Send the new generation to go to school, don’t beat the war drum continuously, you did it for 50 years , your TPLF didn’t even free you from a mental slavery and still a freedom fighter for life when other enjoyed freedom, how sad 😔
❤KING OF TIGGER TIGRIYANS TPLF KINK OF TIGGER TIGRIYANS TDF❤ TPLF BORN FOR PEOPLES REVOLUTION FRONT & POWERFUL TO THE PEOPLES TIGGER TIGRIYANS❤ TPLF MEANS TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ ❤LONG LIVE STATE TIGRAY❤
Sadkan, Rdae Halfom, Getachew Reda and their colleagues are the trouble maker in Tigrai, and l condemn them. May the Lord God's anger come upon them right now
The speaker said Tigray belong TPLF lead by Debretsion. This gujille destroyed Ethiopia and now will destroy Tigray. A collection of cadres never bring peace or economic prosperity. If you don’t want to respect the interim government then let Debretsion rule you!
❤❤❤❤ጀጋኑና ኣጆኹም ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን
ጀጋኑና ረቢ ይሐግዝኩም ሕዝቢ ይሰዕር💪💪💪👍👍👍
🎉❤🎉❤🎉ኩብራት ወለድና ጀጋኑ ትኽክል ብኣኻትኩም ንሕበን እዝእዩ ትግራዊነት ህዝቢ ትግራይ ህዋሕትን ህዝቢ የሽንፍ ትግራይ ትስዕር 🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Long live TPLF
ይበል ጅግንነት ህዝቢ ትግራይ ም/ትግራይ
ኣጆኹም ጀጋኑና
ሽረ ዓድ ሰብ ስረ
በሊሕን መስተውዓልን ጅግና ተጋዳላይ
❤❤❤❤❤❤😢😢😢ህዝበይ እግዛብሄር ይሓግዝካ
Amusing and super matured ideas! Dynamic reflections of ideas!
ዝገርም መልእኽቲ እዩ ናይዚ አያና ዘረባ
I love you
May God be with you
The power is on your hands
You can do anything if you
Old is Gold nations Tigaru 😢😢😢😢😢😢😢never divided Tigraians our father gives this new Generations lifestyle that's why we support old nations
Send the new generation to go to school, don’t beat the war drum continuously, you did it for 50 years , your TPLF didn’t even free you from a mental slavery and still a freedom fighter for life when other enjoyed freedom, how sad 😔
ኣጆኩም ጀጋኑና ኣለና ኣብጎንኩም ኣናብስ ተጋሩ ሰብ መትከል❤❤❤❤❤❤
ትክክል አትትኙ
ሀዝብ ወደ ቦታ መለሱ
አቱም ጀጋኑ መማህራን ወለድና ብጣዕሚ ዝገርም ትምህርቲ አስኒቅኩምና !
Great ❤❤❤💪💪💪💪💪✅✅✅✅✅✅
❤አጆኺ ትግሪይ ዐደይ ኩሉ ክሐልፍ እዩ 💛🙏🏾❤️
Ybel Agekum❤️❤️❤️❤️
ብሐቀ ብሐቀ
Yekenielna weledina ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
ተጋሩ ሹዋውያን ትግራይ ይርቡሹዋ አለው
ሽዋውያን ተጋሩ ባአሻት ዝቁፁር አለዉ ምኽንያቱ ካብዝሐለፉ ስርዓታት ጀሚርካ ብፍላይ ዘርኢ ደርጊ አብመላእ ትግራይ ካምፒ አብዝነበርዎን ንአብነት መቀለኪሐ ዓዲግራት(ሐድሽዓዲ) ዓድዋ ተመሳሰሊ ሽረ ተመሳሳሊ ተዳቂሎም አበትግራይ ዝበቆሉ እዮም እዚኦም ህወሐት ኩኑ ወይ ደጉፉ እንተልካዮም ሕልሚ ደርሆ ይኸውን ስለዚ ሽዋውያን ከምዘለዉ ያው ብኻሊእ አፀዋዋዓ ባንዳ ማለት እዮም እዚም ካአ ብቀሊል ዝረአዩ አይኮኑን ብገንዘብን ብጥቅምን ዝድለሉ ማለት እዮም::
ዋላ አንስታቶም ምኽንያቱ ደቀን ካብአምሐሩ ስለዝወለዳ ስለዝደቀላ ንሳተንእውን ሐደገኛታት እየን ብተለይ አብልምዓት ጉጅለ አይጠፍአን ምኽንያቱ መልሐጥሐጥ እናበላ ምስካድረታት ባቸ እየን::
ዓደዋ ከ ደቃሉ ሻዕብያ😂😂😂
ዘይጽቡቕ ዘረባ ገዲፍኩም ግደፉ ህዝቢ ኣይትከፋፍሉ በልዎም፡ ሓንቲ ወንበር ኣላ ንሳውን ንግዚኡ ግዝያዊ ምምሕዳር ሒዝዋ ኣሎ ታሪክ ኣይተባላሽዉልና ታሪክ ናይቲህዝቢ
ካብዙ ጅግናን ዝሓረነን ህዝቢ ምፍጣር እንተኹርዕ ቆራጻት መራሕቲ ምስኣኑ የሕዝንን የተዓዛዝብን እዩ
Getach Reda blash eyu
Men kamno, badatat bota yeblomn ab Tigray.
