ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Owww my goodness ጥዕምቲ ቁርሲ ኣእምሮ🧠መምህረይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ! ሕድርኹም መምህር ምሳሕ ኣይትደንጉይና ብሃንቀዉታ ንጽበ አለና❤
መምህር ክብረት ይሃበልና ኣብ ሂወትካ ምሉእ ዘይጉዱል ጥዕና፡ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
መምህረይይይ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ዕዲመን ጥዕናን የሃብካ ምስ ምሉእ ስዲራቤትካ ።ኣነ ግን ኣብ ገለ ከቢዱኒ ምትንታኑ ብዝሑ ግዜ ደጋጊመ ኪሰምዓእየ።
ብደሓን ምጻና ክንጽበ ኢና መምህረይ። ኪገርመኩም 3 ግዜ ሰሚዕያ ኣለኩ ግና ዉን ኪሰምዓ ኢየ ። ናይ በሓቂ ኣገዳሲት ኣብ ሂወት ።
Wala ane eta hanti mexhaf bjermen gezieja aleku
ንብምሉኡ እዚ ጽሑፍ ሰለስተ ግዜ ኣምብበዮ ብሓዕሚ ኣነቓቓሒ እየ። መስገና ይብጻሕካ መምህር
መምህር ክብረት ይሃበልና ኣመና ኢና ነመስግነካ
መምህር መኰነን፡ ብሉጽ ኣንባቢ ነሓደ ሰብ ንሓሳባት ጽሑፍ ናብ እዝኒ ሰማዕቲ ጦብላሕ ኣቢሉ ይሰኹዖ ስለ ዚዀነስ፡ ይበል ንባብን ንጹር ናዕታን!
ናይ በሓቂ ጽቡቕ መደብ! የቐንየልና መምህር መኰነን፣
We need more like this ❤️🙏
መምህር የከንየልና፡ኩሉ እቲ ንህዝባካ ንምንቃሕ እትገብሮ ዘይ ሕለል ጽዕሪ የምስግናካ ቀጽሎ።
ኣይገልጾን ጻዕርካ ስቃይ ትጸውር ሂወትካ ዓቅሊ ይሓትት ምባርካመሰናክል ይሰግር ዕላማካኮታስ ብኩሉ፡ነገርካ ንፉዕ ኢካ ዘበን፡ሂወትካ ይባርክ ኣቦበረከት ኢለካ ክሓልፍ ኣይትሰልኪ ተስፋ ኣይጉደል ክብለካ ይፈቱ ኣብ መስመርካ ኣለና።
ኣጀኻ በርትዕ ብጣዓሚ ማሃሪ እዩ መደብካ የሕዋተይ ካኣ ሳብስክራይፕ ገርና ከም ትዓቢ ንግበራ ኩሉ መታን ክምሃር።
መምህር ሞኩየ እዝጊኣቢሄር ክምቲንስኻ ኣእሙሮይን ልበይ ዝመግብካናዓኻውን ይመግብካን የሐጉስካንየቀንየለይ
GBU ኣዝዩ ኣገዳሲ ለዋጢ ትምህርቲ እዩ የቀንየልና :: ደጋጊመ ኽሰምዖ ግና ኸመይ ጌረ ዳውንሎድ ኽገብሮ ይኽእል ኣብ ሞባይለይ :
Yekenyelna btami mehari Medebach
ብጣዕሚ፡ጹቡቅ፡ትምህርትይ፡ኩሉ፡ትግሪኛ፡ዝዛረብ፡ክሰምዖ፡ዘለዎ።ብዕቅመይ፡ሸር፡ክብለልካ፡ኢየ።ዝህቦ፡ሪኢይቶ፡የብልየን።ቀጽሎ፡ፍረ፡ክትረክብ፡ኢካ ።
Thank you Teacher, I read the book “man’s searching for meaning” very interesting also I recommend Stephen R, “7 habits “ for my people to create their future
Thank you very much
We need more like this
yekniyelna memhrey
Dase zebal xihofi betami eya zemsgnka 100 ✔✔✔
What a great voice need work thank you
Thank you
Woww
Thanks 🙏🙏🙏
እዚ ዓወት ዘይኮነ ህውተታ ዩ ዓወት ዝብሃል ምስ ክርስቶስ ምንባር ዩ
Wawwww awesome memhrey
Thanks
ቡሉጽ ትምርቲ መምህር ሓዉና, ኣብ ሓሳባት ዝደራረብኻ ግዜ ከመይ ገርኻ ድለትካ ኡሱ ምካኑ ትፈልጥ ወይ ተረጋግጽ?
Zdnek akerarba teacher keep in touch !!
