Part 130 ታሪኽና ፈሊጥና ንዕበይ፡ ሐፀይ ካሌብ ናይ መን ንጉሥ ኢይዮም?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 53

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 11 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዝዩ ደስ ዚብል ክቡር ኣቦናን መምህርናን

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433 11 หลายเดือนก่อน +6

    Waw waw prof. Bokre. ሕዝቢ ብሔረ ኣጋኣዚ ባኣኹም ኮሪዕና

  • @saravine6747
    @saravine6747 11 หลายเดือนก่อน +9

    Our pride, our father!, I thank and love you. What would we do without you? Happy new year and many more of them for you.

  • @arongidey667
    @arongidey667 11 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ኣያና መእምር ቦክረፅዮን ...መደባትኩም ብፍቅርን ብትኩረትን ኢና እንከታተሎ ። ቀፅልሉ ኣያና፣ ዘይነፅፍ ብርታዐን ጥዕናን ይሃበልና።

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 11 หลายเดือนก่อน +5

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክቡር መምህር ቦክረ🙏🕊

  • @biniamgebre5549
    @biniamgebre5549 11 หลายเดือนก่อน +5

    May God bless you our beloved father

  • @tirhasmezgebe-fx1pe
    @tirhasmezgebe-fx1pe 11 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ኣብፅሖም መእምረይ። ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃበልና ❤

  • @danikamboni4131
    @danikamboni4131 11 หลายเดือนก่อน +4

    እንቛዕ ብሰላም ናብ ሓድሽ ዓመት ኣብጽሓና ክቡር መእምር ቦኽረ ፡ ብዙሕ እንዳተመሃርና ኢና ፡ ደኺመ ከይበልኩም ትምህሩና ዘለኹም ክብረት ይሃበልና ፡ ትምህርትኹም ተኣሚርና ናብ ዝመጽእ ወለዶ ከነሕልፍ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ።🎉🎉🎉

  • @mebrahtutsehay9536
    @mebrahtutsehay9536 11 หลายเดือนก่อน +6

    እንኻዕ ብሰላም ናብ ሓድሽ ዓመት ኣብፀሃኹም ኣቦና ሰላምን ጥዕናን ንኣኹምን ስድራኹምን ንብሙሉዑ ሕዝብናን ይግበረልና ::

  • @samihalibay6286
    @samihalibay6286 11 หลายเดือนก่อน +3

    አቦየ ሩሑስ ሓድሽ ዓዉደ አመት ናይ ጥዕናን ናይ ስራሕ አሳልጦን ይግበረሎም 🙏🙏🙏

  • @teamemerhawi7731
    @teamemerhawi7731 11 หลายเดือนก่อน +3

    ርሑስ ዘመን ምምህር።

  • @mussietekie2254
    @mussietekie2254 11 หลายเดือนก่อน +2

    መምእርና እንቃዕ ደሓን መጻኩም❤

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም መእምር ቦክረ እንቋዕ ብሰላም መጻኩምና ምስ ብሉጽ ትምህርትኩም ዕድመንን ጥዕናንን ይሃብኩም ካባኩም ብሚልዮናት ዘይትመን ፍልጠት ይቀስም ኣለኩ ንበሩልና።

  • @abraham1489
    @abraham1489 11 หลายเดือนก่อน +3

    HAPPY NEWYEAR KUBUR ABONA MEMER BOKRE, KIBRET YEHABKUM IDME TINAN MISAKUM YUKUN 👑👑👑❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏾

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 10 หลายเดือนก่อน

    ጥዑም ድምጺ!
    ንትእምርቲ ዝስዕቡን: ዕላማ ናይ'ዚ መደብ: ብደቂቅ ኣስተውዒሎም: ብመረዳእታ ኣብ መፈጸምታ ዘብጽሑን'ኮ: ኩሉ ግዜ ዉሑዳት: ክኾኑ ዝኽእሉ እዮም።
    ስለ'ዚ ብዛዕባ ናይ ብዝሒ ሰብ: ዘገድስ ኣይመስለኒን። ኩሉ ዘለኩም: ሃቡና ጥራይ።
    ክብረት ይሃበልና.

  • @zaraxionpro
    @zaraxionpro 11 หลายเดือนก่อน +2

    Kbri yhabka kubur memhr bokre amlak Kaleb yhalka

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 11 หลายเดือนก่อน +3

    Happy New Year our beloved teacher. I see though Nigus Kaleb had the lion sign on his flag. It's amazing to notice. I also see so much Dino on both Hatse Kaleb and Abraha we Atsibiha. So beautiful! Habesha is a distinct race and it should be identified as a race like Somali etc and shouldn't be lumped up as how the Greeks put it as Ethiopian.