Selamn rahwan nhzbna. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እወ ኣብ መረበቱ ዘሎ ህዝቢ ግን እታ መከራን ጨንቅን ስለ ዘይፈልጣ ዘባጭውን ዝቅልድን ኣይሰኣንን።እዙይ ከኣም ጭዋ ትግረዋይ ኣይኮነን።
Never ever with prosperity or derge to intern in tigrai land no way 😢😢😢😢😢😢😢😢togoga is the witness 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤አጀኩምጀጋኑናአለናአብጎኑኩም
Nay Geden eyu VIVA TDF & WEYEN TIGRAY TEEWT ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤ህዝበይ እግዛኣብሕር ይሓግዝኩም🙏🙏🙏
❤tikikil tikikil ጅግና ዋዕሮ🌹👏🌹👏👏👏
Thank you Woyene
💊💊💊🎖🎖🎖🎖🎖👌👌✅✅✅💘💘
❤❤❤ጠዋይ ኮይኑ ንዝመጸኩም ጠዋይ እንዳውም ካብኡ ንላዕሊ ጠዋይ ኮንኩም ክትገጥምዎም አለኩም!! ለውጢ ናይ ብሄር እዩ ድሌቱ ናይ ጻድቃን ድሌት!! ❤❤❤
ጀጋኑ ንዝኦም ሕዝካ ንቅድሚት ፈጣሪ ይሐግዝኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Welcome our beloved hero GOD bless you 🙏
ኩሉ ሓሳባት ናይዚ መድረኽ ብጣዕሚ ደስ ይብል ናዛ መጨረሻ ዝተዛረበት ተጋዳሊት ሓፍትናግን ብጣዕሚ እዩ ወሳኒ መንእሰይ ማዕበል እዩ ዝጠመየት ከብዲ ዘብላዓ እንተረኺባ ኣፍርስ ዝበልካዮ የፍርስ ኢላ ሓቂ።
❤❤❤❤💛💛💛💛🌻🌻🌻🌻🌻
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍አወት ንሂዚቢ ትግራይ ንቱም እተጉጀሉ ዉዲቀት
Selam
ኣዝዮም ዝገርሙን ብስለት ተጋሩ ዘንጸባሩቑን ርኢቶታት ብምስመዐይ ልዕሊ ዓቐን ተሓጉሸ ህዝቢ ማለት ወሳኒ ኣብ ጉዳዩን ጉዳይ ልኣላውነቱን ዘይደራደር መርገጺኡ ንጹር መራሒኡ ዘለሊ ምዃኑ እዚ መድረኽ እዚ እኹል ኣብነት እዩ ኣጆኹም ኣሕዋትና በርትዑ ሕዚ እውን እቲ መፍትሒ ኣብ ቅልጽምናን ሓድነትን እዩ
One TPLF and TDF 😢😢😢😢😢in strong together 😢😢😢😢😢😢
Majorino waero Tigray! Stay strong 💪!
❤Amen 💛Amen 🎉
አሜን አሜን አሜን!!!