Bhaqi tume qana laza anabba memhir Mekonen Tesfay admen tinan yhabka
አዚና እና ነመስግን መምህር
Wawww ane medebkum fetyeyo♥♥♥♥😘
❤❤❤❤❤❤❤🌺🌺🌺🌺💯💯💯💯
💯💯💯💯💯💯💯💯✌✌
❤❤❤
ሸውሃትካ ዝዓጽይ መስደመም √ መስመም X
nice
Owww my goodness ጥዕምቲ ቁርሲ ኣእምሮ🧠መምህረይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ! ሕድርኹም መምህር ምሳሕ ኣይትደንጉይና ብሃንቀዉታ ንጽበ አለና❤
መምህር ክብረት ይሃበልና ኣብ ሂወትካ ምሉእ ዘይጉዱል ጥዕና፡ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
መምህረይይይ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ዕዲመን ጥዕናን የሃብካ ምስ ምሉእ ስዲራቤትካ ።ኣነ ግን ኣብ ገለ ከቢዱኒ ምትንታኑ ብዝሑ ግዜ ደጋጊመ ኪሰምዓእየ።
ብደሓን ምጻና ክንጽበ ኢና መምህረይ። ኪገርመኩም 3 ግዜ ሰሚዕያ ኣለኩ ግና ዉን ኪሰምዓ ኢየ ። ናይ በሓቂ ኣገዳሲት ኣብ ሂወት ።
Wala ane eta hanti mexhaf bjermen gezieja aleku
ንብምሉኡ እዚ ጽሑፍ
ሰለስተ ግዜ ኣምብበዮ ብሓዕሚ ኣነቓቓሒ እየ። መስገና ይብጻሕካ መምህር
መምህር ክብረት ይሃበልና ኣመና ኢና ነመስግነካ
መምህር መኰነን፡
ብሉጽ ኣንባቢ ነሓደ ሰብ ንሓሳባት ጽሑፍ ናብ እዝኒ ሰማዕቲ ጦብላሕ ኣቢሉ ይሰኹዖ ስለ ዚዀነስ፡ ይበል ንባብን ንጹር ናዕታን!
ናይ በሓቂ ጽቡቕ መደብ! የቐንየልና መምህር መኰነን፣
We need more like this ❤️🙏
መምህር የከንየልና፡ኩሉ እቲ ንህዝባካ ንምንቃሕ እትገብሮ ዘይ ሕለል ጽዕሪ የምስግናካ ቀጽሎ።
ኣይገልጾን ጻዕርካ
ስቃይ ትጸውር ሂወትካ
ዓቅሊ ይሓትት ምባርካ
መሰናክል ይሰግር ዕላማካ
ኮታስ ብኩሉ፡ነገርካ ንፉዕ ኢካ ዘበን፡ሂወትካ ይባርክ ኣቦበረከት ኢለካ ክሓልፍ
ኣይትሰልኪ ተስፋ ኣይጉደል ክብለካ ይፈቱ ኣብ መስመርካ ኣለና።
ኣጀኻ በርትዕ ብጣዓሚ ማሃሪ እዩ መደብካ የሕዋተይ ካኣ ሳብስክራይፕ ገርና ከም ትዓቢ ንግበራ ኩሉ መታን ክምሃር።
መምህር ሞኩየ እዝጊኣቢሄር ክምቲ
ንስኻ ኣእሙሮይን ልበይ ዝመግብካ
ናዓኻውን ይመግብካን የሐጉስካን
የቀንየለይ
GBU ኣዝዩ ኣገዳሲ ለዋጢ ትምህርቲ እዩ የቀንየልና :: ደጋጊመ ኽሰምዖ ግና ኸመይ ጌረ ዳውንሎድ ኽገብሮ ይኽእል ኣብ ሞባይለይ :
Yekenyelna btami mehari Medebach
ብጣዕሚ፡ጹቡቅ፡ትምህርትይ፡ኩሉ፡ትግሪኛ፡ዝዛረብ፡ክሰምዖ፡ዘለዎ።ብዕቅመይ፡ሸር፡ክብለልካ፡ኢየ።ዝህቦ፡ሪኢይቶ፡የብልየን።
ቀጽሎ፡ፍረ፡ክትረክብ፡ኢካ ።
Thank you Teacher, I read the book “man’s searching for meaning” very interesting also I recommend Stephen R, “7 habits “ for my people to create their future
Thank you very much
We need more like this
yekniyelna memhrey
Dase zebal xihofi betami eya zemsgnka 100 ✔✔✔
What a great voice need work thank you
Thank you
Woww
Thanks 🙏🙏🙏
እዚ ዓወት ዘይኮነ ህውተታ ዩ
ዓወት ዝብሃል ምስ ክርስቶስ ምንባር ዩ
Wawwww awesome memhrey
Thanks
ቡሉጽ ትምርቲ መምህር ሓዉና,
ኣብ ሓሳባት ዝደራረብኻ ግዜ ከመይ ገርኻ ድለትካ ኡሱ ምካኑ ትፈልጥ ወይ ተረጋግጽ?
Zdnek akerarba teacher keep in touch !!
Bhaqi tume qana laza anabba memhir Mekonen Tesfay admen tinan yhabka
አዚና እና ነመስግን መምህር
Wawww ane medebkum fetyeyo♥♥♥♥😘
❤❤❤❤❤❤❤🌺🌺🌺🌺💯💯💯💯
💯💯💯💯💯💯💯💯✌✌
❤❤❤
ሸውሃትካ ዝዓጽይ
መስደመም √ መስመም X
nice