt1hb9wq2p
      @user-xt1hb9wq2p ปีที่แล้ว +1

      @@Eri_nur5835 መን ኣታ እዚ ፈራሕ ጥስጡስ፡ ጅሃዲስት ናስር ዑመር ድዩ ውሕሉል ቑኑዕን 😂🙆🏾

  • @erenanatna4265
    @erenanatna4265 ปีที่แล้ว +7

    ሃው ናስር ጽቡቅ ገርካ ትምርቲ ትምህሮ ኣለኻ ንባዓል ሄኖክን፣ በረኸት ሃብተማሪኣምን በረኸት ዮሃንስን፣ ትግራይ ትግሪኝ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      Henoke is a christian extremist and ethnofascist. Henoke is a cadre and an activists for the Greater Tigray Tigrinya secret movement in diaspora.

  • @alilaaajose2603
    @alilaaajose2603 ปีที่แล้ว +3

    Thank you baba Nasir I’m so proud of you ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegaia2909
    @tsegaia2909 ปีที่แล้ว +11

    Mr Nasir A True Eritrean Patriot. Stay Safe.

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว +1

      @@woldaislassie2930 Wayne Losers Game over Gypsi

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      Henoke is a christian extremist and ethnofascist. Henoke is a cadre and an activists for the Greater Tigray Tigrinya secret movement in diaspora.

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      @@h.gebrndras6749 Henoke is a christian extremist and ethnofascist. Henoke is a cadre and an activists for the Greater Tigray Tigrinya secret movement in diaspora.

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 ปีที่แล้ว +24

    Henoke you made my day… Thank you ❤🎉

  • @jemali792
    @jemali792 ปีที่แล้ว +18

    Good job Nasser , the questions were redundant . But you handled it well.

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      The problem is that Henoke is a christian extremist and ethnofascist. Henok has an agenda to creat division among native Eritreans. Henok is an activist and cadre for the Greater Tigray Tigrinya secret movement in diaspora. Henok does not care about Eritrea or Eritrean people.

  • @berhanabdurahman2090
    @berhanabdurahman2090 ปีที่แล้ว +11

    መሓመድ ብርሃን ብላታ… ኣገናዕ ኩቡር ናስር ዑመር ዓሊ ኣገናዕ ኩቡር ሄኖክ ኤረሳት: እቶም ዝቐረቡ ሕቶታትን ብናስር ዝተዋህቡ መልስታት ነቶም ካብ ነዊሕ ግዜ ኣትሒዞም ንሃገር ከም ሃገር ዝተናኽፉን ንሓድነት ህዝብና ዝበታትኑ ንሓቀኛ ታሪኽ ህዝብና ዝድውኑ ንሓይልታት ተቓውሞ ኣብ መኣዝኑ ንምስሓት ብዙሕ ዝዋስኡ ብክብርን ለዑላውነት ሃገርና ኤርትራ ዝጣልዑ ሃሱሳት ስለ ዘይተሳእኑ: እዞም ዝቐረቡ ሕቶታትን ዝተዋህቡ መልስታት ናይ ብሓቂ አቃላዕትን ገለጽትን ኣመትን ከይኖም ብወገነይ ስለ ዝረኸብኩዎምን ዝተማሃርኩሎምን ስለ ዝኾኑ ልዑል ምስጋናይ ከቕርብ ከሎኹ ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ሃነጽትን አድማዕትን ሃገራዊ ዛዕባታት ኣልዒልኩም
    ብወገነይ ኣገደስቲ ኮይኖም ስለ ዝረኸብኩዎም ክትዝርግሑ መታን ከንመሃረሎም ውን ከትቅጽልዎ ብኽብሪ ይላቦ: ምስ ሰናይ ትምኒታተይ።

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว +2

      Money can talk Henok
      Brother Nasir i admire and proud of him Because he stand with mother home Eritrea 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💯💯👌👌

    • @user-lo3hi4fn8z
      @user-lo3hi4fn8z ปีที่แล้ว +1

      ናስር ካብ ዝበሎ ዓረብን ሽሪዓን ንኢርትራ ክሃንጻ እዩ ትግራይ ትግርኛ አጋዝያን ግን ናይ ኢርትራ ሓደገኛታት እዮም ,😂😂😂😂😂😂 ንኺድ ጥራይ ምክብባር ይሓይሽ ኢልና ስቅ መሪጽና ።እዘን ብትግርኛ ዝጥርነፋ ወዲቤታት ሓደገኛታት እተን ናይ ምስልምና ናይ ቀቢልታት ግን ጹቡቅ እዩ ግርም መታዓዛዘቢ ።ተመሲሉ እዩ ቀደም ሽሕ ተኾነ ሕያዋይ አይትእመን አስላማይ።ንአስላምይ ዝአመነም ማይ ዝሓቆነን ሓደ እዮም ምስላ አቦታት።ግን ሎሚ ጥንቅቅ በሉ

    • @weldatasmelash2543
      @weldatasmelash2543 ปีที่แล้ว +1

      Nasr kemey kerka eiga lelena artrawi tkewun u come from tgray go bak tgray0

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 ปีที่แล้ว +6

    ሓው ናስር ዑመር ዓሊ ብበሊሕ ፖሎቲካዊ መጋዝ ነቲ ምስ ሞት ወያነ ዝወደቀ ፖሎቲካ ብዓል ሄኖክን መሰልቶምን እንደገና ጽቡቅ ጌሩ ኣዳቂቅዎ። Thanks Nasso

  • @samsonm.m.5949
    @samsonm.m.5949 11 หลายเดือนก่อน

    Nasir, thank you for your narration. Your stand is loud and clear. Why don’t why Henok keep circling around the same question and expect to tell you 1+1 = 2.
    If anyone doubt that there is “Tigray tigrigna” movement is naive or denying the obvious.

