ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Bereket is the most reasonable political analyser.And ❤ you Yodita
ብልቢ የቐኒየልና ዮዲታ። ምሩጻት ሰብ ሕልናን መማህራንን ተስፋ ሃገርን ሰባት ምዕዳምኪ💙🙏💙
Thank you 🙏🏿🌿💙🌿💙🌿🤝🏿
Thank you ከም ኩሉ ጌዜ ጽቡቅን ሓቅን ትንተና & thank you Yodit
Tanx yodita bere dipo Bhaki hade kantom meftihi shigrna zkonu hasebti seb
Kabty addey adekey maletkey deyou zeywoxu tebeley zelekey abow zeylewo ab bowtom eyiom zelewo suklkum hateftef ayetbelow .
thank you so much 🎉🎉🎉🎉🎉
We love you Yodita❤
Lema Hailemariam
ስደት ነዊሑ ትግርኛ ድዩ ጠፊእኩም፧ ዮዲታን በሬን ተተዌ ተተዋዌ 😂😂😂እባ ኣይንግበራ። በሬ ሓወይ ብወገነይ ምስ ደረጃኻን ዕድሜኻን፥ እንተተመሓይሽ ደስ ምበለኒ✌️💙 Ex:- ጥሙራት =እሱራት ❌
ዮዲታ ሀብተይ አንበሳ ከይብለኪ አንበሳ አማጺ እዩ ብቁመና ህብተይ እኺ
Bella ciao 👋 Dan'kal wald Arrata
ናይ ክፍሊ ህዝቢ ሐላፊ ለማ ሀይለማርያም ኢዩ
ኣነ ንባዕለይ ቡኡ ሓልፈ ተኣስረ ኣብ ትሕቲ ተጋሩ እያ ነይራ (ኣብ መወዳእታ 82
ኮምረድ እዩ
Hasawi
ኮምረድ ሓድጉ እዩ ዝብሃል
ንገብሩ ኣስራት ኣብ ባድመ ጀብሃ ብመስፈ ዓይኑ ኣንቁሮሞ
እዚ ሐድሽ ታሪኽ አይኮነን ንዓና ዝደሊ ዲዳ ላዕላይ ምጹ ምስ ወያኒ ክነብር ዝበለ ግን ተቀመጡ ኢሎም እዜ ሽፍታ ሽዓብያብዕሊ አረኪቦሞም ነበርቲ ባድመ ንሱዳን እዮም አትዮም
ንነገሩ ናይ ሕልና እሱር ኢካ። ግን ካብኮለልሲ ኣብታ ሜዳ ትግራይ ወጺኩምምዕጣቅ ሓሳብከ ኣለኩምዶ? ምልፍላፍደኣ እሞ ንመን ይብርትዖ። ተጋሩ ለውጢከየምጽልኩም ድማ ክሳብ ዝነውሑ ጊዜሂብክሞም እሞ ሕጂኸ መንዩ ክሞተልኩም?ወያነ ተኾነት ተመንይዋዩ ዉግእ እሞ ኪዱኣብርይዎም። እዚኣያ ታ ቅንዕቲ።
ስለያ ናትና ናይ ዓቀብቲ ሰላም ተኸዲኖም ናብ ዶባት ዝሰዱ ኢዮም እኮ ኢሳያሳውያን። ገለስ ግድን እንተብምፍርራሕ እንተብጉቦ ሻዓብያ ኣይወጹን። ናይ ዓለም ክፉኣት