We prefer to let down the TPLF leaders all (the two groups) not the party
Zu jegna hizbi merahi zeybl ketrfiwo hmm mehizeni , bigili kim hizbi ketfu zidelyu kifuat Egzbher yitsregom
ጀግና ሀዝብ love you
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ጀነራል ፃድቃን ጅግና ኣቦና እዩ ካብዞም ፈሓስቲ ተንኮል ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ቀረባ እዋን ነፃ ዘውፀአና❤❤❤
ፃድቃን ክሕተት እዩ ብፁኑዕ ክትሓዝ እዩ
እዚ እዩ ትክክል ናይ ሕዝቢ ውክልና ዘለዎ ውድብ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓወት ንሕዋሕትንመበል14ጉባኤየ
Wow Jigen Hezbey Ageka ❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥👌👌
ሀዚበሀ ትግራይ ጂግና❤❤❤❤❤❤❤
💊💊💊🎖🎖🎖🎖🎖👌👌👌💘✅✅✅✅✅
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉King ❤❤❤❤❤❤❤❤
Dr Dabratsiyon 💪💪💪💪💪💪💪💯
VIVA TPLF ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
ሸረ ጀጋኑ በርትዑ አብ ጎንኹም አሎ።
❤KING OF TIGGER TIGRIYANS TPLF KINK OF TIGGER TIGRIYANS TDF❤ TPLF BORN FOR PEOPLES REVOLUTION FRONT & POWERFUL TO THE PEOPLES TIGGER TIGRIYANS❤ TPLF MEANS TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ ❤LONG LIVE STATE TIGRAY❤
ዓወት ንሕዋሕትንመበል14ጉባኤየ 26:56 ❤
❤❤❤❤❤❤🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰woyanay true 👍 party dr debris TPLF for lifetime
ፅዋፀዋይ፣ታረክ፣ህዝቢ፣ትግራይ፣አይጠቅሚ
ህዝበይ መከራን ኣደራዕን መሪርዎ😭😭😭
ትክክል ክብር ሃውና
ምስ ጸገማቱ እውን ይኹን ንህዝቢ ትግራይ ክመርሕ ዝግበኦ ውድብ ህወሓት እዩ ብሓይለ መልጢ ብተንኮልን ሽርሒ እንኣብይን ተጋሩ ባሮት ክኾኑ ኣይፈቕዱን ቮድካቸውን ብኒ ቮድካቸው ዝምርሑን ብኣጻብዕቲ ዝቑጸሩ ነባራት ሰረቕቲ ስውራት ተለኣኣኽቲ ባንዳታት ትግራይን ተጋሩን ክመርሑ ዘኽእል ፖለቲካዊ ስብእና ኾነ ጥዕና የብሎምን እንዳ መሸታ ተኾይጥካ ዝምራሕ ትግራዋይ ክህሉ ምጽባይ ድማ ጫፍ ድንቁርና እኒ ቮድካቸው ምኻኑ ንሪኦ ኣለና
The end of the Tigrai win 🏆
Yess 👍💪💪🐆🐆🐅🐅💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️🏖️🏖️🏖️🏖️
እንታይ ማለትዩ ውድብ ብዛዕባ ህዝቢ ዘይሓስቡ
መሬትን ህዝብን አፍልጦ ህወሐት ከይምለስ ዝገበረ ፃድቃን ሳዕብቱን እዮም እቲ ሐቂ እዙይ እዩ ውድብ ህወሐትን ህዝቢ ትግራይን ምስ ካባቢና ዘሎው ህዝብታት ዕርቂን ጥቡቁ ርክብ ክግበር አለዎ
ትግራይ ማለት ሽረ ድያ ኾና ጉዳማት
ናይ ዓበይቲ ድና ክንብሎ ዛኣከባ
Sibhat corrupted group living for their advantage are the problem of all tegaru
which group u talking about i hope it's ZADKAN CORRAPTED ARE.
የእብዶች ጉባኤ፣ ህዋሀት ከውድመትና እልቂት ውጭ ምን አመጣላቹ? አሁን ትግራይ የገባችበት መከራ ሁሉ የወያኔ ቅብጠት የወለደው ነው።
❤❤❤❤
ሓሰውቲ ውድብ ናበልኩም መንእሰይ ኣፅንትኩምዎ 😢
ንፉዓት ! መትከልኩም ቀፅልሉ
ዛ ወርቂ ጉድ ተምፅእ እያ !!!!
"ትምችየካ ተሎ አብ ልዕሊ ህዝቢ ቸቸ ክፅግመካ ከሎ ናብ ህዝቢ ኸይድኻ እውያት" ዶ በለት ዛ ለባም ወላዲት ነዚ ሓዱሸ ዎሎዶ ዝበልኩም ተበልኩም ከምቲ ናይ ቀደም ክትሸዉድዎን ከተታልልዎን አይትኽእሉን። መሊኡ ዝፈሰሰ ክፍአትኩም አንዳዲዑ ፈሊጥዎ እዩ። "ኦሮማይ" ዝፈሰሰ ማይ አይሕፈስን!!
