Abona kibret yhabelna sle tarkna, sle meninetna zimeharkumna! Ezi srah gn nhgi zeykone n subah eu! Bzuhat kiwukesuwo eyom tmhrtkum! Himak ysmani harikum! Ich hoffe sie schreiben eine Buch , egal was ,ich würde ihre Buch kaufen, und ich werde meine Kinder weiter geben ! Ich wünsche Ihnen einfach das sie lange Leben! ❤
Selam I have great respect for you but I had one question. Would you please answer me. If you don't mind. What do you believe in? are you an atheist? I
Memir bokre ni mintai kemzi elkum taharku ezi kulu hizbi misakum eyiu zelo. Kulu yiktatelo alo. Eti tsegem koinu zelo hizbi eti nai adina politica rebisheo sile zelo ember nakum kulu eyiu zikatatelekum
ጹቡቅ አለኩም አቦየ ስሚዒትኩም ይርደአና አይነፈዕናን 🥲🥲🥲
Enkea dehan mexikum kubur abona buzuh nimhar alena
Well come KUBUR ABONA MEMER BOKRE ❤❤❤ idmen tinana kibret niakum yukun KUBUR ABONA❤❤❤❤❤
Good jobb
ዕድመን ጥዕናን ናዓኹም ኩቡር ኣቦና መምህር ናይ መማህራን መእመር ቦኽረ
❤❤❤
ኣቦይ ቦኽረ: ኣነ ብዙሕ ጊዜ ክረኽበኩም ፈቲነ እየ: ግና ኣይተዓወትኩን:
1).ኣብ መጀመርታ: ኣዝዩ ሰሓቢ ሰሚዕካ ዘይጽገብ: ልዕሊ 1 ሰዓት ኮታ ካብኡ ንላዕሊ ብሕጉስ ተመሓላልፉልናን ተስተምኡሩናን ኔርኩም::
2). ኣብ ውሑዳት ከኣ ብ "ዙም" ከተስተእምሩ ምጅማርኩም ምስ ሰማዕኩ ክሕወስ ብዙሕ ፈቲነ ቴሌፎንኩም ወይ ኢሜልኩም ክረክብ ኣይከኣልኩን:
ድሕሩ ከኣ: ኣብ ይቀጸለን::
3). ሰማዒ የብለይን ብምባል ጥልቕ ኢልኩም ከይኣተኹ ክትቅጽልዎ (ነቶም ፊደላት) ቃል ኣቲኹም: ብፍላይ "ገ" ኣብ 4 መቂልኩም ምምሕልላፍኩም: ዘሐጉስ ነይሩ::
ሕጂ ግና: ዘሕዝን ዜና ትነግሩን ኣሎኹም::
ዘርኢ ክበቁል ጊዜ ይወስድ እዩ:: ብውሕዱ እቲ ቃል ዝኣቶኹምዎ እባ ዛዝምዎ:: እቶም ፊደላት ብዕምቆት ንገሩና: ሰማዕት ከልዉኹም: ሰማዒ ዘይብልኩም መሲሉኩም ኣይትኮለፉ::
ወይ ከኣ: ክንረኽበኩም (ናይ ባዕለይ ክብል): email ወይ ከኣ ቁጽሪ ቴሌፎንኩም ብኸመይ ይረክብ?
ይትርፍ ዶ ክንድዚ ዝኣክል ሰማዒ: "ሓደ ሰብ" እውን ኣብ ዓለም ለውጢ የምጽእ እዩ:: ንስኹም እኮ ሓደ ኢኹም: ግን ለውጢ ኣምጺእኩም:
በይዛኹም ኣይትቋርጽዎ:....
Welcome everybody to learn and more than one this is golden school so thankfully professor bokre❤❤❤
ኣይትተሓለሉ ኣቦና መእምር ኣዚና ኢና ነመስግን ስለብሉጽ ትምህርትኩም
አይዞኩም መምህር ቦኩረ፡ ብጣዕሚ ዓብዪ ስራሕ እዩ። ክልምነኩም ከይተቋርፅዋ?
ሕብረተሰብና ክነቅሕ ምስ ጀመረ ክትገድፍዎ የብልኩምን። ❤🎉🎉
አቱም ህዝብና ንከምዚኦም ዝበሉ መምህራን ክንድግፎምን ክነበረታተዖምን ይግበኦም።
Abona kibret yhabelna sle tarkna, sle meninetna zimeharkumna! Ezi srah gn nhgi zeykone n subah eu! Bzuhat kiwukesuwo eyom tmhrtkum!
Himak ysmani harikum!
Ich hoffe sie schreiben eine Buch , egal was ,ich würde ihre Buch kaufen, und ich werde meine Kinder weiter geben !
