ርክብ ትግራይን-ኤርትራን ንግዚኡዶ ንዘላቒ ? ብዮሴፍ ገ/ሂወት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 72

  • @zemenstudio2993
    @zemenstudio2993 15 วันที่ผ่านมา +7

    ፈላስፋ ዮሴፍ 🙏🙏🙏🙏 ክብረት ይሃበልና ነቲ ዘካፈልካና ዓቢ ፍልጠት 🙏 ዮናስ እየ ካብ ዓዲግራት

  • @oldtrafordmanunited9935
    @oldtrafordmanunited9935 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ዝገርመኒ እንታይ ዓይነት ተውህቦ ዩ ዘለዎ ፍላስፋ ዮሴፍ መጽሓፍ ምሉእ ጠሚሩ ይትንትኖ ብፍላይ ታ ምቅንጃው ገድሊ ትብል ዝጽሓፋ ኣብ ኣዝማሪኖ ዳትኮም ጆስ ንበይኑ ዩ ዓሚቅ ናይ ምርዳእ ክእለት ኣለዎ❤

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 17 วันที่ผ่านมา +9

    ናይ ሕወሓት 50 ዓመታት ጉጉይ ናይ ቃልሲ ጉዕዞ ብዜሮ ተራቢሑ ዜሮ ኮይኑ እዩ So waste of time

  • @GrmayRedae
    @GrmayRedae 16 วันที่ผ่านมา +4

    ክብርት ይሃበልና ፍላስፋ የስዮፍ ገ/ሂውት ከምኡ’ውን ኣክስማውያን መዳ 🙏🙏🙏

  • @merhawihabtay4810
    @merhawihabtay4810 13 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ዘብል ትንታነ መምህር ዮሴፍ።

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 13 วันที่ผ่านมา +1

    Great analysis 🧐

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 18 วันที่ผ่านมา +5

    ክቡር ዮሴፍ ገብረሂወት; ትንተናኻ ከም ካብ ጎቦ ዝፍልፍል ፅሩይ ማይ ንፁርን ሓቅነት ዘለዎን እዩ:: ህወሓትን ህግሓኤን ቅኑዕን ቆራፅን ሊሂቅ ከይፍጠር ብምሕረት ዘይብሉ ኣረመንያዊ መቕፃዕቲ ምኽንያት ሓሞቱ ኣፍሲሰሞ እዮም:: እዚ እዩ እቲ ሓቂ; ካልእ ግን ናይ 60ታት ተቓለስቲ ኮሚኒስታዊ ስምዒት እምበር ናይ ነዊሕ ዕላማን ስትራቴጅን ዘይብሎም እዮም ነይሮም ትብሎ ዘለኻ ትኽክል እዩ:: መቸም ሻዕቢያስ ወላ እኳ ሎሚ ሓደ ሓደ በላሕቲ ኤርትራዊያን ንሕና ኤርትራዊያን ንኢትዮጵያ ኣብ ክንዲ ንኽንገዝኣ እንቃለስ ብዙሕ ጉልበት; ፍልጠትን ገንዘብን ኣፍሲስናላስ ሱቕ ኢልና ገዲፍናያ ንምኻድ ምቅላስና ጌጋ እዩ ነይሩ ምባሎም ትኽክል እንተኾኑ; ብዝኾነ ይጥቀም ኣይጥቀም ግን ሻዕቢያስ ኤርትራ እትበሃል ሃገር ፈጢሩ ኣሎ:: ንሕና ዝገርመና; ህወሓት ዝበሃል ውድብ ተቓሊሱ እንታይ ዘላቒ ዝኾነ ረብሓ ንትግራይ ኣምፂኡ ዝብል ሕቶ ገና ምንም ብቑዕ መልሲ ኣይረኸበን ዘሎ:: ህዝቢ ትግራይ ብመስፍናዊያን ገዛእቲ ወፅዓን ድኽነትን በዚሕዎ; ብናይ ሽዋ መሳፍንት ሓሳረ መከርኡ ይበልዕ ስለ ዘሎ ናይ ባዕልኻ ብባዕልኻ ምሕደራ ንምስፋን ገለ ገለ ኢና ተቓሊስና ዝብሉ ምኽኒያታት እዮም ዘቐምጡ:: ምስቲ ኣብዚ ዘበን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈፀመን ሕዚ እውን ብሰላሕታ ዝቕፅል ዘሎ ፅንተታዊ ኩናት ኣመዛዚንካ; ብፍላይ ድማ ናይ ፌደራል ባንክን ታንክን ኣረኪብካ ናብ ትግራይ ሃዲምካ ውዒሉ ሓዲሩ ድማ ባጀት ይኹን ካልእ ተመሊስካ ካብኡ ካፍቲ ፌደራል መንግስቲ ጎይታይ እምበይተይ ኢልካ ናብ ምልማን ተኣትዩ:: ስለዚ ተጠቓሊሉ እንትምዘን: መዓት ኣሻሓት ዝተኸፍለሉ ናይ ህዝቢ ትግራይ ቃልሲ እንታይ ሰላም; ምዕቡል ኢኮኖሚ; ውሑስ ባዕልኻ ንባዕልኻ ናይ ምምሕዳር ተኽእሎን ካልእ ዘላቒ ረብሓን ኣምፅኢሉ ንዝብል ሕቶ ቅኑዕ convincing መልሲ ኣይተረኸቦን ዘሎ:: እሞ ዮሴፍ ገብረሂወት; ናይ በዓል መለስ ዜናዊ; ኢሳያስ ኣፈወርቂ ፍልስፍና ሒዙና ክወድቕ ኢና እንሪኦ ዘለና እምበር ማ/ሰብ ክምዕብልን ብኹሉ መዳይ ክስልጥንን ኣይንርእን ዘለና:: ስትራተጂክ መራሒ ክኸውን ዝግበኦ: ከማኻ ዝበለ ንኹሎም ኣህዛብ ኣቀራሪቡ; ዝጠቕሞም ኣነፂሩ ፈልዩ; ዝደልይዎ ኣማሊኡ ቅርፂ ኣትሒዙ ብሰላምን ምርግጋእን ክመርሕ ዝኽእል ፍልይ ዝበለ በሊሕ ሰብ ጥራይ እዩ::

