ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ምስ መም በየነ ኣብ UK

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ค. 2024
  • ምስ መም በየነ ኣብ UK

ความคิดเห็น • 20

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  หลายเดือนก่อน +1

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน +1

    ኣቦታትና ክምስሉ ንእሽቶ ውራይ ግበር እሞ ጸላኢካን ፈታዊካን ክትፈልጥ ይብሉ ኣጆና ንፋላለጠሉ እዋን ሕጂ እዩ ኣምላክ ጥበብ ሰሎሙን ይሃበና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 หลายเดือนก่อน

    Wufuy ambesa edmen tinan yhabka fetari ❤🎉❤🎉

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙

  • @mengistewelde1522
    @mengistewelde1522 หลายเดือนก่อน

    ✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅

  • @weldegabrokbazgi6076
    @weldegabrokbazgi6076 หลายเดือนก่อน

    Ajokummmmmmmmmmmmmmm
    Enda🎉 Ajokummmmmmmmmmmmmmm

  • @Manka1973BN
    @Manka1973BN หลายเดือนก่อน

    I was there, and I had a great time. Thank you, my dearest brothers Wufuy and Kflom.

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ውፉይ ኣምላክ ኣቦ ፍትሒ ኣብ ጎድንካ ይኩን ኣሜን።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉በዓል ራኢ በዓል ጽቡቅ ትምኒት ኣቦ ሓቂ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @merry7267
    @merry7267 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙🙏

  • @regataraia763
    @regataraia763 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍🙏🙏🙏💙💙💙💙💙

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 หลายเดือนก่อน

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 หลายเดือนก่อน +1

    ላም ሲ ፍርቂ ነብሳ ኣይትሰብሕን
    ይብሉ ለባማት ወለድና
    ጉጅለ ኤልሳ ጭሩም
    ጉጅለ ኣማንኤል ኣሰና ብኣፍካ ተቓላሳይ ኣጸቢቕና
    መቓልስትና ንፈልጠሉ ግዝየ
    ተዓዘብ ህዝበይ

  • @Liazgab
    @Liazgab หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @hailuweld
    @hailuweld หลายเดือนก่อน

    ኣሕዋት ኣጆና ንስመር ንፋቀር ንታሓላለ ኩሉ ኣቶኩረና ኣብ ህግደፍ ጥራይ ይኩን ኣሕዋት ምስ ዝሓብሩ ምስዝፋቀሩ ጸላኢ የባሩሩ🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @teweldegerezgiher9295
    @teweldegerezgiher9295 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙🎉