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ልብና ዘየሎ እናምጽኡ መዓል ምሁር ደንቖሮ ናስር ዑመር ኣብ ክንዲ እቲ ቐንዲ ዉራይና ክንዲ ነድህብ ኣብ ጋል መንገዲ ኮለል የብሉዎም አለው ነዞም ኣመንቲ እስልምና ዝኽተሉ ደቂሃገር ኤርትራ ንሕና ስለምንታይ ንቓለስ ንቓወም ኣለና ናይ ኣግኣዝያን ዶ ትግራይ ትግሪኝ ኣተሓሳስባ እንተለና ባዕሎም ጀበርቲ ልዕሊ ኩልና ተጋሩ ኢዮም ግደ ሓቒ እንተኾይኑ ግን ዘይርድኣኒ ዑመር ዓሊ ይቓለስ ኣለኹ እናበለ ስለምንታይ እዩ ኣንጻር ተቓወምቲ ዝቓለስ,,, ፈቲና ጸሊእና ተጋሩ የሕዋትና ኢዮም ግን ንሶም ኢትዮጵያ ንሕና ኤርትራ.

  • @jamelkelifa5868
    @jamelkelifa5868 ปีที่แล้ว +4

    Brilliant Nasser Omer we teaching from you great ideas

  • @kelifatahir-mr7iz
    @kelifatahir-mr7iz ปีที่แล้ว +2

    Naser proud of you

  • @sultanibrahim2179
    @sultanibrahim2179 ปีที่แล้ว +3

    Good job Nasir🇪🇷💯🇪🇷💯

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b ปีที่แล้ว +2

    ጥልያን ንሃገርና ድሉ ኤርትራ ኢሉ ጸዊዒዋ እንበር ኣነ ኣነ እየ መንነተይ ንጡብ ኣደይ ንማህጸን ኣደይ ይመስል ትግርኛ ትግራዋይ ሃገረይ ኤርትራ44

  • @AS-rx7rt
    @AS-rx7rt ปีที่แล้ว +6

    Nassir, very brilliant and decent but knows how to quench the fire coming from the biased journalist. He is quite different when he interviews likes of khalid Abdu and Bereket. He came just to challenge but when it comes to Kalid Abdu he lets him to sell his ideas.

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 ปีที่แล้ว +4

      ንናስር ኣድኒቐዮ ብሓቒ ኤርትራዊ ሃገራዊ እዩ። ንኤርትራዊ ክሰዓር ፡ ኤርትራ ገዛ ተጋሩ ክትከዉ፡ ኤርትራዊ ዳግም ክስደድ ፡
      ከምቲ ተመስገንን፡ ረድኢን ዝደጋግምዎ ሕነ ምፍዳይ ሕነ ኣምሲሎም ንኢርትራዊ ክዉድእዎ ኔሩ ጸሎቶም። ግን ኣምላኽ የአዒንቱ ኣይዓመተን፡ እነሆኳ ተንኮሎም ብደቒ ትግራይ ይቕላዕ፡ ዕሱባት ድማ ይበኽያ

    • @azmarino99
      @azmarino99 ปีที่แล้ว

      @user-lp2nq2l... Credit to Henok, he thought that he is going to challenge and embarrass Naser, but he squeezed Naser and helped us to get the honey out of him by explaining his posts and views which were not clear to many of us. Anyone who believes on the freedom of Eritrea and equality of its people will not have a problem to work together. Difference is beauty. Long live Eritrea!

    • @loyalkeni
      @loyalkeni ปีที่แล้ว +1

      I totally agree with your point. Henok is biased journalist and he favored clearly Tigray tiewot group

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +3

    1:22:58 ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝወረደ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ኣይነበረን። ነይሩ ወይ ኣሎ እንተ ኾይኑ፣ ብሰንኪ እቲ ወተሃደራዊ ዕንደራ ናይቲ መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘውረዶ ሰብኣውን ንዋታውን ዕንወት ኢዩ። ኤርትራ ሓደጋ ዘይኮነ ወሪዱዋ፣ ግፍዕን ገበናት ምጽናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ኢያ ፈጺማ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት። በዓል እዚ ርኹስ ሰብ ኣብዚ ዝዛረብ ዘሎ፣ ካብቲ ንህዝቢ ኤርትራ ን 32 ዓመታት ኣብ ትሕቲ መሪር ጭቆናን ባርነትን ዘንብር ዘሎ ስርዓት ኢሳያስን ህግደፍን ወላ ሓንቲ ዝፍለ የብሎምን። እዚ ሰብ ዚ፣ ሓደ ብእስላማዊ ጥሩፍነት ዝሳቐ፣ ሓንጎሉ ብጽልኢ ህዝቢ ትግራይን ኣመንቲ ክርስትናን ዝተመልአ ዕሉል ገበነኛ ኢዩ።