Ich wünsche Ihnen einfach das sie lange Leben! ❤
ክቡር ኣቦን ኣያን ክሳብ እዙይ እዋን ብዝህብኩምናን ንመጻኢ ክትሁቡና እትህቅንዎን እና ኣመስገንኩ ዕድመ ማዒልን ጥዕናን እምነየልኩም። ከም ዝያዳ ኩላህና ከምእትፈጥዎ እዙይ ግዜ እዙይ ብደይ መደይ ህላዌ ሕዝብና ታሪኽናን ከጥፍኡ ዝህቅኑ ዘሎዉ ዕድል ከይ ሃብኩም ንእቶም ውሑዳት እውን ንኹን ኣይተጸምዉና ቢለ ክላበወኩምን ክምሕጸንኩም እፈቱ።
Selam Memhir Bokre🙏🏾❤️❤️ Welcome back 🙏🏾
ዕቡድ
ሰላም! እንካዕ ብደሓነ ሰላም መጻእኩም ዕዙዝ መእመራን መእምርና ቦኽረጽዮን . ከም ወትሩ ስለ እቲ እትህብና ዘይጽገብ ትእምህርቲ ኣዝየ ዘመእስግነኩም ,
You are the effective professor/ memhr/
How can I contact you memhir.I need some historical pretext and information for a documentary I making about the Tigirnya people.
We are not Tigrinya. Tigrinya means language of the Tigre. We are Habasa. We must use the proper designation when refering ourselves as a people.
ሰላም ነዓኹም እኹን ክቡር መእምር አይያና ቦኽረጽዮን ። ብትገብርዎ ዘለኹም ዘይሕለል ጻዕሪ ደኺመ ከይበልኩም አሰር ናይ ቀድዳሞት ( እመዋት አቦታትና ) ተኸቲልኩም ተሰጋግርዎ ዘለኹም ብሉጽ ትምህርቲ ከይየመስገንኩ ክሓልፍ አይደልን። ሕጂ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ደኣ ይሃብኩም እቲ ልዑል ፈጣሪ እምበር ከይተሓለልኩም አሰር እመዋት አቦታትና ካብ ምኽትታል ከይተቛርጹ ሓደራ ።
ካብ ( ሳብስክራይብ ) ጌሩ ዝርእን ዝመሃርን ( ሳብስክራይብ ) ከይገበረ ስለ ዝበዝሕ ። የቀንየልና መእምር ( ፕሮፌስሶር ) ቦኽረጽዮን።
ብ ልቢ ተመሲጠ ክጽምዕ ምስ ጸናሕኩስ፦ ኣብ መወዳዕታ ኣስተእምሮኹም ኣርዲእኩምኒ። ብ ሰንኪ እቲ ናይ መወዳዕታ ኃበሬታኹም ክዓ እንታይ ክምሃር ከም ዝጸናሕኩ ክሳዕ ዝዋዛበረኒ ገቢርኩምኒ ክቡር ኣቦና መእምር በኩረ። ኣይፋልኩምን ! ሕጂ ድኣ ኣብ ዝብጻሕ እኮ በጺሕኩም እይኹም። ኣፍሪኹም እይኹም፦ ቀጽልሉና ድኣ ንወለዶታት ናተዘከርኩም ክትነብሩ እይኹም። ዕድመን ጥዕናን ጥራይ፦ ወዮ ወግሐ-ጸብሐ እዛ ጀሚርዋ ዘሀሎ ኣስተእምሮ ታሪኽ ፊደላትና ክሳዕ ኣብ መወዳዕታ ዘብጽሓስ ገለ ድኣ ኣይንካኣዮም እዞም ኣቦ ናበልና እይና ኣብ ጸልሎትና ጸኒሕና። ኃደራኹም ብ ሰማይ ኃደራኹም ብ ምድሪ ድኣ ከኢተቈርጹልና።
That is very sad news my Professor...I hope you change your mind, or let us know if you have scheduelled any online Program.