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe1872 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝገርም ዓቅሚ ትንታነን 👌👌 የቐንየልና ክቡር ሓውና ዮሴፍ ገ/ሂወት

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 11 วันที่ผ่านมา +1

    Yosef always great

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 17 วันที่ผ่านมา +2

    ከም ህወሓት ኩሉ ዝሰኣነ (ሉዘር) ግን የለን። ኣብ ኢዱ ዝኣተወ ፋሕ ብትን ዘብል ደደብ ውድብ። ካብ እቲ ኣብ ኢዱ ዘሎ ንድሕንነቱ ክንደይ ዋጋ ዝኸፈል ህዚቢ ንሻዕብያ ዘቀባጥር። ብስንኪ ንሻዕብያ ዘለዎ ዘይንር ኣረኣእያ. ድማ ሙሁር ትግራዋይ ደላይ ፍትሒ ኤርትራዉያንን. ኦሮሞን ዝሰኣነ..

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 12 วันที่ผ่านมา

    YG brilliant as always 💚🦁

  • @tesfaywoldemichael2843
    @tesfaywoldemichael2843 17 วันที่ผ่านมา +3

    TPLF ንምንታይ በረኻ ወፂኦም? ኣነውን መልሲ ስይረኸብኩሉን። ሓቅኻ። 100% ደጊፈካ።

  • @desbeletesheme4858
    @desbeletesheme4858 14 วันที่ผ่านมา

    YG brilliant as always! Thank you

  • @romankushite4116
    @romankushite4116 18 วันที่ผ่านมา +7

    Oh, thank you. Yesterday I was criticizing you, today I appreciate you. Believe it or not this is the only way to go

