Thank you brother Mehari, for your valuable information and Time. Thank you also brother Seltene for your daily Effort in educating our people!! Plus, if it is possible, can you give numbers to the videos? Thank you Again!!
Amazing man Mr Mehari! Thanks for bringing it out the truth. Life is precious and there should be accountability for every single soul lost. Thanks seltene!
This show is extraordinary the depth of knowledge by Mr.Mehari is amazing and eye opening.Thank you SELTENE.Thats why I keep coming back to your show.CHEERS.
I’m from tigrians and I proud of your journalists what he’s doing for Eritrean to tell the truth about it, and walk up Eritrean to stand with him for the truth and save Eritrean and tigrians are saved for!!!???
Seltene, general Afewerki Weldemichael bi mefeniile mengsti dergi ab Asmara ziteketle, ketaliu men miquanu yfilet do elka eba hiteteley, Yekenyeley zihawey 🙏
I love you I love you I love you I'm From ginda GIN D love you too muthe history teach me I know a long time 1983 I thank you I learn a lot but I know a lot from 1983 I thank you
Thank you very much brothers. anyway about "wedi Giorgo" huruy tedla bayru has some document b/se he had an interview with him way before he killed and he recorded it.
ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት
donorbox.org/tefetawi-talkshow
qQl
Q
Qq1
ለዝዝ ዝኾነ ኣውዳድቃ ቃላት ሰምእካ ዘይምኖ ቃለ መሕትት ክብረት ይሃበልና ኩቡር ወዲ ኩቡር ሐውና ኣብራሃም.
ብጣዕሚ ዝድነቅ ቃለ መሕትት ስራሕካ ዘረስዕ ሰሚዕካ ዘይስልቹ መሓሪ ተባዕ ተቃላሳይ ንኣምላኽ እምበር ንስርዓት ዘይትፈርሕ ኣምላኽ ጥዕና ነዊሕ ዕምሪ ይሃብካ ቀጽሎ 🙏🏽❤️🌹
ክቡር ሓውናን ኣያናን ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ብሓቂ ክብሪ ይግባኣካ።
ሰብ ኣለዋ እዛ ሃገር
ኣጀኹም ደቂ ሃገረይ ክወግሕ ኢዩ።
መሓሪ ብሓቂ መጽሓፍ ኢዩ:: ነቲ ትብዓቱን ሓቅነቱን ምስጋና ይግበኦ::
እምባእ መሐሪ ግን እዚኩሉ ሚስጥራት ፈሊጡስ ከመይ ጌሩ ምስኤርትራዊን አሚኑ ክጽጋዕ ይኽእል ሰበይተይ አይመአመንክዋን
ናይ በሓቂ ኩቡር ሰብ ኩቡር ሓሳብ ይህበካ
ኩሉ ብትብዓት ኩሉ እትፈልጦ ምስክርነት ትህብ ስለ ዘልኻ ብልቢ ነመስግን ከምዚ ከማኻ ሓቀኛትት ይብዝሑ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ።
you are a eritrean hero, thank you for your important information, important messages 👍👍👌👌💐💐💐💐💐💐💐👌👌.