  • @tdf214
    @tdf214 11 หลายเดือนก่อน +6

    KUBUR ABONA MEEMR BOKRE EDMEN TEINAN YHABELNA FETERI KULU ALEM MAEKEN FLTETNA BIAKUM NHBEN FISEHAYE KAB MEKELE ❤❤❤❤

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 11 หลายเดือนก่อน +1

    በርቱ❤❤❤❤❤

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 11 หลายเดือนก่อน +2

    Happy new year professor Bokre ❤❤❤2024

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 9 หลายเดือนก่อน

    Ajokum kubur memhrna zerikum kibequl jemiru sle zelo ayttahalelu bertau

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 11 หลายเดือนก่อน +1

    ድቅቀ ንባባት ✅ Wow

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon7360 11 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 11 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ኣቦናን መምህርናን ኤዛና ኣብ ናግራን(ሳሕል )ኩናት ገሩ ነሩ ይባል ዩ እሞ እንተሎ እንተ ትከስቱልና ክንማሃር ኣዚና ነክብረኩም ኣቦና

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326 11 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 11 หลายเดือนก่อน +1

    ብዛዓባ ዝተዓመፃ ደቅይ ኣንስትዮ ትግራይ፡ ፊትህይ ንክርክባ ብእጃምካ ምፅዓር፡ ጂግነነት እዩ ሃድ ሃደ ኢርትራዊያን ትግርኛ ትዛርቡ ናብ ዊነኩም ምምላስ ዝህጉስ እዩ፡ ትግርኛ ንዛርብ እና ኣካል ናይ ተጋሩ እና ትብሉ እንተኾይንኩም፡ ብዒሽነት ኣብ ፂልእን ምፅነት ተጋሩ ተዋፊርኩም ዝነበርኩም፡ ናብ ዊነኩም ምምላስ ንህዝብይ ትግራይ ዝቅበሎ ቁዱስ ሃሳብ እዩ፡

  • @Mahlet162
    @Mahlet162 11 หลายเดือนก่อน +1

    Selam kebur Memher Bekre. Abey atika ina nemehar eti alfabet?❤❤❤❤

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 11 หลายเดือนก่อน

    ሀቂ❤❤❤❤

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse 9 หลายเดือนก่อน

    Newih edmena tiena yhabkum kbur abona memhr bekure ❤❤❤

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 11 หลายเดือนก่อน

    ተረ"ኢ

  • @ebietadina1642
    @ebietadina1642 11 หลายเดือนก่อน

    flse zuriyan

  • @ebietadina1642
    @ebietadina1642 11 หลายเดือนก่อน +2

    BOkre culture & history

  • @millainfo-life9938
    @millainfo-life9938 11 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ኣያ ክብሪ ይግበኣኩም ፅቡቕ ኣስተምህሮት እዩ ዝሰምዓኩም ቡዙሕ እዩ ተስፋ ኣይትቑረፁ። ግን ድማ ትግራይ ዝብል ንመጀመሪያ ኣብ ፅሑፍ ዝርከብ ኣብ ከባቢ 1830 እዩ። ጥንታዊ ምኻኑ መረዳእታ የድሊ። እቲ ፊደላት ባዕሉ ሰብዓዊ >>> ግእዝ እዩ። ንምንታይ ትግርኛ ይበሃል?

  • @kirosgebreyohannis4585
    @kirosgebreyohannis4585 2 หลายเดือนก่อน

    ዲያሰፖራ "ዝርዋን ኣሕዋት ወይ ዝርዋን ኣሓት" እንተኮነከ

  • @abraham407
    @abraham407 8 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና መእምር በዂረጽዮን፡ እዚ እተኅልፍዎ ዘለኹም ትእምርቲ ኣዝዩ ጠቓሚን ንወለዶታት ክሰግር ዝኽእል ታሪኽ እዩ። ኣነ ኣብ ቤት ትእምርቲ 7ይ ክፍሊ History ክእመር እንከለኹ ካሌብ እት ዝደኸመ ንጉሥ ኣኽሱም ምዃኑየ ተማሂረ ነይረ። ሕይጂ ግን በሪሁለይ።

