🔥Awet Wedaj ዝገርም ሓዱሽ ግጥሚ ዓወት ወዳጅ ኣብመድረኽ ዝቐረበ ግጥሚ ‪

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 44

  • @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
    @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዓወት ንበረልና ብናማን ትግራዋይ ! ሓደራ ማዕተብ ከይትቕይር!!!!!

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋሩስ ከመይ እዮም ባ ፍጥረቶም ዋውውውው ኣነ ዝገርመኒ ኣብቲ ጦርነት ከመይ ወፂዮም ኣነ ሓደ ሰብ ውን ዝተርፍ ኣይመስለንን ነይሩ ዋይ ተኣምር

  • @shxbcgfhv-sq8nw
    @shxbcgfhv-sq8nw หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዓወተይ ርእሲ ትግርና 🎉🕊🔔💊✌🏻✝️☔️🌿🕊

  • @wedikirosvisibleallyoutubc8590
    @wedikirosvisibleallyoutubc8590 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወተይ❤❤❤

  • @awethaile6231
    @awethaile6231 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HfgfGejd
    @HfgfGejd 28 วันที่ผ่านมา

    ዓወተይ ኣሕ ክሉከማካ ተዝከን😢❤❤❤❤❤

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወት። ምበር ዓወት።

  • @NahomGamer-p8n
    @NahomGamer-p8n 2 หลายเดือนก่อน +2

    አታ ጅግና ደፋር

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይ ግደፉና እማ እዚ ኩላይ መንእሰይ ጠፊኡስ እንታይ ክውሰኽ ተደልዩ እዩ
    ይኣክለና እማባ እቶም ዝሰአናዮም መላምል አሕዋትና 😢😢😢😢
    ማእገር ዘይብልና ተሪፍናስ ገረምቲ 😭😭😭

  • @biriktiatsebha4561
    @biriktiatsebha4561 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤💪💪💪🙏

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aexum1597
    @aexum1597 2 หลายเดือนก่อน +2

    Selam awetey jegna kulu etey teblo lebka zetnkf 🙏🏾💪💪💪❤❤❤

  • @yosiefaraya9975
    @yosiefaraya9975 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eway Mehferat Ehhhh

  • @keseteelias9322
    @keseteelias9322 24 วันที่ผ่านมา

    Anta n men ekum ketemnu kemti gerkum n Selam zeytzmuru

  • @KokiKifle
    @KokiKifle 2 หลายเดือนก่อน

    ጀግኖች ተጋሩ ወርቆች እንደናንተ መሆን የቻል ይሆን አሰቀናችሁኝ ቀረርቶ ፉከራ የለ ይዘህ ድርግም

  • @MileyAsem
    @MileyAsem 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወት ወዳጅስ ኣድራሽኡ ከመይ ይርከብ ሳፕራይዝ ነይራትኒ ንዓወት ባ ተሓባበሩኒ ኣብ ስደት እየ ዘለኹ

  • @TeklebrhanHagos-q4c
    @TeklebrhanHagos-q4c 2 หลายเดือนก่อน +1

    ካድረ ካምእ እናበልኩም መንእሰይ ወዲእክሞ

  • @kahsaygkiros6704
    @kahsaygkiros6704 2 หลายเดือนก่อน

    ኣኺልና በቃ ንኲናት እናፈከርና ክንብር ፡ እቲ ብቕልጽምና ዝብል መፈክር ካብ ንኲናት ንልምዓት ዘይንገብሮ ዋእ ግደፉና ያኽለና

  • @ErmiyasHadush-tm7cc
    @ErmiyasHadush-tm7cc 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂

  • @ተተይFamily
    @ተተይFamily 2 หลายเดือนก่อน

    ሌጣ ንባብ ኣናብባ ግጥሚ ❤❤❤❤

  • @Welse1965
    @Welse1965 หลายเดือนก่อน

    እዚ ፈኴራ እዩ ትግራይ አብድክነት አብጦርነት ዘላአለም ክትነብር ዝገብራ ዘሎ ።

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 2 หลายเดือนก่อน

    መሕነኺ ዘይብሎም ህበይ ትግራይ
    " ሰራዊት ፈደራል ብዱቁሱ ሓሪዶም
    ኢርትራ 20 ዓመት ኣድምዮም የኢግዶም !"
    ደቂስና መጺዮምና ካኣ ይብሉ!
    ኣጽነትካን
    ሰብረናክን
    ትግራይ ሱንኩልን ጹሉልን ገርና
    ስሪሓ ኣፍቲሕና ነንሕድሒዳ ከም እትፓላዕ ገርናያ ኣለና
    እንተ እቲ ጃህራ ኣይሞተንንን

