Very proud of Mr. Mehari for sharing all his knowledge and experience. I love the way he lay out details and facts it is very educational and can’t get enough of it. I have great respect for coming out and hope other do the same. Mr. Mehari I love you and Keep up with the good work. Peace,
Thanks Seltene, I always follow you, today especially for having invited a respectable guest with a weight of knowledge and experience, as you say and a book to read carefully, I hope you will come back very soon
Mr Mehari, You know the real story of Eritrean people problem from his own dictator government. Live long and hope you will be a leader of Eritrea one day.
ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት
donorbox.org/tefetawi-talkshow
Can you give us the link for part 1 and 2 thanks.
ለሓሲ ተረፍ ወያነ ብድብድ ዓጋመ
1¹¹
ሓውና መሓሪ ናይ ብ ሓቂ ዓቢ ታሪኽ።thank u.very important.
መሓሪ ሓውና እዚ ኩሉ ምስጢር ተሰኪምካ ብጽንዓ ታሪኽ ናባና ከተመሓላልፎ ህድኣት ዝመልኦ ውሕሉል ኣቅራርባ ብጣዕሚ ኣድኒቅካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ i am proud of you bro ❤❤❤
Uu
U are a book 📚 thanks
ኡርትራዊ ሓውና ደው በለልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ብሓኺ ንፉዕ ጋዜጠኛ ሰልጠነ ሓውና፡ ሓውና መሓሪ ብዙሕ ኣፍልጦ ኣለዋ ክምስገን ይግብኦ እዪ። Thank u
Thanks!
ኣዚዪ መሃሪ ቃል መሕትት and thanks Seltene as well as Mehary
መንግሲቲ ሲውዲን ኢትዮጲይዩ ይገዚአናሎ ዘይቲቢልዋ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
Thank you So much.🙏🏽❤️🌹
ዕድመን ጥዕናን ይሃካ መሓሪ ሓዉና ስለቲ ገሊጽካን ከቆጠብካ ምንጋርካ ኣዚየ ድማ የመስግነካ
Thanks aya mehari Gbu
very intersted intervew , i highley appreciate
ማሓሪ ያሆ፣መሓሪ ተባዕ፣ይፈልጦ እየ።
Great program Thank you so much, Seltene God Bless you .
Well educated mehari i m really appreciate you it was great experience and explained tragedy life
ተባዕ ተቓላሳይ፤ ጅግና መሓሪ፤
ዔላ ፈልፋሊ ፍልጠቱ፤ ዚዛሪ፤
ንሓቂ ዚሓቅቕ፤ ዘይኮነ ተጠባሪ፤
ናይ ሓቂ ፍላስፋ፤ ብፍልጠት ተማራማሪ፤
ንመሰል ንፍትሒ፤ ዓው ኢሉ ዘማሪ፤
ካብ ኢድ ህግደፍ፤ ዘምለጠ ሓመድ ቀብሪ፤
ታሪኽ ትጽሕፍ ኣለኻ፤ ንወትሩ ተዘካሪ፤
ኣምላኽ ይወስኽካ፤ ነዊሕ ዕምሪ።
የቀንየልና መ/ም መሓሪ ኣብራሃም
Highly professional investigative journalism. Well spoken.
Thank you brother.
ብጣኣሚ ዘህዝን እዩ ።
Very proud of Mr. Mehari for sharing all his knowledge and experience. I love the way he lay out details and facts it is very educational and can’t get enough of it. I have great respect for coming out and hope other do the same. Mr. Mehari I love you and Keep up with the good work.
Peace,
Tank You very match brother Seltene &Mehari
እዋይ እዋይ ኤረትራውያን ንሕናስ ንብድዕ ንምካሕ ንስዕስዕ ከማና ሕማቃት ህዝቢ ኣብ ውላሓደ ዓለም ደሊካ ኣይትረክብን ኢካ ክንደይ ጉድ ኣብ ዓድና ተቀቢሩ ከሎ ኤመሪካ ወያነ ክንብል ንውዕል ኤረ ካበይ ኢና ተፈጢርና ዘሕዝን እዩ💔💔💔😭😭😭
THANKYOU!!
