Tigray Media Network ከይንጥፍእ ኢና ንቃለስ ዘለና ዶ/ር ደብረፅዮን Jan 15, 2025

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe

ความคิดเห็น • 32

  • @NdbxbJdjdjd
    @NdbxbJdjdjd 16 วันที่ผ่านมา +1

    በሓቂ ❤❤❤🎉🎉ደቢሪፂ❤❤❤❤❤ለባመይ

  • @NdbxbJdjdjd
    @NdbxbJdjdjd 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freweinigirmatsion4202
    @freweinigirmatsion4202 17 วันที่ผ่านมา +1

    ደብሪጽ ዕደ

  • @JohnmarioDak
    @JohnmarioDak 16 วันที่ผ่านมา

    Natu mes zoom ekatenber xelieleka

  • @awelkerhagos3484
    @awelkerhagos3484 15 วันที่ผ่านมา

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 17 วันที่ผ่านมา +5

    ህወሓትን ህዝቢ ትግራይ ክድሕን ዝክእል ሓንትን ሓንትን እያ። ውዕል ኣልጀርስ ተቀቢልካ ሰላም ምግባር እያ። እዚኣ ጥራይ እያ ንህዝቢ ትግራይ ክኣ ሰላም ይረክብ ህዝቢ ኤርትራ ክኣ ሰላም ይረክብ ሕውነትና ይድልድል ትሕገዙ ክኣ ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ክኣ ተፈራሕቲ ኮይንኩም ትነብሩ።

    • @NFx-d4h
      @NFx-d4h 17 วันที่ผ่านมา

      ሓቅኻ ኢኻ ምዓረፍና ነይርና ንሕና ውን ። ንዘይረብሕ መሬት ክንደይ ሃሊቁ ፈሪመዎ ተኾይኖም ክፍፅምዎ ነይርዎም ክልቲኦም ህወሓት ዋላ ኤርትራ ንምንታይ ኸመዘይፈፀመ ኣይርደኣንን ። በቃ ፈንጂ ቀቢሮምልና ካብ ዝገርመካ ዝርርብ ተዝህለው እቲ ፀገም ከቢድ ኣይመሰልን ግን ትዕቢት ፍክክር አነ እየ ዝበልፅን ንዓና ምን ዘይንፈልጥ ሓዱሸ ወለዶ ኢና ዋጋ ንኸፍል ዘለና

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 17 วันที่ผ่านมา

    ናትቃ ቅልሲ ካብ ጥፍኣት ኣየድሕንን ጥፍኣት የራብሕ ዳኣምበር

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 16 วันที่ผ่านมา

    ኸዝውን እናሓደረ ዝወፅእ ዘሎ ነገር ንምንታይ ኣብ እዋኑ ወፂዑ ህዝቢ ክፈልጦ ዘይግበር እንታይ ዘሐብእ አለዎ!!!

  • @meseretgebru5341
    @meseretgebru5341 17 วันที่ผ่านมา

    ሕዋሕትደሐነትአይዳሐገት ህዝቢ ናብ መረበቱ ክምለስ አለዎ ውድብ ሕዝቢ እዩ ፈጢርዋ ንሳ ህዝቢ አይትፈጥርን

  • @JdjsHehs-j3d
    @JdjsHehs-j3d 17 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ደብሪጸይ ሎምስ ደኺሙኢዩ እተን ተንቀሳቀስቲ ኢዱ ኡኳ ጠፊአን

  • @merkebiwtf
    @merkebiwtf 17 วันที่ผ่านมา

    ፖሊስ ኮሚሽን እውን ንፍሉይ ልኡኽ አኪቡ ም/ኮ/ኮሚሽን ተፀዋዕነትና ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ኢና ኢሉ አብአዳራሽ አኪቡ

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 17 วันที่ผ่านมา +1

    ክቡር ሓወይ ዶር 17:51 ደብረጽዮን!!! መተዓብይተይ: መማህርተይ!!!! ክቡር ዶ/ር ደብረጽዮን!!! ናይ ኣ ል ጀ ር ስ ና ይ ሰ ላ ም ስ ም ም ዕ ነ ት ዘይትቕበል መራሒ እንተኾይንካ : ዘሕዝን!!! እቲ ምኸንያት ግለጸልና!!! ሕዙናት ኢና!! ህዝቢ ብዘይ እኹል ምኸንያት ነንሕዱ
    ኽተሃላለቕ???:: ናትና ምንባር ትርጉሙ እንተይ እዩ!!!!!! ክቡር ዶ/ር???