  • @awetgrmay2802
    @awetgrmay2802 12 วันที่ผ่านมา

    🏆

  • @alemdesta4923
    @alemdesta4923 17 วันที่ผ่านมา +1

    በሊሕ ተንታኒ ፖለቲካ ኣብ ከባቢና ዝኾነ ፡ ኣይተ ዮሴፍ ገብሪሀት ፣ ኣብ’ቲ መብዛሕትኡ ትንተንኡ ዝሰማማዓሉ’ኳ’ተኾነ ፣ ብዛዕባ’ቶም ፡ ንሻዕቢያ ፡ ሰብኣውነት ዘላብሱ ዘለው ፡ ገለገለ ተንተንቲ ፖለቲካ ኢና ዝብሉ ፡ ሓደሓደ ተጋሩ ኣመልኪቱ ፡ ዝጀመሮ ርኢቶ ፡ ብዑምቀት ንኸብርሆ ፡ ንዝቐረበሉ ሕቶ ግን ፡ እንተይመለሰ ዘሊሉዎ ፡ ንናይ ኣማኑኤል ( ወዲ መረሳ ) ፡ “ ህግደፍ ፡ ካብ ፅልኢ ዝነቐለ ጥፍኣት ኣውሪዶምልና “ ፡ ዝዓይነቱ ርኢቶ ፡ ጥራሕ ምንቃፉ ፡ ኣይተረደአንን ። መንግስቲ ህግደፍ’ኮ ፡ ንህዝቢትግራይ ፡ ዘፅንት ወራር ምግባሩ ፡ እቲ ስርዓት ፡ ጠቕላሊ ውልቀምልኪ ፡ ስለዝኾነ ጥራሕ ዘይኮነስ ፣ ምስ ልሂቃን ኤርትራ’ውን መኺሩ ዝወሰኖ ፣ ንትግራይ ፡ ከም ናይ ሃገረ ኤርትራ ፡ ናይ ህልውናን ፀጥታን ፡ ስትራተጃዊት ሓደጋ ከምዝኾነት ገይሩ ዘቐመጠ ፣ ውሳነ/ዕላማ ፡ መሰረት ስለዝገበረ’ዩ ።

  • @BabuurTafla
    @BabuurTafla 17 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ አርትራ ሕቶ ፈደራል ፈሪሱና ኣይኮነን። ወላ ኢቲ ፈደረሽን ዝተገብረ ብናይ አርትራ ህዝቢ ድልየት ኣይነበረን ነዚ ዝወስኑ UN ኢዮም። ናይ አርትራ ሕቶ ከምተን ካልኦት ናይ ኣፍሪካ ነጻ ዝውጻ ንዓና ከኣ ነጻ አርትራ ይግብኣና ኢዪ አቲ ሕቶ። ኣብ ፋንታዚ ዓለም ኣይትንበር ኢቲ ኣብ ባይታ ዝነበረ ምርኣይ ኣድላዪ ኢዩ። ብናትካ ኣረኣአያ ትግራዋዪ ኢዩ ትብለሉ መለኪዒ ወይ ክራይተርያ አንታይ ኢዩ?

  • @awetgrmay2802
    @awetgrmay2802 12 วันที่ผ่านมา

    Jos🎉

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 16 วันที่ผ่านมา +3

    ተጋሩ ኣሕዋት ናይ ፍላስፋ ዮስየፍ ምኽርን ትንታነን እንተሰምዕኩም ክትወቱ ትኽእሉ ኢኹም

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 17 วันที่ผ่านมา +3

    afro peace Terewaii yosef gebrihwet is one of Great mann in horn africa

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 11 วันที่ผ่านมา

    Axumawyan እዛ ነባር ዓቅሚ ቀጥታ ትርጉማ (ነባር ኔትዎርክ ) ማለት ምዃና አሚንኩም ከም መበገሲ ጭርሆ ሓዝዋ .

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 18 วันที่ผ่านมา

    ሰብ ኣብ ዓዱ እክሊ ኣብ ዓውዱ መሰረታዊ ሰብኣውነት ክብሪ ሕግን ሕጋውነትን ግልጽን ተሐታትነትን እዩ እቲ ፍታሐ ዓለምና ውን እትናባበረሉ ስለ ዝኮነ

  • @seyoumhagos6306
    @seyoumhagos6306 15 วันที่ผ่านมา

    ጠቅለል አድርጌ ሳስበ ህዋሐት ጥቅሙ አስቦ አያውቅም

  • @habtukidane3178
    @habtukidane3178 17 วันที่ผ่านมา +2

    ዳንደያዊ ዕዋኖ መገረም ፍልስፍና ዝመትከልካስ ባዕልኻ ንስኻ ድኣ , እምበር በትርን ፒሮን ሒዙ ሳሕልን ደደቢትን መሪሹ ንፀላኢ ስዒሩ ብታንክታትን ኦራላትን ተዓጂቡ ኣስመራን ኣዲስን ድቕድቕ ዝበለ ብዓል መትከል ጎብለል ሓላል ወዲ ህዝቢ ተጋዳላይ ብኸምዚ ከማኻ ዕሚሙ ክካሻመሽ ኣመና የቐንዙ ፣ ንዓኻ ክሓይሽ ግዳ ኣስተውዕል ኣብ ልብኻ ተመለስ !!!