YOU SEE ; THAT'S A WISDOM!!
The best interview I have watched !!Good job!!
Nice abona mehari and seltene thAnks so much
እዋይ ኣታ ኣምላክ በየን ነጢቡና እዚ ድያብሎስ መርገም ድዩ ኔሩና ባዓል መስፍን ሓጎን ነዚ ኹሉ ምስጢር ሒዙ ብሂወት ይንቀሳቅስ ኣሎ እዚኣቶም ልዕሊ ሽይጣን ሽይጣውንቲ እዮም💔💔💔😭😭😭
Thanks, Seltne, for picking up Mhari and Journalist Mhari u are best. Thinks 🥰🥰🥰
This is very enlightening indeed, thank you mahari and seltene, much respect.
I am from Eritrea but I don’t grow up in Eritrea.i can’t stop crying 😭 😭😭this is so sad 😭😭😭. Thanks for the information
💗☺️💗💗☺️☺️💗☺️🌶💗☺️☺️💗💗💗
It is very sad my dear.
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ማሓረና💔💔🤦♀️🤦♀️
great men! i admire the way he analysis the problem and facts!!
Respect#
Mehari you are great thank you for sharing this historic sad story 😭😭😭
You are our hero god bless you 🌹🌹🌹❤❤❤
Best interview ever 💯 Thanks Tefie for inviting Mehari👍💯
💯Right
ተመሲገን ማሊጋ ፊቲሒ አቢ ሪያድ ተወሊዱ።
እዚ መግለጺ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ሐውና ብመጽሐፍ እንተተቕርቦ ጠቓሚ መወከሲ ክኸውንምኸኣለ ይመስለኒ
እንዳ ሐደርካ ዘሕርር ዘብኪ ዘሰንብድ😭
ዝገርም ታሪክ ! ሰብ ከይተዛረበ ኣይንበብን ክብሃል ብ ክቡር ሓው መሓሪ ተማሂርና :: ክብረት ይሃበልና!❤❤
God Bless You. Very Nice Deeds. Great nationalist.
Thanks Seltene, I always follow you, today especially for having invited a respectable guest with a weight of knowledge and experience, as you say and a book to read carefully, I hope you will come back very soon
Wwwwwww what a wonderful person you are man thank you very much I'm wishing to see look more like you
Seltene Wedi Smerr room1 we miss man keep it the good job proud of you brother 👍🏾
Thanks again again
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ተፈታዊ
ንፉዕ ጽቡቅ መርዳእታ ዝህብ መምህር
ኣብዚ መደብ ተፍታዊ ክሰርሕ ዕድል ተ ዝዋሃቦ
ውልቃዊ ሪኢቶ?
ሻዕብያ ሕጋዊ ባንዴራ ዘለዋ ግብረ ሽበራ ውድብ እያ
Sah kalamk
Keep it up Tefetawi show . Thank you
Thank you mehari for your information about the prisoner Debessa Kidane and others too god be bless you🙏
ሰልጠነ ሓውና እስኪ እስከ እንዳበልካ ኣይትዛረብ. ካልእ ቃል ተጠቀም. Professional ኣይኮነን. Thankyou ከኣ ቡዙሕ ንምሃር ኣለና 👍
Thanks Bro 😃😭
I appreciate you Mehari hawna nay bahaki gelatsi mesati zkone megletsi. Fithi yhabka Fetari. Kemziom zbelu busulat Sebat hasabatom regiom zgeltsu nsebat zmihru Metsahfti zkonu sebat amtsialna.Seb bzuh kmahar eu. Thank you so muchhhhh Seltene hawna ewun Great Work.
