You should post and pain here about the Book📖 where can people buy and what it the title? Only in print or in audio book. Help your guest sale his book by sharing the information.
Seltene teacher Fesahaye b wold is went field or Eplf in 1976.He came to Keren in 1971,he was commercial teacher in atsie Dawit secondary school Keren,on that date he took 33 typing machines with him which he was teaching with and started gedli.in 1979 he left.
You should post and pain here about the Book📖 where can people buy and what it the title? Only in print or in audio book. Help your guest sale his book by sharing the information.
Ni meredaeta A book titled “Meseret Alet HIZBY MEREB MELASH” By geometry G/yesus Abay I suggest u try to find this book it will help you to understand the origins of all PEOPLE BEYOND MEREB
he is right, kula Eritrawi yea ela tifikir kab Tigrai zimetset yea, sala dinkurina abey kirodeom! Nezi abona hade mealti bizaeba nai #Eritrwyan & Tegaru zimlket, Entai kingebir alona ab metsaee, Interview giberelu
Fesahye bahlibi (communist) how are you?its good to see you teacher,you went to shaabia with 33 typing machines in 1976 and you left Eplf in 1979. Make it clear for history. Thanks
ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ👇
Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow
Ajokum🌹🌹🌹🌹
Hei
😘😘😘
You should post and pain here about the Book📖 where can people buy and what it the title?
Only in print or in audio book. Help your guest sale his book by sharing the information.
ወዲ ባህልቢ ሰልጠነ ኮለል ኣቢሉ ኣብ ታሪኽ ዘሕትተካ በለት ኣይትዛረብ ኤርትራ ናትና ናይ ኤርትራዊያን እያ ተጋሩ ጎረቤት እምበር ኤርትራዉያን ኣይኮኑን እዚ ማለት ክጥቀምሉ ኣይክእሉን እዮም ማለት ኣይኮነን .ተጋሩ ወራር ኦየም ፈጺሞምልና እምበር ተዋጉእልና ኣይበልናን.
ሰላም ኩቡር ኣቦ ካብዞም ኣዛብእ ህግደፍ ወፂኩም ነዚ ታሪኽ ሂወትኩም ከተካፉሉና ዘብቋዕኩም ፈጣሪ ይመስገን ብምቕፃል መፃኢ ሂወትኩም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም🙏🏼
ታሪኺ ታሪኺዩ ነገራት አይኾነኒ ።ባሒሪኒ መሪቲ ናይ ኤርቲራውያን ሚሲ ጊራቲና ኒሂናዩ ኢሶምኪአ ሚሲ ጊራቶስም ናቶም ኢዩ ኢታ አመሪቶም ዘለዎም ዋላ ይቆሪጢምዋ ናቶምያ ዋላ ክምጨዊ ዓሳ ቆሊዮም ይቢሊዒዋ ኒካባበር አሂለል ወሳሂለሊ ሂዚቢ ትጊራይ የሒዋቲና ሒቢሪ ዓይኒና ለሊ ዓሪሱ።።።❤❤።
Thank so much for tell the right or fact about the pain of we have for Eritrean young people .
ንመን ኣለዎ እዝጊ ኣለዎ ይብሉ ኣቦታትና ብሓይሊ እግዚኣቢሔር ድሒንኩም ማለት እዩ።
ናይ እዋናዊ: ተጋደልቲ! ገዲም ኣቦን ተጋዳላይን ምስ ተጋዳላይ ሰልጠነ! Well prepared true information! God Bless you, & may you see the freedom of Erotreans sooner!
ኽቡር ወላዲ ንስኹም ዘይከበርኩሙላ ሃገር አዋይ ኣጆኹም አምላክ ኣሎ ንዓኹም ይርኤ ኽቡር አቦ 🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤👍
ኣዞም ኽቡር አቦ ኣድመን ትኣናን ይሃቦም ንሃገሮምን ንህዝቦምን መምህር ኢዮም ካብቶም ንጹሃት ሃገራውያን ቅኑዓት ኢዮም ኣድመን ትኣናን ይሃቦም ❤❤❤🌹🌹🌹👍👍👍
CONGRATULATIONS to Mr. Fesseha! Thanks to both of you!!!