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓወት ንሕዋሕትንመበል14ጉባኤየ 26:56
በዶ/ር ደብረፅዮን የሚመራው የህወሓት ጁንታው ክንፍ መሸነፉን እያመነ ይመስላል!! አይዞሽ ገለቴ😂
ድጋሚ ጦርነት አንድም ወጣት የሌለበት
ዝአረገ ፋሽኑ ዝሓለፎ ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዘፅነተ ውድብ አይንቅበልን
ኩቡር ሓው ኣይትጋገ ኣብ ዝኾንኻ ክት ከውን ት ክእል ኢካ ምፅላእ ክትፀልእ ትኽእል ኢካ. ዘይነቱ ግን ኣይት ህቦን ንሕና ኣካልና ዝሓደልና መስዋእቲ እሕዋት ና ዝከፍልና ንሃልዋትና ክንብል እምበር ንማንም ኣይኮነን ኣባህላይ ካዓ ጌጋ የብሉን ኣይበልኩን ክህልዋ ይኽእል እዩ እንተ ዝነበረ መስዋእቲ ግን ንትግራይን ህዝቢ ትግራይ ን እዩ።
Abeiti Sebat, Gin Kulu Hassot. Kem Edimekhum
ህዝቢ ናብ መረበቱ ዘይተመለሰ
ብሰንኪ ደብረጽዮን ዝመርሖ ብህረፍ ስልጣን ዝዓበደ ጉጅለ ናይ ተጋሩ ናይ ምድርዳር ዓቕሚ ንኽደክም ስለዝገበረ እዩ።
ኩሉ ነገር ሓቃዊ ገምጋም ውድብና ኣብ ህዝብና ተቀባልነት 100%እዩ ዘለዎ ።ግን ድማ ሱጉምቲ ከይወስድ ሱቅታ አብዚሑ።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጀጋኑ ኢኹም እቲ ሓቂ ዝተዛረብኩምዎ እዩ በርትዑ አብጎንኹም ኢና ምኽንያቱም ጌታቸው ረዳ ብጥርኡ ዝበሎ ምዕራብ ትግራይ ማንም ይምራሓዮ ግን ተፈናቀልቲና ናብ ቦቶኦም ክንምልስ ኢና ኢሉ አሎ እዚ ክሕደት እዩ ምዕራብ ትግራይ ንዓዲ አምሓራ ትሽወጥ አላ ንቃሕ ህዝቢ ትግራይ
Mereats awrirom mengist nimirets yiblu
Sadkan, Rdae Halfom, Getachew Reda and their colleagues are the trouble maker in Tigrai, and l condemn them. May the Lord God's anger come upon them right now
መቼ ነው ቻይና ትግሪያንን የገዛችው ባንድሪያቸው የነሱ ቀኝ ተገዢ የሆኑ ይመላል እልል ባዬቹን ግባር ላይ እቅርቦ ውጊያቸውን ማስጀመርና ላንዴም ለመጨረሻም እዚህ ውስጥ ያሉትንና ተሰብሳቢ ደገፋዎችን ከወሬ እውጥቶ ወድ ተመኙት ጦርነት ልጆቻችንን መላክ ግን በቅቷል እነሱ ወደ ቀበሮ ጉድጏድ የሌለ ጀግንንነት በኤርትራ ና በእማራ እርዳታ አራት ኪሎ ገብተው እሁን ግን ብቻችንን ስንፈትእን እሜሪካንን በመሳርያ እርዳታ ካቅማችን በላይ የሆነ ውስጥ እስገብታችሁን ስጨረሳችሁን እሁን ግን እንፍእልጋችሁም
💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍
The speaker said Tigray belong TPLF lead by Debretsion. This gujille destroyed Ethiopia and now will destroy Tigray. A collection of cadres never bring peace or economic prosperity. If you don’t want to respect the interim government then let Debretsion rule you!
ለዚች ሽማ,ግለ ኩሉ ግዜ ህዋሀት መንእሰይ ትግራይ ግዜ ነሃቦ ህወሃት የኣኽሎ
ብሽም ውድብ ህወሓት ተጎዛጒዞም አፍልጦ ነባር ህወሓት ክጨውዩ ዝግዕሩ ዘለዉ እዞም ህወሓት አነ ዝብሉ ዘለዉ እቶም ለውጢ ዝብሉ
ህዚ ኸ ናይ መን ግጅለ ኽትብልዎ ኢኹም ዝሕዝቢ እዙይ አንቱም ተገንፀልኪ ዶ ክንብለኩም ወይስ ተፈናቀልኩም በሉ ሕዝበይስ ረዕይዎ ካብ መስመሩ ንቅንቅ አይብልን ሕጂ እውን ምስ ውድብና
30 ዓመት ኣብ ስልጣን ከምዘይተፈጠሩ ሐዚ እውን ኣብ ስልጣን ሃረምረም ይብሉ ኣለዉ መሕፈርቲ😢
እቲ ፅቡቅ ነገር ከምዝለመድዎ ኣረግቶት ኣንሽቲን ሽማግለታትን እንበር ናይ ትግራይ ዕፃ ዝውስን መንእሰይ ኣብ ናቶም ኣኼባ ዘይምርካቡ እዩ😊
😢😢😢😢😢
ወጣቱንማ ለጦርነት ነዉ ምትፈልጉት
ውድብ ውድብ ውድብ መሕዘኒ
To those who understand the sabotage of political processes, Tigrai is falling apart from the unity power it had.