ሰላም ክቡራት የሕዋትና እንቃዕ ደሓን መጻእኩም❤🎉🎉
Mr Mehari,
You know the real story of Eritrean people problem from his own dictator government. Live long and hope you will be a leader of Eritrea one day.
Best interview ever thanks
ናይ ብሓቂ ብሱል መብርሂ... ቀጽልዎ ንንቕሓትና!!
👌thanks 🌹🌹
ኣታ ጎይታይ ማዓረይ ተቀቲሎም ተኣሲሮም ዝብል እምበር ኻሊእ ዘይትሰምዕ😥😥😥😥
ኣቶ ሰልጠነና ኣቶ መሓሪ ! ከቻላችሁ ደዉሉልኝና በግል እናዉራ ። ትንሽ ለየት ያለ ሃሳብ ስለኣለኝ ነዉ ።
Danke Seltene und Mehari
Haki ❤️🙏❤️
Thanks, I figured dream of Eseyas
ኣሺኳይ ኣብ ኤርትራስ ኣብ ኢትዮጲያ ከዶም ክንደይ ድዮም ኣጥፊኦም?
Degimna ena nsemo danke
Very riveting interview.
Betri HAKi Tketn dea ember Aytsbern
edmen tienan n Haki ❤️🙏❤️
ናይ ብሓቂ ኩሉ ገሊጽካዮ ፡ ጓል ዓድና ተጋዳሊት ሽዑ ንሊባኖስ ዶ ዓዲ ዓረብ ዶ ኢሎም ንስደት ምስ ሰደድዋ ክሳብ ሕጂ ድሃያ ተሳኢኑ ።
ኣላ ዲያ መይታ ዝኾነ ድሃያ ክሳብ ሕጂ ተሳኢኑ ኣሎ ።
ዝገርም ኢዩ ናይዚኦም ጉድ ዘርዚርካ ኣይውድኣን ኢዩ ።
great men✌✌
አነ ዉን ብዙሕ ብዙሕ ብዙሕ ሕቶታት አለኒ ።
ካቢ hivተጠኒቀቁ።
ይዱውላ እልዋ።።።
መሓሪ ብሓቂ ካብ ንጉሆኡ ዝነቐሐ: ዓቢይ መምህር ኢዩ:: እቲ መንእሰይ ካብ ከምዚኦም ዝመሰሉ ንቑሓት: ሰብኣውያን: ዓዶምን ህዝቦምን ዝፍቅሩ ሰባት ክመሃር ይግበኦ::
ይገርመና አሎ ደሐር ከአ ሚስጥር ምዕቃብ እንታይ ፈታሕ የምጽእ ምድርጉሑ ዮ ዝሐይሽ መስለኒ
long live/ long life
Selam naka ykun Mehari hawna Ato Admerom bealbeta nSaba bhiwet ab sfet alewu.
Thanks Mahary God bless you. ❤
Bejaka mshawkald koynka tmhirti habena thanks.
Hi brother how are you. Wayyyyy Eritrean people unlucky very sad. It’s very Clear True Story Wake-up everyone ❤ now please ???
ዋውውው መሓሪ
ኣቱም ሰብ ይጸንት ኣሎ😢
ንፍእን በልሕን ከሚዞኦም ሰባት እዮም ዘድልና ዘለው ሰልጡ ሓውና
ከምዚኦም ሰባት ከም ዘድልይዎ ንድሕርህጂ የቀንየልና ክብለካ ይደሊ
Thanks seltene hawey blbi yemesgneka .God bless you 🙏 ♥️
Very powerful message we Appreciated really History God Blessed Journalist Mahari.
እንታይ ዝበለ ጉድ ኢዩ እዚ ህዝቢ ወሪድዎ ኣንታ ፖውውውው። ሓውና መሓሪ ዘይተነበበ መጽሓፍ ኢካ። thank you 😊 bueunet.