ኣየ ሰብ፣ ቀደም ተማህሊሉ ዝናም የዝንም፤
ሰብ ሎሚ ግን፤ ተማህሊሉ መርገም ይሽከም፤
ክንዲ ንቤተክርስትያን፤ ንመስጊድ፤ ናብ ዳስ ህግደፍ፤ ይቀዳደም፤
ኣዕጽምቲ ዚተኸስከሳ፤ ዝውሓዛ ዛራ ደም፤
ኢሰያስ ደምና መጽዩና፤ ከም ቁርዲድ ጋዕደም፤
ኢሰያስ ከንዲ ንኤርትራ ይሰርሕ ኣሎ ንኢትዮጵያ ትቕደም፤
ኣነ ደላዪ ፍትሒ ግን፤ ቅድሚ ኤርትራዊ ምዃነይ፤ ሰብኣዉነት’የ ዘቐድም፤
Absolutely
ብኡነት ብጣዓሚ ዘሐፍር ታሪኽ እዩ!!!! ለካ፡ ዛኹላ ገዳይም ተጋደልቲ መርሒነት ህዝባዊ ግንባር ስቕ መሪጻ ዘላ ፡ ኣብ ምጽናት እቲ ደላይ ፍትሒ ዘመነ ሰውራዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኢዳ ብደም ስለዝጨቀወት እያ፡ ብጣዓሚ ዘሐዝንን ዘሐፍርን ታሪኽ . 😭😭😭😭
Thank you for your service Tefetawi. May God blessed your day.
ሰላም
ኣያና ኣቦና ፍስሃየ ተጋዳላይ
ብዝሕ ተማህርና : ዕድመን ጥዕናን
ንምነ የቀነልና
ጋዜጠኛ ሰልጠነ ወዲ ቐሺ ✅😍
ሰላም ሰልጠነ ብትገብሮ ዘላኻ ብጣዕሚ ከመስግነካ ይደልይ ከምዚኦም ናይ ታሪኽ ኣቦታትን ናይ ህግደፍ ብዱላትን እንዳምፃኻ ነዚ ወለዶ ክፋእ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ዘውረዶን ዘውርዶ ዘሊ በደልን ከተፍልጦ ትገብሮ ዘለኻ በርቲዕካ ቐፅሎ ።
ዓቢ ነቢ። ብሓቂ እዞም ኣቦ ብዕድመን ልቦና ተመክሮን ትምርህትን ልሳንን ዝበሰለሉ ሰብ'ዮም እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ከምዚኦም ለባማት ስቕ ስለዝበሉ ዘየለዉ ይመስሉና፡ ግን ከምዚ ጸዊዕኩም እንተራኺብኩሞም ተመክሮኦምን ምኽሮምን ከካፍሉናን ንለውጢ ዝኸውን ስንቂ ከስንቑናን ዝኽእሉ ኣቦታት'ዮም።
Thank you for bringing such educated people.keep going on
ኣንጻር እቲ እከይ ተግባሮም ንተጋደልቲ ከየነቓቕሕ ።እዚ ድኣ ፉሉጥ
ለባም ኣቦን ሓዉን ፡ኣጆኻ ኢቲ ሓቂ ክወጺእ ኣለዎ Respektiert
Truly very honest father, that is why you still alive, God was definitely with you all this time. ❤
Thanks kbur abona. Nberulna🌹🌹
Just like two brothers they have land but they divided example of Eritrean and Tigraien people have gifts for my understanding
ተኪኤ ቀሺ ዓዲንፋሲ ሰሜን አኺሪያ 1984አመሪካ አቲዩ ኒደርጊ አቲዩ ሚሲ ሻዒቢያ ከቢ ጀቢሃ ኒሱዳን ተኹላይ ዓደን 1984አቲዩ ኒሱዲን ኪቢኡ ኒኢትዮጲያ።።።።
Thanks seltene hawey
እዞም ሰብኣይ ትብዓትን ትሕትናን ብምልኣት ዝውንኑ።ቅንዕናን ሰብኣውነትን ዘለዎም ብልክዕ
ስራሕ ናይ ሕብረተሰብና ዝኾኑ ሰብኣይ'ዮም።
እዚኦም በቶም" ተማሂርና፡ ዘመናዊ ኣተሓሳስባ ኣለና" ዝብሉ ስለ ዝተዓብለሉን ከምዝጠፍኡ
ዝተገብሩን'ዩ ከኣ ገድሊ ኣንፈቱን ዕላማኡን ስሒቱ ክሳብ ኣብዚ በጺሕና።ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን!
Thanks tefetwi for all.
Good job Seltene and your Guest Ghebremedhin Habte Guangul Union City California Union City USA
Thank you for sharing seltene. Thank you a bona thanks God the truth come out .