    • @danikamboni4131
      @danikamboni4131 15 วันที่ผ่านมา

      @@habtukidane3178
      እዚ ማፊያ መንግስትኻ ዕላማ ሃሊዎ ኣይፈልጥን ኢዩ 😁

    • @TsegayeTtsegay
      @TsegayeTtsegay 12 วันที่ผ่านมา

      @@habtukidane3178 ኣታ ዕሱብ ባርያ ምስ ዓቕምኻ ተጻረፍ ድሁል

  • @mollaTadesse-be8tq
    @mollaTadesse-be8tq 9 วันที่ผ่านมา

    ልገርመካ ዮሴፍ ሓወይ እቲ ለቕመጥኻዮ ድምዳመ -(ማለት ካብ መጀመሪኡ ዕላማ ዘይብሎምን ዘየነበሮምን) ልምዃኖም ስለዘረጋገጽኻልና ብጣዕሚ'የ ዘመስግነካ ። የግዳ አርቢትራሪ ዝኾነ ፀላኢ ፈጢሮምን ነቲ ምስኪን ትግራዋይን ኤሪትራዊን አደናጊሮም እላጥፍእዎ ልመፁ dictators እዮም ።ኻሊእ ቓርዮ እቶም ተማሂርና ልብሉ ኣባላቶም ተይቀረየ ዝመስከሩ የሰማዕናይ የግዳ ካብቱ ገባር ሓው ልገደዱ ደንቊሮም ልመፁ ሃምልኾኑ ኢና ልተረዳእና ።አለበለዚያ ኣነ ባዕለይ'ኳ ተመሳሳሊ ሕቶ ለየቕረብኹሉ ኣባል የለይ መሓዛ እቶም ዘወርቲ ሓድግኻ ፤ የግዳ ብቱ ሕቶይ ብምድንጋፅይ ብምግራምይ እዮም ሱቕታ ልምልሱልኻ ። ልኾነ ኾይኑ መጨረሻናይ መጨረሽኦምይ የይግበረል እየ ልብል ... የመስግን ።

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 17 วันที่ผ่านมา

    ዮሴፍ ክሳዕ ቀረባ ናይእማን ኣማቲ ተንታኒ ፖለቲከኛ እዩ ነይሩ። ሐዚ ከመይ ኣሎ? ንሪኦ ዶ..?

  • @nakfabrave
    @nakfabrave 13 วันที่ผ่านมา

    Ask yourself after all the interviews,ezi tigraway hizikum tefieu 😂😂😂😂😂

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 16 วันที่ผ่านมา

    ክት ሰምዖ ዝግባእ

  • @seyoumhagos6306
    @seyoumhagos6306 15 วันที่ผ่านมา

    አላም ገብረ ዋህድ እኮ ሽግ ወያናነው ይህ ውስብስ ንድፍ ሀሳብ አይገባውም

  • @SaronAndemichael-m5k
    @SaronAndemichael-m5k 12 วันที่ผ่านมา

    Yosef, Serakiy Bdem Tgraway sltan kthz emo yelen.kid Baelka tewagae.

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 13 วันที่ผ่านมา

    እቱ ትንተና ብዛዕባ ሰላም ዝተዘርበ ገዲፍካ ብዙሕ ሓቂታት ኣለዎ።

  • @Asi4394
    @Asi4394 14 วันที่ผ่านมา

    Hwhat kab gega zeytmhar albo khdet... 1.5. Nzetfialka sheabya xgie xegie. Belu neti zterefe hzbkum keytetfiewo... astewelu

  • @nakfabrave
    @nakfabrave 13 วันที่ผ่านมา

    Its so sad some claim to be historians with identity crisis are taking you to the gutters, ask yourself komal agame.

  • @mogheswoldehaimanot3824
    @mogheswoldehaimanot3824 14 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰነፍ ሓደ ደርፉ እንታይ ሓድሽ ከምጽ?