Welcome ayana mahari
መሐሪ ብብልሕኻን ብሐቅነትካን ብትብዓትካን ብልቢ የድንቐካ፣ ብቕዓት ተዘክሮታትካ ብውሕሉልን እዱብን አገባብ አዝዩ ዘኹርዕ’ዩ፤ ከምቲ ሰልጠነ ዝጠቐሶ ከአ አብ ስደት ዘለኻ ኤርትራዊ ኩሉ እትፈልጦ
ተዛረብ። ይበል አሕዋት
መሐርን ሰልጠነን!
Hi Mehari Hawey, I am impressed and want to thank you brother. I wish you write a book because this is Eritrean history.
እብ ኤርትራ እይተወለድኩን እይእበኩን I am very blessed and lucky I can’t believe it is very painful………..
Too late to inform ur people. But u r the best resource
Kdmi sebu eyu akaliowo smoayo endo gelieom kesisomni amawta hawna bkemzi aykonen eilom eilu slezi sle dzergho do aykonen
ህግደፍ ወላ ነቶም ልሓስሓስ ዝበሉ ከድምቲ ዕሱባት እሞ ተማም ገይሩ ዘጻውቶም ።
Thanks kubur hawuna Mehari ❤❤❤❤
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
መሀሪ.....,እኔ አምቼ ነኝ ከአ/አበባ ምን እንደምልህ አላውቅም ግን በትክክል አባቴ ሲያሳድገኝ የሠው ልጅ መሆን ያለብት በዚህ መልኩ ነው ብሎ የዛሬ-30-ዓመት የመከረኝን ምክር አሁን ላይ በአንተ እና በአንተ ጓደኞች አማካኝነት ከዛሬ-30-ዓመት በፊት ማርያም ግቢ ዕስር ቤት እያላቹ የሰማችሁትን ተማፅኖ በተግባር ተግብራቹ ንዛ ሐንቲ ጓሉ ብቱዝገበርኩሞ ናይ ብሐቂ ዓጊቤ ሐራይ...!!!
ፍትሒ ንውፅዓት ህዝብ ትግራይን ከምኡ ውን ፍትሒ ንውፁዑ ንህዝቢ ኤርትራውያን
ህዝቢና ለባምዩ ባህሊናሃይማኖትና ።ኢዚ ዘራጊና ኢትዮጲያዊዩአቶ እስያስ እፍርቂ አቢሪሃሓጎስ ምራጪ።ዲቲአሰረ ክብ ሓለዋ ስውር ጀምሪ።
ትኺላይ ዓደን ሒጂ ተመን ጺባሒ ግብልብለ።ኢዚ ኢትጲያዊ ኢዩ።።።
ንሕናስ ኣስመራ ኣይኮነን፡ ኣድራሻና። ኣከለጉዛይ አዩ ኣድራሻና።
Tsibuck habereta ab metshaf entezsefer bestrich metesenede. Hizbna zeheleke kea kemzi chibtitat deguyom ab berhan selezwetsie zelo eyu.
Gin Tank you
seleten can you please bring him again .