Can you asked for a bona how can I get their book .I'm live in UK
ብሓቂ ህግደፍ ብዙሓት ሙሁራት ዩ በሊዑ...እቶም ዝድግፍዎ ዩ ዝገርም
ከምዚ ዝበለ ትምህርቲ ተስሚዑ አይፍልጥን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም።
Hi sentence bless your heart ❤️. Thank you for your great show.your guest said something interesting mentioned where he came from his anncestories.
ኣንቱም ሰባት ካብዚ ኩሉ ንሰምዖ ዘለናስ ኢሰያስ ኣብ ሜዳ ኮይኑ
ምስ ጸላኢ ዝተሓባበር እሞ ኢብ ውግእ ይኹን ብነፋሪት ይኹን ባዕሉ ብትእዛዙ ምቕታል ዘካይድ ዝነበረ ኮይኑ ዶ ይስማዓኩም ኣነስ ቡዙሓት ክዛረቡ
ከለው ቡዙሕ ኣብከምኡ መደምደምታ ዘብጽሕ ኮይኑ ይስመዓኒ።
"ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ነገር የሎን " አብ ቃልሲ ኤርትራ። ዘሕዝን እዩ ናትና ኤርትራውያን።
ተኽላይ ወዲ ቐሺ፡ ሓላፊ ስንኩላን ነበር፡ ወዲ ዛግር ኢዩ።
ዝዛረብዎ ንስማዮም አምላክ ኣድመን ትኣናን ዝወለድኩሞ ይርባሕ
ሰጠነ ኣምበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዞም ክቡራት ኣይታት እንዳ ኣቕራብካ እቲ ሓቀኛ ታሪኽ ቅልሲ ኤርትራ ምስ ኩሉ ውረድ ደይብን ሓንጎጽጎጽን ክንፈልጥ ብምግባርካ:: ከምኻ ጀጋኑ መንእሰያት ድማ ይብዝሑልና ሃገርና እርትራ ግርማኣ ክትለብስ ህዝብና ድማ መሰል ሰብ ክረክብ::
Mr Fseha ,are you from Tigray,we never heard in history of Eritrean struggle like this before.
እዚ መምህር ተስፉ ዝበሃል ዘሎ ሰብኣይ ኣብ 2011 ምሳና ብምድረ በዳ ናብ እስራኤል መጽዩ ነሩ ክሳብ 2015 ድማ ኣብዚ ኣብ እስራኤል ነሩ ኣዝዩ ቡርቱዕ ማህረምቲ ናይ ጠያይት ኢዩ ዘለዎ ::
ኣንታ ሓዉና ጅኦግራፍን መበቆል ህዝብታትን ፣ባህሎምን ሃይማኖቶም እባ ፈላሊኻ ረኣዮ።ኩሉ ኣፍሪቃ ብድሕሪ መግዝእቲ ኢየን ሃገር ኮይነን እዞም ሰብኣይ ጽቡቅ ኢዮም ዘልዉ።
ንናይ 1973 ምንቕስቃስ " መንካዕ" ስም ዘጠመቐ ናይዝጊ ክፍሉ'ዩ።
Thanks seletene ne kulu tesereho serah asslto yehabka ne abona kea enkia beslam wesakum.eza meshaf be kemey nerekba ab canada
I have no words to thank you for both of you abonan edme yehabelna ❤️
Seltene teacher Fesahaye b wold is went field or Eplf in 1976.He came to Keren in 1971,he was commercial teacher in atsie Dawit secondary school Keren,on that date he took 33 typing machines with him which he was teaching with and started gedli.in 1979 he left.
Hgdef mendeffff except "mot" kalie narrative yeblomn, Thanks for giving him a chance seltene
Admen tanan yehabkum exit kubur manent astemhro mehabku thankyou.
ኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡኡይይይይይይይይይይይይይ/ ኣብ ዓለም ዘይተገብረ ነገር የለን እንታይ ዳኣ ዘይተሰምዐ ጥራይ እዩ /ኩቡር ኣቦና ነዚ ታሪኽ ጽቡቅ ጌርኩ ምዝንታውኩም ምስጋናና መወዳእታ የብሉን ኣምላኽ ነዊሕ ዕደመ ይሃብኩም / ካባካትኩም ዝወሰድክዋ ትምህርቲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንውልቀሰብ ንስልጣን ኢሰያስ እዩ ተቃሊሱ 100 ካብ ሚቲ ንስልጣን እሰይስ እዩ ተሰዊኡ ።
ክቡር ሓው ሰልጠነ ንኹሉ ትገብሮ ቃል ዝርርብ ምስ ሓርበኛታት ዝድነቕ"ዩ።
How can I find his book? It must be true document of buried history.