    • @shisaytekle4094
      @shisaytekle4094 ปีที่แล้ว +2

      ብቑዕ መልእኽቲ ንዝርድኦን ንዘስተውዕሎን።

  • @seeker3963
    @seeker3963 ปีที่แล้ว +17

    👍ሆኖክ ብጣዕሚ ሐቀኛ ሐታቲ ብጣዕሚ ተሐጊሰልካ my bro

  • @dawitberhe4019
    @dawitberhe4019 ปีที่แล้ว +1

    ናስር 200% ብሐቃ ትንታኔ ሂብካ ንፋእ

  • @seidomer5457
    @seidomer5457 ปีที่แล้ว +9

    Nasir is smart enough to answer any complexes questions that came from tigray tigrinya.i appreciate him

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +2

      ፖለቲካ ኤርትራ ኣበይ ይባላሾ ፧ እነተተባህለ ፡ ኩሉ ነገር ብጸቢብ ሃይማኖታዊ ረብሓ ክምዘን ከሎ እዩ። ንሕና ንነብስና ንኤርትራ ክንመስል እምበር፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራ ወይ ንዓረባዊ ባርነት ክንወርስ ኣይተሰዋእናን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብር ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @seidomer5457
      @seidomer5457 ปีที่แล้ว +1

      You can't make identity by Tigrinyanism. Tigrinya is the language which spoken by a lot of tribes ( converted to Christianity,for example asawurta )who has brothers in another ethnics.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

      @@seidomer5457 Naser is not an Arab or their slave nor is he originally from any Eritrean village. He will tell the truth that he is originally either from the great Jebertis of Welo or Wuqro Tigray. People should be proud of their identity, they do not need to rent Arabian identity.

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 illiterate

  • @abusabr6674
    @abusabr6674 11 หลายเดือนก่อน

    አነስ ብናይ ናስር አመላልሳ አዚየ ተደኒቀ የቀንየልና ናስር ዑመር ሄኖክ ዉን የቀንየልና ንናስር ስለ ዘቅረብካልና::

  • @jsai8144
    @jsai8144 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you Br Nasser, you are great thinker, very well analysed and presented argument. You have detailed all the conspiracies of Tigray Tigrene, from onset until present time Eritrea.

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t ปีที่แล้ว +3

    ሄኖግ ሓወይ ኮለል የብለካ ኣሎ ደጊም ሻሂ እናሰተና ኢና ንፈትሖ ትልብ ኣምር ነቶም ዓሰርተ ግዜ ሸሞንተ ሸሞንተ ዝብሎም እያ እታ መልእኽቲ ንኤርትራውያን ኣይኮነትን ተፋሊጥና ኣለና ናስር ተስፋ ይገብር እዚ ክርትስትና ዝኣምን ከስተውዕል

  • @yohannestseggai620
    @yohannestseggai620 ปีที่แล้ว +2

    Mr Nasir, you are idealistic and you have shown political maturity. The interviewer was uncomfortable and his line of questioning was very close to his personalised fightback as it touched his personal identity crisis.

  • @mindyourbusiness3521
    @mindyourbusiness3521 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ጋዜጠኛ ጥዕና ኣለዎ ዶ? እዞም ጀነራላት ማለሊት፡ ዉድባት ትግራይ፡ ከም እኒ ባይቶና ዓረና ዓባይ ትግራይን ኤርትራውያን ኮራኩሮምን ከም እኒ ብሩህ መጻኢ እንታይ ድዮም ክብሉ ዝውዕሉ ኣይረኣኹን ትብል! ቅማላም

  • @yonimiki1020
    @yonimiki1020 ปีที่แล้ว +4

    Great point ሄኖክ ኣነ ዝገብሮ ዕንወት ካብ ኢሰያስ ዝሓይሽ አዩ ክኸውን ዝክኤል ስለምንታይ ኣንጻረይ ትኸውን ኢሰያስ ኮሎ 👍👍👍 ንጽርቲ ሕቶ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

      ፖለቲካ ኤርትራ ኣበይ ይባላሾ ፧ እነተተባህለ ፡ ኩሉ ነገር ብጸቢብ ሃይማኖታዊ ረብሓ ክምዘን ከሎ እዩ። ንሕና ንነብስና ንኤርትራ ክንመስል እምበር፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራ ወይ ንዓረባዊ ባርነት ክንወርስ ኣይተሰዋእናን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብር ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy ปีที่แล้ว

    "ሱር ዝሰደደ ሸርሒ" ብሓቂ ሸርሒ ጽቡቕ አሎኻ ክቡር ሓው:: ተስፋጼን በህግደፍ ዝተዋህቦ ተልእኾዪ ነይሩ:: ልክዕ ከምቲ ዝበልካዮ ንምብትታን ሀገር ኤርትራ ኮነ ኢልካ ዝተአልመ ሸርሒዩ:: ትዘገርም ትግርኛ ተጋሩ ሕሉፍ ሓሊፉ ትግርኛ መንነትዩ ክሳብ ምባል. ብፍላጥ ድዩ ብዘይፍላጥ ቀሊል ዘይኮነ ቁጽሪ መንእሰያትና ጎሲሞሞ ይርከቡ::