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 11 หลายเดือนก่อน

    ሰልላም መእምር ቦዂረ ከመይ ኣለኹም፤!
    ሓድደ ካብቶም ሰዓብትኹም ኢይየ። ካባኹም ብዙሕ ተማሂረን፣ ይመሃር ኣለኹን። ሕቶ ግንና ከሓተኩም፣ ኢትዮጵያ ዝብል ስም፣ መዓስ'ዩ መጽዩ፤! ቅ.ል.ክ 1856 ኢትዮጲስ ዝበሃል ንጉሥ ከም ዝነበረ ይዝንቶ'ዩ። እታ ስም ውን ምስዚ ትተሓሓዝ ድያስ ዋላ'ስ፣ በይና ኩይንና፣ ካልእ ትርጉም ዘለዋ ኢይያ፤! እዚኣ ከተብርሁለይ ብትሕትና እሓትት! ክብረት የሃበለይ👏🏽

  • @tigraiembeba4447
    @tigraiembeba4447 11 หลายเดือนก่อน

    When was Lalibela really built? Did they really bring foundation beams from Egypt?

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 6 หลายเดือนก่อน

    ዓጃው 😅ኪድ ኣካልካ ድለ። "ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን" ተጋሩ ድሕረ ሎሚ እቲ ሓቀኛ ታሪኽ እዝንኹም ደጊፍና ከነስምዓኩም ኢና! ፈቲኹም ጸሊእኹም።

  • @asebawi
    @asebawi 11 หลายเดือนก่อน +2

    Ich liebe Ihre Lehren und habe viel über die Geschichte gelernt, insbesondere über Tigrigna, das mich sehr interessierte.
    Die alte Geschichte lässt mich nicht glauben, dass die Menschen im südlichen Mereb jetzt meine Brüder sind.
    Ich bin Eritreer, ob es Ihnen gefällt oder nicht, und meine Brüder gehören zu den neun ethnischen Gruppen, denen das Land Eritrea gehört. Eritrea gehört gleichermaßen denen, die für seine Unabhängigkeit gestorben sind.
    Die Welt verändert sich jede Sekunde und jede Minute, ebenso wie ihre Geopolitik. Wir sind Teil des Wandels und schätzen die Geschichte als Referenz, reisen nicht in der Zeit zurück und leben wie zuvor.
    Ich bin ein stolzer Eritreer und werde für immer Eritreer und nicht Tigraway genannt.

  • @BrhanAhmed-c2h
    @BrhanAhmed-c2h 11 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሰብኣይ ሲ ዌልፈይር ምእካል ኣብይዎ ድዩ ኣብዚ ሱቅ ኢሉ ከም ሃመማ ክዝንቢ ሰብ ረቢሹ ዘሎ።

  • @YonatanTesfay-n4n
    @YonatanTesfay-n4n 11 หลายเดือนก่อน +1

    መንነቱ ዘገድሶ ወዲ ሃገርኩም እየ በይዛኹም ኣቦይ ብዛዕባ ዓድዋ ንገሩና ከመይ ነሩ ናይ ኣቦታትና ታሪኽ ፡ባሻይ ኣዋሎም ፡ ኣሉላ ኣባ ነጋ ፡ሃጼ ዮሃንስ ፡ብሓፈሻ ናይ ተጋሩ ወለደይ ኣምህሩኒ ፡ ከም ኡውን ናይ ምሕባእ ምኒሊኽ ፡ ናይ ኦሮሚያ ዜጋታት ዝተሳተፉ ወታደራት፡ ኣብ ጣልያን ዘሎ ጉራዕ ዝብል ሓወልቲ ንገሩና ኣቦይ ብሃገረ ታህጋርያን ሒዘኩም፡

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 9 หลายเดือนก่อน

    Eway abeyenay nay dnqurna azeqti ena nnebr zelena eko btami eyu zgermeka 😮😮 memhrna edmen tienan yhabkum kabzi dnqurnana ktewxuna metan

  • @FaluqMorrony
    @FaluqMorrony 10 หลายเดือนก่อน

    ፕሮፈሶር በኽረ፥ ጸገም ህዝቢ ትግራዎት [ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን] እኳ እዞም ክልተ ልኡኻት ሀጸይ-መጸይክልተ ቂጥሚ ግጥሚ ወያኔን ህግደፍን እዮም!!