ብጣዕሚ አገዳሲ ሐበሬት፣ መሐሪ ካብቶም ዝዓበዩ ጋዜጠኛታት እዩ።
የቐንየልና ሰልጠነ። 👍👍👍🌻🌻🌻❤️❤️❤️
ሰልጠነ ሓወይ ብጣዕሚ የቀንየልና ብዙሕ ተማሂርና ክቡር ኣያና ማሓሪ ኣብራሃም ዕድምን ጥዕናን ያሃብካ ቡኡነት ፊልሚድየ ዝካታተል ዘለኹ ወላ ቀለ መሕተት ምርዳኣ ኣቢኒ ካብ ቀዳማይ ክፋል ክሳብ ሕጂ ሶሙን ምሉእ ክካታተላ ቀኒየ ጽቡቅ መደብ ተፈታዊ ሓወይ ንማሓሪ ሓውና ግን ከንዲ ታዓዘብቲ ወኪልካ ምስጋና ኣብጻሓልና 😍🙏
Wow thank you brother for sharing 🙏 your experience and we are glad for having you ❤️
ክቡር ኣያና በርትዕ ናይ ብሓቂ ብዘይቀልዓለም ነዚ ወለዶ ብሓላፍነት ዘንቅሕ መደብ'ዩሞ ቀፅልዎ።
ዕድመን ጥዕናን ንዓኻን ንቤተሰብካን።
የቀኔልና ተፈታዊ።
እዋይ ኣደይ አሬትራ ሓዊ ተደፍኡላ.. 😢
Thank you Mehari Abraham, God bless you
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ምስ ውሑሉል ኣቀራርባ ዓቢ ሓውና መሓሪ ፡፡
ናይ ብሓቂ ለባምን መስተውዓልን ሓቀኛ ምስክር ኣጆካ በርትዕ
ጋዜኛ መሓሪ ኣብርሃም ብጣዕሚ ነድንቀካን ነመስግነካን
ዝገርም ኢዩ ህግደፍ ዘይግርዎ ነገር የለን ዘይተነግረ ጥራይ ኢንተዘይኮይኑ ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣያና ማሓሪ ።
Thank you brother Mehari, for your valuable information and Time. Thank you also brother Seltene for your daily Effort in educating our people!! Plus, if it is possible, can you give numbers to the videos? Thank you Again!!
Mehari abi dep🌹🌹🌹
@@tsghearaia1833 you mean Mehari Abi Seb ! I agree ☝️
Amazing man Mr Mehari! Thanks for bringing it out the truth. Life is precious and there should be accountability for every single soul lost.
Thanks seltene!
ሰላም ሰልጠነ ብጣሚ ደስ ዝብል መደብ ምስ ሓውና ማሓሪ ብጣዕሚ ዝናኣድ ኣገላልጻ ኢዩ ንዝሓተትካዮ ሕቶ ደስ ብዝብል ይምልሰልካ ነይሩ።
ነዛ ሕቶ ኢባ ሕተቶ
ብዛዕባ ኣማውታ ፓይሎት ዮናስ ተኽለ
ብናይ ሳክትዝም ተጻሕፉ ነይሩ ግን ብንጽር ንፍላጥ ዝኣክል
የቐንየለይ ክቡራት ኣሕዋት
ብሓቂ ምሓሪ ዝበሎ ዘረባ ህዝቢ አርትራ ፈታዊኡን ጸላኢኡን ፈልዩ ዘይፈጥ ብማኻኑ እቲ ዝዓበየ ጸገም እዩ
This show is extraordinary the depth of knowledge by Mr.Mehari is amazing and eye opening.Thank you SELTENE.Thats why I keep coming back to your show.CHEERS.
ሓቂ እዛረብ ኣሎ እመስለኒ። ስጋብ ሕጂ ግን ኣስማት ኣይህብን እናበለ ካብቲ ዝብሎ ዋላ ሓንቲ ክጭብጥ ኣይክኣልኩን። ጽፋ እገብር ድሕሪ ሕጂ ጭብጢ ክህበና።
You are amazing person. I love listening to you. Thank you ❤
Eze kulo goud,mester kefae ny sereat EGDAF enkoun selasa amete hante seate ekoeyou kexenehe zeynebero
እወ ሐቅካ እቲ ሽግር እኮ ኣብ ኤርትራ ለወጢ እንተዘየለ ኩሉ ከም ምስጢር እኮ እዩ ተታሒዚ ዘሎ
Great job 👌 thanks again 🙏🙏
Thank you guys that's my favourite program keep going for good job we prodded of you 👌 👍
ሰልጠነ ነምስግነካ እ/ር ፃማካ ይሃብካ ብዙሕ ንማሃር አለና
ዋው ይበል ትንተና መሓሪ
ንኽገርመካ ኣብ ኣስመራ
ኣብ በዓል junior club
ኣብ ካልእ መንእሰያት ንተኣኻኸበሉ ዝነበርና ኣጋጣሚታት እየ ዝርእየካ ኔረ ብድሕሪኡ ግን ነዊሕ ኣይ ረኤኹኻን ብድሕሪ እዚ ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ናጽነት ኣብ
ማርያም ግቢ ብዛዕባ እቲ
ዝነበረ ሕሰም ክትገልጽ ርእየካ እቲ ትሕት ዝበለ ኣገላልጻ ድማ
ነዚ ናይ ሎሚ ኣገላልጻ ኣዘኪሩኒ
ኣብ ግዜ ንእስነትካ ትርእዮ ዝነበርካ ሎሚ ነቲ ኩሉ ዝሓለፈ
እርይ ቁጽር ኣብሉ ነዚ ኩሉ ዝሓለፈ ሕልፈት ክትንትን ክትርእዮ ከለኻ ዝስመዓካ ስምዒት ፍሉይ እዩ ብዝኾነ
መሓሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ቤተሰብካ 🙏🙏🙏
Great 👍 job keep it up 👍 & stay safe
Thunk you for sharing Mehari 🙏
Thank you brother Mehari Abraham please keep it up telling the truth and God Bless you.