  • @teclezghighebray3553
    @teclezghighebray3553 2 หลายเดือนก่อน +1

    Kindey ke tihsu gexka tirhak niselam gida zeitzmr nikulu kitemo fekirkum ekum atfiekumo menesey tigray hiji ge entay eka kitdegm

  • @FantahunTesfay
    @FantahunTesfay 2 หลายเดือนก่อน

    ኩናት ቅስቀሳ ግጥሚ ይመስለኒ ትግራዋይ ካብ ፅንተት ዝተረፈ ንምዉዳእ ድዩ ? ኣይፋልካን ዓወት ዓሪ ንሰላም ግጠም ።

  • @asghdomhadgu342
    @asghdomhadgu342 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hasawi

  • @KinfeMussie
    @KinfeMussie 2 หลายเดือนก่อน

    Kila sik bel bejaka gegakum entetizarebulu mhashe

  • @geezgeez-up9dk
    @geezgeez-up9dk 2 หลายเดือนก่อน +2

    ድሑራት አመራርሐ ህ.ወ.ሓ.ት ነዚ ስልጡን ህዝቢ ብጦርነት አሕቒቖም፣ብግዕዝይና ጠልቅዮም፣ገበኖም ንምሕባእ አብ ልዕሊ ስቃዩ እንክሊል የብልዎ!

  • @ሚዛናዊ
    @ሚዛናዊ 2 หลายเดือนก่อน

    ፈንጠርጠር ኢኹም ትብሉ ኣብክንደይ ዓቕምኹም። ስረ ፈቲሕካስ ፈኸራ

  • @ariamdawit9894
    @ariamdawit9894 2 หลายเดือนก่อน

    ሐሳዊ ፎሽካል

  • @tsehayegereyesus7565
    @tsehayegereyesus7565 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጃህራ ናይ ኣቦታትኩም እዩ ወካሩ

    • @naturesgift-tr4bl
      @naturesgift-tr4bl 2 หลายเดือนก่อน

      ሃደሰብ ፈሪህና ዓድና ገዲፍና ፈቆዶ ዓለም ፋሕ ብትን አይንብለን ኤርትዊ

  • @AfariMadSleuth.ExportedSalt
    @AfariMadSleuth.ExportedSalt 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቀውስ ውሻ

  • @qaxaniyarde1380
    @qaxaniyarde1380 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ክንደይ ትሑሱ ክም ኣምበጣ ረጊፍኹምስ ስዒርና ትብል ክክክክ ሓሶት መቼም ባህላዊ ጸውታኩም ኢዩ ሕማቅ ካድር

  • @ZeruLegese
    @ZeruLegese 2 หลายเดือนก่อน

    Anta kadre hashawi

  • @awettekeste5801
    @awettekeste5801 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሚልዮን መናእሰያት የህሊቆም ዝሕጎሱ መጣቅዒ ህዝቢ።

    • @SalamTesfay
      @SalamTesfay 2 หลายเดือนก่อน

      Hadami

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 2 หลายเดือนก่อน

    ዕሱብ ንስኻ ኢኻ ሻዕብያ ሮኬት ተደርብዮም እምበር ኣድሓር ኻኣ ጆነሳይ ድ ክትብል እይተሓፍርን ዶ? ናትኩም ኣውያት እንታይሞ ኣፍረኩም? ናይ አፍሪካ ብያፍራ ናይ ኣስያ ታሚል ታይገር ኮንቃስ ክንድዚ ሃለውለው ክትንብርከክ ጌና ጃሕራዳሞ 50 ኮኢኑ ቅድምወንኮ ከማኡ ትብሉ ነይርኩም ከምዚ ናሓትካ ዓጀውጀው አመልካ ወድ ጻድቓን ነባዕን ሓዳምን ሑሞራ ምሳኻ የለን ቤገምድር ኢዩ ቀጽል ሓለውለውካ ዛዘዘልካ ድር ተሓልዩስ.!!!!!!!

  • @gehe-z7v
    @gehe-z7v 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @AfariMadSleuthExportedSalt
    @AfariMadSleuthExportedSalt 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቀውስ ውሻ

  • @meharikelelom
    @meharikelelom 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