ዘሕዚን አዪ። ኣቶ ቦክረ አንታይ አሞ ኪኒብል ኒሕና ኪንሕጊዞ ኒኪል አንተ ኣልዩ ኒገርና አቲ ኩሉ ተውትጽኦ ኪንሕጊዝ። ኣቶ ቦክረ ብይዛኩም ናኣና ደቅኩም ረኣዩ ከምዚ አልኩም ዊዲ ውድአ ኣይተብልዎ
1ይ. ኣነ ካብ ክብርቲ እመይ ወይዘሮ ጥሩ፤ ካብ ክቡር ኣቦይ ገብረመስቀል ብ1968 ዓ.ም ግእዝ ብስጋ ተወሊደ፡፡
2ይ. ካብ ማሕጸን ክብርቲ እመይ ምስ ወጻእኁ ድሕሪ 40 መዓልቲ ወ40 ለይቲ ድማ ገብረኪሮስ ብዝብል ስም ካብ መንፈስ ቅዱስ ተወሊደ፡፡
3ይ. ድሕሪ 9 ዓመተ ዕድመይ ከዓ ብፈለገሕይወት ንኅውለድ ናብ ቤተ ምእማር መራሒ ጎይታ ሓያሊየን ኃሕን ዘርኣብሩኅን ተደመርኩ እሞ፤ ካብ አብነ መርሓ ክርስቶስ ብ1984 ዓ.ም ግእዝ በብመዓርገ ረድእ ተወለድኩ፡፡
4ይ . ድሕሪ 9 ዓመተ ዕድመይ እውን ናብ ቤተ ምእማር ኣስኳላ ተደሚረ ብድግርታት ተወለድኩ፡፡
5ይ . እምይእዜሰ ብመሠረታዊ ጥበባት ቀዲማት እመታተይን አቦታተይ ካብ መእምር በኩረ እናተወለድኩ እርከብ ኣለኁ፡፡
Kubrat ahwat nobona erfti nkikedu , gofundme zeynkeft?
ሰላም ኩቡር ኣቦ መእምር ቦክሬጼን
ንክሉ እትምህሩና እንዳመስገንኩ
ሕቶ
ለተ
ለተብርሃን
ለተማርያም
ለተኪዳን
*ለተ ዝብል ክልተ ፊደላት ትርጉም ይህልዎ ዶ ይኸውን ?
ኣጆኻ ካብ ልቢ ዝወጸ ማይ-ፍልጠት ትልግሰልና ኣልኻ ዕድመ ይሃብካ! እወ ብሰንኪ ፍገግር ህግደፍ ንባዕዳውያነእ ንኽገለግሉ ተዓሲቦም። ባህልናናን ታሪኽናን ቅዱስን መንፈሳውን እምነትናን፡ ንኽምንቁሱ ን61 ዓመታት ዝኣክል ተሃላሊኽሙና እምበር፡ ዝዓበይ ዩኒቬርሲቲ መትካእታ ኣሌክሳንዴርክያ [ከሜት] ኣብ ማእከል መጠራ ተሰርሑ ሓለቐ ዪኒቨርሲቲን ትመህረቲ ቋንቋ ምኾንካ ኔርካ❗️ በስንኪ ዕሱቤት ምዕራባዉያ ህግደፍ ግን አብሰደት ትአርግ አሎኻ። ግን ዋላካ ካብቲ ዘሎካ ማእለያ ዘይብሉ ፍልጠት ብጭልፋ ፍልጠት እንተህብካና፡ ነቶም ዘተረዳናካ ብዙሕ ኢና ከሲብና✅ንዓንና ብዙሕዩ✔️ ክይንኸስርክካ ግን ኣዴና መሬት [ምድሪ=> ምጥሪ] ትሕሉኻ🙏🏻
Selam I have great respect for you but I had one question.
Would you please answer me.
If you don't mind.
What do you believe in?
are you an atheist?
I
ዘሕዝን እዩ:
ዘርኢ እኮ ብሓደ መዓልቲ ኣይፈር ን እዩ:
Abona btaemi ena nmesgnekum , ezi kemzi mragit 10 15 amet temahirna enada belu keamwo zeyterekbu eyu mo btami kab libi kbri yhabkum.
ክቡር አቦና ብኢሜይል ሕቶ ከነቕርብ ይከኣል ድዩ?
ክቡራት አድዳመጽቲ፡ ብክሡት ስም፡ ምስ ዝሕተት፡ ከምኡ ድማ ሐፂር ሐተታ ምስ ዝኸውንን ይክከአል ኢይዩ።
Abey Bokre edmen tean yehabka kabka bezuh temahire
12100 ተኸታተልቲ ኣለውኻ። ውሒዶምኻ ማለት ድዩ?
Memir bokre ni mintai kemzi elkum taharku ezi kulu hizbi misakum eyiu zelo. Kulu yiktatelo alo. Eti tsegem koinu zelo hizbi eti nai adina politica rebisheo sile zelo ember nakum kulu eyiu zikatatelekum
ክትቅጽልዎ ይላበኩመ ሕጂ ክንነቅሕ ምስ ቀረብና
መእምር ቅሩብ ክረደኣና ምስ ጀመረ ዶ ተስፋ ቆሪጽኩም በሉ ደሓን ሓቁኩም ከኣ ትኮኑ ሎሚ ዘለና ወራዙት ተስፋ ኣይንህብን በቲ ድያብሎስ ዓዲ ሃሎ ኣእምሮና ተዘኒቡ ዩ።
አብታህቲ ዘላ ብዛዕባ ደቂቀ ስቲፋኖ እዩ ምስ ጉንዳጉንዲ ዝተታዘ መግለጺ በጃኩም
Enkea dehan mexikum kubur abona buzuh nimhar alena