Wow this is amazing information thank you Selten haway Jegna 🙏l ❤️
ህዝቢ አሬትራ ዳርጋ ዝበዝሐ ተመሪዙ ብናይ ሻዕቢያ መርዛም ኣረሜን ጨካን ኣተሓሳስባ. ካብዚ ወጺና ከም ኖርማል ሀገር ኮይና ክንቅጽል ዕድልና ጸቢብ እዩ.
Thank you for all information and very impressive explanation and analysis
ጋዜጠኛ መሐሪ አብርሃም ትህበና ዘለኻ ናይዞም በላዕቲ ሰብ ሐሳዊ ውድብ ሰራቂ ውድብ ሻዕብያ ዝሀብካና ምስጥር ትህበና ዘለኻ ምስጥር ከየመስገንኩኻ ክሐልፍ አይደልይን ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ
ብጣዕሚ ንምእማኑ ዘጸግም ብዙሕ ክፋእ ሻዕብያ ወይ ህግደፍ ፡ ኣያና ወይ ሓውና ጋዘጠኛ መሓሪ ኣብርሃም ናይ ብሓቂይ ተባዕ ነባሪ ታሪኽ እንበር ነባሪ ሂወት የለን። እንበር እዚኦም ሲይ ንኸይንተኣማመን ተቢዕና ንኸይንሰርሕ መውእሎም እዮም ሰሪሐሙሉ።
@@amanuelkesete6564 ኢማ ሐወይ ንሕና ከማን አይተባዕናን ነንሕድሕድና ክንባላዕ ተበለጽቲ ይጻወትሉና አለው ብሐሶት ብምፍልላያ
ከም ዝመስለኒ ሳክቲዝም ባዕሉ ጋዜጤኛ ማሓሪ ክይኮነ ኣይተርፍን ።
ጽሑፋዊ ዛንታ ሳክቲዝም 100% ሓቂ እዩ ኣነ ብወገነይ ብዙሕ ቤት ማእሰርቲ ስለ ዝራኣኹ ኣብ ኩሉ ፍጻመታት ናይዚ ጹሑፍ ውን ግለገለ ኣነ ብኣካል ዝፈልጦም ከም ናይ ብዓል ወዲ ቀሺ ሳምሶም፡ ናይ እንዳ ኦሞ ዋና ኣቀታትላ፡ ናይ ካርሽሊ መመርመሪ ሽንቲ ዝመልኣ ባስካ፡ ማይ ስርዋ፡ እንዳ ወድዛራ ዝሳቀዩ ዝነበሩ ቢሄረ ኩናማ፡ ኣብ ሳዋ እንዳሰፋኣ ዝሳቀይ መንእሰያት። ኣብ ብደሆ እስርቤት ዝሳቀዩ ንጹሃን ኤርትራውያን፡ ኣብ ዓበይቲ ሃብታማት ዝግበር ምወራስ ኣንስቶምን ህብቶም ዝውዕልዎ ዘለው በዓል ፍሊጵስ፡ ኣብ ምዕማጽ ኣዋልድ ዝተዋፈሪ ከም ብዓል እስመላሽ ዳይርክተር ጀነራል ምኒስትሪ ዜና ከምኡ ውን ዓሊ ዓብዱ ዝፈጸሞም ግፍዒ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ፡ ኮነርል እዝራ ዝፈጸሞም ግፍዒ ኣብ ሳዋ ክንደይ እሞ ጠቂስካ ኣይውዳእን እዩ ግን እዞም ዝበልክዎም ነቲ ሳክቲዝም ዝተረኾም ቃንዛታት ሓቅነቱ ንምግላጽን ብዚሕ ካብዚ ንላዕሊ ክጥቀሱ ዝኽእሉ ከምዘለውን ምፍላጥ ይከኣል።
GoD blesed to all i prawed to you akelena geganu
Thank you both 💓💖💗💛😘☺️💓💖💗💛😘☺️
Thanks for all information long life to both of you guys 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ዕድመን ሙልእ ጥዕናን ይሃብካ ሰሚዕካ ዘይ ምኖ ዘረባ ደም ዘይ ትጸግብ ሃገር ጉድ ርኢና