ኣስመራ ኣዲስ ኣበባ 1080km
ኣቦይ(My father) ሓደ ካብቶም ብድርጊ ኣባል ኢሰፓ ነይሪካ ተባሂሉ ብ1991 ግንበት ብሻዕብያ ምስ ተወሰደ ንሕልፈት ኣብ እስርቤት ሰንበል ክሳብ ሕጂ ታኣስሩ ኣሎ።
መጀመርታ ኣብ ዓድካላ ትኣሰሩ ነይሩ ዳሓር ናብ ሰንበል ተቀይሩ። 31 ዓመት ኣብ እስርቤት ገይሩ ኣሎ
ወዲ 5ዓመት ነይረ ኣነ ክእሰሪ እንከሎ።
ብ2003 ቅድሚ ካብ ኤርትራ ምውጽኣይ ናብ ሰንበል ከይደ ሪኢዮ ነይረ።
ወላድየይ ወዲ ደንበላስ ማይድማ እዩ።
ፍትሒ ንኣቦታትና ውደቀት ንህግደፍ
ፍትሒ ንኣቦታትና 'ዶ በልካ ። ፍትሒ ግን እኮ ነቲ ንጹህ ሓራ ዝገብር ፡ ነቲ ገበነኛ ድማ ከምቲ ኣብ ገለ ሃገራት ዘሎ ክሳብ ሞት 'ዉን ዘቕጽዕ 'ዩ ። ኣቦኻ ኣባል ኢሰፓ ጥራይ ብምንባሩ 31 ዓመት ክእሰር ዝኽእል ኣይመስለንን ። ብፍላይ ገለ ኣባላት ኢሰፓ ን ቃኚን ወረዳታት ዘይደኮሎም ፡ ደምበለሳስን ቆሓይን ክንደይ ተጋደልትን ሓፋሽ ዉድባትን ከምዝቐተሉን ንሞት ኣሕሊፎም ከምዝሃቡን 'ከ ወረ ኣለካ 'ዶ ? ? ? ?
# እቶም ኣባላት ስድራ ቤቶም ብ ኢሰፓን ቃኝን ንሓዋሩ ዝሓቐቑ 'ኸ ..... ፍትሒ ዘይጠልቡ 'ዶ ይመስለካ ? ?
@@shabaymender9126
ክብር ሓው ቤት ፍርዲ እንታይ ማለት ድዩ?
ሰለዚ ሓደ ሰብ ገበነኛ ድዩ ኣይኮነን እኮ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ እዩ ዝፍርድ።ብዘይ ፍርዲ ዓፍንኻ ን31 ዓመታት ምጽናሕ ግን ንባዕሉ ገበን እዩ።
ብሓፈሻ ጹሑፍይ ብዛዕባ ቅኑዕ ፍርዲን ፍትሕን እዩ።
እምበር ገበነኛ ኣይፈረድ ገበነኛ ኣብ ፍርዲ ኣይቅረብ ኣይኮነን ዘረባይ።
@@peaceandLove-r2k ዘይሻራዊ ብሕጊ ተቐይዱ ዝኸይድ ቤት ፍርዲ 'ሞ ኩልና እንደልዮ እንድዩ ። ግን ኣሽንኳይ 'ዶ እቶም ንህዝቦም ዝበሳብሱ ዝነብሩ ኢሰፓን ቃኝን 'ሲ .... ንስለ ህዝቦም ንመስዋእቲ ዝወጽኡ ብዓል ቢትወደድ እኳ ኣብ ማሕዩር ይበልዩ ኣለዉ ።
# ብዝኾነ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ኢሰፓ ኮነ መራሒ ምልሻ ስርናይን ቓኚን መን ፡ ኣበይ ገበን ፈጺሙ ፡ መን ኣይፈጸመን ....ህዝቢ እቲ ከባቢ ኣጸቢቑ ይፈልጥ 'ዩ ። ትብዓት እንተሊካ ኣቦይ ንጹህ ክንሱ ክንድዚ ዓመታት ተኣሲሩ ኣሎ ትብል እንተሊኻ ድማ " ስሙ " ንገረና & ሓቂ እንተኾይኑ ድማ ንምስክርነት ታሪኽ ይቐርብ ።
@@shabaymender9126 ሕጂ ናብ፡ሓሳበይ መጽኢኻ፡ ኣነ ውን ሕጊን ፍትሕን ሰለ፡ዘየለ እየ ዝዘረብ ዘለኩ።