    • @sab2548
      @sab2548 17 วันที่ผ่านมา

      ምሳኻ ክካታዕ ኣይክእልን እየ

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 17 วันที่ผ่านมา

    T. M.N:-
    ከይንጥፍእ ኢና ንቃለስ ዘለና ዶ/ ር. X . . . "ከይንጠፍእ ኢና ንቃሐስ ዘለና።" ዶ/ር
    1)" " የድሊ
    2) ። የድሊ
    3) ከይንጥፍእX . . .ከይንጠፍእ
    ጥX . . ጠ

  • @AbehamTeame
    @AbehamTeame 17 วันที่ผ่านมา

    አነ ዝገርመኒ ደብረፅዮን ጌታቸው እዩ ፀገም ዝፈጥረልና ዞሎ ጌታቸው ድማ ደብረፅዮን እዩ ናይ ፀገም ፈጣሪ እንዳተበሃሀልኩም ናይ ሕዝብኩም ችግራት አይተጋድዱሉ ተስማዕሚዕኩም ህዝቡኩምን ናብ ቦታኡ ክምለስ ሐቢርኩም ስርኩ

  • @GereTsegay-v1l
    @GereTsegay-v1l 17 วันที่ผ่านมา

    ፎዕዕዕዕዕ

  • @gebreamlakbahta9757
    @gebreamlakbahta9757 17 วันที่ผ่านมา

    ደብረጽዮን እቲ ሽግር ብኣኻ ዝምራሕ ወያነ እዩ ዘየሎ ነገር እንዳምጻእካ ንህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትሕምሶ ኣለኻ ወልቃይት ናይ ጎንደር እዩ ቅበጾ። ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ እያ ተቐበሎ። ሓዲኡ ሓዝ።
    ምሓረና

  • @rorasabur-u5t
    @rorasabur-u5t 17 วันที่ผ่านมา

    መራሕቲ ህወሓት ብስርቅን ሓሶትን ወረራ ዘይናቶ ሙሱና ሓንጎሎ ነቂጹ እዩ ። ካርታ ኣይፈልጡ በቃ ኣብ ሓሶት ጽልኢ ህልኽ ሓንጎሎም በስቢሱ እዩ ።

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 17 วันที่ผ่านมา

    ኣይተ ደብረጽዮን እዚይ ላይ በሻሻ ዒዋል ካብ ስልጣን እንተይተወገደ ትግራይ ኣይትዓርፍን

  • @TsegayeAmene-nl5qv
    @TsegayeAmene-nl5qv 17 วันที่ผ่านมา

    ጊዝያዊ ምምሕዳርን ፀገማቱን ከምዘሎ ኮይኑ ህወሓት ክትድሕን እንተደአኮይኑ ንስኻ ሪዛይን ግበር

  • @عبدهابراهيم-ل1ج
    @عبدهابراهيم-ل1ج 17 วันที่ผ่านมา

    ሉሙፅ ደብረሸይጣን ንስኻ ክንሪእይ ከለና ዝቆሰሉ ዝመቱ ዝተፋነቀሉ ናስታዉሶም ኣለና

  • @al.ak12
    @al.ak12 17 วันที่ผ่านมา

    ተቀዘፍ....ንሕና ኢና ንመርሓካ ብዘይካ ህወሓት ጥራይ እዩ መራሒ ትግራይ እንዳ በልካስ ምሽ ንህዝቢን ንውድብን ከተድሕን ንሂወትካ ውን ከም ስፍሓት ኤፍሬም ሻዕበኛ ዋሕስ ክትኮና ብቅዓት የብልካን ንኩሉ ን ኩሉን ትግራዋይ ዝጥርንፍን ዘካተተን መንግስቲ እንተ ዘይ ሃኒጽካ ፈቲኻ ጸሊእካ ክትብላዕ ኢኻ....

  • @SeqtaTeum
    @SeqtaTeum 16 วันที่ผ่านมา

    Hanti tegrmni eti hezbi tegray entay melkti yehlifu debrix kemy geru yerdo dos nay zetkwlni kale qanqa alo

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 16 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኢድ ኣቢይ ዝወደቐ ደኣ ብኸመይ ክቐስን ? 😂

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 17 วันที่ผ่านมา

    እዚ መሸርፈት እንታይ ከምልሐስብ ዘሎስ አርድአካን ድዮ ሕዚ ድማ ህዝቢ ተነፂፍካ ክትወድቅ ወስን ወስን አብይ ምስ ጌታቸውን ኡዙይ ረሳሕ ፃድቃን ኮይኑ እንተስ ወክኒ እንተስ ጉድጓድ ከስፍሩኹም ርሕቀቶም ወዲኦም ኢዮም ልስኻ ግን ዱኑዙዝ ላትኩም ዐርስኹም ፍለጡ ህዝብና ከትልኩምልና

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 17 วันที่ผ่านมา

    ተዛሪቡ አየስምዕ ሀሪሙ አየድምዕ ለኻት ንስኻ መራሒ ክትኮን አይትክእልን አዘራርባኻማ ከምዘን ዐቤቲ አንሽቲ ኢኻ

  • @grmayshewit1778
    @grmayshewit1778 17 วันที่ผ่านมา

    እዚ ቁኑዕን ኽቡር ን መራሒ ኻብዙይ ንላዕሊ እንታይ ኽዛረብ ይድለ።

  • @alganeshtekleande6296
    @alganeshtekleande6296 17 วันที่ผ่านมา

    👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👈👈👈