Beal nskum werazut kelekumdo elfi awalu bahli ayfeltu kbri ayfeltu mtemhaderna fah btn aetyomlnaba edmen tienan ymneyelkum
Ras Alula office was in the present office of president wede Forki. There are pics, check it... plz
ብሰንኪ ሃደ ምንነቱ ዘይፍለጥ ሳዲስት ዲክታቶር ኢሳያስ ጪዋ ህዝቢ ኣብ ዘይወጽአ ጸልማት ከቲትዎ ይርከብ፥ ከምዚ ኣቦ ገድሊ ዝኮኑ ዝበልዎ ተጋሩ ህውነትን ብሰላም ምንባር አምበር ኣሪትራውያን ክኮኑ ድልየት ይርብሎምን ናብ ኣሪትራ ገጾም ክጥምቱ አውን ድልየት የብሎምን፥ነዚ ኣንጻር ጥቅሙ ክፍጽም ሚኢቲ ኣመት ዘባከነ ህዝቢ መን ይደልዮ ፥ኣነ ኣሪትራዊ ምካን ምርጫ አንተዝከውን ኣሪትራዊ ክከውን ኣይምደለኩን፥ምክንያቱ ኣሪትራዊ ምካን ኣብዚ አዋን ውርደት አምበር ረብሃ የብሉን፥
ናይ አኽሱም ብወገን ስልጠና ሃይማኖት ምዕቃብ ክብሃል ይከአልምበር ካብኡ ፈሊስና ማለት አይኮነን
ፍጻሜታት ብዘይ ፍሉጥን ርጉጽን ግዜ ክግለጹ ኣይክእሉን ኢዮም'ሞ፡ ግዜ እናጠቐስካ ተዛረብ፡ ተዘይኮነ እተቕርቦ ዘሎኻ ዕላል ኩሉ ትሕዝትኡ ባዶ ኢዩ፡፡
You should post and pain here about the Book📖 where can people buy and what it the title?
Only in print or in audio book. Help your guest sale his book by sharing the information.
ወዲ ዒኒጨይቲ ሃለቃዩ ነይሩ ታቲዮሲሙ ኢሱ ኢንተኾዩኑ አቢ ሪያድ ነይሩ ቢሂወታ አሉ ካሊ ኢንተኾይኑ ሓጪጪዩ።።።
Stadium ke risiaka suaudi arebike .. ..... .
ኣነ ከም ዝፈልጦ፣ ሓወይ ፍስሃ፣ ደቂ ትግራይ ብወጎኖም ዘይግበር ገቢሮምና ኢዮም። ብ1896 ነቶም ምስ ጥልያን ክዋግኡ ኢሎም ዝተኣሰሩ የማናይ ኢዶምን ጽጋማይ ኢግሮምን ቆርጾምም። ነቶም ደቂ ጥልያን ግን ገንዘብ ኣኽፊሎሞም። እቶም ደቂ ዓድና ምስቶም ጠላይን እንዲዮም መጺኦም፧ እቲ ኢዶምን እግሮምን ክቑረጹ ከለዉ ንምንታይ መን ኣምጺእዎም ኢሎም ዘይሓስቡ፧
Zigerim eu! Ena - haderka gele eka tsemiaa. Ewayy gud.
Seletene hawey bebi-kifal giberlom, entenewhe 1hr 30 minutes, kab kulu niaka dikam eu, eti semaai wun yinewho. Ezyu agedasi Tarik eu
🥰😍💯👍💪
እቲ ባሕሪ እንተረኣና ንሕና ከም እንፈልጦ መረትና ኢዩ። ናብ እትከዶ የብልካን። እንተተዛሪብካ ንዓካ ምብልሻው ጥራይ ኢዩ። ዝደለኻ ከትዛረብ መሰልካ ኢዩ፣ ግን ኣብ መዕርፎ ዘለዎ ተዛረብ። ሰልጠነ ግርማይ፣ ጽቡቅ ዘረባ ተዛረብ። ቀደም ኣዱሊስ ገቢሮም ኣቦታትና ኣቲዮም። እቶም ቀዳሞት ዝመጽኡ ከከም ድልየቶም ኣብ ዘዝመጹዎ ኣብኡ ሰፊሮም። ወላ ሓደ የልቦን ንስኻ ኣብዚ ወይ ከኣ ንስካ ኣብዚ ስፈር ዝብለካ። መመርትና ካብ መጀመርያ ዝሓዝናዮ ኢዩ።
እዋይ ጸገም
ናይ ሻዕብያ ምግዳልሲ ንበይኑ ኔሩ
መን እዩ ንመን evaluate ዝገብር????