  • @nakfabrave
    @nakfabrave 13 วันที่ผ่านมา

    He is taking you to the gutters just like the Tamil tigers, go back and see all the interview 😂😂😂ezi komal agame lemani is taking you to temben 😂😂😂😂

  • @eriblood803
    @eriblood803 17 วันที่ผ่านมา +2

    A. G. A. M. E.

    • @alemdesta4923
      @alemdesta4923 16 วันที่ผ่านมา

      @@eriblood803 ባምቡላ ጥልያን!

  • @SaronAndemichael-m5k
    @SaronAndemichael-m5k 12 วันที่ผ่านมา

    Yosef,malet serakiy Medenagheriy Ladro eyu.

  • @AmbasajerMebrahtom
    @AmbasajerMebrahtom 17 วันที่ผ่านมา +2

    አክስማዊያን ሚድያ ነመስግን ንየወስየፍ ጋሻ ምግባርካ

  • @eriblood803
    @eriblood803 17 วันที่ผ่านมา +2

    Yosief Ghebrehiwet have a strong body odour (cenawi nebsu) ...that's why he never been married ezi kondaf tewelige

    • @danikamboni4131
      @danikamboni4131 15 วันที่ผ่านมา

      ኣታ ለዛዪ ኣብዚ መጺኻ ኣይትለዚ ደንቆሮ ኪድ ተማሃር😁😁

  • @YuelSamuel-sy5mt
    @YuelSamuel-sy5mt 17 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @nakfabrave
    @nakfabrave 13 วันที่ผ่านมา

    Eritrean trush is tegraway professor 😑 😂 no wonder you end up like this in 2025, 😂😂😂

  • @mamitgebrehiwot6083
    @mamitgebrehiwot6083 17 วันที่ผ่านมา

    ገፅካ ይርሓቅ ሓሰወቲ

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 17 วันที่ผ่านมา +1

    ፅንተት ይቅፅል ምህላዉ ተጋሩ ዘስተዉዓሉ ኣይመስለንን ልክዕ ኣሎኻ ሓው ዮሴፍ።

  • @bahgialeni2039
    @bahgialeni2039 17 วันที่ผ่านมา

    Wawww❤

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 17 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ኤርትራ ግን ናብ ሓዉ ህዝቢ ትግራዩ ተሰዲዱ ናይ ጽልኢ ፖለቲካ ቫዕብያ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ባይታ ክምዘይብሉ የመልክት

    • @eriblood803
      @eriblood803 17 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂 keep dreaming kondafat agame cenewuti funfunat fitret....eritrawi n Ethiopia 🇪🇹 mesegagherit eyu zikisra....kondaf agame cenawi

  • @asmeromgebremariam
    @asmeromgebremariam 17 วันที่ผ่านมา

    መንእሰይ ትግራይ ዓድኻ እንዳ ጸነተት ሱቕ ኢልካ ትዕዘብ ኣለኻ😢

  • @demhai4560
    @demhai4560 16 วันที่ผ่านมา

    I have figured out that this guy either doesn’t know history or he is stupid or he might purposely twisting the truth.

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 17 วันที่ผ่านมา

    ግደይ ድማ ልዋ. ከመኡ እናገበርካ ሓዱሽ ገፅ ክተርእየና ስለዝፈተንካ..

  • @tesfaywoldemichael2843
    @tesfaywoldemichael2843 17 วันที่ผ่านมา

    ካብ ደ/ብርሃን TDF ዝተመለሰሉ ምክንያት
    ሓይሊ ትግራይ ንምብትታን ገሊኡ ሰራዊት ንደ/ብርሃን፡ ገሊኡ ንጎንደር፡ ግሉኡ ንዓፋር ድምብርብር ዝበለ ሰንተራል ኮማንድ ወረርቲ ትግራይ ስቲዮም ንህዝቢ ትግራይ ብዘይ ገለ TDF ምክልኻል ብፀላእት ፀኒቱ።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 17 วันที่ผ่านมา

