Part 140 አሸንዳ፡ ሓርያ ማርያ፡ ዐይኒ ዋሪ፡ ባህልና ውርስና ናይ ተጋረገሩ፡ ኀባስያን ሰባእያን ኢይዩ።
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 11 ธ.ค. 2024
- ልምዝገባ ትምህርቲ ልስሳናተ ትግርንያ ወ ግእዝ ዝምልከት፡ አድረስ፡ Tele USA # 513 371 1948
fessehazt@gmail.com አብ ክብር መእምር አቶ ፍስሃ ዘርኡ ደዊለለኩም፡ ደዊልክን ተመዝገቡ/ባ። አብ ዝቀለጠፈ ጊዜ ክምማላእን ክዥመርን ስለ ዘድልይ።
መአርረምታ፡ አብቱ ዝረአይ ሰነድ፡ ሥዕሊ ናይ መበኮርያ፡ አጽናፍ ወይ ጫፋት ናይ እተን ክልተ መኳርብ መሬት ክነስሱ፡ ብድኻማት ዝመጸአ ሳዕቤን፡ ከይተፈልለጠኒ፡ በቱ አረጊት ዝተአምመርኩልሉ አተሓሳስባ አቕሊሐ፡ ወርኂ እንዳ በልኩ ስለ ዝኸሠትኩ፡ ወርኂ ዘይ ከወነ፡ እንታይ ደኣ? አጽናፍ ወይ ጫፋት ናይ ክልተ መካርብ ወይ እውን አኽራን፡ ተሃሂሉ ኢይዩ ክንበብ ዘልለዎ፡ ቢለ እኅብብር።
ሰላም ሕዝቢ ኣጋዕዝያን !!!
እንካዕ ብደሓነ ሰላም ተመለስኩምና, መእምርናን ኣቦናን ቦኽረጽዮን, ከም ወትሩ ብእትህቡና ኣስተእምሮ ምስጋናይ ወሰን የብሉን , ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ።
ዋው ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንበሩልና ክቡር መእምር ቦክረጽዮን❤❤❤❤ብሉጽ ትምህርቲ
Professor ..Bokrxion.....You are Great Teacher!!!! YOU ARE WINING RIGHT..NOW.............
ኽቡር ኣቦና እንቓዕ ዳሓን መጻእኩም
የቀኔልና ❤
መ/ር በኩረ የቅንየልና ዕድመን ጥዕና ኣምላኽ የሃበልና።
ክቡር ኣቦና ክብረት ይሓበልና ዕድመን ጥዕናን ይሓበልና ብዙሕ ኣፍሊጦሙና ይባርኩም ፈጣሪ ::
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ፡እቲ ቀፃሊ ዝመፅእ ትምህርቲ እውን ኣብዚ ክትልጥፉልና እሞ ክንምዝገብ
ክብረት ይሃበለይ።
FEEL Proud....You Are True Musicia...With Your Team!!!!!
You are True Maemr in Reality......Long Live!!!!!!.........
ኣቦና መምህር ቦክረ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።
ብሓቂ የቀንየልና
አቦየ እንኳዕ ደሓን መጻኩም 🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ🙏🙏🙏
Hiiiiiii YKAALO----'You Are OUR Hero!!!!!
WELL COME 👑👑👑🎉KUBUR ABONA MEMER BOKRE IDMEN TINAN HAGOSEN MESGANAN NAKUM YEKUN KUBURN IZUZ ABONA MEMER BOKRE ❤️❤❤❤❤❤❤️🙏🏾
Betaemi stebuk👍
Kemey Maemr Bokrexion.......(you)are Wining!!!°
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩሙና፡ ክቡር ምእምር ቦኽረ። ታርኽና፡ ባህልና፡ ቋንቋና ንኸተፍልጡና ትግብርዎ ጻዕሪ ኣዚና ኢና ነመስግነክም። እግዝኣቢሔር ይባርኾኩም፡ ዕድመን ጥዕናና ይሃብኩም።
Well come my dear prof. Bokre
Yes For Germany)(
Nice to see you from Adi Aboo
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
Dear teacher please write a book so that it can be transferred to the next generation. ❤
ዝኽበርኩም ኣቦናን መምህርናን ንእትህቡና ዘለኹም ኣዝዩ ፉሉይ ትምህርቲ እናኣመስገንኩ፡ ብዛዕባ ኣምሓራን ኣማራኣን ዝተቐስኩማ ነጥቢ ነይራ ሞ ብዛዕባ እዚኣ ዶ ገለ ክትብሉና ምኻኣልኩም ኣምሓራን ኣማራን በበይኖም ድዮም? መን ኢዮም እዞም ህዝቢ እዚኦም ዝብል ኩሉ ግዜ መልሲ ዘይረኽበሉ ሕቶ ኢዩ ካበይ ዝመጹ ኢዮም ገለ እንተትብሉና ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ ምኽንያቱ ኣብዚ ምድሪ ሓበሻ ካብ ቡዙሕ ዘመናት ጀሚሮም ጠንቂ ውድቀትን ድሕረትን ዕግርግርን ዝኾኑ ህዝቢ ኢዮም ሞ መንነቶም ምፍላጥሲ ኣዝዩ ሓግቅዚ ኢዩ ኢለ ይኣምን ሞ ኣጆኹም ኣይትታሓለሉ ❤
YOU Transformed The History of Tigray(Xion).....for Ever....Where as Amara(yahodia+Arab+) are dieying really......
መምህር ንበሩልና እስኪ ❤❤
መምህረይ ኣብቲ ምስ ቤተክርስቲያን ዝተሓሓዝ ጉዳያትሲ ምስ ናይ ቤተክርስቲኣን ሊቃውንቲ እናዓደምኩም እንተተኣምጽኡ ህዝቢ ውን ቡዙሕ ምተማህረ ነኣብነትሲ ወርሓዊ ጽግያትሲ ዋላ ደኣ ናይ ፍረ ምልክት ይኹን እምበር ኣብ ኣዴና ሄዋን ክጅምር ከሎሲ ብኸመይ ኢዩ ጀሚሩ ዝብል ክምርመር ዘለዎ ባሃላይ ኢየ ንእትህቡና ትምህርቲ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ኣይትታሓለሉ ።
Yes For Nubia+ Tigray+Russia+Iran+Iraque+++Libia+TUNISIA++ Berberii+ !+Biphra...
Another question i have is what does damera symbolize and the cross on it?
መምህር ከመይ ቀንዮም? ክነዋግዖም ደሊና ኔርና። ብከመይ ክንረኽቦም ንኽእል?
Peasant farmers use one month from Nehasse 16 ro September 17
እሞ ኣብራሃም ንይስሐቅ ክስውእ ናብ መሰውኢ ወሲድዎ ዝብልስ ዘይተገብረ እዩ ማለት ድዩ?
Yes for . TIGRAY+ CHRISTIAN Republic Oof Iran+ Russs'a.+Germany+ Ireland + Scotla d!! WALSHE!!!++ England)(.....
Where is the number for learning? Also if cross isn't related to Christianity, was Lalibella built in the Christian time by Agaw or before then by Axumites?
Who said age biult lalibela? Is gebremeskel agew?
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