Bezaaba Thegeredann General Musa Rabean Behanti Maalti Ab Asmara Takaberom . Pls.Ask IF he had any Information about them thanks Saltena
Thanks mehari abhiwety kemzi aynet senbdi ayfeltin .shabya malti shifta malti eu
Inahadere yishbeka ezi Chanel go forward brother
ዋው ኤርትራዊ ብዛዕባ ኤርትራ ፍጹም አይፈልጥን እዩ መወዳትኡ እንታይ እዩ ክኽወን እንዲዒ እቶም አብ ዒራዒሮ ዘእተውዎምሲ ከመይ ከምዘጥፍእዎም ይርአየካ
I’m from tigrians and I proud of your journalists what he’s doing for Eritrean to tell the truth about it, and walk up Eritrean to stand with him for the truth and save Eritrean and tigrians are saved for!!!???
... ለባም ሕቶ እዩ፥ "ኤርትራ ካብዚ ናበይ፧"
መንነቱ ፣ ታሪኹ ፣ ሰብኣውነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓቱ ፣ ኣባሓጎታቱ ወዘተ ዝፈንፈነ ፡ ብሓዊ ዘንደደ ፡
መን ምኻኑን ኣበይ ከምዘሎን ዘይፈልጥ ፡ ናበይ ከምዝኸይድ ኣይፈልጥን እዩ።
ውዒሉ ሓዲሩ ውን ዕጫኡ ከምተን ቋንቋታቱ ውርሻኡ ፈንፊኑ ከም መስትያት ዝቐድሐን ዝነበረ ሃገራት ከም እኒ ሶማልያ ፣ ሊብያ ፣ የመን ፣ ሱዳን ፣ ሶርያ ፣ ዒራቕ ምኳኑ ዘይተርፍ እዩ።
ገለ ሰባት እናታይ ይብሉ ፥ ደድሕሪ ኣድጊ ዝኸደ ኣንታይ ለመደ እዮም ዝብሉ፧
ከምዚ ፈረንጂ ዝብልዎ፥ Flocks of feather fly together ።
ሰሓቢ ዘረባ ኣቶ መሓሪ ሃዲእካ ክትሰምዖ ብጣዕሚ ዘስደምም ነገር ዕድመ ይህብካ ኣምላክ ይሓልውካ
ጹብቅ ስራሕ
ባዕሉ መሓሪ ምካኑ ድኣ ይነግረና'ሎ እካ ሕጂ እውን እቲ ተሪፉ ዘሎ 80% ኣውጽኣዮ
Thank you My Brothers
መሓሪ እንታይ ኾይንካ ዘይትፈርሕ . ናይዚኦም ጭካነ ብጣዕሚ ዘፍርሕ እዩ.
seltene hawey betami mexhaf zekone memher akrebkayo kemzeom zekonu bejaka amxealna
እሞ ካብ ቀዳማይ እስካብ ሐዚ ዘሎ interview part 1 part 2 part 3 .............part 7 ኢልካ ሰይሞ እሞ ንምክትታል ክጥዕመና Thanks
ክብረት ይሃበለይ ስልጡን
ሰላም ሰልጠነ እቲ ተኸታታሊ ክፋላት ዘለዎ ት.ቲ ይኹን ካልእ መልእኽትታት 1ይ ክፋል 2ይ ክፋል ላበልካ ኣብቲ ፅሑፍ ኣቐምጠልና ኢኻ ብቐሊሉ ሰብ ይረኽቦ ። ሰብ ክነቅሕ ተሎ ተንኮል ጉጅለ ቀታልን ዓፋንን ክፈልጥ ክትርኢ ተለኻ ደስ ይብል ሰብ ድማ ይልብምን ይርህርህን ዩ ። ቀፅለሉ !
