ኣዋልድ ሳራ 1ይ ክፋል!! ብቀሺ ዶ.ር ተኽለኣብ መንግስትኣብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 25

  • @Michael-Gher
    @Michael-Gher 2 หลายเดือนก่อน +3

    ነዞም ሓቀኛታት ኣቦታት ክሰምዕ ከለኹ ወንጌል ኣይ እሰርን ኢዩ ትብል ጠቅሲ ኢያ ተዛኻኽረኒ
    ኣምላኽ ምእንቲ ምድሓን ህዝቡ ኢሉ ሞቁሖም ይስበር 🥹

  • @rozaseltene2740
    @rozaseltene2740 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቦና ኣምላክ ብርክ የብልኩም ንዓና ዓበይቲ መማህራና ኢኩም
    ኣምላክ ቅንዕናኩም ሪኡ መዋጾኦ ይፍጠረልኩም ።
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HenSamedia8480
    @HenSamedia8480 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣየ ነዞም ቅዱሳን እዚኦም ዝጸርፍ ሰብ፡ ንኩሉ ግዜ ዝከውን ከም ናይብሃዋርያት ኣቀዲሞም ዝነገሩ፡ ጎይታ ምስኦም ከምዝነበረን፡ ናይ ብሓቂ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ምዃኖም ዘብርህ ኣጋጣሚ ኢዩ። ሎሚ እዚ ቅድሚ 20 ዓመት ዝበልዎ፡ ሎሚኳ ኣብ ቤተክርስትያንና ኣትዩ ክንሱ ተቢዑ ብጥበብ ዝመልኦ ቃል ዝነቅፍ ይኹን ዝምዕድ ዘይተረኽበ ምኳኑ ኢዩ። ኣምላኽ ምስኦም ይኹን ቅዱሳን ኣብታተይ❤❤❤❤❤❤

  • @mulyemalet9777
    @mulyemalet9777 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣቦታትና ብስም የሱስ መቅሕኩም ይስበር ፍቁራት ኣ
    ቦታተይ

  • @HYAW-EMNI
    @HYAW-EMNI 2 หลายเดือนก่อน +6

    ንትውልዲ ኩሉ ዝባርኽ ህያው ቃል ንኣምላኽ ኩሉ ግዜ ክልምኖ እየ ብህይወት ገጽኩም ክርኢ።😢

  • @natnael746
    @natnael746 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኽቡራት ኣቦታትና ኻህናት፡ ናዓኹም እንርኤላ ዕለት ብእግዚኣብሔር ዝኾነት ንናፍቅ ኣልና።❤❤❤

  • @zeriesenaibeyene3518
    @zeriesenaibeyene3518 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣየ ነዞም ኣቦታት ጸጋ ዝሃበ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን፡ ክብሪውን ንጎይታ የሱስ ይኹን። ኣምላኽ መቓውሕኩም ሰይሩ፡ ዳግም ኣብዛ ቅድስት እምነትኩም ንጎይታ ከተገልግሉ ሃረር ንብለኩም ክቡራት ኣቦታት።

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes 2 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ዝገርም እቲ ጠንቂ ናይቲ ዓቢ ሕማቅ ነገር ብንግህኡ ዘለለየ ቅኑዕ ኣገልጋሊ እንቃዕ ኣብዚ ግዜና ዘሎ ኣይትርእይዎ ኣቦና ።ኣምላኽ ጸግኡ መሊእኩም ንስኹም ከኣ እሙን ኮይንኩም ኣገልጊልኩም ።

  • @elsaasfaha4689
    @elsaasfaha4689 2 หลายเดือนก่อน

    Good bless you

  • @YonasBahta-ye5zf
    @YonasBahta-ye5zf 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንኹሉ ወለዶ ኣብ ዘመን ኩሉ ዝጠቅም ኣገልግሎት ቃል ኣብኦም ዘንበረ ኣምላኽ ክብሪ ይኹኖ! ኣምላኽ መቑሖም ይስበር!

  • @danielphoto388
    @danielphoto388 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak mekawehkum ysber burukat abotat

  • @nebiatberhane394
    @nebiatberhane394 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen kibri ni Amlak
    Egizabher Amlak abzelkyo tsegu yibzeha mequhkum seru dagmay tsegakum kinkafel ygberena.
    Ente kem hizbi emo telimnakum ena Amlak mihret yigberlna 😢.atom sebat bejakum ni meles Egizabher Amlak mihret kigerelna ni nesah beabi niseh nimels bedilnayom ena hadimna wetsina beka asqitina kemza zinfeltom Aby emo kisltena enber Goytas misom eyu zelo. Please part two bihanqewta yitsbe be blessed

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 2 หลายเดือนก่อน

    ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኽካ

  • @eliltayirgealem7388
    @eliltayirgealem7388 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak mekuhkum ysebabro abona kemakum nukuhat abotat yedlena alo btmrtkum buzuh nbarek alena slekum n amlak nemesgno mewaxio yfterelkum,amlak haylu yhabkum kudusan abotat.

  • @zerisenayrussom8508
    @zerisenayrussom8508 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ኣቦና መቁሕኩም ሰቢሩ ኣብ ኣገልግሎትኩም ይምለስኩም። ነዛ ቪድዮ ኣበዚ ዝጸዓንካልና ክቡር ሓው ከኣ ጸግኡ የብዝሓልካ። እታ ሓሳቦም ግን ዝተወድአት ኣይመስለንን ኣብ መወዳእታ ተተኻኢሉ እቲ ዝተረፈ እውን ኣብ ካልኣይ ክፋል ስደደልና።

  • @wediakoni
    @wediakoni 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዓልና❤❤❤

  • @Ftweynateyanewnnatu
    @Ftweynateyanewnnatu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ጸጋ ኣብዚሕልኹም ኣቦና ነዚ ዘለናዮ ግዜ ዝገልጽ ትምህርቲ ጎይታ ኢየሱስ መቁሕኹም ይስበር ንዓና ክሕሸና።

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 2 หลายเดือนก่อน

    ዝሰምዕ እዝኒ ዘለዎ ሰብ ይስማዕ ተባረኽ ኣማንን ዓልምን ተሓዋዊሱ ኢዩ

  • @YosiefAsmelash
    @YosiefAsmelash 2 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ኣብዘለኩሞ ምሳኩም ይኩን።

  • @samrawitghirmay8579
    @samrawitghirmay8579 2 หลายเดือนก่อน

    Kubur Akiha amlak burukat n txawietom axiniom zhazu gedili emnetom zgadedu zelewu burukat abotatey

  • @AwetWeldemaryam
    @AwetWeldemaryam 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak msakum yikun abona

  • @yonatantewelde
    @yonatantewelde 2 หลายเดือนก่อน

    Gbu berie

  • @YosiefAsmelash
    @YosiefAsmelash 2 หลายเดือนก่อน

    ካላኣይ ክፋል ብህንጡይነት ንጽበ ኣለና

  • @elsatecle5822
    @elsatecle5822 2 หลายเดือนก่อน

    Eti Klu Zri Amlak Nay Abraham Israel Msakum Ykun. Bsm Amlak Bzuh Waga Tkflu Alekum.Eti Zeytaks Amlakna Msakum Eyu.Nay Gzye Guday Eyu.
    Klusa Nxli Nexa Ktwexu.

  • @DanielTeweldemedhin-m8k
    @DanielTeweldemedhin-m8k 2 หลายเดือนก่อน

    Was Doctor young on this sermon I feel like it isn't him