  • @user-hy3op6yx3t
    @user-hy3op6yx3t หลายเดือนก่อน

    ኣጀኹም ወገናተይ ሰብ መትከለ 💙 ውፉይ ኣቦ ዓቅል 💙💙💛💛

  • @sammicheal8365
    @sammicheal8365 วันที่ผ่านมา

    መጀመርታ ሰላም ደቂዞም ሓላላት መሬት ኤርትራውያን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ዘለኩም እዚ ክኣ ነቲ ውሕሉል ተቓውሞኩም ዝተካየድ ኣብ ጀርመን ኣብ ክንዲ ብጎንጺ ብሓላል መንፈስ ክትገልጹ ንቡርን ቁዱሱን እዩ። ኣቀሽሽትና እንታይ ይብሉ በትሪ የጽንዕ ሓይሊ መንግስቲ እዚ ክኣ ሙኩራት ተጋደልቲ ነበር ተቃወምቲ ነዞም ቡሩካት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ዘይሃገርካ መጺካ ኣብ 21ክፍለ ዘመን እምኒ ፋስ በትሪ ጸብሒ ክትክዕው ዳስ ናይ የሕዋትካ ነዴካ ኣቦካ ዋዕሮ ሓፍትካ ሓውካ ህጻን ኤርትራዊ ንክትሃርም ኣይኮነን ዓይንካ ኣፍጢጥካ ዘይትዛረበሉ ዓዲ መጺካ ከምዘለካ ምክሪ ክልግሱሎም ይግባእ ኔሩ። ግን ንስለ ረብሕእኦም ክብሉ ነዚ መንእሰይ ኣብ ክትወጾ ዘይትክእል ክሳራ ማእሰርቲ ወረቀትካ ምብልሻው ሓዳርካ ናብራካ ዘምጸካ ዕላማ ረሲዕካ ንናይ ውሑዳት ዑሱባት ናይ ወያነ ኢደ በይዛ ንዝኮኑ ከተሕጉስ ወያነ ነቲ ኣብ መሬት ዘይረከበቶ ዓወት ኤርትራዊ ባህሊ ደምሲስና ነንሕድሑ ኣተፋኒንካ ነንሕድሕዱ ኣባሊዕካ መንነቱን ክብሩን ንክዝርጉ ፈቲኖም እቶም እከያት ሰብ ረብሓ ክኣ ብድሕሪት ኮይኖም ንስለ ረብሕኦም ክብሉ ናብ ሓዊ ዝጠበሱ በዓል የሴፍ ገብርሂወት ዑቡድ ወካርያ( በየነ) ሰልጠነ ሄኖክ ካልኦት ሰዓብቶምን ሰባት ጠቢሶም ብሓዊ ይጠበሱ ማስጣ ናቶም ይውረዶም ንሳቶም ረብሕኦም ረኪቦም ተሰከምቲ ሓጢያት ደቂ ገርሂ ልባ ግን ግዳይ ኮይኖም ይርከቡ። ዘገርም እዩ ምልስ ብምባል ኣብ ተቓዎሙኩም ዝነበረ ብነድሪ ዝወጻ ቃላት ኢሰያስ ዲክታቶር ዳውን ዳውን ዝእመሰላ ናይ ተቃውሞኩም ቃላት ኔረን እዚኤን ቃላት ከም ሙዚቃ ቃላት ሙሴ ክኣ ንመበል 69 ዓመት ተዘሚረን ግን Physics ክንማሃር ከለና Two parralel line never meet እዚ ክኣ እቲ ሓደ መስመር Down down Essayas Essayas is Dictator እንዳበለ ን69 ዓመት ክዝምር ከሎ እቲ ሓደ መስመር ክኣ 6ሚልዮን ኢሰያስ ፈጢሩ ካብ ማንም ከይተጸበየ ርእስካ ምክእል ንጸላኢ ብብረቱ ዝብል ዘገርም ከም ባህሊ ኣንጊሱ ንማንም ከይለመነ ዒዮ ገዛና ወዲእና ኢና ብማለት ንዓለም ብዘደንቅ ከይፈተወት ነጻነት ኤርትራ ዝተቀበለት ዓለም እንሆ ድቃስ ሲኢና ብኩሉ ፈቲና ደቂ ሓራስ ነብሪ ግን ዕርፊ ኣጽኒዖም ናጻነቶም ኣውሒሶም ኢሰያስ ክኣ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ኮይኑ ን34 ዓመት ህዝቡ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘሎ ሒዙ ብሓደ ትርግታ ልቢ ዝሃርም ዘቅንእ ዘኩርዕ ባህሊ ሒዙ ሰዊዱ ይርከብ ኣሎ።