Thank my brother you are our hero 💪😍👋
ata lomi si nay zereba tray nkewn alena hgdef betry tray eya medhanitom
Kubur Ato Mehari yeqenyelna qexilo 🙌🏻🤛🏻👌🏻
እዋይ እዚኣ ኣዲኡስ ክንደይ ተረጊማ ከምዚ ዓይነት ሰይጣን ወሊዳ ከምዚ ዓይነት ዲያብሎስ ኣብ ኤረትራ ተፈጢሩ እዛ ኤረትራ ከመይ ዝበለት ቅርስስቲ ሃገር እያ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን💔💔💔😭😭😭
Nay behaki ❤
Seltene, general Afewerki Weldemichael bi mefeniile mengsti dergi ab Asmara ziteketle, ketaliu men miquanu yfilet do elka eba hiteteley, Yekenyeley zihawey 🙏
ዘገርም ታሪክ ጌና ጉድ ክወጽ ኢዩ
Kuburi hawina edimen tienani ymineyenika❤
MEHARI ABRAHAM ❤
WAW. AGELALETSAKA. DESKEBEL❤
God bless you memhr mhari
This is a wake up moment and shocking at the same time
Wake up Eritreans.
idimen tinan yhbka Mehri und 👌👌👌🌹🌹🌹🌹❤
I thank you
👍👍👍👍👍👍👍Seltene adyanfkani 💐💐❤
Btami Adniqeka Seltene 🙌🏻🤛🏻👌🏻
ጋዜጠኛ ኣብርሃም መሃሪ ብሓቂ ሊቀ ሊቃውንቲ ኢለካ ኣለኹ ንስኻ መዝገበ ቃላት ናይ ህዝቢ ውፁዕ ኤርትራውያን ኢኻ ብዓል ንስኻስ ኣብ ኣብ ዓድና ተንታኒ ታሪኽን መምህርን ምኾንካ እምበር ኣብ ስደት (ኤፔ ትብል በጊዕ ዓዲ ሰጉዶ ይብሃል ) ዕድመን ጥዕናን ይምነዬልካ
Btigebruwo kale mehtet buzuh hizbi eu zmehar zlo ajokum kexiluwo ❤
እዚ አብ ኤርትራ ተዝተገብረ አብኢትዬጽያ አብዚአርባዕተ ዓመት ይርአይ አሎ ደረፍቲ ምቕታል ጋዜጠኛታት ተአሲሮም ምስወጹ አስቅጥ ምባል ወይ ክአ ደገፍቲ ምኻን ምጭዋይ ኩላ ትርአይ አላ
Mesri zey belu zerba hatwtaw
Exactly true
እቲ አብርእሲኦም ዝግበር ክዝረብ ዘይደሊዎ እንታይ ዪ ግን ብወረ ንሰምዖ አሎ ። ደስደምም አሎ ግን ሓቂ ድዪ
መሓሪ ብጣዕሚ ኢንድየ ዘድቐካ ዘለኹ፡ ግን ኣብ ሓንቲ ቦታ ይቃወመካ ማለት ኢዚኣ ዝበልካያ ናይ ሓቤሬታ ምድንጎይ ኣነ ኣይተቐበልኩዋን ማለት ነኸተጻርዮ ኪትብል ብሓጺር ስጉምቲ ወሲዶም ኣብቲ ቦታ በጺሖም ገለ ክገብሩ ዝኽእሉ ሰባት ተደናጉዮም ኣለኻ ማለት እዩ። ድሕሪ ምድኑጎይ ከኣ ብሂወቶም ናይ ምርካብ ግዜ የብቕዕ.. ሓቀይ ። መሓሪ በዚኣስ ኣነስ ዕጉብ ኣይኮንኩን
Eway gud NyTaRik Send EKa NSka NAY BHAKi HAWN❤😎😎😎😎