ናይ ጴንጠ ዘገርም እዩ:: በጃ ኹም ስለ ኤርትራ ንጸሌ ኤልና ዝሐተትና:: መልሲ ናይ ፓስተራት ድማ እሱራት አብ ኤርትራ ፍትሒ ንህዝቤ ኤርትራ ክትብሎ ኢኾም ስለዚ ስለ ኤርትራ ኢልና አይንጽልን ኢና አብ አዳራሽ አብ ናይ ሰንበት ፕሮግራም:: ሕልፍ ዝበለ ድማ ደገፍቲ መንግስትን ኢትዩጳውያን አብ ሞንጉና ስለ ዘለዎ ክስምዖም እዩ መልሲ ካብቶም ምርኦያት ንይ ጴንጠ ቤተኽርስትያን:: ዝገደደ ድማ ነዚ ውልቀ መላኺ ንህዝቤ ኤርትራ ዘጽነተን ዘጽንት ዘሎን ክንጽልዩሎ ኢና ዝብሎ አለዎ:: ነቲ ዝጠፍእ ዘሎ መንእሰይ ዘይጽለኩምስ ንሕሱም ቀታሌ ኢሰያስ አፈወርቂ::
እሰያስ፡85.86፡ባዲመ፡ናይ፡ትግራይ፡እያ፡እልዎ፡፡ማልትኒትግራይ፡አረክቦም፡እልዎ፡ኒለማ፡ሃይለማርያም፡ምክቲታል፡ዶባት፡ህዝብ፡ባዲመ፡ለማየ፡ለማ፡እባአር፡ሽጥካያ፡ኒባዲመ፡እሎም፡።
Bereket is the most reasonable political analyser.And ❤ you Yodita
ብልቢ የቐኒየልና ዮዲታ። ምሩጻት ሰብ ሕልናን መማህራንን ተስፋ ሃገርን ሰባት ምዕዳምኪ💙🙏💙
Thank you 🙏🏿🌿💙🌿💙🌿🤝🏿
Thank you ከም ኩሉ ጌዜ ጽቡቅን ሓቅን ትንተና & thank you Yodit
Tanx yodita bere dipo Bhaki hade kantom meftihi shigrna zkonu hasebti seb
Kabty addey adekey maletkey deyou zeywoxu tebeley zelekey abow zeylewo ab bowtom eyiom zelewo suklkum hateftef ayetbelow .
thank you so much 🎉🎉🎉🎉🎉
We love you Yodita❤
Lema Hailemariam
ስደት ነዊሑ ትግርኛ ድዩ ጠፊእኩም፧ ዮዲታን በሬን ተተዌ ተተዋዌ 😂😂😂እባ ኣይንግበራ። በሬ ሓወይ ብወገነይ ምስ ደረጃኻን ዕድሜኻን፥ እንተተመሓይሽ ደስ ምበለኒ✌️💙
Ex:- ጥሙራት =እሱራት ❌
ዮዲታ ሀብተይ አንበሳ ከይብለኪ አንበሳ አማጺ እዩ ብቁመና ህብተይ እኺ
Bella ciao 👋 Dan'kal wald Arrata
ናይ ክፍሊ ህዝቢ ሐላፊ ለማ ሀይለማርያም ኢዩ
ኣነ ንባዕለይ ቡኡ ሓልፈ ተኣስረ ኣብ ትሕቲ ተጋሩ እያ ነይራ (ኣብ መወዳእታ 82
ኮምረድ እዩ
Hasawi
ኮምረድ ሓድጉ እዩ ዝብሃል
ንገብሩ ኣስራት ኣብ ባድመ ጀብሃ ብመስፈ ዓይኑ ኣንቁሮሞ
እዚ ሐድሽ ታሪኽ አይኮነን ንዓና ዝደሊ ዲዳ ላዕላይ ምጹ ምስ ወያኒ ክነብር ዝበለ ግን ተቀመጡ ኢሎም እዜ ሽፍታ ሽዓብያብዕሊ አረኪቦሞም ነበርቲ ባድመ ንሱዳን እዮም አትዮም
ንነገሩ ናይ ሕልና እሱር ኢካ። ግን ካብ
ኮለልሲ ኣብታ ሜዳ ትግራይ ወጺኩም
ምዕጣቅ ሓሳብከ ኣለኩምዶ? ምልፍላፍ
ደኣ እሞ ንመን ይብርትዖ። ተጋሩ ለውጢ
ከየምጽልኩም ድማ ክሳብ ዝነውሑ ጊዜ
ሂብክሞም እሞ ሕጂኸ መንዩ ክሞተልኩም?
ወያነ ተኾነት ተመንይዋዩ ዉግእ እሞ ኪዱ
ኣብርይዎም። እዚኣያ ታ ቅንዕቲ።