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ኤርትራ ግና መሪሕነት ጀብሃ ኣል ታሕሪር ናቶም ባዕሎም ዘሕተምዎ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም። ንቋንቋ ትግረትግርኛ ንምድኻም ድማ ብዙሕ ስጕምትታት ወሲዶም። እዚ ኩሉ ንኤርትራ ዓረባዊት ንምግባር እዩ ዝነበረ።
    መንነቱ ቋንቋታቲ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ከኣ ይትረፍ ክመርሕ ከም ዜጋ ውን ብሰላም ከንብረካ ኣይክእልን።
    "ኢንዶኖዝያ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
    ሶማል 100% ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
    ቱርኪ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
    ኢራን ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
    ኣብ ኤርትራ "ማይኖሪቲ" ውሑዳን ብሄራት ኣስላም ኣለዉ፥ ሃገራዊ ቋንቋ ኤርትራ ዓረብ ክንገብሮ ይብሉ።"
    ኣቶ ኢሳያስ ብዛዕባ "ትግርኛ ከለዉ ዓረብ ክኾኑ ዝደልዩ፥ትግረ ከለዉ ዓረብ ኮይኖም ንዮ በላ እዛ ትግረ ዝብሉ፥ ኣብ ሂወተይ ክልተ ጊንጢነት ኣጓኒፎምኒ " : ይብል።
    ብዘይ ብሄረ ትግርኛን ፡ ብዘይ ግቡእ ክብሪ ንቋንቋታት ትግረ ትግርኛን (85% ናይ ኤርትራ)፡ ሃገረ ኤርትራ ትርጉምን ህላወን የብላን። ዓረባውነት መንነት ኤርትራ ኣይኮነን። ብናይ ክራይ መንነት እትምስረት ሃገር የላን።

  • @teklzgiyosief7704
    @teklzgiyosief7704 ปีที่แล้ว +2

    እዚ መጅሃዲን ብሕቡእ ምስ ካልእ እስላሚስት ክኦይኑ ይዝቲ ኣብ አሪሳት መጺኡ ክኣ ተቃላሳይ ኮይኑ ይዛረብ ።

    • @jimoosman
      @jimoosman ปีที่แล้ว

      Agame eika yemsleni

  • @IBRAHIM83234
    @IBRAHIM83234 ปีที่แล้ว +2

    Good job nassir 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrea first always ❤❤

  • @abdallahussein9305
    @abdallahussein9305 ปีที่แล้ว +2

    Nab kalie hito endabelka kolilka nabta qedamayti hito yimiles 🤔🤔🤔🤭🤭🤭

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 ปีที่แล้ว +2

    "ኣብ ኤርትራ፣ ቋንቋ ዓረብ ይኹን ሸሪዓ ሽግር ኮይኑ ኣይፈልጥን'ዩ፣ ኣግኣዝያን ይኹን ትግራይ ትግርኚ ግን፣ ሽግር'ዩ"። 😂😂😂😂😂😂
    ሰሚዕናካ ናስር ዑመር!! እቲ ዝኸውን ዘገም ኢልና ክንሪኦ ኢና !!!

  • @saeedna1
    @saeedna1 ปีที่แล้ว +3

    ኤርሳት ዝድነቅ ስራሕ ትስርሑ ኣለኩም ሄኖክ ብጣዕሚ የድንቀካ ንጥብታት ኣታሓሕዛካ ከምኡውን ናስር ኤንብኤ።

  • @amanuelyohannes8626
    @amanuelyohannes8626 ปีที่แล้ว +7

    Great interview, a little biased interviewer as usual - which is of course expected from Erisat. But Nassir has handled most of the cheap shots really well. We all know that the current administration in Eritrea has to step down and our people deserve much better than what is currently the case in the country. But we can only achieve the change if we all unite and apply a significant pressure on the status quo. United we stand!
    A little comment for Nassir though - this obsession ( for lack of a better word) on "Tigray - Tigrigni" can be counter productive on the journey of uniting our people. So the less it it appears on your discourse the better. This is my humble opinion.

    • @YG-yt3bt
      @YG-yt3bt ปีที่แล้ว

      Hi ! Mr. Amanuel I read your note thoroughly although,I am a little confused and dismayed by the content of your opinion. Here is why? To begin with you complimented Henok for his advances and yet you had already concluded with your instigations about his character. On another note , you seem to applaud Nasir although , his rhetorically response he was trying to build a mountain from a mole’s hole. If you get my drift….. in some instances Nasir wasn’t direct and dodging a simple question and that contributes a whole a lot of ignorance. Or else I wholeheartedly salute you with your hypothesis of the number one enemy ( Regime) of the of our people and the whole East African countries. Thank you 🙏 Brother Keep illuminate the ignorant people despite their arrogance.

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t ปีที่แล้ว +9

    ሕምቀትካ ናብ ካልእ ምጽጋዕ ክንገድፎ ኣለና ነዚ ቓልሲ ንድሕሪት ዝመልሱዎ መዓል ናስር ኢዮም ብሓይማኖይ ዝዓወሩ

    • @OmarAhmed-nl6od
      @OmarAhmed-nl6od ปีที่แล้ว +2

      ኣታ ደንቆሮ ሰብ ኢኻ ባኣል ናስር ባሃይማኖት
      ዛኣወሩ ክትብል ኣይታሃፍርን ቅድሚ ሚቲ ኣመት ኣቦታትካ ኢዮም ሃድነት ምስ ኢትዮፒያ
      ዝነገሰ ንጉስና ዝበረቀት ጻሃይና ዝበሉ ባሃይማኖት ተገዲሶም እምበር ኤርትራዊነት
      ተገዲሶም ኣይኮነን ዘገደሶም ሃይማኖት ኢዮም
      እስኻውን ንኣቦታትካ ኣሰር ኢኻ ትክተል ዘለኻ ትምስል

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

      @@OmarAhmed-nl6od i Proud of you Brother i agree with you you that is fact 🇪🇷❤️🇪🇷🕌❤️⛪❤️✝️☪️💯💯🙏🙏🙏291 👌👌those People talking Just Bullshit or most of them From Tigray. Dont believe them.