ብናጻ ድሌቱ ንሃገሩ ከወፊ ዝተሰለፈ መንእሰይሲ ክንድዚ ሽግር።
ኢሰያስ ንህ.ግ ተጋዳላይ ናይ ጨጓር ዳንጋ ጌሩ
ነቲ ሙሁር ሓንቲ ነጻነትን ነብስ ተኣማንነትን ከምዘይህልዎ እዩ ጌሩዎ።
Shimomu Neverending najebihake 270 hadisike afilosto alekado...........
Good job man
ኣያ ፍስሓ ፡ ብባሕሪ ጉዳይ ኮይኑ ብኻልእ ትግርኛ ታሪኽ ንግደፎ ።
ሕጂ ተዳናገጽ ኢና ግን ምስተወደኤ በቢያትናን፡
ፋርኬታናን ማንካናን ኣይ ሓይሽን ኩቡር ኣያ ፍስሓ ?
ንትግራይ ዝፈጠረታ ኤርትራ እያ
ትግራይ ናይ ኤርትራ መሬት እዩ
ኤርትራ ብፅላኢ ምስተወረረት ትግራይ ናይ ኤርትራ ስልጣኔ ,ቓንቓ, ባህሊ,ወዘተ ስሪቆም ንምህሩ ዝሽጠት እዮም።
ኤርትራ ናይ 1.5 ምልየን ዘለዋ፣ ታሪኽ እያ።(ዳህላክ፣ደሴት)
አክሱም ናይ መጨረሻ ኤርትራ ስልጣኔ እዩ።
ቅድሚኡ፣ ናይ 15,000 ሽህ ዓመታት ስልጣኔ፣
አሎ፣ እዚ፣ ድማ፣ ናይ ቤጃን፣ ትግራይ በልት (belt)
ስልጣኔ፣እዩ፣ እዝውን፣ ኤርትራ፣ ሱዳን፣ግብፂ፣ሊብያ፣
ዝሽፍን፣ ነይሩ።
ናይ ኤርትራ፣ ታሪክ፣ ዓለምለኻዊ፣ ታሪክ፣ እዩ።
ብአክሱም፣ ንእሽተይ፣ ታሪክ፣ ዝውሰን፣ አይኮነን።
ወዲ መሓመድ ደኣ እንታይ ሓቂ ክትዛረብ ኢልካ
@@hagosberhe1134 አኔ ናይ ክርስትና ሃይማኖት ን 9 ዓመታት ተማሀርኩ እዬ አብ St.Joseph School
ንህና አርእስትና፣ ብዛዕባ፣ ታሪኽ፣ እዩ።
ሕማም፣ ናይ ሐይማኖት ስለ፣ ዘለካ፣ እዚህ ዓይነት፣
አታሐሳስባ፣ ክህልወካ፣ ባህርያዊ፣ እዩ።
ንስኻን፣ ከምናትካ፣አታሐሳስባ፣ ፅቢብን፣ ድሑርን፣
ዘለኩም፣ ክንድምንታይ፣ ነብስኹምን፣ ሐገርኩምን፣
ከምዝጎዳእኩም፣ አይትፈልጥዎን፣ ኢኽም፣
አድሐርሐሪ፣።
ከማኻ፣ ዝአምስለ፣ አታሐሳስባ፣ ዘለዎ፣ ዲምክራሲ፣ ክቅበል፣ 1,000 ዓመት፣ ግዜ፣ የድልዩ፣ ምክንያቱም
ብstone age,slavary,Feudal ስርዓት ፣ዝበስበስኩም፣ ብምኻንኩም፣፣
ንምሳሌ፣ ወያኔ፣ ብላዕሊ፣ ናይ፣ Socialism ባንዴራ፣ እንዳውለብለብት፣ ገስጋሲ፣ ክትመስል፣
ብተህቲ፣ ድማ፣ እግሪ፣ ኢምቤርያሊዥም፣ ትልህስ፣
ተገጢምኩም፣ ኢኹም፣ ግዜ፣ ክሒዱኩም።
ናህና ነገር አዝን ወዲ ክንድዝን ደም ንጹሃን ኣፍሲሶም ከመይ ኢሉ ክወግሓልና ኣሕዋትና ኣብዘይ ፈልጥዎ ከይዶም ኣዚኦም ኣረሜን በላኣቲ ሰብ ሰብ ወዲኦሞ ወልዶም ዶኾን ይኾኑ ዝወለድዎም አምላክ ይባርከሎም ውጽዓ ምዓት 😭😭ዘሕዝን
Absolutely
ኣደንቊርካ ግዛእ ኣብ ሰውራ ጀሚሩዎ
ኣብ ህዝቢ ይጥቀመሉ ኣሎ።
ግን ንዓይ ንሕና ከም ኤርትራውያንሲ ክሳብ ክንደይ ታሕቲ ዝወረድና ህዝቢ ኢና። ኢሰያስ ን60ታት ዓመታት እንዳ ገላበጠ ከላህመና ክጸፍዓና ክረግጸና ከላግጸልና ከሎስ ቁሩብ ብሒም ዝብሎ ሰብ ዘይምርካቡ ማለት እዚ ብዘርጠብጠብ ዝግበር ተቓሞ ተሞኲሩሉ እዩ ግን ከም ህዝቢ ሓኒና ነዚ ጉጅለ እዚ ክንምክት ዘይምኽኣልና ፈጺሙ እዩ ዘይወርደለይ።