I love you I love you I love you I'm From ginda GIN D love you too muthe history teach me I know a long time 1983 I thank you I learn a lot but I know a lot from 1983 I thank you
Thank you.❤
ፓወ ፓወ ልክዕ ከምዚ ንዓይ ዘጋጥመኒ ዘሎ ታሪኽ" ብልክዕ
ብሓቂ መሓሪ ሕጂ መልስካያ እምበር ኣነ እውን ቢኣካል ዓራት ከለዎን ሪኢየን ነረ 3 ዓበይቲ ሆላት ነረን ኣብ ውሽጠን ናኣሽቱ ገዛ ብሓጺንን ብጣዋልን ዝተገጠመ ክላሳት ነረን ብገሪየ ዝባሃል ሓላፊ ስራሓት ጽርበትን ሓጺንን ዝተሰርሐ ኢዩ ነሩ ኣነ ካብ ኣስመራ 3 ግዜ ቢያጆ ብልኮቲ ኣብጺሐ ነረ መካበቢ ነቲ ሆል ዝኸውን ኢዩ ከቢድ መጠቀቕታ ተዋሂብና ኣበይ ከም ዘብጻሕና ከይንነግር እታ ዓራት የብሎምን እትብል ሕቶ ለሚ መልስካለይ መሓሪ ኣብራሃም ።
Dr. Abdella omer gemae
Wede keren ab Austerallya kab esri bet waseao buzuh taxarebu ab media
ብድሕሪ መቱ ኣብቲ እዋን ኣቡእን ሓብቱን ብቀታ እንተርቪ ተገይሩሎም ነይሩ ።ዘትርሳዓኒ የማነስ ከመይ ቐንዩ እንታይ ከ ክብል ቐንዩ እሉ ጋዘጠኛ ምስ ሓተታ የማነ ሓወይ ኣቐሰንን ብፍላይ ሎሚ ቕነስ ዘረቡኡ ብህዝቢ ኤርትራ ጥራይ እዩ፡እዚ ህዝብ ስ እዝኹሉ ተቓልሱስ ክይሓለፈሉ እንዳበለ ከማርር ቐንዩ እላ ቓልብቓላ ገልጻትሉ እዚ ኻኣ ምስቲ ባህርያት ናዛ ኣረሜን ጉጅለ መሉእ ብምልእ ናብ ጥርጣረ ዝወስድ እዩ።
❤❤✌✌
🙏🙏🙏
ጋዜጠኛ ማሓሪ ኣብርሃም፡ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ፡እዚ ኩሉ ብምስጢር ሒዝካዮ ጸኒሕኻ፡ ፉሉይ ሰብ እኻ፡ኣብዚ ግዝየ እዚስ፡ ንእሹትለይ ሓበሬታ እንተ ረኺቦም፡ ከይ ቅደሙ ናብ መድያ ዝጎይሉ ግዝየ እዩ፡ ሙሕርየ ግን ፉሉይ ሰብ እኻ ንዓይ።
ሰላም ሰልጠነ ምስ ማሓሪ ብዛዕባ ፎሮ 12 እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ በለለይ ንማሓሪ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
Foro12…ነዚ ሳክቲዝም ጽሑፍ ድኣ ናትና ሶርስ እዩ ይብል ኔሩ ምሽ ኣፓልቶክ
ዝኸበርካ ማሓሪ ኣብርሃ ነዞም ሰብ ዝመስሉ ኣራዊት መራሕቲ ሻዕብያን ልኡኻቶምን ብዝተጸንዐ መንገዲ ሒዝካዮ ብምጽናሕካ የመስግነካ።
ሕጂ እዋኑ ኣኺሉ ብመንዲ ሚዲያ ናብ ህዝቢ ምዝርጋሕካ ሓደ ካብ ኣድናቂኻ እየ።
ኣምላኽ ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ!!
thank you mahare hawena
Thank you very much brothers. anyway about "wedi Giorgo" huruy tedla bayru has some document b/se he had an interview with him way before he killed and he recorded it.
ሰልጠነ እዛ ደርፊ ቀጻሊ ኣድርፋ በጃኻ ዓደይ መልስካኒ ኣሕ
👍👍👌👌💐💐👌👌👍👍
👍👍💔💔