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t ปีที่แล้ว +5

    ናስር ብገንዘብ ዝተገዝኤ ውልቐ ሰብ ናይ ሃይማኖት ጸገም ዘለዎ ምሁር ፋራ እዩ

    • @jemalmohammed1812
      @jemalmohammed1812 ปีที่แล้ว

      ንስካ ድማ ሓርፉ ደንቆሮ
      እት ፋራ ምሁር ዚብሎ ዘሎ ክርዳ ዘይተዓደልካ ኣብድ ሙካንካ እዩ

  • @mindyourbusiness3521
    @mindyourbusiness3521 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ሀኖክ ዝበሃል ትግራዋይ ጋዜጠኛ በዚ ዝሓቶ ዝነበረ ሕቶታት ልቡ ጥዑይ ከምዘይኮነ ናይ ኣቦታቱ ሕማም ኣብ ደሙ ከምዘሎ ብሩህ እዩ።

  • @dinishtekle194
    @dinishtekle194 ปีที่แล้ว +17

    Eventhough people like Nasser are narrow minded, I appreciate ERISAT for giving us the opportunity to listen and realize he hasn't changed his mindset.

    • @hpt.446
      @hpt.446 ปีที่แล้ว +3

      he couldn't even answer the questions!!!!

    • @YG-yt3bt
      @YG-yt3bt ปีที่แล้ว +3

      Mr. Nasir is rumbling around from topic to topic and it hard to grasp what he’s saying.

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

      illiterate

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

      @@hpt.446 Puppet Wayne illiterate

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 29 วันที่ผ่านมา

    ኺሳቢ 1998ወያነ ገዚአታ ቲቢል አለይኺ።ዒጺሑለይ ኤሪቲራ ኢሉ ዓኒቀጺ39ይሚሊከታዱዩ።

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy ปีที่แล้ว +3

    ክቡር ሓው ናስር የቀንየልና ስለቲ ሀናጺ መልስታትካን ትንታነኻን::

  • @Rose-jf8mx
    @Rose-jf8mx ปีที่แล้ว +8

    Bravoo Nasser

  • @Rose-jf8mx
    @Rose-jf8mx ปีที่แล้ว +2

    Betamy siney serat zelow enter view love it

  • @sy5545
    @sy5545 ปีที่แล้ว +6

    Excellent questions Henok!👌🏽👏🏽

  • @NMra.2023
    @NMra.2023 ปีที่แล้ว +1

    Mr. Henok why you don't say Mr. Nasser?

  • @Selamnkulu652
    @Selamnkulu652 ปีที่แล้ว +1

    Henok yellow journalist 😂 ezom tigrigna tigrigni zbel kefiena nseka wn xebuk geyrka eka tfelto henok lekbat 😢😢😢😢😢😢 naser jigna ❤❤❤

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 ปีที่แล้ว +2

    I am very confused what he said

  • @abdulahi8301
    @abdulahi8301 ปีที่แล้ว

    Nasier Omer I wish to see you on the side of the Eritrean government .

  • @tigrignapost
    @tigrignapost ปีที่แล้ว +6

    እዚ በስናዕ ናስር! ንዛ ስለምንታይ ከምቲ..ኩናማ፣ዓፋር ኤርትራዉያን ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ የሕዋቱ ዝኾኑ "እቲ ትግርኛ ምስ ኣብ ትግራይ ዘሎ ተጋሩ የሕዋተይ ኢዮም ተበለ ዘይትቅበላ፣ ትብል ሕቶ ክምልሳ ኣይካኣለን። መልሲ'ዉን የብሉን። ዘይ ጽልኢ ናይቲ ትግርኛ'ዪ ዘለዎ። እዚ በስናዕ! ጽልኢ ከምዘለዎ ኣብዚ ኲናት ናይ ትግርይ፣ "ዘይ ትግርኛ ነንባዕሎም ኢዮም ዝተሃናኾቱ ዘለዉ፣ ግርም ግዲ! ድሓር ሻሂ እናሰተና ዝዕመም ጉዳይ ጥራይ ኢዪ ተሪፍና ዘሎ ክብል እዉን ጺሒፉ ኔሩ'ዪ። እቲ ዘሕዝን ድማ ናይቲ ዱምዙዝ ትግርኛ ተዛራቢ'ዪ። እምበር ናስር በስናዕን መሰልቱን ትግርኛ ከጠፍ ከምዝደልይዎ ጥርጥር የለን።

    • @asmarah3174
      @asmarah3174 ปีที่แล้ว

      መሃይም ምስማዕ ልመድሞ ኣመዛዝን

    • @wedibchlo635
      @wedibchlo635 ปีที่แล้ว

      He is 10 MAHAYMS in one person

  • @biniam6455
    @biniam6455 ปีที่แล้ว +1

    ዝኸበርካ ሆኖክ ክሳብ አብ ናትካ አረአእያ ክሳብ ዝሰማማዕ 1000000000000 የይውዳእ ዜሮታት ወስኸሉ አረአእያ አያና ናስር ክትቅይሮ አይትኽእልን ኢኻ ሓሞት ሓርማዝ ካብ ምጭላጥ ሓሊፍካ ::
    ርእይቶ ናስር ወያነ አብዚ እዋን እዚ እቲ ዝዓበየ ስግአት እዩ::ንጹር ዘረባ::
    እንተ ንስኻ ጋዜጠኛ ዘይኮንካስ ወኪል ወያነ ኢኻ ትመስል ዘለኻ::ስራሕ ጋዘጠኛ እንተትገድፎ ምሓሸካ ::ብላሽ ሰብ! ንሄኖክ እየ::