ዋላ ቀደም ዋላ ሕጂ። ኣብ ዓለም ኣብዝተፈላለየ ሃገራት ህዝቢ ንናብራኡ ንምምሕያሽ ዝገብሮ ቃልስታት ንርኢ ኣሎና ንሕና ግን ኣብ ነንሕድሕድና ክንዘላለፍን ክንወናጀልን ንውዕል ኣሎና
እቲ ህዝብናን ሃገርናን ዝሕምስ ዘሎ ጉጅለ ግን ኣብ ማእከልና ኮይኑ ድላዩ ይገብር። ገንዘቡ ይእክብ ንዓና ይበታትን ከጥፍኦም ዝደለየ የጥፍእ።
እዋእ ናትና ናይ ኤርትራውያንስ
ዓሰርተ ሞት እዩ። ስሕመቕና መወዳድርቲ ዘይብልና ህዝቢ ኮንና ኣለና።
Please share this to those ignorant issaias followers and I will
Abauna and taffeta Thank you
ኣብ ቕድሚ ጣልያን ምምጹኡ ንኤርትራ ክናት ደጉዓሊ ጉራዕ ዓድዋ እዚ ህዝቢ ንባሕሪ ካብ ባዕዳውያን ብሓንሳብ ይካላኸለሉ ታርኽ ኣኽሱም ይኹን ታርኽ ኣደልስ ናይ ሓባር እዩ ዝነበረ።
👍👍👍
Wednesday hawoboka insurance kikiyudiu amekerika alo mestika Nigeria tebihile..hijikia amilaki awistieka ab 2006 tebihile an 1984 badime.kistiwinu hasibo resihite 2 wisdom 1kstilom ssimera hadire.....
ኣየ ኢዚኣ ኣከለጉዛይ ስጋብ ሕጂ ይጥቀሙላ ኣለዉ።ካብ ኣከለጉዛይ ተወሊዱስ ኢንታይ ኢዩ ኢቲ ሽግና ፡ ንዓይ ኣቦና ተላ ባይሩን ኣስፍሃ ወልድሚካሌን ኣብ ሓሓምሳ ዝተወጣጥሉ እዩ ኢዚ ከኣ ንታሪኽ ገዲፍናዮ።
ኣዞም ሰብኣይ ቅኑዓ ሰብኣይ ሕጂ ከይኑ ተሰሚዑን 🌹🌹🌹
ሓበረታ
ዓሊ ሰይድ፥ የመናዊ እዩ። ወዲ የመን ማለተይ እየ። ኣዲኡ ካብ ዓፋር እያ። ብዓልቲ ቤቱ ካብ ኦሮሞ ኢትዮጵያዊት እያ።
ከመይ ዓይነት ልዙብ፡ሰላም፡ ትሑት ከምቶም ቐዳሞት ኣቦታትና ዘረባ ሰሚዕና።ስም ኣቦይ ሒዙ ኣቦይ ኮይኑ ኮ ተሰማዓኒ፡ገርህን ለባምን ምኳኑ፡ኣብቲ ዘይፈልጦ ብግምት ኪዛረብ ዘይምድላዩ ቕንዕነኦም ዩ ዘመልክት፡እምበር ሎም ደኣ ኣብ ዘይንፈልጦ ሃለውለው ምባል ልምድ ኮይኑ ዘለወሉ እዋን ዩ ዘሎ።ኣብቲ ዝቕርቦ ውልቓዊ ናይ ባዕሉ ታሪኽ ሞ፡ኣገራምን ኣገዳስን መሃርን ኮይኑ ረኪበዮ፡ብደሓን ምውጽኡ ምስ ብጾቱ ከኣ የሓጉሰኒ።ሰረት ናይዚ ሕጂ ሃገርን ህዝብን ዘጥፍእ ዘሎ ስርዓት መበቀሉ ኣብ ሰውራ ምኳኑ፡ኣብኡ ዝገበሮ ግፍዒ ዘስካሕክሕ፡ዓገብ ዝብሎ ውን ከም ዘይነብበሮ፡ኪንዳይ ንዙሓት ደቒ ህዝቢ ብምስ ስውእ ባዓላቶም ከም ዝጥፍኡ ከም እየ ተገንዚበ።እዝ ስርዓት ነዊሕ ናይ ገበን ባህሊ ዘጥረየ፡ዳርጋ ኩሎም ውን ክበሃል ብዝከኣል ኣብ ገበን ዝኣተው ምኳኖም፡ገና ውን ኣብኡ ዝነብሩ ዘለዉ ምካኖም ዩ ዘረድኣ እዚ ናይ ኣቦና ታሪኽ። ስለ ዝኮነ ከኣ ዩ ለውጢ ኣሸጋሪ ኮይኑ ዘሎ።