ሓደ ሰብ ሰብ ድዩ ቀትሉ፣ህዝቢ ድዩ ኣባሳቡሱ፥ዓሙጹ ድዩ፥ሰሪቁ ድዩ. ....ወዘተ ነዚ ኩሉ መፈምደምታ ዝህበሉ ሕጊ እዩ።ሕጊ እኮ ንሰብ ናብ ቅንዕናን ሓቕን ዝወስድ ቀያዲ ኣዩ፥ንዝተጋገየ ድማ ሕጊ ይምህሮ። ንገበነኛ ገበኑ ተፍልጦ ብሕጊ ኢኻ። እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ድማ ሕጊ ሰለ ዘየለ እዩ።ሕጊ ሞት ይፍርርድኻ፥ሕልፍት ይፍረድኻ፥100ዓመት ይፍርርድኻ ሕጊ ሕጊ እዩ።ሰለዚ ሓደ ሰብ ኣቦል ኢሰፓ ይነብሪ፣ኣቦል ህግደፍ ይንበር፥ኣባል ጀብሃ ይንበር፥ኣቦል ኣልቃዒዳ ይንብር፥ኣቦል ዝኮነ ይኩን ወታሃደራዊ ክንፊ ይንበር ናብ ሕጊ ኣቅሪብኻ ብሕጊ ኢካ ትፍሪዶ ኣብ ኤርትራ ግን ሕጊ ሰለ ዘይየለ ቅኑዕ ፍርዲ ዝዋሃቦ ፉጥሪ የለን።
@@shabaymender9126 bro
ትብዓት እንተልኻ ትብለኒ ዳ ናይ ምንታይ ትብዓት
ናይ ምዝራብ ትቢዓት ማለትኻ ድዩ ክክክክክክ
I live in a free country negga
ኣብ መሰል ምዝራብ ዘለዋ ሃገር ስለ ዘለኩ ትብዓት ዶ ገለ ዝብል ሓሳብኻስ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ዶ በሎም።ኣነስ ኣብ ናጻ ቦታ እየ ዘለኩ።
ብተወሳኺ ድማ ስሙ ንገረና ትብለንስ መን ኢኻ ንሳኻ ስሙ ክነግረኻ እንታይ ፍታሕ ኢኻ ከ ከተምጻኣሉ ስም ውላድየይ ክነግረኻ?who you are negga?
These super weird questions to ask anyone just might help you learn Try out these weird questions, which are crazy, strange, stupid and odd.ነዚ ጽሉል ዘይልሙድ ዓሻ ከምኡውን ስግንጢር ዝዀነ ሕቶካ ኣብ ካልእ ፈትኖ.
clean your stupid mind negga.
ሙሑር ብጣዕሚ ጹቡቅ ሰነድ
ግን ሓደራ እቲ ትፈልጥዎ ኩሉ ሎሚ ንጎሩና
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ሰላም ሰላም ምሐሪ ብትገብሮ ዘለካ መግለጺ እንዳ አመሰገንኩ :ብዛዕባ ዓንዲኪኤል ካሕሳይ አማዉታ በዓይነ ዝርአኮ እየ በአጋጣሚ ካብታ በላሶ አብጣባ ዘላ ናብ እንዳ ዘምኦ ክአቶ ከሎ ሰኪሮ ነሮ :እቲ ገዛ ሳልሳይ ደርቢ ስለዝነበር ሰንከልከል እንዳበለ ክአቶ ተራኪብና ድሐር ሐደ ዝወርድ ተመሲሎ ደፈእዉ ካብቲ አስካላ ንታሕቲ ወዲቆ አብአ ናያ ማይ ቦንባ ስለ ዝነበርት አብ ርእሶ ሃሪማቶ ብቅጽበት ክአ ቦሊስ መጽኦም ንዓያ ብዞሕ ሐታ ጌርሙለይ ምስ ደቀይ ወደይ አሉ ክሳዕ ሕጂ ካብ እምርኦ ምዉጻእ አብዉ ምክንያቱ ካብ አሜሪካ ቤተሰብ ንምርአይ እና ኬድናዋላ እታ ዕለት አርስዓን እየ አብ 20003 ወርሒ8 እየ ነሩ😂
ነቲ ምስጢር ርእያቶ ኢሎም ንዓኺ እንቃዕ ኣይቀተሉኺ ዛ ሓፍተይ