  • @user-dk3zd9yz4k
    @user-dk3zd9yz4k 5 หลายเดือนก่อน

    شكرًا

  • @keriaabduselam1333
    @keriaabduselam1333 ปีที่แล้ว +4

    Naser god job

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ኣብ ኤርትራ ግና መሪሕነት ጀብሃ ኣል ታሕሪር ናቶም ባዕሎም ዘሕተምዎ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም። ንቋንቋ ትግረ ትግርኛ ንምድኻም ድማ ብዙሕ ስጕምትታት ወሲዶም። እዚ ኩሉ ንኤርትራ ዓረባዊት ንምግባር እዩ ዝነበረ።
      መንነቱ ቋንቋታቲ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ከኣ ይትረፍ ክመርሕ ከም ዜጋ ውን ብሰላም ከንብረካ ኣይክእልን።
      "ኢንዶኖዝያ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ሶማል 100% ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ቱርኪ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኢራን ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኣብ ኤርትራ "ማይኖሪቲ" ውሑዳን ብሄራት ኣስላም ኣለዉ፥ ሃገራዊ ቋንቋ ኤርትራ ዓረብ ክንገብሮ ይብሉ።"
      ኣቶ ኢሳያስ ብዛዕባ "ትግርኛ ከለዉ ዓረብ ክኾኑ ዝደልዩ፥ትግረ ከለዉ ዓረብ ኮይኖም ንዮ በላ እዛ ትግረ ዝብሉ፥ ኣብ ሂወተይ ክልተ ጊንጢነት ኣጓኒፎምኒ " : ይብል።
      ብዘይ ብሄረ ትግርኛን ፡ ብዘይ ግቡእ ክብሪ ንቋንቋታት ትግረ ትግርኛን (85% ናይ ኤርትራ)፡ ሃገረ ኤርትራ ትርጉምን ህላወን የብላን። ዓረባውነት መንነት ኤርትራ ኣይኮነን። ብናይ ክራይ መንነት እትምስረት ሃገር የላን።

    • @h.gebrndras6749
      @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 you are sick Liar Junta Drama Maker Game over

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      @@h.gebrndras6749 ካልእ ልዕሊ ኣውራጃዉነት እቲ ቀንዲ ሓደገኛ ሕማም ናይ ፖለቲካ ኤርትራ ሃይማኖታዊ ሸቐጥ እዩ። ንኤርትራ ብሃይማኖት ጥራይ ክመዝንዋ ዝፍትኑ ኣለዉ። እዚኦም ጉዳይ ሃይማኖት ኣብ ፖለቲካ እናልዓሉ ፡ ኣፍ ሰብ ከትሕዙ ዝሕልኑ ተበልጽቲ እዮም። ኤርትራ ናይ ኣስላም ወይ ናይ ክርስትያን ኣይኮነንትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ሰብ እያ። ንኣብነት ፡ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ሓደ ወዲ ብሌን ብቐዳምነት ናይ ሃይማኖት ኣይኮኑን ፡ እንታይ ደኣ ናይቲ ዝዓበየሉ ከባቢ ብሄር ፣ ቋንቋን ባህልን እዮም። በዚ ሰበብ ናይ ሃይማኖት ንባህሊ ፣ መንነትን ቋንቋን ናይ ካለኦት ከም ዝፍንፈንን ዝእለይን ዝገብሩ ፡ ንኤርትራ ብግቡእ ዘይፈልጥዎ ያኢ "ተማሂርና ኢና" ዝብሉ ምስሉያት 'ውን ኣለዉ።

  • @bobsmart8302
    @bobsmart8302 ปีที่แล้ว +1

    We need to stop playing hide and seek. Tigray is a highly nationalist population. This nationalist fervor hasn't been defeated by the war. It actually deepened and strengthened. Eritreans will always be influenced by powerful Tigrigna socio political nationalist environment next door. The final attempt to salvage Arab Eritrea died in the 2 year genocidal war. Open borders will be a reality with Tigray and that is like a death kiss to the Arab inspired Eritrean independence. Game over back to you ustaz nasir. You know the truth.

  • @yorsalemweldu5843
    @yorsalemweldu5843 ปีที่แล้ว +1

    Nasir btami bisul zereba👍🏽

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      Henoke is a christian extremist and ethnofascist. Henoke is a cadre and an activists for the Greater Tigray Tigrinya secret movement in diaspora.

  • @theer5130
    @theer5130 ปีที่แล้ว

    ወያ ኤሪሳት ደኣ ብወግዒ እንድያ ተጣባቒት ትግራይ ትግርኚ ኮይና ማሕበር ካቶሊክ

  • @FM-em7rs
    @FM-em7rs ปีที่แล้ว +11

    Thank you so much hawena naser sebuke meglesi.