ኣብ ኤርትራ ገበን በዚ ስርዓት ባህሊ ዩ ኮይኑ ዘሎ፡ሓሳብን ፍልጠትን ከም መስቀል ዝረኣየ ሰይጣን ዘባህርሮ፡ ድሑር ፍልስፍናን እምነትን ዘሓዘ ምኳኑ እዚ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ሽግር ምስክር ዩ፡ ጸገም ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ኣብ ምጥፋእ እዚ ስራዓት ዩ ዝፍታሕ።ኣምላክ ንኤርትራን ህዝባን ይባርኽ። ንኣቦናን ሰልጠነን ከኣ ይቀነልና።
Abotatna amxalna seltene🥰🥰
Ni meredaeta
A book titled “Meseret Alet HIZBY MEREB MELASH”
By geometry G/yesus Abay
I suggest u try to find this book it will help you to understand the origins of all PEOPLE BEYOND MEREB
he is right, kula Eritrawi yea ela tifikir kab Tigrai zimetset yea, sala dinkurina abey kirodeom! Nezi abona hade mealti bizaeba nai #Eritrwyan & Tegaru zimlket, Entai kingebir alona ab metsaee, Interview giberelu
ኣብ ህዝባዊ ግምባር ናይ ቅትለት ውሳኔ ዝወስዱ ዝነበሩ፡ማእከላይ ሽማገለ ናይቲ ሰልፊ ዝነበሩ እዮም ፡እዚኦም ዝለዓለ ስልጣን ስለ ዝነበሮም ተሓተቲ ናይ ዝተፈላልየ ገበን ኣብ ህዝባዊ ግምባር እዮም።ነዚኣቶም ብጭቡጥ ምፍላጦም ከገድሰና ኣለዎ።
ክቡር አቦ ፈደላት እተወልደ ሴማዊ ቛንቛ እዩ
እዋይ ሕጅስ እቲ ሕማም በርቲዕዎ 🤣🤣🤣 🤣🤣🤣👍
በስምኣብ ዎወልድ መንፈስ ቁዱስ
ምዃን ኣብ ሰውራ ኤርትራ ጌና ዘይተነግረ ካብዚ ዝገደደን ዝኸፍአን ተመኩሮታት ኣሎ እዩ።
ተረዳኣዬ ባሕሪ ምስ ታሪኽ እንታይ ኣምጸኦ
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
ገዛእቲ ዝሰረትዎ ወሰናስን እንተዘይ ኮይይኑ ብታሪኽ ባሕሪ ንትግራ ይ ይምልከቶም ይመስለኒ መኽንያቱ ስልጣኔ አኽሱም ብ አዱሊስን ቘሓይቶን እዩ መንገዱ ነይሩ፤ ስለዚ ባሕሪ ናይ ኤርትራ ጥሪይ እዩ ማለት ናይ intellectual ቛንቛ መሲሉ ኣይስፐማዓንን፣ ባሕሪ ንምሉእ ምብራቖ ኣፍሪቃ ዉን ይኣክል እዩ፣ ባሕሪ እንተ ሰርሔ ጥራይ እዩ ባሕሪ
ጣሊያን የፈጠረው የግዛት ማስፋፋት ኤርትራ ብሎ ቢሊም በኤርትራ አልተወሰነም ኤርትራን እንደ ቤዝ ተጠቅሞ ሙሉ ኢትዮጵያን ለመቆጣጠር ና ጣሊያን በፈለገው የጆግራፊ ቅርጽ ከፋፍሎ ለመግዛት ነበር አላማው ግን አልታሳካለትም። የኢትዮጵያ ሕዝብና የኤርትራ ሕዝብ የሴም ነገዶች በመሆኑ የትግሬና የአማርኛ ፊደል የግዕዝ ቤተሰብ በባርካ የሚኖሩት የትግሬ ሕዝብ ቋንቋቸው ግዕዝ ነው የግዕዝ ቋንቋ በተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ከመጠቀም በላይ በጀርመን ት/ቤት ግዕዙን ይማሩታል ስለሆነም በጥንቷ የኢትዮጵያ አንድነት ነው የማምነው ለሁሉም ነገር የሚጠቅመው ትልቅ ሐገር መሆን የሚበጀው ኮሎኒያሊዝም በወሰነላችሁ ግዛት ከመለያየት።
