ሰበር ዜና: ኣማሲዩ ዝወፀ መግለፂ ህወሓት | መቐለ ስጉምቲ ተጀሚሩ | ኣኼባ ብዘይስምምዕ ተበቲኑ | Kulu News ኩሉ ዜና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024
  • ሰበር ዜና: ኣማሲዩ ዝወፀ መግለፂ ህወሓት | መቐለ ስጉምቲ ተጀሚሩ | ኣኼባ ብዘይስምምዕ ተበቲኑ | Kulu News ኩሉ ዜና
    እዚ ብኩሉ ሚድያ እናተዳለወ ዝቐርበልኩም Kulu News ኩሉ ዜና እዩ።
    tigray news today, ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news, Daily Ethiopia and Eritrea news
    #kulunews
    #kulumedia
    #ethiopianews
    #zaramedianetwork
    #eritrea
    #tigray
    #ኩሉ_ሚዲያ #ኩሉ_ሚድያ #news #newsupdate, kulu media, dimtsi weyane news, kulu media news, kulu entertainment tv, eritrean movie

ความคิดเห็น • 15

  • @Tfdj-fu5qt
    @Tfdj-fu5qt หลายเดือนก่อน +3

    ሰላምኪ ትግራይ የሪኣና❤

  • @user-wt3no9gq2q
    @user-wt3no9gq2q หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ሌያቡ ተቃውሞ እዩ። ህወሓት ንቅድሚት

  • @Tfdj-fu5qt
    @Tfdj-fu5qt หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @user-bu8iw5eh3g
    @user-bu8iw5eh3g หลายเดือนก่อน +1

    Againist All Odds: Carried by the bravest people in human history, the TPLF marching forward.

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

    JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️ JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️ 🙏 JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️ JUSTICE FOR ⚖️ TIGERAY JUSTICE ⚖️ 🙏.

  • @thecash_4219
    @thecash_4219 หลายเดือนก่อน

    ሀሽው ሀሽው አሽው

  • @user-kp9jy8ne9m
    @user-kp9jy8ne9m หลายเดือนก่อน

    እዞም ሪኢቶ ወሃብቲ ናይ ህዝብና ሰቃይ ንኽናዋሕ ዝደልዩን ድኣምበር ዘለው ፀገማትካ እናገምገምካ ዝማዓራረ እንተይ ኣመዓራረኻ ጥዑይ ሕሙምን ኣካይዳ እንተይፈለኻ ንዘጋጠመካ ሕፅረት መፍቲሕኡ ንምእለይ ኣይካኣልን ሰለዚ መእካቦም ሓድነት ሐሪሕነትን ሓድነት ህዝብና ዘጠናኽር እምበር ፀገም ኣይኮነን ንምንታይ ይእከቡ ንምንታይ ፀገሞም ይሪኡ ዝብል ኣካል ግን ተኣጃጅሉ ሰኽክብል እሞ ምሰበሰበሰ ተማሕዩ ንኽጠፍእ ዝደልዩ ኣካለት ምኳኖም ዘዮሰሓት ሓቂ እዩ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

    Anetume. Sebate. Eza. TIGERAY. Enetaye. Eya. Tekewene. Zela.Kabe. Hege. Wetsae. Zekone. Sibe. Zeyelate. Be. Hayale. Segumete. Mewesade. Nementaye. Ena. Gene. Mesehake. Banedatate. Nekewene. Zelena. Ere. Bejakatekume. Bemetehesesabene. Bezeye. Dekasene. Nezoeme. Hewetome. Ahelefome. Nezehabu. ESHELATENE. SEDERA. SEWEATENE. BEMEREAYE. SELAMENE. FETEHENE. ASEFENU. !!!!!ENETAYE. 10. GEZE. AKEBA. EKO. MENEME. LEWETE. YEBELUNE. !!!!!!!

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 หลายเดือนก่อน

    TPLF lost the sense of prioritizing responsibility. Nothing is more important than returning internally displaced people to their home villages.