  • @solpaul9065
    @solpaul9065 ปีที่แล้ว +9

    Thanks ,Mr Nasser

  • @M.A-f9u
    @M.A-f9u ปีที่แล้ว +4

    Well done Nasir, Eritrean by Eritrean. Good Interview

  • @josidaniel6771
    @josidaniel6771 ปีที่แล้ว +1

    Musilme nay eritrea befelay ka jaberte. Fetekum xelekum tigray yehewatena eyom kabeom ketefelalena buzuhe xerkum gen aykonelkumun hji ka hzbe tigriga behansabe zeneberelu gezeya akilu eyu

  • @ibrahimmahmoud2959
    @ibrahimmahmoud2959 ปีที่แล้ว +1

    ሄኖክ እንታይ ዕላማኻ? ትግራይ ትግርኚ ኢትዮጵያውያን እዮም ኤርትራዊ ዝበሃል ካብ 9 ብሄራት ዝኾነ ንኤርትራውነት ዘፈይ እዩ ኣዴኻ ትግታወይቲ ዲያ? ኣሸቀልቲ ከም ዘለውኻ ንፈልጥ ኢና ቁርዲድ ድሓር ከኣ ትግርኛ ኤርትራ ትግርኛ ትግራይን ነንበይኑ እዩ

  • @teclewoldemichael9287
    @teclewoldemichael9287 ปีที่แล้ว +10

    Thanks Nassir it was brilliant response.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ኣብ ኤርትራ ግና መሪሕነት ጀብሃ ኣል ታሕሪር ናቶም ባዕሎም ዘሕተምዎ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም። ንቋንቋ ትግረትግርኛ ንምድኻም ድማ ብዙሕ ስጕምትታት ወሲዶም። እዚ ኩሉ ንኤርትራ ዓረባዊት ንምግባር እዩ ዝነበረ።
      መንነቱ ቋንቋታቲ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ከኣ ይትረፍ ክመርሕ ከም ዜጋ ውን ብሰላም ከንብረካ ኣይክእልን።
      "ኢንዶኖዝያ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ሶማል 100% ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ቱርኪ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኢራን ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
      ኣብ ኤርትራ "ማይኖሪቲ" ውሑዳን ብሄራት ኣስላም ኣለዉ፥ ሃገራዊ ቋንቋ ኤርትራ ዓረብ ክንገብሮ ይብሉ።"
      ኣቶ ኢሳያስ ብዛዕባ "ትግርኛ ከለዉ ዓረብ ክኾኑ ዝደልዩ፥ትግረ ከለዉ ዓረብ ኮይኖም ንዮ በላ እዛ ትግረ ዝብሉ፥ ኣብ ሂወተይ ክልተ ጊንጢነት ኣጓኒፎምኒ " : ይብል። ብዘይ ብሄረ ትግርኛን ፡ ብዘይ ግቡእ ክብሪ ንቋንቋታት ትግረ ትግርኛን (85% ናይ ኤርትራ)፡ ሃገረ ኤርትራ ትርጉምን ህላወን የብላን። ዓረባውነት መንነት ኤርትራ ኣይኮነን። ብናይ ክራይ መንነት እትምስረት ሃገር የላን።

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 ปีที่แล้ว +1

    As a Tigrigna Eritrean, I agree 💯 with Nasir. Not going to happen.
    Tegaru arif'kum tekemetu.

  • @temesgem7813
    @temesgem7813 ปีที่แล้ว +3

    Ezi sebay fre yeblun Wufuy vs Samsom selemun amxalna hanok.

  • @ibiabu9773
    @ibiabu9773 ปีที่แล้ว +4

    As always Nasir answered all questions brilliantly. Thanks Nasir Eritrea For Eritreans By Eritreans. Thanks Henok for hosting this brilliant man! I hope people take great lesson from this sound and clear vision. ❤❤❤

  • @its_mubie
    @its_mubie ปีที่แล้ว +5

    This video was a great example of handling tough questions with grace and professionalism. Despite the interviewer's attempt to corner Ustaz Nasser and assasinate his character, he kept his composure and answered with clarity and intelligence. It was a stark contrast to the 'Bright Future Movement Leader' interview where the questions were more open-ended and allowed the interviewee to express their own thoughts and agendas rather than being question on every post they posted. It just goes to show that even in the face of unfair questions, one can still shine and make a lasting impression. Kudos to the interviewee in this video! Henok, stop pushing your biased questions!

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      Henoke is a christian extremist and ethnofascist. Henoke is a cadre and an activists for the Greater Tigray Tigrinya secret movement in diaspora.

  • @jagme334
    @jagme334 ปีที่แล้ว +2

    Ato Nasir, with all respect. Wushtika mermir, tsilieka abey kemzelo misfeletka kidim nisu hakimo.

  • @samisimple4023
    @samisimple4023 ปีที่แล้ว +1

    Nasr what are you talking about? You’re not making any sense

  • @daywireless1083
    @daywireless1083 ปีที่แล้ว +3

    Honestly, I'm so sorry. i was confused about this issue/ interview pls let's talk about how we are working together. We have a lot of problems in how we can get unity. Let's find out ? After that we can talk whatever we like .that my opinion.