ኣንስሳ ግንባር ገበል ግንባር ተመን ግንባር ጎድ ስማዓ ዘይተነግረምበር ዘይተገብረ የሌን
ክብረታት ናይ አክሱም እዩ መንነትና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡር ኣቦና ሰልጠነ ካኣ Thankyou ብሕጂ ከማን ደጊምካ ከተቅርቦም ተስፋ ይገብር መሰረታዊ ታርኽ ዩ እዚ ቡዙሕ ክንማሃር እና እዞም ናኣሹቱ ወለዶ 👍💯💯💯
Fesahye bahlibi (communist) how are you?its good to see you teacher,you went to shaabia with 33 typing machines in 1976 and you left Eplf in 1979. Make it clear for history. Thanks
ሞበቃላዊ ህብረተሰብና ምስ ንግስነት ኣክሱም ዝተኣሳሰር ታሪክ ኣለና ፥ማለት ኣክሱም መረታዊ ናትና ናይ ኣሪትራውያን አዩ ማለት ኣይኮነን ፥ምስ ንግስነት ኣክሱም ናይ ሃባር ታሪክ ኣለና ፥ማለት ይከውን ፥
What is the title of his book?
Seltene hawey betemi yebel yu kulu serahka mo bete
ሰልጠነ ኽቡር አቦ መርህ ህዝብን ሃገርን ኢዮም ብጉቡኣ ኣስተምህሮ ይሓብዎም ነዞም ናይ መጻኢት ኤረትራ ዝደልዩ ሓቀኛ አቦ ኣድመን ትኣናን ይሃቦም
ኢምባዓር ህ ዝ ባ ዊ ግንባር ኢዚኣያ ካብትፍጠር ምእሳር ምቅንጻል ስብ ነንሕድሕዱ ከምዘይ ይታኣማመኑ ጌርካ ስልጣንካ ምድልዳል ኢዩ ትማል ሎሚ ጽባሕ ዘይቅየር ምኻኑ ፈልጥካ ወይ ፍታሕ ምድላይ ወይ ካኣ ካብ ዘይትፈልጦ መልኣኽ ትፈልጦ ሽይጣን ኢልካ ትምያ
Edmen tinean yehabekea abonea
Tefetawi tefetawi tefetawi ember tefetawi 🙏🙏🙏
ነዚ ዲያብሎሲ ዋላ ሂወቶም ዳኸፈሉስ ይፈርሕዎ ኔሮም፣ ከመይ ዩ ጀጀውቲ ቀይሩና
ኣታ እንታይ ዓይነት ፍጡራት እዮም።?
ካበየናይ ዓይነት ዘርኢ እዮም?
እምበርከ ኤርትራውያን ዲዮም?
Entay ekum hnzi tzeru delekum hji nay kdmi 60 amet guday telulu delekum nejays
ሃይማኖት ባህሊ ሳባዊት ኣክሶማዊት ጽዮናዊት ሃይማኖት ባህሊ ማርያም ጽኦን ምልሊክ ወዲ ንግስተ ሳባደብረ ቢዘን ካብ ቢዘን ተላዒላ ን ኣኽሱም ጽዮን ክርይዳ ንሳ ኢያ
Seltene you have to know about journalism don’t analyze you just facilitate don’t go beyond that.
edmen tenan yehbkum
Now you're talking!