    ዝከበርኩም ደቂዛ ሓላል መሬት ካብዛ ቅድስትን ዝተባረከት ሃገር ንስደት ንክትዛርዩ ዝገበረ ካብ ብቅንኢን ክፍእትን ዘይበልየሉ ንልዕሊ 150 ዓመት ካብ ኩናትን ወረ ኩናትን ዘይወጸ ሓሳድ ጎሮቢት ስለ ዘሎ ብዘይ ኩናት እውን ክነብር ስለ ዘይክእል ብዝከፈቶ ኩናት ኩናትውን በላዒ ስለዝኮነ ንስደት መሪጽኩም ትኮኑ ክትማሃሩ ወይውን ስድራ ክትረድኡውን ደሊኩም ዘይስገር ሰጎርኩም ኣብዘለኩሞ ዓዲ በጾሕኩም። እንተኮነ ስዕረቶም ኣሚኖም ዘይዓርፉ ግናያት ወያነ ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ስም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጠኒሱ ኣብ መቀለ ተፋሒሱ ኣብ ጀርመን ሃገር ብሽም ወፍሪ ሰላም ክኣ ብበዓል ዶር ነጋሲ ዑቡድ ወካርያ ሰልጠነ ሄኖክ ኣሰና ካልኦትን ባርኮት ወሲዱ። ዶክተር ፋልሶ ይብል ኣብ ጀርመን ንገብሮ ዘለና ተምሳሌት በርሊን ወሲድና ዶብ ኤርትራን ትግራይን ፈሪሱ ሱውኣት ኤርትራ ስውእትና ከም ዘይኮኑ ኣሚና እዛ ባንዴራውን ናህና ኣይኮነትን ምስ ተዓወትና ናህና ባንዴራ ክንገብር ኢና ብማለት እዩ ከፊትዎ ብሙሉኡ ክትሰምዕዎ ወፍሪ ሰላም ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ስምዕዎ እቲ ዝነበሪ ብወየንቲ በዓልዚ ከዳዕ ኣሰና ኮይኖም 40%ተጋሩን ቅልውላው ወለዶ ዘሎዎም ተማእኪሉ ብዘሕዝን ፍጻሜ ተባሪኩ ቀጺሉ ብድሕሪኢ ትግራይ ትስዕር ማህጸን ኤርትራዊ ኣደ ትምከን ጸሊም ትከደን ሰራዊት ሻዕቢያ ክድምሰስ ኣሎዎ ቡዙሕ ጅግንነት ኤርትራዊ ዘጥፍእ ጊዒሮም ስለዚ ምስ ከምዚኦም ዝእመሰለ ሸይጣናዊ ስርሒት ዝሓቆፈ ውድብ ኣቲካ ሪምካ ክትሸይጥ ቁኑዕን ዘይቅቡልን እዩ። ስለዚ ኣንታ ወዲዛ ሓላል መሬት ብምንታይ ምስ ከምዚኦም ዝእመሰሉ እከይ ተግባራት ማዓር ብዕሬ ዝተከለሰ ክትስለፍ ትመርጽ መጋበርያ ናይ ተበለጽትን ሸየጥቲ ሪሞም ትከውን ገለባ ንሕሰብ ካባካ እታ ዝወለድትካ ክብርቲ ኣደ ሓው ኣቦ ዋዕሮ ሓፍትካ ትጽቢታ ቡዙሕ እዩ ካባካ ናትካ ጽቡቅ ክሰምዓ ብሃረርታ እየን ዝጽበያ ዘለዋ ተእሲሩ ወረቀቱ ተባላሽዩ ክትሰምዕ ከላ ዝስምዓ ሓዘን መግለጺ የብሉን ስለዚ ቅድሜኩም ክንደይ ኣዲስ ኣበባ ተበጺሑ Down Down ተባሂሉ ን69 ዓመት ኣንጻር ኢሰያስ ተዘሚሩ ግን ዋርሳይ ጊዲኡ ጌሩ መንደላይ ክኣ ትእምር ሰሪሑ ዓድካ ኣዴካ ሓፍትካ ከይተደፍረት ዶቡ ሓልዩ ሰዊዱ ሰላም ዘለዋ ርግእትን ሕፍርትን ኤርትራ የረክበካ ኣሎ። ናትካ ግደ ተማሂርካ ዓድካ ተመሊስካ እቲ ተሪፉ ዘሎ ኢደይ ኢድካ ክትምልኦ ድኣምበር ኣሳሳይ ናይ ሸየጥቲ ሪሞምን ከዳዓትን ክትከውን ኣይምሕረልካን እዩ እሞ ልቢ ግበር ሂወት ሓንሳብ ተከሲርካያ ኣበይ ኣለካ ምሳና ኔሩ ኢሉ ዝዝክረካ ከማን የለን ዕድሜካን ጊዜካን ክእ ከምቶም ዝሓለፉ ገሊኦም ብዘይ ቁም ነገር ከይተመርዓው ብሃለው ጊዚኦምን ሂወቶምን ከሲሮም ገሊኦም ብሞት ሓሊፎም ገሊኦም ናይ እእሙሮ ጸገም ረኪቦም ዝእልዮም ሲኢኖም ካብ ህዝቦምን ዓዶምን ተፈልዮም ዝበዝሑ ክእ ምስ ህዝቦም ኮይኖም ዓዶም ሸነን ይብሉ ኣለው ናትካ ዕድል ክእ መሳርሒ ናይዞም ከዳዓት ወይጦታት ኮይንካ ንከይትተርፍ ምክረይ ይልግሰልካ ኣለኩ እዚ ወዳሓንካ።

  • @JustOne77
    @JustOne77 หลายเดือนก่อน +1

    PROUD OF YOU BRIGADE NHAMEDU!💙

  • @stevetsegay3930
    @stevetsegay3930 หลายเดือนก่อน

    Very poor audio! You can't even organize a descent meeting and you want to lead a nation? 😂