    • @edrismussa3688
      @edrismussa3688 ปีที่แล้ว

      Good point , I think why we stack with this problem Weyane question belongs to Weyane.
      Not to eritrean

  • @Abi-hero
    @Abi-hero ปีที่แล้ว +3

    ናይ ኤርትራዉያን ስግአት ትግርኛ ዝዛረቡ ኤርትራዊ ስነልቦና ዘይብሎም አብ ኩሉ አለኹ ዝብሉ ተበለጽቲ ዩ። 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

    • @user-ss4kk1yh5e
      @user-ss4kk1yh5e ปีที่แล้ว

      እንታይ ማለት ከኣ ኢኻ ትግርኛ

    • @simomnaizgi3276
      @simomnaizgi3276 ปีที่แล้ว

      Tsegem nay Eritrea kemzi kemaka wey kemaki nwlke seb zemluku eu kem beal nska ente teleu selam mrekebna kurub ke zeythbae wedey seli dictator gerkas wey gud

    • @Abi-hero
      @Abi-hero ปีที่แล้ว

      @@simomnaizgi3276 ንቅሐት ነሪኪ/ካ ወይ ምስትዉዓል እንተዝነብር? ነቲ ስእሊ ናይ እሰያስ መንበ ብክዬ ነርካ። ብዙሕ ከአ ምተመሀርካ ናይ ዕድል ጉዳይ ኮይኑ ግን አይተዓደልካን። 🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @alitaha1157
    @alitaha1157 ปีที่แล้ว +1

    Great Job Brother Nasser und thanks

  • @erieri2848
    @erieri2848 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕቶታት ሄኖክ:: መልስታት ናይ ናስር ግን ብዙሕ ንጹር ኣይነበረን:: ካልእ እታ ሰንጋል ናብ ስኒት ኣምጺኡኒ ዝበልካያ ከኣ ?

  • @mendeferawyan3224
    @mendeferawyan3224 ปีที่แล้ว +2

    Is it true that Henok is a3game or tewelije wedi Adwa?

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว +1

      Henoke is a christian extremist and ethnofascist. Henoke is a cadre and an activists for the Greater Tigray Tigrinya secret movement in diaspora.

    • @mendeferawyan3224
      @mendeferawyan3224 ปีที่แล้ว

      @@wintahabtom9894
      If he is not from the miserable A3GAME land, he must be from ዓጋመጊዓዘይ then.
      ውሑዳት ንህቢ ከባቢኦም ይዕንግሉ
      ብዙሓት ሃመማ ከባቢኦም የጭንዉ

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      ኩሎም እዞም አብ ማሕበራዊ መርበብ social media ዝነጥፉ ዘርኢ መቦቆል ተጋሩ አብ ግዜ መግዛእቲ ጣልያን መግዛእቲ ኢትዮጵያ መንነትን መሬትን ዝወሰዱ ኢዮም። እዚኦም ዓላማ ናቶም ናዓና ደቀባት አጽኒቶም ኤርትራ ምስ ተጋሩ ኮይኖም ክነብሩላ ኢዩ።❤️

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      @@mendeferawyan3224 his parents are originally from Tigray who came and settled in Eritrea in 1889. His parents parents were TAGARU soldiers who came to Eritrea murdered our grandparents and settled on our land. So now they are very very scared because the native Eritreans are going to deport them to Tigray in the future.

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      @@mendeferawyan3224 this people are not Eritrean. There grandfathers came to Eritrea and became Italian soldiers in 1889. This people have murdered millions of Somali lLibya Eritrean Oromo and Amhara people. The Italians were gave the land in Hamassen, Sarraya and Akalaguzay. This people are the sons and daughters of Tigray bands ሸፋቱ ደቂ ሸፋቱ ኢዮም። መሬት ደቀባት ወሪሮም አብ ኤርትራ ዝነበሩ ዘለዉ ሐረድቲ ቀተልቲ ኢዮም።

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t ปีที่แล้ว +8

    ቓልሲ ናይ ዝተረድኦን ብወጽዕኡ ዝኣመነን እዩ

  • @user-lo3hi4fn8z
    @user-lo3hi4fn8z ปีที่แล้ว +1

    መሓመድ ቫይረስ ናይዛ ዓለም እዩ ጀበርቲ ድማ ቫይረስ ኢርትራ እዮም እዞኦም ክዋረዱ ጥራይ አለዎም ጀበርቲ ልዒሊ ዓቅምኽን አይትመጠጣ

  • @abrahamgebrekidan6312
    @abrahamgebrekidan6312 ปีที่แล้ว +3

    Anta esebay teana alowodiyu

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t ปีที่แล้ว +1

    ንመጀመርያ ኣብዚ ቓልሲ ኣመንቲ ምስልምና ኣብዛ ናይ ኣቦና ሓጂ ሙሳ ምስረኣኹ ዋ ኣበይ ደኣ ኔሮም ክብል ተገዲደ

    • @jimoosman
      @jimoosman ปีที่แล้ว

      Kkkk qalxi men gemirulka gebre arkey dekiska aleka

  • @wintahabtom9894
    @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ትግሪኛ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኢዮም ብሐፈሻ ብፍላይ ካአ ንህዝቢ አምሐራን ደቀባት ኤርትራውያንን።

  • @jubuljubul8908
    @jubuljubul8908 ปีที่แล้ว +8

    Well done brother Nasr , Henok as a journalist the way you were debating not asking questions, do it with others as well,

    • @wintahabtom9894
      @wintahabtom9894 ปีที่แล้ว

      Henoke is a christian extremist and ethnofascist. Henoke is a cadre and an activists for the Greater Tigray Tigrinya secret movement in diaspora.

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 ปีที่แล้ว

    ትግረ ወይ ብሌን ዝቃወም ኣነ ክሳብ ሕጂ ርእየ ኣይፈልጥን

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi8472 ปีที่แล้ว +7

    Henok is so great as a journalist. Thank you !

    • @amenred5124
      @amenred5124 ปีที่แล้ว +1

      Agree.. he is incredible questioner