    ኣይተ ዮሴፍ እዚ ኹሉ ክሳራ ዝጅምር TDF ካብ ሰሜን ሽዋ ድሕሪ ምምላስ ካብኡ ቀፂሉ ኣብ ውዕል ፕሪቶሪያ ኣተገባብራ ዝተፈጠረ ተንኮልን ዕንቅፅናን ኮይኑ ሕጂ በዚ በልካ በቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ከቢድ ፀገም ኣትዩ ኣሎ:: ናይ ወርቂ ዕደና በሎ; ናይ ጀነራላት ምክፍፋልን ካልኦት ሕልኽላኻትን ወሲኽካ ወላ እቲ እትብሎ ዘለኻ ናይ TDF ዓመፅ ምልዕዓል ምንም መፍትሒ ዘምፅእ ኣይመስለናን:: እዚ ውድብ እዚ በትን በዝን ፀላእቲ ኣብዚሕሉ TDF በይኑ ብዘይሓጋዚ ምንም ለውጢ ከምፅእ ኣይኽእልን:: ካልእ ግና ዮሴፍ ቁፅርኹም 25 ትኾኑ ኤርትራዊያን 25 ዝኾኑ ተጋሩ ምሁራት ተኣኻኺብኩም ንኽልቲኡ ህዝቢ ዝጠቅምን ብግቡእ ዝሰርሕን ፕላን ሰፊሕ መፅናዕቲ ጌርኩም ብፅሑፍ ዝሰፈረ ገለ ዝሓሸ መፍትሒ ንምድላይ ዘይምሞከርኩም? ይስራሕ ኣይስራሕ ናብ ኣይተ ኢሳያስን ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይን ከይተወዓወዐ ብሕቡእ ምቐረበ እሞ መልሱ ምረኣና::

  • @ethioeritreaupandup1074
    @ethioeritreaupandup1074 18 วันที่ผ่านมา

    ከማይ ንሕዝቢ ትግራይ ነፃነት ምስ መረጽኩሉ ግን ኣብ ኩንነት ዓለም ከተተግብሮ በሕጊ ፤ ብሀብቲ ፣ ብሰብ ብዙህ ጥፍኣት ከምጽ እዩ ። ነቲ አብ መሬት ዘሎ ኣንብቢካ ግን ትግራዎት ኣብ27 አመታት ዘጥረይዎ ናይ ዲፕሎማሲ፤ ናይ ወታሀደራዊ፣ ናይ ንግዲ፣ ተጠቂሞም ናይ 🇪🇹 ናይ ፖለቲካ ስልጣን ንኦሮሞን ንምሓራን ገዲፎም ፤ ናይ ክልሎም ስልጣን አውሂሶም ፤ ነቲ ሕዝቢ ኣብ ኢኮንሚ ከምዝዎሳእ ጌርካ ተጠቃሚ ክትገብሮ ዝሓሸ እዩደ ። ኣብ ናይ አምሓረን ኦሮሞን ፖለቲካዊ ስልጣን ጽልዎ ገባሪ ክተኾኑ ትኽእሉ ኢኹም። ምስ 🇪🇷 ( መንግስቲ ኤርትራ) ጽቢቅ ርክብ ፈጢርኩም ። ከምዚ ቅድሚ ህጂ ሸዋውያን (ሚሊካዊያን ኢሰፖዊያን) ከምደለዩ ዝዝውርዎ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ዘይኾነስ ፤ ምስ 🇪🇹 ንዘለኩም ናይ ሀገራዊ ፌደሬሽን ርክብ ንኤርትራ ከም ሶፍት ፖወር ተጠቂምኩም መንግስቲ 🇪🇹 ነቲ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ናብ ዝደለዮ ኣንፈት ካይ ወስዶ ሚዛን ከተትህዘሉ ጥራይ ወይኾነ ሉጓም ክገብረሉ ትኽእሉ ኢኹም ። ካብዚ ዎጻኢ ዝመኽረኩም ተሎ ጸላኢ ሕዝቢ ትግራይ ጥራይ ዘይኾነ ንናይ ውልቂ ረብሁኡ ዝተሰለፈ ግለሰብ እዩ ። ከምቶም "ትግራይ ትስእር "እና በሉ ንሕዝቢ ዘደናግሩ ዝነበሩ ኤርትራዊያን ስልጣን ደለይቲ ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 18 วันที่ผ่านมา

      ናይ ምንታይ ጥፍኣት ቃልሲ ብዶሖ ጻእሪ ተተጌሩ ዘይኸውን የለን ✅✅✅

  • @hailewoldai8500
    @hailewoldai8500 17 วันที่ผ่านมา

    Hey Yosef because your lie 1.5 mlllion Tigrian lost there life. You were advising TPLF .