  • @HayetTesfay
    @HayetTesfay หลายเดือนก่อน

    ኣታ ታይ እዩ እንዶ ኣኼባ ኣኼባ ባች ኣሰልቺ ልኾነ ውድብ

  • @kakiko-fm5gu
    @kakiko-fm5gu หลายเดือนก่อน

    ኢዝይ መድምዘዚ ክኒና ንተጋሩ ኢዩ። ጊታቸው ረዳ ምስ አቢይና አመሪካን ኮይኑ አንጻር ሗዋህትን ህዝቢ ትግራይ ይሰርህ አሎ። ህዚ አጀንዳ ትግራይ ስለ መቀለ አይኮነን። ሕጹጽ አጀንዳና ህልዋናና ምርግጋጽ ኢዩ። ክልእ ነገር ደሃራይ ወይከዓ ካልኣይ ኢዩ። እዚ ስንኩል መደንዘዚ ዜና አይድልን። ውራይና ህዝብና ናብ ቤቱ ይመለስ ኢዩ። ጊታችው ራዳ ይወገድ። ውራይና ስለ መቐለ አይኮነን። ውራይና ስለ አብ ውቅሮ ዘለው ቤት አልቦ 20 ቤቴሠብ አይኮነን። ውራይና ናይ ጊታችው ሕውጻ አይኮነን። ውራይና ስለ ህድሪ ስዋኣትና ኢዩ። ውራናይና ስል ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ኢዩ። ጊታችው ናይ አቢይን ናይ አመሪካን ምሥለኒ ስለዝኮነ ይውገድ። ህሙም፣ ተጋሩ ጊታችው ረዳ ክጥፍኣኩም ይሰርህ አሎ። ጊታችው ኢልካ ትግረዋይ የለን። ጸባዩ እውን ትግረዋይ አይምስልን። ጊዝያዊ መንግስቲ መን መስሪትዎ? ንመን? ስራሁ እንታይ ኢዩ? አብ መቀለ ከፍ ኢልካ ንይ ክልተ ዓመት ሕትኩትኩ? ዋ፣ ዓገብ ዓገብ ተጋሩ። እትይ ሂዝቢ ትግራይ ዘመረጾ ሃጋዊ መንግስቲ ናብ ቦታኡ ይመለስ። ሃዱሽ መንገዲ እስካብ እናሃንጽ እትይ ህዝቢ ዘመረጾ መርሂነት ምስ ሃይሊ ትግራይ ኮይኑ ትግራይ ንጊዚኡ ስለማ የረጋግጽ። ጊታችው ወጊድ እብል። እንታይ ክገብረለና? ክልተ ዓመት ከፍ ኢሉ አብ መቀለ እናሃሰዎ? እንታይ ግይሩልና? ይውገድ። መራህቲ ህዋህት ክይንቀሳቀሱ ታጊዶም? ንምንታይ? መን አጊዶዎም? አቢይን አመሪካን? ንቁሁ ተጋሩ። ጊታችው ጻድቃንን ከሃድቲ ኢዮም። ንስዋአትና ኪሂዶም ናይ አመሪካ ምስለነታት ክኮኑ መሪጾም አለው። እዝይ ፈልጥና ሃደ ኮይና ኢት ዘመረጽናዮ መንግስቲ ምስ ሃይሊ ትግራይ ኮይኑ ንህዝብና ስለም ይመልስልና። ዝበለጸ ስራዓት ንምህናጽ ብቀዳሚ ህልዋናና ክነረጋግጽ አሎና። ቅድሚ ኩሎ እመንተን ድህነት ቢሂል before anything security and safety of our people. ትግራይ ካብ ሃምኩሽቲ ናብ ከዋክብቲ ክንደይባ ኢና። ግና እመነትና ድህናትና ነረጋግጽ። ህዝቢ ትግራይ አብ ጎኒ ህዋህት ኩን። ንህዋት ዝቅይሮ ህዝቢ ትግራይ እምበር አመሪካ አይኮነን። አቢይ እውን አይኮነን። እሞ ህዝቢ ትግራይ እታ ህዋህት እታውቃዕ ዘላ ና አካ ርእሳ ንምድናን ከምዝኮን ተርዲእካ ሃደ ኮይንና ምስ ሃይሊ ትግራይ ህዋህት ኩን። ንህልዋና ካ ኢልካ።

    • @Rayaraya170
      @Rayaraya170 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @adamro204
    @adamro204 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