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 11 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ ማለት ትግርኛ ዝዛርብ ዝፅህፍን ዝንብብን እዩ፡ ናበይ ትግርሬ ትግሬ ምስ ትግርኛ ዘታሃህዝ የብሎን፡ ኣ ብ ህዝብታት ብጥርነፍ ምስተጋሩ ይኹኑ እሎም ትግራይ ትግርኛ እሎሞም፡ እምበር ተጋሩ ስለዝኾኑ ኣይኾኑን፡ ናይ ትግራት ኹናማ ናብ ትግራይ ተጠርንፎም ተጋሩ ኾይኖም እዮም ብዲልየቶም፡ እምበር ተጋሩ ስለዝኾኑ ኣይኾኑን፡

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 10 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ካብቲ ዘሕዝን ናይ ትግራይ ነገር፣ ብሰንኪ እቲ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ብኣምሓራዊ ሓይሊ ንወለዶታት ዝወረደ ጭቆናን መርገጽትን፣ ብዙሕ ክፋል ካብቲ ህዝቢ፣ ብፍላይ እቶም ተኣሚሮም ዝበሃሉ፣ ክሳብ ቋንቋኦም ቋንቋ ትግርኛ ናብ ምርሳዕን ናብ ምንዓቕን ኢዮም ወሪዶም ኣምሓርሒሮም ኢዮም። ስለ ዝኾነ ኢና ኣዝዮም ውሑዳት ዝተኣመሩ ተጋሩ ጽሩይ ትግርኛ ክዛረቡ ንዕዘብ። ተጋሩ፣ ታሪኽኩም ሃብታም፣ ባህልኹም ሃብታም፣ ቋንቋኹም ውን ሃብታም ኢዩ እሞ፣ ካብቲ ዝወረደኩም ስነ ኣእምሮኣዊ ስምብራት ተገላጊልኩም፣ መንነትኩም ክተኽብሩን፣ ንመጻኢ ወለዶታት ከተመሓላልፉን ሓላፍነትኩም ክትዋጽኡ ኣለኩም።

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 6 หลายเดือนก่อน

    ካሌብ ዝብሃል እኮ አብርሃ እዩ። ሓደ ጨካን ቀታሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘጽነተ። መደናገርቲ። ወደባት ምድረ ባሕሪ ንመጀመርታ ግዜ እግሩ ዝረገጸ ኢትዮጵያዊ ሃጸይ ሃይለ ስላሴ እዩ። ሓሳዊ።

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 11 หลายเดือนก่อน

    ተረ" ኢ

  • @FaluqMorrony
    @FaluqMorrony 10 หลายเดือนก่อน

    ፕሮፈሶር በኽረ❗️ መንዩሞ ሚሁሩዎ ነዚ ሀዝቢዚ።
    ንሰኻዉን ድሕሪ 50 ዓመት ኢኻ ትምህረና ዘሎኻ🔺ህዝቢ ምደረ-ባሕሪ [ሎሚ ኤርትራ] ካብ ኮሎንያል ጣልያን ጀሚሩ ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጻዕረሞት በጺሑ: ኣብ መግዛእቲ ንጉስ ሃይለስላሴ ከኣ ብኣምሓርኛ ተተኪኡ! ህግደፍ ከኣ ቋንቋ ትግሪኛ ሓኺኹ ኣብ ላቲን ክቕዪሮ ይረባረብ ኣሎ! ስለዚ ኣብዚ እዋንዚ ከማኻ ኅኣመሰሉ መምእራን ግድነት የድልዩና ኣለው🙏

  • @AfariMadSleuthExportedSalt
    @AfariMadSleuthExportedSalt 10 หลายเดือนก่อน

    ዕብድ ውሻ

  • @asebawi
    @asebawi 11 หลายเดือนก่อน

    I love your teachings and I have learned a lot about history specially Tigrigna which interested me much.
    The old history doesn’t make me think now the people in southern Mereb are my brothers.
    I am an Eritrean whether you like it or not and my brothers are the nine ethnic groups who own the country called Eritrea. Eritrea belongs equally to those who died for its independence.
    The world changes every second and every minute and its geopolitics as well. We are part of the change and we appreciate history as reference not time travel backwards and live like before.
    I am proud Eritrean and I will be called Eritrean for ever. I prefer to be called tigrigna speaking Eritrean not Tigraway which is a shame!!!

    • @TheGeezNationalist2024
      @TheGeezNationalist2024 11 หลายเดือนก่อน

      Nobody cares about your choice. Like it or not, the tigrean/tigrigna nationalism is unstoppable. Nothing can stay in the way of nationalism. You are minority anyway.

  • @milkiasshows
    @milkiasshows 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