  • @AdhanomAdhanom-qc5ty
    @AdhanomAdhanom-qc5ty 17 วันที่ผ่านมา

    ትግሪኛ ተናጋሪ ብሔር ባህሪያቱሲ ብኸመይ ትሪኦ?ከመይሲ አክሱማይት ክንግደም መስሪቱ ንባዕሉን ንኸባቢኡን ዘማሓድር ዝነበረ ህዝቢ ፡ነዊሕ ዕድመ ዘሎዎ ህዝቢ ብኸመይ ክሻብ ሐዚ 5 ሚሊዮን ኮይኑ ይጸኒሕ?
    እምበርከ ንዓርሱ ከመሓድር ዝኽእል ህዝቢ ድዩ?
    this is my great Q?

  • @nalemna
    @nalemna 14 วันที่ผ่านมา

    Ata ezi resha sebay alo diyu funfun kofe eilka jeganu zekashishe derbay sedetegna

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 18 วันที่ผ่านมา +2

    ኣኽሱማውያን ንምንታይ ኢኹም ግን ንደቂ ክልል ትግራይ ከም ኤርትራውያን ጌርኩም ኣብዚ ተቕርብዎም? ዮሴፍ ካብ ትግራዎት ወለዱ መጽዩ ምስ በዓል ኣኮይ ኣብ መንደፈራ ዝዓበየን ዝተማህረን ወዲ ክልል ትግራይ እዩ። ካልእ ኤርትራዶ ትግራይዶ ፋኖ እንዳበልኩም ትሓዋውስዎ። ኤርትራኮ ካልእ ሃገር እኮያ፡ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ትዛረቡሉ ዘለኹም ሃለውለው ግዜ የብሉን ወተሃደራዊ ዓቕሙ ልዕሊ ዓቐን ኣማዕቢሉ ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብ ምህናጽ ሃገር ስለዘሎ ደሓን ንስኻትኩም ሃለውለውኩም ቀጽሉ እቲ ግመል ከኣ ጉዕዙኡ ይቕጽል እዩ ዘሎ። ተጋሩ ጎራሓት እንተኾንኩም ሃለውለው ገዲፍኩም ምስ ጎረቤትኩም ሃገረ ኤርትራ ብኸመይ ጽቡቕ ጉርብትና ንምስርት እንተበልኩም ይሕሸኩም። ሓንቲ ነገር ዝነግረኩም ዋላ በዓል ዮሴፍ ንግዚኡ ኤርትራውያን ንግበሮም እሞ እንትደኣ ክልል ትግራይ ምስ ኤርትራ ተሳንያ ንመዋእሎም ኣብ ስደት ክነብሩ ምዃኖም ስለዝሓስቡ ብምንም ተኣምር ኤርትራን ክልል ትግራይን ስኒት ኣይደልዩዋን እዮም። Tegaruwani BE SMART!!!

    • @adonairm2252
      @adonairm2252 17 วันที่ผ่านมา

      @@azaziyohannes8873 ገጽካ ትከወል ለኽባጥ ባርያ። ሓቂ ንሓሳዊ መርዚ ዩ። መን ኢኻ ሓቂ እንተለካ ገጽካ ቀሊዕካ ብጭብጢ ኤርትራዊ ኣይኮነን በል። ብልክዕ እቲ ምንባር ዘስኣነካ ኢሰያስ ዩ ትግሮዋይ(ተንቤን)።

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 17 วันที่ผ่านมา +1

      Tegaruwani Be Smart - Tigray people is always Smart but TPLF they Don’t Know What are Doing 50 years.

    • @danikamboni4131
      @danikamboni4131 15 วันที่ผ่านมา +1

      ንስኻስ ልዕሊ ዮሴፍ ገብርሂወት ርስትን ጉልትን ሃሊዩካ ካብ ክልል ትግራይ ኢዩ ክትብል 😂 መቸም እዞም ባራዩ ህግደፍ ሓሰውትን ተንኮለኛታትን ኢኹም 😁😁 ተገጢምኩም ኢኹም ኣቱም ሓሰማታት

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 15 วันที่ผ่านมา

      እስኪ ናይ ዮሴፍ ዓደቡኡን ናይ ኣዲኡን ኣበይ እዩ። ከምዘይትነግረኒ 100% ይፈልጥ እየ። ንስኻውን ናብታ ክልልካ already ኣምሪሕካ ስለዘለኻ ንስኻ ካብኡ ትሓይሽ።

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 18 วันที่ผ่านมา

    Yosief what happened? There was land lords, serfs, 99% w,ere people with no lordship Muslims were not, national oppression